ሕረሰለይ - ኤልሳ ኣብ ቀዛሕታ

Ойын-сауық

Пікірлер: 140

  • @fmhabeshawit5079
    @fmhabeshawit50794 жыл бұрын

    እንኳዕ ኣብፀሐኩም ንኩሉኹም ኣመንቲ ክርስትና ኣሕዋት ኤልሳይ ወናኒት ጥዑም ድምፂ

  • @user-jj1gx2ei5j
    @user-jj1gx2ei5j4 жыл бұрын

    ርሑስ በዓል ይግበረልኩም አጋውዝ ትግራይ ሽኮሪናታት

  • @user-do4zd9dl4f
    @user-do4zd9dl4f4 жыл бұрын

    እንኳዕ ኣብፁሐኩም ኣብፀሐና ንባዓል መስቀል ንዓመታ ከምዚ ሎሚ ብሕቡርና እንውዕል ይግበረና ኣሜንን

  • @NaTe-ep6be
    @NaTe-ep6be4 жыл бұрын

    በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላኽ ኣሜን:: 2012 ዓ.ም ርሑስ መስቀል ብዓል ሰናይ ዓውደ ዓመት ይግበረልና ልዕል መድሓኒዓለም ኣሜን ፫:::: እንቋዕ ንመስቀል ክብሪ ብዓል ብሰላም፥ብኽብሪ፥ብሓጎስ፥ ብሰናይ ብሓባር ኩሉ ኣብቀዐና ኣሜን ኣሜን ኣሜን:::!!! ቀዳማይ/1ይ: መስቀል እንታይ እዩ? " መስቀል ኣርማ ክርስትና እዩ: ወይ ድማ መስቀል ናይ ክርስትያን ባንዴራ እዩ:: " ወውሃብክዎሙ ትምርተ ለእለ ይፈርሁከ ከመ ያመስጡ እምገፀ ቅስት ወይድሓኑ ፍቁራኒከ" :: መዝ ዳዊት ግዕዝ 59:4 " ካብ ፍላፃ ፀላኢ ምእንቲ ክድሕኑ፣ነቶም ዝፈርሑኻ ሰንደቅ ዕላማኻ ሃብካዮም " :: መዝ ዳዊት ትግርኛ 60 ቁፅሪ 4 :: እዙይ ማለት ንቶም ኣመንቲ እግዚኣቢሔር፥ ንቶም ብናይ እግዚኣቢሔር መምርሒ ዝመላለሱ፥ ንቶም እምነት እግዚኣቢሔር ዋልታን ኣርማን ጌሮም ዝንቀሳቀሱ፥ ካብ ነይ ፀላኢ መከላኸሊ፥ ካብ ናይ ሓደጋ መከላኸሊ ብሹም እግዚኣቢሔር ድል ዝገበሩሉ ኣርማ ምልክት ባንዴራ ሰንደቅ ዕላማ መስቀል ሃብካዮም ማለት እዩ:: ንኣብነት ከፍቶም መስቀል ኣርማኦምን ሰንደቅ ዓላማኦምን ጌሮም ዝተውሃቡ ብእግዚኣቢሔር እዩ እሞ ዝተዓወቱሉን ዘልምዕሉ በረኸትን ፀጋን ዝተቀበልሉ ብዙሕ ኣብነታት ኣለዉና:: ፈለማ ወይ ክዓ መጀመርታ መድሓኒና ጎይታና እየሱስ ክርስቶስ ኽብርን ምስጋናን ንዑ ይኹን ኣሜን:: ንዓና ከድሕን ናብዛ ምድሪ ዓለም ቅድሚ ምምፃኡ፥ቅድሚ ምስቃሉ እቲ ኹሉ ዲሒሩ ክመፅእን ክግበር ዘለዎ ዛዕባታት/ ነገራት ካብ እግዚኣቢሔር ዝተሰወረን ዝተሓብአን ስለ ዘይኮነ፣ እካድኣ ብኡ ዝተመደበ ዝተዳለወ ስለ ዝነበረ እዩ:: እቲ መስቀል ኣበየናይ ዘመን ክመፅእ እዩ፥ እንታይ ዓይነት ዓወት ኽብሪ ክህብ እዩ፥ ንብዓል መን፥ ብናይ እግዚኣቢሔር ምድው ድልው ስለ ዝነበረ እዮ። ፈለማ እቶም መላእኽቲ ሚኢቲ ነገድ ስለ ዝተፈጥሩ (ስለ ዝተፈጠሩ) እቶም ሓደ ነገድ እቶም ኣጋንንትን ዝባሃሉ ፀረ ደቂ ኣዳም ኮይኖም ዘለዉ ሕጂ ካፍቲ ናይ እግዚኣቢሔር መስመር ምስወፁ: እቶም ቅዱሳን መላእኽቲ ካፍቲ ሰማያዊ ስፍራ ከውፅእዎም ተኣዚዞም ነይሮም፥ ዳሓር ግን ፈቲኖም ከምቲ ዝተልኣኽዎ ከድምዕዎ ኣይካኣሉን። እብኣር ብዘይ እዙይ መስቀል ምልክት እዙይ ብዘይ ኣርማ እዙይ ክተቀንፍዎ/ ክትስዕርዎ ስለ ዘይትኽእሉ፥ እዚ ምልክት እዙይ ኣርማ መስቀል ናይትኩም እዩ ኢሉ እግዚኣቢሔር ኣምላኽ ብቅዱስ ሚካኤል ሓለቃ መላእክት ጌሩ ምልክት መስቀል ምስ ኣትሓዞም፥ ኣፍቲ ሥዕሊ ናይ ቅዱስ ሚካኤል ኣሎ ናይ መስቀል ኣርማ ምልክት:: መስቀል ኩልሻዕ እቶም መላእኽቲ ዝሕዝዎ ኣርማ ካብ ሽዑ ኣትሒዙ እዩ:: ኣርማ ናይ ክርስትያን፥ ኣርማ ነይ ክርስትና፥ኣርማ ናይ ኣማኒ ናይ እግዚኣቢሔር ተወካሊ መስቀል ስለ ዝኾነ እዩ:: ቅርፂ ምልክት መስቀል ገበረሎም ነቶም ቅዱሳን መላእኽቲ እሞ፥ ናፍቶም ካብ ናይ እግዚኣቢሔር መንገድ ዝወፁ ኣጋንንቲ ገፆም ቅርብ ምስበሉ ኩሎም ከም ንፋስ ጭስ በኒኖም ጠፍኡ፡ " መቲቲታሕቲ ወረዱ " :: ስለዚ መስቀል ኣርማ ኣመንቲ ሙኻኑ ካፍቲ ኽርስቶስ ቀድሚ ምምፃኡ፥ቅድሚ ምስቃሉ ምስዋኡ፥ ቅድሚ ዓለም ዝነበረ! መስቀል ንመላእኽቲ ኣርማኦም ብመላእኽቲ ገና ኣብ ሰማይ ከምዝተጀመረ ናይ እየሱስ ክርስቶስ መስቀል ን መላእኽቲ ምልክት ኣርማኦም ከምዝኾነ እና ንኣዳም ዘርኢ ድማ ናይ ሂወት ኣርማ ካብ ሲኦል ወፂኦም ናብ ገነት ዝኣትውሉ መስቀል ኣርማና፥ መስቀል ሓይልና፥መስቀል፥ ቤዛና፥መስቀል ፅንዓትና ከምዝኾነ ታራኽ ይነግር ብዕርሱ ሓይሊ ኣዚና ምዝንኣምን ንገልፅ ነፍልጥ ንዘይ ኣመኑ ድማ ንኽኣምኑን ንኽማሃሩን ነፍልጥ ናይ ኽርስትያን ግዴታኡን እና ስንቁን ከምዝኾነ ነታሓሳስብ:: መስቀል ንኣዳም ዘርኢ ፈዋሲ ድውያን እዩ፥ መስቀል ሓይልና እዩ፥ ሓይልና መስቀል እዩ፥ ዘፃንዐና መስቀል እዩ፥ መስቀል ቤዛና እዩ፥ መስቀል ናይ ነብስና መድሓኒት እዩ፣ ኣይሁድ ይኽሕድዎ እዮም ፡ ንሕና ግን ንኣምኖ ኢና፣ ዝኣመናዮ ንሕና ብመስቀሉ ንድሕን ኢና ዲሒና እውን ኢና:: ስብሓት ን ኣብ ስብሓት ን ወልድ ስብሓት ንመንፈስ ቅዱስ ስብሓት ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር ኣሜን ኣሜን ኣሜን:::!!! ኽብሪ እና ምስጋና ን ሔሩ ኣማኑኤል ይኹን ብሰማይን ብምድርን ሎማዓንትን ፅባሕን ዘወትርን ንሓዋሩ ኣሜን ኣሜን ኣሜን:::::!!!! ርሑስ መስቀል ርሑስ ዓውደዓመት ይግበረልና ፍቁር ኣቦይ እዝጊ ኣሜን ፫:::::ወላዲተ ኣምላኽ እመቤትና ፅዮን ቅድስቲ ድንግል ማርያም ምስ ወዳ ትቅደመልና ትባርኸና ብእየሱስ ኽርስቶስ መስቀል፥! ቅዱሳን መላእኽት እና ኹሎም ፃድቃናት ቅዱሳን ይባርኹና ናብ ፅድቂ መንገድ ይምርሑና ብኣማላድነቶም ብፀሎቶም ብረዲኤቶም በረኸቶም ፍቅሮም ኩሉ ኣይፈለየና ንሓዋሩ ይንበር ምሳና ንዘለዓለሙ ኣሜን ኣሜን ኣሜን:: ርሑስ መስቀል ኣብርሃን ይግበረልና ኣሜን:: ✝✝✝✝✝✝✝✝✝✝✝🙌🏽🙌🏽🙌🏽🙏🙏🙏✝✝✝✝✝✝🌹🌹🌹🕊🕊🕊🕊🕊🌹🌹🍇🍇🍇🍇🌻🌻🌻🌻🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🍇🍇🍇🍇🍇🍇 ሆየ ሆዬ ሆዬ ሆያ ሆዬዬዬ ሆ ሆሆሆ ሆ ሆያዬ ============================ ይትቀደስ ስምከ ይትቀደስ ስምከ በሓይለ መስቀልከ በዕፀ መስቀልከ ክቡር ዘኣዕበይኮ ለስምከ(2) ስብሓት ለከ ለባሕቲትከ ልዑል (4) * 1. ኣቲ ናይ ወይኒ ሓረግ ኣቲ ናይ ወይኒ ሓረግ ድንግል ልምላምኪ ዝበዝሐ ምግቢ ኮይኑ ተዋሂቡና ፍረኺ ንዓና ቤዛ (2) ኣዝ====== ብኣኺ ሰማይነት ድንግል ዝወፀ ፀሓይ ብርሃን እዩ (2) ንጻድቃን ሽሙ ዓዶናይ ኣዝ===== ፊደል ትመስሊ ኢኺ ድንግል ወንጌል ትወልዲኺ ንመላእክት (2) ዘይካኣል ጓሕሪ ዝኻኣልኪ ኣዝ===== ናይ መሶብ ኣብነት ድንግል ናይ ኾኾብ መራኸቢ ብስጋና ብነብስና ከይጠሚየና ንስኺ ኣለኽና ንዓና :::

  • @maziyednglmaryamlij8613
    @maziyednglmaryamlij86134 жыл бұрын

    ፀላኢኹም ዓይኑ ይደፈን ደቂ ሓላል ትግራይ 💞💞💞

  • @user-es1gi8kg8c

    @user-es1gi8kg8c

    4 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን

  • @selamselam5669

    @selamselam5669

    4 жыл бұрын

    Mazi Ye Dngl Maryam Lij Amennn mearey

  • @abadetkaya1239

    @abadetkaya1239

    4 жыл бұрын

    @@user-es1gi8kg8c 😃

  • @user-gh8ff6fm6z

    @user-gh8ff6fm6z

    4 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን

  • @user-jr8gj4hk6d
    @user-jr8gj4hk6d4 жыл бұрын

    ስላምኩም ይብዝሓለይ ደቂ ትግራይ ማዓርይ ሩሑስ ብዓል መስቀል ይግበረልና ኣሕዋተይ ፍትውትውውውውው ብቃ ናፍቆተ ኣለኒ እፍፍፍፍፍፍ ስደት ረሳሕ

  • @imissmama3978
    @imissmama39784 жыл бұрын

    እዛ ጛል ጽምጻ ሰብ ኣዛሪቡ,ሎ ይግበኣ,ዩ ከኣ ብሓቂ ጽምጻ ውድእቲ,ያ ርሑስ በዓል መስቀል ደቂ ትግራይ ጎይቶት ዓቕሊ።

  • @abadieri8870
    @abadieri88704 жыл бұрын

    ድምጺ ኣሎ ናይ ሰብኣ ደቂ ትግራይ ሽሻይኩም ይብዛሕ ቁዱስ ቅንኢ ኣሎኒ ምሳኩ ሩሑስ ባዓል መስቀል ንኩሎም ኣመንቲ ፎርሳ ሸዊት ሸዊት ሸዊት

  • @galtigray8701

    @galtigray8701

    4 жыл бұрын

    አሜንንን

  • @user-ig9xo1xj3e

    @user-ig9xo1xj3e

    4 жыл бұрын

    ኣሜንንን ወዲ ኤረ ሓውና ሰላም ናዓኻ ርሑስ መሰቀል

  • @yemeryemlij3192

    @yemeryemlij3192

    4 жыл бұрын

    Amen(3)hawna

  • @user-ko2hx6mg1m

    @user-ko2hx6mg1m

    4 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ወዲ ኤረ ሓውና ብዓል ጥዑም ልሳነ ❤ንኩልና ሰዓብቲ ክርስቶስ ሩሑስ መስቀል ይግበረልና

  • @yordigaltigrayselammskulu2399

    @yordigaltigrayselammskulu2399

    4 жыл бұрын

    Merhaba marey 💓

  • @NaTe-ep6be
    @NaTe-ep6be4 жыл бұрын

    ኤልሳ ማዓር ሽኮር ጥዕምቲ ደርፊ እንቋዕ ንብርሃነ መሰቀል ብሰላም ብምሕባር ኣብፀሐና ደቂ ትግራይ ወለላይ ማዓረይ::::::

  • @solisesa6804
    @solisesa68044 жыл бұрын

    *ኣሰይይይይይይ💓💓💓💓🌸 ደስ ክትብሉ ምቁራተይ* *እንካዕ ኣብጸሐና ንኹልና ኣመንቲ ክርስትና ⛪🙏* *ኤልስየ ምጭውቲ ወናኒት ጥዑም ድምጺ* *ኣነስ ከመይ ድየ ዝፈትወኪ 💓💓* *ኩሉ እንተደሊኻየ ኣሎን ኣብ ገዛኻየ::* #ቀዛሕታ👍 💓💋

  • @user-yv2cs8ml7k
    @user-yv2cs8ml7k4 жыл бұрын

    ፀላኢኩም ዓይኑ ይደፈን ደቂ ዋዕሮሮ ትግራይ 🌻🌻🌻🌻🌻🌼🌼🌼🌼🌼🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌻🌻🌻🌻

  • @sabelazereu6775
    @sabelazereu67754 жыл бұрын

    love you from Eritrea

  • @user-tz7tq2lc5y
    @user-tz7tq2lc5y4 жыл бұрын

    ርሑስ ኣውደኣመት ንኩሉኹም ናይ ሴሜን ደቡብን ተገሩ

  • @user-ss9ub4du2u
    @user-ss9ub4du2u4 жыл бұрын

    ደቒ ትግራይ ብኣኩም ንኮርዕ ፀላኢ ይደፈን መላምል እካዕ ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ንዓመት በዓል መስቐል ንኩሉኩም ደቂ ትግራይ ከሙ መላእ ክርስተያን

  • @elsateame8714
    @elsateame87144 жыл бұрын

    ኤልሳ ሽኮረ ከመየ ድየ ዝፈትዋ ዛደርፊ ዋላ ድምፂ ቤላ ሕረሰለይ ተበልክዎ ጋዶ ደቂ ትግራይ ሽኮራት ርሑስ በዓል ይኩነልኩም።

  • @MaryMary-le3wc
    @MaryMary-le3wc3 жыл бұрын

    ኤለሲ ማሓዛይ መዓረይ ፀባየ ሰናይ ዝኾንኪ ፈጥረት

  • @Seb15
    @Seb154 жыл бұрын

    ከመይ ድዩ ፈናን ዝስመዐኒ ብኤልሳቤት ዋዕሮ ፍጹም ክብርን ሰላምን ንዓኩም ይኩን ።ንሰካራማትና ምክሪ ንገዛና መደልደሊ ዝኮነት ደርፊ✅🙏🌿

  • @adyamgualmekelle1380
    @adyamgualmekelle13804 жыл бұрын

    ኤልሳ ሓፍተይ ናፊቀኺ እምበይሎሙስ 💝💝

  • @user-uv5iz7ku4k
    @user-uv5iz7ku4k4 жыл бұрын

    አሰይ ደቅ ትግራይ መዓረይ ❤❤ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ 💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔

  • @Peace-zf1br
    @Peace-zf1br4 жыл бұрын

    Wwwwwwww ata ezzom tegru yewatna kesbklom deas kiblka amlk meskum yekunn Hawkumm eritrrewe kab America Rehus meskil

  • @user-ed7js4ev5f
    @user-ed7js4ev5f4 жыл бұрын

    ቀዛሕታ ድማ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ቀፅለሉ

  • @user-be1ei3bn9x
    @user-be1ei3bn9x4 жыл бұрын

    *ኣቤት ጎሮሮ ኤልሲ ቀፅልዮ እዚ ጎሮሮ እዚ ሒዝኪ ደኣ ሰሙን ሰሙን ምፅና እንበር ጋል ዓደይ መዓረይ*

  • @user-ed7js4ev5f
    @user-ed7js4ev5f4 жыл бұрын

    ርሕስ ኣዉዳኣመት ይግበረልና ስደትና ድማ የሕፅረልና

  • @tedroshagos6297
    @tedroshagos62974 жыл бұрын

    እንካዓ አብፅሓኩም ደቂ ትግራይ ማዓረይ ሩሑስ ኣውደኣመት

  • @genetgeryeiamproudoftigray3032
    @genetgeryeiamproudoftigray30324 жыл бұрын

    እስይይይይ ደቂ ትግራይ መዓረይ ሰሱኑለይ ኤሉየ ዋናኒት ከናሪ ድምፂ ክፈትያ ኣነስ

  • @roozkiros6065
    @roozkiros60654 жыл бұрын

    ምቅራት ብጣዕሚ ደስ ብሃሎ ልማሕላ ብዝይ አልሳ ሓንቲ ጋል ዘይብልኹም ብዝይ ደቂ አንስትዮ ዓዲ አይኽን ማዓርግ መልኡ አብኡ ሸነን እናብላ

  • @galtigray8701
    @galtigray87014 жыл бұрын

    ዕዲሜን ጥዕናን ናዓኻትኹም የኔ ቖናጅ

  • @gualaragure8784
    @gualaragure87844 жыл бұрын

    ናይ ግእዝ ባንድ እቲ ክራር ዝወቅዕ አፍቅር እየ ዘብሎ በረከት ገለባ ግበር ደቂ ትግራይ ሽኮሪናታት ማራ ኢኩም ፍቅርታት

  • @abrahamafewerkimyking8757

    @abrahamafewerkimyking8757

    4 жыл бұрын

    Ne henok meltki diyu tekdimki eki

  • @gualaragure8784

    @gualaragure8784

    4 жыл бұрын

    @@abrahamafewerkimyking8757 እውይ አቲ ታይ ገይረኪ ሕማቅ አስሚዕክኒ አነ ተስፋ እናገበርኩስ ከምዚ ክትብልኒ ወይኔ ሄኖክየ ክፈትወካኮ

  • @abrahamafewerkimyking8757

    @abrahamafewerkimyking8757

    4 жыл бұрын

    @@gualaragure8784 hahaha dehan kem hafto tkonyo

  • @tube9708
    @tube97084 жыл бұрын

    ዕድመ ንንጉሰ አባዲ ተፈላጢት ገይሩኪ ብሓደ ግዜ ብቻ ደቅ ትግራይ ዓይነይ መልካም ብዓል መስቀል ይግበረልኩም ፀላዓይንኩም ይፍሰስ

  • @user-mf5rv1lr7p
    @user-mf5rv1lr7p Жыл бұрын

    ፅላኢኩም ዓይኑ ይደፊን ደቂ ሓላል መሬት ⛱💪⛱ተጋሩዋኒ ፍሉያት ፍጥረት❤️❤️❤️⛱❤️❤️❤️❤️❤❤❤❤❤❤

  • @user-cl7rg5bp2f
    @user-cl7rg5bp2f4 жыл бұрын

    ዋውውውው ቀዛሕታ እንኳዕ ሓቢሩ ኣብፀሐና ሙቁራተይ

  • @user-jy3uc1eh5w
    @user-jy3uc1eh5w4 жыл бұрын

    አሰይይይ ሸኮሪናታት ደቂ ዓደይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @user-zw3lj8tb7h
    @user-zw3lj8tb7h4 жыл бұрын

    እንካዓ እብፀሕኩም ማዓራትት

  • @user-kv4tt2ft1e
    @user-kv4tt2ft1e4 жыл бұрын

    Golden sound from the Golden girl !!!!@ Tigrians are deep@100%

  • @daniagualtigray5555
    @daniagualtigray55554 жыл бұрын

    Asey ❤️💛 Asey Ayekum Nayna l love you so so so much my beautiful people 💋

  • @user-eb7rg1id1r
    @user-eb7rg1id1r4 жыл бұрын

    በረከት እቲ ጋዝ ክንደይ እዩ ዋጋ ንገረና በጃካ

  • @temsegeamlekiy1161
    @temsegeamlekiy11614 жыл бұрын

    ሰላምኹም ይብዛሕ ደቂ ትግራይ መዓረይ 🇪🇹💟

  • @azemeraazemar1543
    @azemeraazemar15434 жыл бұрын

    አቤት ድሞፅ ይበል ግን ንምንታይ ደአ አንሰት ዘይብሉ እንኳዕ አብፀሐኩሞ ደቅ ትግራይ ሸኮርናናታት

  • @zd6493
    @zd64934 жыл бұрын

    ኢልሱሽኮር፣

  • @zenebugebrekidan
    @zenebugebrekidan4 жыл бұрын

    አሰይ ደቂ ትግራይ ሽኮራት ተከደንቲ ቅጭን ሓላላት ልዓመታ ይዕቆረና ጎይታ አሜን አሜን አሜን 👏💓💓👏🙏🙏🙏

  • @Mm-hy3fk
    @Mm-hy3fk4 жыл бұрын

    እንኮዕ እብፀሐኩም ኣብፀሐና ደቂ ዓደይ ኢልሱየይ ፉትውትውውውው

  • @titigelweyane9612
    @titigelweyane96124 жыл бұрын

    በርከት ኣብዮት ግርማ መጎስ ♥♥

  • @sarahh6264
    @sarahh62644 жыл бұрын

    ኤልየ በዓልቲ ጥዑም ድምፂ ከመይ ድኪ መክሰን ደቂ ኣደይ መኣረይ ኣኣብ ዘለከሞ ሰላምኩም ይብዛሕ ፍትውውውውውውው በቃ

  • @kokobandom393
    @kokobandom3934 жыл бұрын

    ኬፈ አለኪ ቆንጆ ትግራወይቲ ከመይ ዲኪ ትምኘውኒ ሃምቦፈይ😆😆

  • @jolyanna5404
    @jolyanna54044 жыл бұрын

    ኣስይይይይይይይይይይይይ፣♥️♥️💛💛💛💛❤️❤️❤️❤️❤️💕💕💕♥️♥️

  • @gualtegrayselamneakhiadeye3946
    @gualtegrayselamneakhiadeye39464 жыл бұрын

    Shkoratey deki adeye mareyyyyy nebrulye

  • @jadcharafeddine7560
    @jadcharafeddine75604 жыл бұрын

    Welcome

  • @assfeadg3726
    @assfeadg3726 Жыл бұрын

    ኣልሱዬ ናትና ኮኮብ ትግራይና ኮ 🥰🥰🥰♥️♥️♥️

  • @user-sp2kk1zl7f
    @user-sp2kk1zl7f4 жыл бұрын

    ዋው ገለ ዓይነት ደቂ ትግራይ ናተይ ሶ ኤሉ ሺኮር

  • @hhfd1772
    @hhfd17724 жыл бұрын

    መከፋፈያ ካብ ምባል መከፋፈሊ በል እስከ

  • @mebriemichel54
    @mebriemichel544 жыл бұрын

    እዞም ባንዲ ናይ መሳርሒ ዓጀብቲ ኣዝዩ ጽቡቅ ስራሕ

  • @user-or5rg7tg2e
    @user-or5rg7tg2e4 жыл бұрын

    Waw

  • @yemeryemlij3192
    @yemeryemlij31924 жыл бұрын

    Shomah,esti beluluy'thuruyat

  • @saragerzgheer3924
    @saragerzgheer39244 жыл бұрын

    እስይይይ ጅብዓተይ ፍትውትው ደቂይ ዓደይ

  • @user-co9vd4sf2q
    @user-co9vd4sf2q4 жыл бұрын

    ደቂ ዓደይ ማዓርይ ሩሑሰ ባዓል ንኩለኩም

  • @user-ed7js4ev5f
    @user-ed7js4ev5f4 жыл бұрын

    ኣሰይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይ ፅሩይ

  • @loveerena2447
    @loveerena24474 жыл бұрын

    Neti beal shanbuqo ske like

  • @TdfTigray1221
    @TdfTigray1221 Жыл бұрын

    አሰይ ደቂ ትግራይ ሰላምኩም ይብዛሕ 💊♥️💛💥💥 ኤልሳየ ሽኮርርር ♥️💛

  • @AaBb-dt9yk
    @AaBb-dt9yk4 жыл бұрын

    Des bahlit akinukmna eko

  • @Lh-xx5in
    @Lh-xx5in4 жыл бұрын

    God bless All off you very nice

  • @user-ed7js4ev5f
    @user-ed7js4ev5f4 жыл бұрын

    ጥዕምቲ ድምፂ

  • @user-ei2ct1nz9z
    @user-ei2ct1nz9z4 жыл бұрын

    elsiye mkrti

  • @user-fe9vs9om6n
    @user-fe9vs9om6n4 жыл бұрын

    Wowwwww 😍😍😍👈

  • @user-vg2ee5sp9v
    @user-vg2ee5sp9v4 жыл бұрын

    እሰይይይይይይ ደስ ባሃሎ

  • @genenthagos4650
    @genenthagos46504 жыл бұрын

    Shkornatat 🌻🌻🌻❤❤❤❤👌

  • @miliqueen1081
    @miliqueen10814 жыл бұрын

    Aseyyyy gal adey mearey

  • @meseret6947
    @meseret69474 жыл бұрын

    እድቀዬ ማሲንቆ

  • @salamb9556
    @salamb95564 жыл бұрын

    Wow 👍

  • @yonasbrhane6411
    @yonasbrhane64112 жыл бұрын

    ውህደት ሙዚቄኛታት ይበል ብፍላይ ሻምብቆ

  • @samites2073
    @samites20734 жыл бұрын

    ትግራዎት ንፍዓት

  • @tsegahailay4717
    @tsegahailay4717 Жыл бұрын

    ❤❤❤

  • @hiwetibrabironati7326
    @hiwetibrabironati73264 жыл бұрын

    ♥♥♥

  • @mamadouba1128
    @mamadouba11284 жыл бұрын

    Très belle culture je ne comprends pas la langue mais j'aime trop

  • @ritanebi8073
    @ritanebi80734 жыл бұрын

    Wawa nic 😘😘😘

  • @user-il5zb6ts5o
    @user-il5zb6ts5o4 жыл бұрын

    ኤልሳ ሽኮርርርርር

  • @yordigaltigrayselammskulu2399
    @yordigaltigrayselammskulu23994 жыл бұрын

    Aseyyyyyy anes kfetwa nberlna xbqti ftret 😍😍

  • @selemunwediweldie854
    @selemunwediweldie8544 жыл бұрын

    Alsa shikorrr ruhus beal meskel nkulatkum

  • @axum5878
    @axum58784 жыл бұрын

    Enquae ahbyru abzehana abzehekum

  • @user-iq5xd1sf6m
    @user-iq5xd1sf6m4 жыл бұрын

    😍😍😍😍

  • @user-kv4tt2ft1e
    @user-kv4tt2ft1e4 жыл бұрын

    Gazetenga, "ztewelagedu" zbl "ztezabeplu" bzbl armyo!!!!!!

  • @senihaylu111
    @senihaylu1114 жыл бұрын

    ❤❤❤❤❤👍👍

  • @user-zr7vm7yv7o
    @user-zr7vm7yv7o4 жыл бұрын

    Aygermekum bezen tegaru enber kabd delye ata bejakum eba gal adi grat ab jermen tehalya tehababeruni Wala +1 tkun

  • @shabayftwi9619
    @shabayftwi96194 жыл бұрын

    👍🙏👏

  • @rufutatesfay5925
    @rufutatesfay59254 жыл бұрын

    Elsa bealti tieimiti dimitsa

  • @loveyajolove6472
    @loveyajolove64724 жыл бұрын

    Kah behalo deki tgray

  • @tngtn3977
    @tngtn39774 жыл бұрын

    Telefon nayza kenari dimtsa habuni?

  • @user-gh8ff6fm6z
    @user-gh8ff6fm6z4 жыл бұрын

    😍😍😍😍😍😍👍👍👌👌👌

  • @ngstishikor813
    @ngstishikor8134 жыл бұрын

    🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🌻🌻🌼🌼🌻🌻🌻🌻🌻🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹❤❤❤❤😍😍😍😍😍shikorintat

  • @lifeisboring5346
    @lifeisboring53463 жыл бұрын

    Zi beal kirarsi weqah eluni

  • @formafireck3833
    @formafireck38334 жыл бұрын

    Tagaru

  • @user-pt2hx9fh1n
    @user-pt2hx9fh1n4 жыл бұрын

    ዘይሓርስ ሰብኣይ ደኣ ብርግሒት ኢልካ ድሕሪ ገዛ ተብፀሖ ህውከት

  • @user-vc2kp7yh1x

    @user-vc2kp7yh1x

    4 жыл бұрын

    ክክክክ እማንኪ ጋለይ 😁😁

  • @3gadwa915
    @3gadwa9154 жыл бұрын

    ኤልሳ፣እሰይ፣ምቅርቲ፣ጋል፣ሓላል፣መሬት፣እእበር፣ናይሎሚ፣ይትረፍ፣ክሓርሱ፣ስርኦም፣ከም፣ኣቦታቶም፣ምዕጣቅ፣ኣይክእሉን፣

  • @user-qn6pu3zr3j
    @user-qn6pu3zr3j4 жыл бұрын

    Entay malet eu hireseley ba

  • @ngstishikor813
    @ngstishikor8134 жыл бұрын

    Des behality

  • @user-asmera
    @user-asmera4 жыл бұрын

    Kendy bahli re emo kem bahlnas yelen

  • @wediadkemewedimilga6885
    @wediadkemewedimilga68854 жыл бұрын

    ፍቅሪ ኣለኒ ምስእዛ ጋል

  • @abrhamteame7641
    @abrhamteame76414 жыл бұрын

    ኤህ አታዮ መከፋፈሊ ምባል ዲካ ዘይትክእል ኮይንካ ወይስ እናፈለጥካ ኢካ እት ትግርኛ ትሕምሶ ደሊካ ቤዛኻ ንዮ በሎ እቲ አምሓረኛ አይትሓውሶ

  • @erieri6789
    @erieri67894 жыл бұрын

    ኣንታ 'ዛ ትደርፍ ዘላ ሰበይቲ ኣብ ኤርትራ ፊልሚ ዶ ሰሪሓ ርኤያ ወላስ ተደርቢሸ'የ ዘለኩ

  • @fikirabrham6191

    @fikirabrham6191

    4 жыл бұрын

    ተደርብሽኳ ኢካ ኣይኮነትን

  • @anefugur9576

    @anefugur9576

    4 жыл бұрын

    @@fikirabrham6191 nisa da ab rim tibeb Dana dela eya

  • @NaTe-ep6be
    @NaTe-ep6be4 жыл бұрын

    ናይ ዘይቲ ቅብኣት እና ናይ ላንባ መከፋፈሊ እዩ ዝባሃል ብፁሩይ ትግርኛ እበር ጋዝ ገለመለ ኣይባሃልን! ማከፋፈያ ዝብል ዘረባ እውን ናይ ኣምሓርኛ እዩ! ንምታይ ኢኹም ፁሩይ ትግርኛ ዘይትዛረቡ? ንምታይ ኢኹም ኣምሓርኛ እና ትግርኛ ትሓዋውስዎ? መን ድዩ ተቆፃፃሪኡ ወናኒኡ!? ትግራዋይ ወይስ ኣምሓራይ? ደግሞ ኣብ መሬት ትግራይ ትግራዋይ እዩ ዝቆፃፀሮ ዝውንኖ እበር ካሊእ ኣይኮነን ኣስተውዕሉ እናሰማዕኹም ኣይተፅቅጡ ተጋሩ ንቅሑ ንዝምልከት ኣካል ኣዛርቡ ብዓዲ ብቋንቋና ብማንነት ትግራይ ቀልዲ የለን እዩ እሞ ማስታወቅያኹም (መፍለጢኹም) ኣዐርዩ ፁሩይ ትግርኛ ኣምህሩ ተዛረቡ ኣስፊሕኹም ኣማዕድዉ:::::

  • @danielkahsay5038
    @danielkahsay50384 жыл бұрын

    Resahat alet 🗡🗡🗡🗡👎👎👎

  • @kifletsega9711

    @kifletsega9711

    4 жыл бұрын

    inferiority is bad

  • @meskeremsiteba4007

    @meskeremsiteba4007

    4 жыл бұрын

    I love you Eritrea መንቀኛ ቀናእተኛ ተመኒኪ ኣይትረክብዮን

  • @user-vc2kp7yh1x

    @user-vc2kp7yh1x

    4 жыл бұрын

    አቤት ሕስረት ስቅ ከ መን ክልእኩም እፍፍፍ ክፅሉኡካ

  • @barcoteabenet1511

    @barcoteabenet1511

    2 жыл бұрын

    ሌባ የሌባ ዘር የጣሊያን ቂጥ አጣቢ ተጋሩ አንደኛ ዘርኢ

Келесі