ሄርሞን ብርሃነ: "ሄርሞን ትማልን ሎምን" ኣብ ዝብል:ሰፊሕ ቃለ መሕትት ካልኣይ ክፋል Hermon Brhane interview part 2

Ойын-сауық

ሄርሞን ብርሃነ: "ሄርሞን ትማልን ሎምን" ኣብ ዝብል:ሰፊሕ ቃለ መሕትት ካልኣይ ክፋል Hermon Brhane interview part 2
#HermonBrhane #hermon #HLNA

Пікірлер: 2 500

  • @selam801
    @selam801 Жыл бұрын

    ከምዚ ከማይ ንፍሸ ዝፎትዎ ይህሊ ዶ🥰

  • @amenrahel962

    @amenrahel962

    Жыл бұрын

    Ane aleku

  • @amenrahel962

    @amenrahel962

    Жыл бұрын

    ☝️❤️❤️❤️

  • @teameghebrhiwet1013

    @teameghebrhiwet1013

    Жыл бұрын

    Ane aleku

  • @yonasgerezgiher1998

    @yonasgerezgiher1998

    Жыл бұрын

    ኣነ ውን ብጣዓሚ የ ዝፈትዎ

  • @mebrahtikiflemariam1002

    @mebrahtikiflemariam1002

    Жыл бұрын

    Ewe alena

  • @katmtrieza4174
    @katmtrieza4174 Жыл бұрын

    ስም ጎይታናን መድሓኒናን እዮሱስ ክርስቶስ ንዘልኣለም ዝኸበረን ዝተመስገነን ይኹን ኣሜን("3")

  • @zenebeshneby9485
    @zenebeshneby9485 Жыл бұрын

    ⛪ ኦርቶዶግስ ተዋህዶ ንዘልኣለም ትንበር ኣሜን ሓደ ኣምላክ ሓደ እምነት ሓንቲ ጥምቀት ኣለና እግዚኣብሄር ይመስገን ኣሜን እግዚኣብሄር መጨረሻና የፀብቀልና ኣብ ቤቱ የፅንዐና ድንግል ማርያም ምልጃኣ ኣይፈለየና እግዚኣብሄር ይመስገን ኣሜን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲💐

  • @tirhasasmelash634

    @tirhasasmelash634

    Жыл бұрын

    🌿አሜን🌿አሜን🌿አሜን🤲🙏✝️ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘልኣለም ትንበር ስም አዳነ ቀዳስት ቅዳስና ንጽህታ ንጾሃን ድንግል ማርያም ዘክበርን ዘተመስግናን ይኸን🤲🙏💒❤️

  • @asmeretghebru311

    @asmeretghebru311

    Жыл бұрын

    አስከ ኣበየናይ መጽሓፍ ቅዱስ ኣሎ ማርያም ኣማላዲት ዝብል?በዘይካ አብታ ብጸላምን ቀይሕ ሕብሪ ባኢድ ደባትር ዝተጻህፈት ገድሊ ዶ ዋላ ተኣምረ ማሪያም? በጃካ መጽሃፍ ቅዱስ ኣንብብ።ግን ከኣ መንፈስ ቅዱስ ተዘይተመሌእካ ጎይታ ተዘይተቀቢልካ ኣንቢብካ ዉን ኣይረደኣካ እዩ።

  • @honorscore629

    @honorscore629

    Жыл бұрын

    @@asmeretghebru311 atum hzbi selam gberu orthodox tewahdo tntawit emnet ya minin aytbelu n genzeb ilkum temlkwo emnet halewlew aytbelu

  • @maharigebrehiwet1810

    @maharigebrehiwet1810

    Жыл бұрын

    @@asmeretghebru311 ክቡር ሓው ንስኻ ኢኻ ዘየንበብካዮ ጥቅሲ ምሃብኩዃ ግን ንኽፈልጥ ዘይኮነ ንኽትከራኸር ኢኻ በል ክሓተካ 1 ንስኻ ከኣ መልሰለይ ምምላድ እኮ ቀሊል እዩ ቅዱስ ውን የማልዱ እዮም ነኣምላኽ ምውላድ ዶ ይቀልል ወይስ ምምላድ እስከ ንገረኒ ኢ ንኢየሱስ ክርስቶስ ወዳ ኣኽቢርካ ነዲኡ ምዝንጣል ድፍረት ዶ ኣይኮነን? 2 ሕቶ ኣይተማልድን ዝብል ከ ኣበይ ኣሎ መጽሓፍ ቅዱስ ኣምጻለይ?

  • @semharina272

    @semharina272

    Жыл бұрын

    Grim ba hanti timket amet amet endatetemekumsi gdefuna seb felitwa eyu nay illumunati mkana ortodox 😢

  • @merhawiteklay9441
    @merhawiteklay9441 Жыл бұрын

    ሄሪ ጅግና ኣጆኻ ኣይትብከ የሱስ ግይታ እዩ። ዓለም እትበኽየሉ ንሕና እንስሕቀሉ ዘመን ቀረባ'ዩ፡ የሱስና ክምለስ እዩ። ብሩኻት የሕዋተይ ምዓልቲ ምድሓን ሕጂ እያ ከይደንጎኹም እቲ ግዜ ከየርከበኩም ሕዲ ንጎይታ ከም ናይ ግሊ መድሓኒኹም ተቐበልዎ። ንህይወትኩም ኣድሕንዋ፡ የሱስ ክርስቶስ በይኑ መድሓኒ እዩ። ካልእ መድሓኒ የልቦን። ሄሪ ሓወይ ስለቲ ቃል ምስክርነትካ እግዚኣብሄር ይባርኽካ፡ ጸግኡ የብዝሓልካ፡ ንበረኸት ኩን። ክብሪ ኹሉ ብወዱ የሱስ ክርስቶስ ንኣምላኽና ይኹን። ፍሽ ሓውና እግዚኣብሄር ይባርኽካ።

  • @meronsolomon6236
    @meronsolomon6236 Жыл бұрын

    ንኩሉና ምስትውዓል ይሃበና ኦርቶዶክስ ንዘላለም ትንበር👍🙏💒 በረከት ኣማላድነት ቅድስት ድንግል ማርያም ኣይፈለየና

  • @hanaeysu7841

    @hanaeysu7841

    Жыл бұрын

    I don't like you marym adanatam

  • @hanaeysu7841

    @hanaeysu7841

    Жыл бұрын

    Thanks ❤️ fash Hwey naty God bless you 🙏 orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox 🙏❤️emn

  • @hanaeysu7841

    @hanaeysu7841

    Жыл бұрын

    Don't like you are panit

  • @hanaeysu7841

    @hanaeysu7841

    Жыл бұрын

    Orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox ❤️ ❤️ ❤️ ❤️ ❤️ ❤️ ❤️ ❤️ ❤️i love orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox ❤️ ❤️ ❤️ ❤️

  • @michaelsimon1837

    @michaelsimon1837

    Жыл бұрын

    Amen 🙏

  • @asmeromfikaduasmefkadu4026
    @asmeromfikaduasmefkadu4026 Жыл бұрын

    ፍሽ ጅግና ናይ ባሓቂ ኣዲንቀቃ ጽብቅ ሕቶ ሓቲትካዮ ጽብቅ ጊርካ ድኣ ኣጽርዮ ፍሽ ሓወይ ኣብ ሄወትካ ሙሉእ ጥዕና ይሃብካ ፍጣሪ 💪💪💪

  • @shallomshallom3844

    @shallomshallom3844

    Жыл бұрын

    Kkkk,,,, emo neti xruy melsi ke semiekayo do,,,

  • @helenmulugieta8218

    @helenmulugieta8218

    Жыл бұрын

    Asmerom bruk ዘጽሪ ናይ ኣምላክ መንፈስ አዩ ብሩከይ መንፈስቁዱስ ጽሩይ መልሲ ዝሃቦከ ሰሚዕካዮዶ

  • @Lihmagmaildoc

    @Lihmagmaildoc

    Жыл бұрын

    ATA bruk fish tefelto dika Amani eyu ....ATA hizebi neka kerde eleu u same question zehate zelo ember Addis zelo seb hitet fish pente u

  • @fevenasgodom4190

    @fevenasgodom4190

    Жыл бұрын

    Goyta eyesuss axryuwo eu aytsekefu burukat

  • @zebibtsegezab2223

    @zebibtsegezab2223

    Жыл бұрын

    ፍሽ ሓወይ ናብ ሓቂ ጽብቅ ሕቶ ሓቲትካዮ እቲ ዝደለና'ዮ ምሕታትካ ፍሽ ሓወይ ኣብ ሄወትካ ሙሉእ ጥዕና ይሃብካ ፍጣሪ

  • @hiyabuweldezgi6206
    @hiyabuweldezgi6206 Жыл бұрын

    ጾሎታ በረኸታ ናይታ ብኽልተ ወገን ድንግል ዝኾነት እግዝእትነ ማርያም ናይ ክሎም ሕሩያን እግዚኣብሄር ኣይፈለየና ሄሪ ሓወይ ድማ ኣብቲኣ እምንትን ኣጽናፋዊትን እምነትካ ይምለስካ ፍሽ ሓወይ ድማ ቃል ሂወት የስምዓልና ኣብ እምነት ኣቦታትና የጽንዓና።

  • @user-yi1gb1ub6z

    @user-yi1gb1ub6z

    Жыл бұрын

    CHIRISTIANITY IS LIFE NOT RELEGION MY BROTHER JESUS SAID" I AM THE WAY THE TRUTH AND LIFE "

  • @Agape2016
    @Agape2016 Жыл бұрын

    ሓታታይ ን ተሓታታይን ፅቡቅ ተራኺብኩም ንፉዓት ክልተኹም ኣዘኩም ደስ ተብሉ መነአሰያት 🙏🇪🇷❤️ Respect 🙏

  • @user-if8zp4su4u
    @user-if8zp4su4u Жыл бұрын

    ከምዚ ከማይ ሃንቀው ኢልኩም ትጽበዩ ዝቐነኹም ስከ👍

  • @user-yn2is6ly1h

    @user-yn2is6ly1h

    Жыл бұрын

    ኣነ ኣብዚ ቻነል ላተመላለስኩ ቀንየ

  • @almazaskale7593

    @almazaskale7593

    Жыл бұрын

    Me to God bless you

  • @mebrahtikiflemariam1002

    @mebrahtikiflemariam1002

    Жыл бұрын

    Ewe alena

  • @shallomshallom3844

    @shallomshallom3844

    Жыл бұрын

    እወ ኣለና ተባዕ ከም ሄርሞን ይብዝሑልና።

  • @neksesramsi8078

    @neksesramsi8078

    Жыл бұрын

    ኣይከማይን ሓፍተይን

  • @efyabrha9839
    @efyabrha9839 Жыл бұрын

    ጋዘጤኛ ብጣዕሚ ኢኻ ንፉዕ ኣድኒቀካ ኣለኹ ሕቶኻን ትሕትናኻን

  • @zyadatsegay425

    @zyadatsegay425

    Жыл бұрын

    🙏

  • @arsiematemesgen5476

    @arsiematemesgen5476

    Жыл бұрын

    Betam

  • @jesuschristislord242
    @jesuschristislord242 Жыл бұрын

    ሃሌሉያ! እልልልልልልልልልልልልል ሄርሞን ሓወይ ኻብ እየሱስ ወጻኢ ዝምለክ የለን ተባረክ ኣቤት ኣምላክ ሂወት ዘመንካ ይወዳእ

  • @user-fh6wj8ln3c
    @user-fh6wj8ln3c Жыл бұрын

    ንፍሽ ሓወይ ዕድመናን ጥዕናን ይሃበካ ፈጣሪ❤❤👏

  • @naomighide1492

    @naomighide1492

    Жыл бұрын

    ንፍሽ ሓወይ 🤭 መንፈስ ምፍልላይ

  • @fanielkibreab268
    @fanielkibreab268 Жыл бұрын

    እንድዒ በቃ ክልቲኦም ማራ ደስ ክብሉካ ብትሕትና ክትዕ ዘይብሉ ምዝርራብ ኣዚዩ ደስ ዘብል ትምህርቲ ኣምላክ ይባርክኩም ሄረይ & ፊሸይ G,B,U

  • @Maku2023
    @Maku2023 Жыл бұрын

    ብኦርቶዶክስ ሃይማኖተይ ኣዝየ ሕጉሱ እየ::ከሙ ድማ ቅንዕትን ባዕሉ ጎይታ ከምዝመስረታ ዘጠራጥር የብለይን::ብዝኾነ ደስ ዘብል ናይ ክልቲኩም ትሕትናን ክብርን ❤ ሄሪ ሓወይ ድማ ኣጆኻ ጸላኢኻ ይንባዕ ከብደይ በሊዕካኒ😢 ኣጆኻ ዝሓወይ እመ ብርሃን ንብዓትካ ትሓብስ

  • @azebhabte5642

    @azebhabte5642

    Жыл бұрын

    ወንጌል ዮሃንስ 14 6፤ የሱስ ከኣ በሎ።፥ መገድን ሓቅን ህይወትን ኣነ እየ። ብዘይ ብኣይ ሓደ እኳ ናብ ኣቦ ዚመጽእ የልቦን።

  • @Arayahabte3
    @Arayahabte3 Жыл бұрын

    ዎ ኣምላኽ ብሓውና ሄርሞን ጌርካ ቃል ሓቂ ትዛረበና ኣለኻ እሞ ዘስተውዕልን ዝዓቁርን ልቢ ሃበና !! ሓውና ፊሽ ስለዚ ብሉጽ ቃለ መሕትት ኣዚና ነመስገን እግዚኣብሄር ኣምላኽ ዘመን ሂወትኩም ይባርኽ !!

  • @tirhasfeshation5006
    @tirhasfeshation5006 Жыл бұрын

    ኣጆና ሄሪ ሓወይ ዓለም ኣይክትቅበለኩን እያ ምክንያቱ ንዓይ ኣይተቀበለትንን ኢሉ የሱስና ባዕሉ ወለድካ ስድራኻ ፍተውትካ ኩሉ ይደፍኣካ ዲስኮ ሓዲርና ክንመጽእ ሓቢኤን ዘእተዋና ኣዴታትና ከማን ንጎይታ የሱስ ምስ ተቀበልና ገጽና ንምርኣይ ተጽይፈናና ስለዚ የሕዋትና ሰሪቆም ኣበላሽዮም መስ ተኣሰሩ ስልጣንያ ሕዘን ደድሕሪኦም ዝጎያ ዝነበራ ብወንጌል ምስ ተኣሰሩ ነዛ ዕይኖም ክርእይዎም ጸሊኣኦሞም ስለዚ እዘን ክንዕቀፍ ካ ዘይደልያ ኣዴታትና ሰኣን ምርዳእ ብዙሕ ደፊኤናና ሰለዚ ኣምላክ ግን ንውሽጥና ዝፈሰሶ ሰላምን ፍቅርን ፈንከት ኣየበለናን እኔና ኣቤቱ ተተኪልና ኣጆና ጎይታ ብናይ ትማልና ከስሕቀና ክመጽእ ዩ ስሙ ይክበር ብኡ ዝኣመነ ኣይክሓፍርን ዩ

  • @edenseyoum2096

    @edenseyoum2096

    Жыл бұрын

    Exactly God bless you

  • @solomonefream7064
    @solomonefream7064 Жыл бұрын

    ፍሽ ሓወይ ብጣዕሚ እየ ዘመስግነካ ሄሪ ሓወይ ከኣ እግዚኣብሄር ናብ ልብኻ ናብታ ሓቀኛ ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ይምለስካ

  • @galhabtom8085
    @galhabtom8085 Жыл бұрын

    ፍሽ ሓወይ ይብል ትሕትና መምህር ኮይንካኒ ኣምሲካ ምክንያቱ ከመይ ጌርካ ምስ ስብ ከምዝንበር ኣረዲኢካኒ ኢካ ።ይበል ትሕትና ይበል ልቦና ናይ ባሓቂ 100℅100

  • @ananigusse3663

    @ananigusse3663

    Жыл бұрын

    እንበር ብስጋ ዉን አሕዋት አዪኮኑን ማለት ዲዩ?ትሕትና ማለት ክብሎ ዝነበሮ (እንታዪ ኢሉ ከጽዉኦ)ሰለዝነበረ ኢዩ,ብሐቂ ኣሕዋት አዪኮኑን ካብ ምእማን ናብ ምኸሐድ ስለ ዝኸደ ጠላም ሓዉ ከሐዲ ዮናታን ምስ ዝምለስ አሕዋተ ኽኾኑ ዪትምነ

  • @sabasabi8472
    @sabasabi8472 Жыл бұрын

    This guy has boldness in Christ not in religion ! He truly is bringing revelations which many of us who grew in church don’t know! Hermon May the lord you trust bring the desires of your heart ! May he shine his face upon you!

  • @lilyasamuel4806

    @lilyasamuel4806

    Жыл бұрын

    ❤❤️‍🔥🙌🏽

  • @yemanehebtetsion7611

    @yemanehebtetsion7611

    Жыл бұрын

    Even I really think like u.he the one who understund jesus is the only love and light as well as only good.There is no dark in jesus.

  • @semarmatiwos3065

    @semarmatiwos3065

    Жыл бұрын

    Totally agree

  • @Nahomtadesse4
    @Nahomtadesse4 Жыл бұрын

    ኣዚዩ ደስ ዝብል መሃሪ ሃናጺ ምስክርነት እዩ፥ ኣሕዋተይ ኣብ ዓለም እቲ ዝዓበየ መኽሰብ እንተሎ ንየሱስ ምስዓብ ጥራይ እዩ።

  • @yoniyoni2165
    @yoniyoni2165 Жыл бұрын

    ኑጹር ሕቶ ፍሽ ሓወይ ናተይይይይ

  • @rezinaabreha8925
    @rezinaabreha8925 Жыл бұрын

    Wow…you ‘re Amazing. What a humble man of God .Every Blessings brother Hermoney 🙏😍

  • @fenantsegay6143
    @fenantsegay6143 Жыл бұрын

    ኣታ ብሩክ ንስካ 'ሲ ብሉጽ መንፈስ ዘለካ መንእሰይ መጐስ ኣምላኽ መመልሱ ይብዛሓልኻ ሄርሞነይ ❤❤♥️🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @betealyacob5805
    @betealyacob5805 Жыл бұрын

    ጎይታ ይባርክ ስለእዚ ዕቢ ምድሓን ክብር ሐወይ ሄርሞን። ነቲ ዝተረዳአካዮ ሐቂ ክሳብ መወደታአታ ሂወትካ አጽኒዕካ ሕዞ።አቶም ንብዙሐት ናብ ጽድቂ ዝመርሑ ከም ክዋክብቲ ክደምቁ አዮም.።አሞ ጎይታ መምሊሱ ይድምቅካ።ተባርክ🙏🙏❤❤

  • @misganateklu3411
    @misganateklu3411 Жыл бұрын

    ከመይ ዝበለ ብርሃን እዩ በሪሁልካ! ልቢ ዘምውቕን መንፈስ ዘሕድስን መልሲ! እግዚኣብሄር ኣብዚሑ ይባርኽካ! ንጎይታ ዘክብር መልሲ!

  • @Saron202

    @Saron202

    Ай бұрын

    ብሐቂ የሱስ ዝነገሰሉ ዝገርም መልሲ ብርሃን ዋው

  • @hosizemcael7952
    @hosizemcael7952 Жыл бұрын

    ሄሪ ሓወይ መወዳድርቲ ሲኢነልካ ብሉጽ ናይ ብሉጻት ብሉጽ ምስክርነት ንብዙሓት ንምድሓን ከምትከውን ርግጸኗ ኢየ ጀግና ናይ እምነት ሰብ ኣባይካ ይንባዕ ናዓቢ ክብሪ ኢካ ተጸዊዕካ እምበር ንንብዓትካ ክርስቶስ ደሪዝዎ ኢዩ ኣገናዕ ተባረከለይ።

  • @Yosiefjose
    @Yosiefjose Жыл бұрын

    ካብ ሎሚ ንደሓር ኣነውን ተለዊጠየ። ኣጋጣሚ ፉኖተ ጥበብ ትብል መጽሓፍ ከነብብ ሓዲረ ብዙሕ በኺየ፣ ሕጂ ኻኣ ተመሳሳሊ ኣገላሌጻ ናይ ሀርሞን ምስ ሰማዕኩ ዉሽጠይ ተተንኪፈ። ተመስገን ጎይታይ🙌

  • @user-ds1bt1of4g
    @user-ds1bt1of4g Жыл бұрын

    ፍሸይ እግዚአብሔር ኣምላኽ ፀግኡ የብዝሓልካ ብሓቂ ኦርተደክስ ተዋህዶ ብሓቂ ቅንዕቲ ሃይማኖት ንዘልኣለም ትንበር ሄርሞን ናብታ ቅንዕቲ ሃይማኖትካ ይምለስካ 🙏❤️

  • @weiniabraha4059

    @weiniabraha4059

    Жыл бұрын

    Ab derfi alem kelo ymleska zeybelkas hgi n Amlak Eye znebr msbeleka

  • @user-ds1bt1of4g

    @user-ds1bt1of4g

    Жыл бұрын

    @@weiniabraha4059 ብቀደሙ ዉን ኣብ ደርፊ እንዳሃለወ ዉን ኣይፈተኹን ግዳስ ሕጂ ወላ ካብቲ ደርፊ ዘይሓይሽ እዩ ኣምላኽ ልቦና ይሃበና 🙏

  • @life.b.j7435

    @life.b.j7435

    Жыл бұрын

    Derafi Kedrefkelo gen mesu eikum tehagiskum teseseu

  • @selught4477

    @selught4477

    Жыл бұрын

    Nsus amlitu iyu amlti gda

  • @user-do6zs9lg7q
    @user-do6zs9lg7q Жыл бұрын

    ሄርሞን አምላከ እስራኤል መስተዉዓሊ ልቦና ይሃብኻ🙏 ዘይአመነን ዘይተጠምቀን አይድሕንን። ሓንቲ እምነት ሓንቲ ጥምቀት፣ ሓደ ጎይታ። ብማይን ብመንፈስ ቅዱስን ዘይተወልደ ንመንግስቲ አምላክ ከቶ አይኣትዋን።

  • @jesuslord2431

    @jesuslord2431

    Жыл бұрын

    Emo key amenka eko bhxanka tetemika slezi qal amlak afriska aleka entay dea ktgebr eka keyamenka tetemiqka ooooooh am so sorry for you 🥺🥺🥺

  • @yossiefmer733

    @yossiefmer733

    Жыл бұрын

    @@jesuslord2431 keyte temeqkan keyamenkan ente timewt ke entay migeberka eske melseley hawey ?

  • @natululi126

    @natululi126

    Жыл бұрын

    ወርጸጸጽ ግደፊ ሰሚዕኪ ሸተት ናይ ዝኾነ ሃይማኖት ኣይዘንጠለን ንኹሉ ካኣ ብኽብረት ይርእዮ ኣሎ።ክብሪ ይግቦኦ ።ብመጽሓፍ ቅዱስዩ ዝዛረብ ዘሎ ኣምቢቡ ፈታፊትዎ ካኣ ትሰምዕዮ ኣለኺ።ክንዘናጠን ጥራሕ መዋእልና ፎእ።

  • @jesuslord2431

    @jesuslord2431

    Жыл бұрын

    @@yossiefmer733 ሮሜ 5 (Romans) 14፤ ሞት ግና ካብ ኣዳም ጀሚሩ ኽሳዕ ሙሴ ኣብቶም ማዕረ እቲ ኣበሳ ኣዳም ሓጢኣት ዘይገበሩውን ሰልጠነ፡ ኣዳም ከኣ ምስሊ እቲ ዚመጽእ እዩ። 15፤ ግናኸ እቲ ውህበት ጸጋ ኽንድቲ ኣበሳ ኣይኰነን። ብኣበሳ ሓደ ሰብኣይ ብዙሓት ሞይቶም እዮም እሞ፡ እቲ ጸጋ ኣምላኽን ውህበቱን ብጸጋ እቲ ሓደ ሰብኣይ፡ ማለት የሱስ ክርስቶስ፡ ናብቶም ብዙሓት እምብዛ ይዓዝዝ እዩ። ሮሜ 5 (Romans) 8፤ ግናኸ ንሕና ገና ሓጥኣን ከሎና፡ ክርስቶስ ኣብ ክንዳና ሞይቱ እዩ እሞ፡ ኣምላኽ እታ ፍቕሩ ንኣና በዚ የርኢ ኣሎ። 9፤ እምብኣርሲ ሕጂ ብደሙ ምስ ጸደቕና ደኣ፡ ክንደይ ካብቲ ቚጥዓ ብእኡ ኣዚና ዘይንድሕን። 10፤ ጸላእቱ ኸሎና፡ ምስ ኣምላኽ ብሞት ወዱ ተዐረቕና፡ ካብ ተዐረቕና ደኣ፡ ክንደይ ብህይወቱ ኣዚና ዘይንድሕን። 11፤ ግናኸ ብጐይታና የሱስ ክርስቶስ፡ ብእኡ ሕጂ ዕርቂ ዝረኸብና፡ ብኣምላኽውን ንምካሕ ኣሎና እምበር፡ እዚ ጥራይ ኣይኰነን። bruk Seb hatyat alem b dem krstos eyu ztefa ane bhxaney keleku bdem yesus krstos ydhn enber btmqet aykonkun ሮሜ 6 (Romans) 3፤ ወይስ ብክርስቶስ የሱስ እተጠመቕና ዘበልና ዂላትና ብሞቱ ኸም እተጠመቕናዶ ኣይትፈልጡን ኢኹም፧ 4፤ እምብኣርሲ ኸምቲ ክርስቶስ ብኽብሪ ኣቦኡ ኻብ ምዉታት ዝተንስኤ፡ ከምኡ ኸኣ ንሕና ብሓዳስ ህይወት ምእንቲ ኽንመላለስ፡ ናብ ሞት ብጥምቀት ምስኡ ተቐበርና። seb kab kulu hatyatu bdem krstos ydhn btmqet dma nalem ymewt nkrstos dma hyaw ykewn enber btmqet mdhan yelen seb ms akele amlak nay mrcha sle zkone mejemerta ktamn ydely bdhriu ttmeq nska ztetemqkayo gn nay ayhud(Juhus) nyesus zey qbelwo srat ab orit aleka anbubu ab buluy kdan aytnber ab hadish kidan nber ሮሜ 6 (Romans) 5፤ ሞትና ንሞቱ መሲሉ ሕቡራቱ እንተ ዀንናስ፡ ከምኡ ኸኣ ብትንሳኤኡ ኽንሐብሮ ኢና። so ማርቆስ 16 (Mark) 16፤ ዝኣመነን እተጠምቀን ኪድሕን፡ እቲ ዘይኣመነ ግና ኪዅነን እዩ። abzi tezeytetemeq kukunen aybel mejemerta meman eyu zmexa bdhri u btmqet nalem ane moyte eye nkrstos gn hyaw eye eka tbl zeleka bhxanka hatyat adam eyu niruka nsu dma bdem yesus krstos tekefilu eyu bhxanka temeytka(die) u Will go heaven enber btmqet aytdhnn eka slezi dma eyu yesus krstos moytlna hatyat kulu bdem eyu znexah enber btmqet aykonen......... Tedelika nrakeb emo bwshti xbuq geyre keredaka wey terdani thank you

  • @jesuslord2431

    @jesuslord2431

    Жыл бұрын

    @@natululi126 men zentiluka hawey????? Please tefelto ente koynka mels if sq mbal xbuq eyu okay 👍👍👍👍

  • @milkiasbereket6327
    @milkiasbereket6327 Жыл бұрын

    ትብዓትካን ኣብቲ ቃል ሓቂ ደው ምባልካን ይጨምር ።

  • @tesfamichaelnuguse9171

    @tesfamichaelnuguse9171

    Жыл бұрын

    Ane keman aleku bro

  • @lilyasamuel4806
    @lilyasamuel4806 Жыл бұрын

    Stay strong Hermon!! If God is for you, then who can be against you!!

  • @kflomgereziher2072
    @kflomgereziher2072 Жыл бұрын

    ኦርቶደክስ ተዋህዶ ሃይማኖትና ንዘላኣለም ትምበር ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🥰❤️⛪️🙏

  • @aziebmebrahtu777

    @aziebmebrahtu777

    Жыл бұрын

    Nay ortodoxsi naybenten aykonen eti melekti read bible enough

  • @luchiateklay1622

    @luchiateklay1622

    Жыл бұрын

    Hamanot zelalem aynebr eye

  • @selam801

    @selam801

    Жыл бұрын

    Amen amen amen

  • @witqueen5594

    @witqueen5594

    Жыл бұрын

    Amen 🙏 (3)

  • @maryamaadogoytaykyoneyfre2452

    @maryamaadogoytaykyoneyfre2452

    Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ✝️⛪️❤

  • @dawitkflay2839
    @dawitkflay2839 Жыл бұрын

    ፊሽ ዓቃል በዓል ምሉእ ትሕትና ኣድኒቐካ ናይ ብሓቂ ንዓና ኽኣ ኣብታ ቕንዕቲ ቅድስቲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኣብኣ ጸኒዒና ንኽንከይድ ብጸግኡ ይደግፈና ፈጣሪ

  • @milkiasbereket6327
    @milkiasbereket6327 Жыл бұрын

    Period ! ካብዚ ንስኻ ዝተዛረብካዮ ዝንጽር ቃል ሓቂ የለን ሕጂ'ውን ኩሉ ብርኪ ብሽም የሱስ ክምብርከኽ እዩ ፡ ኣሜን ።

  • @user-si1sr8ud4d

    @user-si1sr8ud4d

    Жыл бұрын

    Yes goyta yebareka burukay 🙏

  • @user-yk3ij8ob4h

    @user-yk3ij8ob4h

    Жыл бұрын

    ንሕና ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንሓደ ጎይታና ኣምላኽና እየሱስ ክርስቶስ ኢና እነምልኽ እቲ ስግዳን ድማ ንኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም, ንቅዱሳን መላእኽቲ ንቅዱሳን ነብያት ሃወርያት ንኹሉ ሰብ ክንሰግድ ንኽእል ኢና ሰጊድና ማለት ግና ኣምሊኽናዮ ዘይኮነስ ክብሪ ስለ ዝግበኦ እምበር እነምልኾ ሓደ ኣምላክ እዩ

  • @godislove6010

    @godislove6010

    Жыл бұрын

    አሜን

  • @Zemen4195
    @Zemen4195 Жыл бұрын

    ረጊጽኩምኒ ኣይትሕለፍ ደቂ ኤረይ አብዛ ናተይ ኣቲኩም ቅጫይ ኣብሱሉለይ ሓላላት❤❤❤️

  • @edenseyoum2096

    @edenseyoum2096

    Жыл бұрын

    Abesileleki aleku

  • @danielberhane440
    @danielberhane440 Жыл бұрын

    ብርሃን እዛ ዓለም እየሱስ እዬ ❤ ብዘይ እይሱስ ዝርከብ ብርሃን ድቅድቅ ጸላም እዪ እየሱስ ዝህበና ብርሃን ግን ካብዛ ናይዛ ዓለም ብርሃን ብመስተንክር ተኣምር ዘይወዳደር እዪ እሞ እስኪ ንንቓሕ

  • @kisanet4715

    @kisanet4715

    Жыл бұрын

    ኦርቶዶክስ ሞ ዮሱስ ንኣምን እንዲና እዝስ ደይርደዓኒ

  • @rebkaasfaha1253

    @rebkaasfaha1253

    Жыл бұрын

    100% ሓቂ: የሱስ ጥራሕ ኢዩ እቲ ብርሃን እዛ ዓለምን: መድሓኒን!!

  • @selamawittadesse1092
    @selamawittadesse1092 Жыл бұрын

    (ንሓቂ ፍለጥዋ''ሞ 'ታ ሓቂ ክኣ ሓራ ከተውጽኣኩም'ያ) ይብል መጽሓፍ ቅዱስ

  • @salihabdullah2978

    @salihabdullah2978

    Жыл бұрын

    Yisamae eye miza xihfti niflet 🎉

  • @rahwateame3899

    @rahwateame3899

    Жыл бұрын

    መን ምስ መሃረኪሞ እታ ሓቂ ክትፈልጥያ ነታ ጺሒፋ ቀለም ኣዳልያ ዘዳለወትልኪ ተዋህዶ ከማን ዝኻሓድክያ ።መን ክምህረኪ ናይ ጎደና ሰባት ሰብ ባድላ ከብዶም ዘመዶም

  • @soluschristus396

    @soluschristus396

    Жыл бұрын

    @@rahwateame3899 Jesus himself is truth

  • @saliemsolomon9364

    @saliemsolomon9364

    Жыл бұрын

    @@rahwateame3899 rhwa hafty mexhaf kedus ayhusune eyu mo Anbebyo eke Abu ka ETA hake ketrkbiya eke....

  • @johntesfay1689

    @johntesfay1689

    Жыл бұрын

    ወንጌል ዮሃንስ 8 31፤ ስለዚ የሱስ ነቶም ብእኡ ዝኣመኑ ኣይሁድ በሎም፡ ንስኻትኩም ኣብ ቃለይ እንተ ጸናዕኩም፡ ብሓቂ ደቀ መዛሙርተይ ኢኹም። 32፤ ንሓቂ ኽትፈልጥዋ ኢኹም፡ እታ ሓቂ ድማ ሓራ ኸተውጽኣኩም እያ።

  • @metkelberhe5908
    @metkelberhe5908 Жыл бұрын

    ብዛዕባ ስግደት ንክሉ ከከም ዝግብኦ ከም ዘድሊ መጽሓፍ ቅዱሳዊ ነንብብ።📝 Genesis 23 (ትግ) - ዘፍጥረት 7: ኣብርሃም ከኣ ተንሲኡ ንህዝቢ እታ ሃገር፡ ንደቂ ሔት፡ ሰገደሎም፡ Exodus 18 (ትግ) - ዘጸአት 7: ሙሴ ኸኣ ሓሙኡ ኪቕበል ወጸ፡ ሰገደሉ ሰዓሞ ድማ። ናይ ድሓን ምህላዎም ንሓድሕዶም ተሓታተቱ፡ ናብ ድንኳን ከኣ ኣተዉ። Joshua 5 (ትግ) - ኢያሱ 13: ኰነ ኸኣ፡ እያሱ ኣብ ጥቓ ያሪኮ ኸሎ፡ ኣዒንቱ ቛሕ ኣቢሉ ረአየ፡ እንሆ ድማ፡ እተመልሔ ሴፍ ኣብ ኢዱ ዘለዎ ሰብኣይ ኣብ መንጽሩ ደው ኢሉ ነበረ። እያሱ ኸኣ ናብኡ ኸይዱ፡ ንስኻ ናትናዶ ወይ ናይ ጸላእትና ኢኻ፧ በሎ። 14: ንሱ ድማ፡ ኣይፋለይ፡ ኣነስ ሓለቓ ሰራዊት እግዚኣብሄር ኰይነ ደኣ፡ ሕጂ መጺኤ ኣሎኹ፡ በለ። እያሱ ኸኣ ብገጹ ኣብ ምድሪ ተደፊኡ ሰጊዱ፡ ጐይታይ ንባርያኡ ዚብሎ እንታይ እዩ፧ በለ። Genesis 19 (ትግ) - ዘፍጥረት 1: እቶም ክልተ መላእኽቲ ድማ ምሸት ናብ ሶዶም መጹ። ሎጥ ከኣ ኣብ ደገ ሶዶም ተቐሚጡ ነበረ። ሎጥ ድማ ምስ ረኣዮም፡ ኪቕበሎም ተንስኤ፡ ብገጹ ኸኣ ናብ ምድሪ ተደፍኤ። Numbers 22 (ትግ) - ዘሁልቊ 31: ሽዑ እግዚኣብሄር ኣዒንቲ በላዓም ከፈተ እሞ መልኣኽ እግዚኣብሄር ኣብ መገዲ ደው ኢሉ፡ ምሉሕ ሴፉ ኸኣ ኣብ ኢዱ ረአየ። ፍግም ኢሉ ድማ ብገጹ ተደፍኤ። 1 Chronicles 21 (ትግ) - 1ይ ዜና 16: ዳዊት ድማ ኣዒንቱ ንላዕሊ ቛሕ ኣበላ፡ እቲ መልኣኽ እግዚኣብሄር ኣብ መንጎ ምድርን ሰማይን ደው ኢሉ እተመሌሔት ሴፍ ከኣ ኣብ ኢዱ ኣብ ልዕሊ የሩሳሌም ዘርጊሕዋ ረኣየ። ሽዑ ዳዊትን እቶም ዓበይትን ማቕ ተኸዲኖም ብገጾም ተደፍኡ። Acts 16 (ትግ) - ግብሪ ሃዋ 29: ንሱ ድማ፡ መብራህቲ ሃቡኒ፡ ኢሉ እናጐየየ ኣተወ፡ ራዕራዕ እናበለውን ንጳውሎስን ንሲላስን ሰገደሎም። Daniel 2 (ትግ) - ዳንኤል 46: ሽዑ ንጉስ ነቡካድነጻር ብግምባሩ ተደፊኡ ንዳንኤል ሰገደሉ። መስዋእቲ ብልዕን ዕጣንን ኬቕርቡሉ ድማ ኣዘዘ። Genesis 33 (ትግ) - ዘፍጥረት 3: ንሱ ድማ ቅድሚኦም ሐሊፉ፡ ናብ ሓዉ ኽሳዕ ዚበጽሕ ሾብዓተ ሳዕ ናብ ምድሪ ሰገደ። 2 Kings 1 (ትግ) - 2ይ ነገስት 13: መሊሱ ድማ ሳልሳይ ሓለቓ ሓምሳ ምስ ሓምሳኡ ሰደደ፡ እቲ ሳልሳይ ሓለቓ ሓምሳ ኸኣ ደየበ፡ መጺኡ ድማ ኣብ ቅድሚ ኤልያስ ብብርኩ ተንበርኪኹ ኸምዚ ኢሉ ለመኖ፡ ኣታ ናይ ኣምላኽ ሰብ፡ በጃኻ፡ ነፍሰይን ነፍሳት እዞም ሓምሳ ገላዉኻን ኣብ ቅድሜኻ ኽቡራት ይኹና። Genesis 27 (ትግ) - ዘፍጥረት 29: ህዝብታት ይገዝኡኻ፡ ህዝብታት ድማ ይስገዱልካ፡ ጐይታ ኣሕዋትካ ኹን፡ ደቂ እኖኻ ድማ ይስገዱልካ። ዚረግመካ ርጉም፡ ዚምርቐካ ድማ ምሩቕ ይኹን። 1 Samuel 28 (ትግ) - 1ይ ሳሙኤል 14: ንሱ ኸኣ፡ ትርኢቱኸ ኸመይ ዝበለ እዩ፧ በላ። ንሳ ድማ፡ ባርኖስ እተኸድነ ኣረጊት ሰብአይ ይወጽእ ኣሎ፡ በለት። ሽዑ ሳኦል፡ ንሱ ሳሙኤል ምዃኑ ፈሊጡ፡ ብገጹ ናብ ምድሪ ተደፊኡ ሰገደ። Numbers 22 (ትግ) - ዘሁልቊ 31: ሽዑ እግዚኣብሄር ኣዒንቲ በላዓም ከፈተ እሞ መልኣኽ እግዚኣብሄር ኣብ መገዲ ደው ኢሉ፡ ምሉሕ ሴፉ ኸኣ ኣብ ኢዱ ረአየ። ፍግም ኢሉ ድማ ብገጹ ተደፍኤ። Revelation 3 (ትግ) - ራእይ 9: እንሆ፡ ካብቶም፡ ኣይሁድ ኢና፡ ዚብሉ ማሕበር ስይጣን፡ ግናኸ ይሕስዉ አለዉ እምበር፡ ኣይሁድሲ ዘይኰኑ፡ እህበካ አሎኹ። እንሆ፡ ንሳቶም ከም ዚመጹን፡ ኣብ ቅድሚ እግርኻ ኸም ዚሰግዱን ኣነ ኸም ዘፍቀርኩኻውን ከም ዚፈልጡን፡ ክገብሮም እየ። Ruth 2 (ትግ) - ሩት 10: ሽዑ ንሳ ብገጻ ናብ ምድሪ ተደፊኣ ሰገደትሉ፡ ኣነ ወሰንተኛ ኽንሰይሲ፡ ንኣይ ክትፈልጠኒ ብምንታይ ኣብ ቅድሜኻ ሞገስ ረኸብኩ፧ በለቶ። 2 Kings 2 (ትግ) - 2ይ ነገስት 15: እቶም ኣብ ያሪኮ ኣብ መንጽሩ ዝነበሩ ደቂ ነብያት ምስ ረኣይዎ ድማ፡ መንፈስ ኤልያስ ኣብ ልዕሊ ኤልሳእ ሓዲሩ ኣሎ፡ በሉ። ኪቃባበልዎ መጺኦም ከኣ ኣብ ምድሪ ወዲቖም ኢድ ነስኡሉ።

  • @henokyohannes3228

    @henokyohannes3228

    Жыл бұрын

    ሓወይ ብሩኽ ንስኻ ናባይ ኣብ እትመጸሉ ሰጊደ ክቕበለካ እየ እዚ ናይ ክብሪ ስግደት ይበሃል ሓቅኻ ኢኻ። እንተ ኾነ ግና ንስኻ ኣብ ዘየልኻሉ ብሕልናይ ዘኪረ፡ ብምስትንታን፡ ነዓኻ ብዝመስል ምስሊ ይኹን ቅርጺ፡ ኮታ ኣብ ክንዳኻ መተካእታ ኮይኑ ኣብ ዘሎ ነገራት ይሰግድ እንተ ኣለኹ፡ እዚ መንፈሳዊ ስግደት ይበሃል ቀጥታ ትርጉሙ ዉን ነቲ ኣብ ካልእ ቦታ ዘሎ ኣብ ኩሉ ቦታ ከም ዘሎ ጌርካ ምስጋድ እዩ ኣምልኾ ከኣ ይበሃል። John 4 (ትግ) - ዮሃንስ 23-24: ኣምላኽ መንፈስ እዩ፡ እቶም ዚሰግድሉ ድማ ብመንፈስን ብሓቅን ኪሰግዱሉ ይግባኦም። ኣቦ ኸምዚ ዝበሉ ሰገድቲ እዩ ዚደሊ እሞ፡ እቶም ናይ ሓቂ ሰገድቲ ነቦ ብመንፈስን ብሓቅን ዚሰግዱሉ ሰዓት ክትመጽእ እያ፡ ንሳ ኸኣ ሕጂ እያ። 25: እታ ሰበይቲ ድማ፡ ክርስቶስ ዚብልዎ መሲህ ከም ዚመጽእ፡ እፈልጥ አሎኹ። ንሱ ምስ መጸ ኸኣ፡ ኵሉ ኪነግረና እዩ፡ በለቶ። 26: የሱስ ከኣ፥ ኣነ ዝዛረበኪ ዘሎኹ ንሱ እየ፡ በላ። ስለዚ ሓወይ እቲ ኩሉ ክነግር ዝኽእል ጎይታ የሱስ ክርስቶስ ዉን ኣብ ከመይ ቦታን፡ ኣብ ከመይ ዝበለን፡ ንመን ክስገድ ከም ዘለዎን ምሂሩ እዩ። ፍልልይ ስግደት እዚ ይመስል

  • @tiebegebrezgabihier3362

    @tiebegebrezgabihier3362

    Жыл бұрын

    ስግደት ሐንቲ እያ ንሳ ደማ ንኩሩሱቶስ ጥራይ እያ

  • @henokbereket6642

    @henokbereket6642

    Жыл бұрын

    ናኣይ ብሓቂ ኣንበስ ኩቡር ሓውና ምሕረት ናይ ጎይታና መድሓኒና እዮሱስ ክርስቶስ ጽሎት ቁዱሳን ምስ ኩላትና ይኹን 🙏🙏🙏

  • @weyniissac2053

    @weyniissac2053

    Жыл бұрын

    ቃል ሂወት የስምዓልና ጽቡቅ ኣጋላልጻ 🙏🙏🙏⛪️⛪️⛪️❤️❤️❤️

  • @jelaniandom2824

    @jelaniandom2824

    Жыл бұрын

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ሓውና ፡ነዚ ደኣ ከመይ ጌሮም ከንብብዎ ዝጥዕሞም ጥቅሲ ትርጉሙ ግን ዘይተረድእዎ እዮም ሃሰው ዝብሉ

  • @asmerommerhawi5653
    @asmerommerhawi5653 Жыл бұрын

    ሕቶ ብጣዓሚ ጽቡቅ ፍሽ ሓወይይይ ♥።

  • @nardoskidane4935
    @nardoskidane4935 Жыл бұрын

    Am orthodox but Hermon clear messages Gbu brother

  • @heileghidey9148
    @heileghidey9148 Жыл бұрын

    John 14 (ትግ) - ዮሃንስ 6: የሱስ ከኣ በሎ።፥ መገድን ሓቅን ህይወትን ኣነ እየ። ብዘይ ብኣይ ሓደ እኳ ናብ ኣቦ ዚመጽእ የልቦን።

  • @wegahtagedey7294

    @wegahtagedey7294

    Жыл бұрын

    Kila menafkan hasewt nebyat i beza tksi amenti Yesus ktmeslu tdeleyu 💒💒💒

  • @semharghebrengus80
    @semharghebrengus80 Жыл бұрын

    ብሽም ጎይታናን መድሓኒናን ( ጎይታ የሱስ) ክብሪ ኩሉ ንኣብ ወልድ መንፈስ ቅዱስ (ሓደ ኣምላኽ) ንዘልኣለም ይኹን 🙌 ብጣዕሚ ደስ ዘብል ምስክርነት,ሄሪ ሓወይ እግዛብሄር እናባረኸ ይባርኽካ, ዘበን ኩሉ ሂወትካ ይለምልም!

  • @godloveseveryone1765
    @godloveseveryone1765 Жыл бұрын

    All i can say is Praise be to the Almighty God🙏 What a wonderful interview with all respect and love to each other❤ God bless you both🙏

  • @mersina.2
    @mersina.2 Жыл бұрын

    ሓቀቻ ምስክርነት ነብሳት ይሃንጽ ፡፡ብዙሓት ነብሳት ከምስጋና ይርኢ ኣለኹ፡ ተባረኹ

  • @Biby429
    @Biby429 Жыл бұрын

    በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን። ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ መልሲ ኣለዋ!!! ፩፡ብዛዕባ ሥላሴ ናይ እግዚአብሔር ሓድነትን ሰለስትነትን ዘፍ 1:26 ዘፍ 3:22 ዘፍ 11:18 ዘፍ 18:1-2 ኢሳ 46:22 ኢሳ 48፥17 ማቴ 3:16-17 ማቴ 28:19 ሉቃ 1:35 ዮሐ 2፥19 ዮሐ 10፥30 ዮሐ 14:25-26 ዮሐ 15፥26 ሮሜ 15፥19 ሐዋ 3:13-14 2 ቆሮ 13:13 ኤፌ 4:4-7 ቲቶ 3፥4-7 1 ጴጥ 3፥18 ራኢ 4፥8 ፪፡ብዛዕባ ድንግል ማርያም ክብራን፥ኣማላድነታን፡ድንግልናን፡ቅድስንኣን። መዝ 9:11 መዝ 45:9 መዝ 87:5 መዝ 132:13 መኃ 4:12 ኢሳ 7:14 ኢሳ 49:23 ኢሳ 60:14 ማቴ 1:23 ሉቃ 1:28 ሉቃ 1:42 ዮሐ 2:1-11 ዮሐ 19:16 ሮሜ 11:26-27 2 ቆሮ 11:2 ራዕ 12:16 ፫፡ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ፈራዲ እንበር ኣማላዲ ኣይኮነን። ዘፍ 3:22 ኢሳ 9:6 ዳን 7:14 ሆሴ 13:4 ዘካ 9:9-10 ሚክ 5:2 ሉቃ 1:32-33 ዮሐ 10:30 ሉቃ 2:12 ዮሐ 14:7 ሮሜ 9:5 ቆላ 2:9-10 ቲቶ 2:11-13 ዕብ 1:3-4 ዕብ 1:10-11 1ጴጥ 3:23 1 ዮሐ 2:23 ራእ 3:21 ራእ 22:12-13 ፬፡ብዛዕባ ታቦትን ጽላትን። ዘፀ 24:12 ዘፀ 25:10 ዘፀ 25:21 ዘፀ 26:34 ዘፀ 31:18 ዘፀ 32:15 ዘፀ 34:1 ዘፀ 34:28 ዘፀ 37:1 ዘፀ 40:20 መኃ 7:89 ኢያ 3:3 ኢያ 7:6 1 ሳሙ 5፥1-5 1 ሳሙ 4፥5 2 ቆሮ 6:16 ራኢ 11፥19 ፭፡ብዛዕባ ጾም። ዘፀ 34:28 1ሳሙ 7:6 1ሳሙ 31:13 2 ሳሙ 1:12 2 ሳሙ12:16 ዕዝ 8:21 ኤር 36:9 ዳን 9:3 ዳን 10:2-3 ኢዩ 2:15 ኢዩ 2:12 ዮና 3:5 ማቴ 4:2 ማቴ 6:16:18 ማቴ 9:14-15 ማቴ 17:21 ማር 2:20 ማር 9:29 ሉቃ 2:37 ሉቃ 18:12 ግብ 13:3 ግብ 14:23 2 ቆሮ 11:17 ፮፡ብዛዕባ መስቀል። ማቴ 10:38 ማቴ 16:20 ማር 8:34 ግብ 5:30 1ኛ ቆሮ 1:18 ገላ 3:13 ገላ 6:14 ፊል 2:8 ፊል 3:18 ፯፡ብዛዕባ ጥምቀት ሕዝ 36:25 ማቴ 3:5-6 ማቴ 26:19-20 ማር 1:4-5 ማር 16:16 ሉቃ 3:21 ዮሐ 3:5 ዮሐ 3:22 ኤፌ 4:5 ገላ 3:26-27 ግብ 19:4 ግብ 18:8 ግብ 13:24 ግብ 10:47 ግብ 9:18 1 ቆሮ 1:16 1 ቆሮ 10 :2 1 ቆሮ 12:13 ፰፡ናይ ቅዱሳን ክብርን ኣማላድነትን ዘፍ 18:17-18 ዘፍ 18:23:24 ዘፍ 20:7 ዘፍ 33:3 ዘፍ 42:6 ዘጽ 32፥11፥12 1ሳሙ 28 :14 2 ነገ 1:13 2 ነገ 2:15 2 ነገ 4:9 2 ነገ 4:32-35 መዝ 89:34 መዝ 89፥3 ምሳ 15፥29 ማቴ 9፥2 ማቴ 15፥23 ማቴ 18:18 ሉቃ 10፥16 ሉቃ 16፡24 ዮሐ 15፥7 ዮሐ 20:23 ግብ 10:25 ግን 16 :29 1ቆሮ 6:1-2 2ቆ 5፥19 ፊሊ 4:6 1ጢሞ 5:17 ዕብ 11፥33 ያዕ 5:16 ራእ 14:13 ፱፡መላእክት ኣብ ቅድሚ እግዚአብሔር ከም ዝቆሙ፥ መዝ 148:2 ኢሳ 6:3 ማቴ 4:11 ማቴ 18:10 ማቴ 25:31 ማር 8:38 ራእ 1:20 ሉቃ 1:19 ፲፥መላእክት ጸሎትና ኣብ ቅድሚ እግዚአብሔር ከም ዘብጽሑ ፡ ጦቢ 12:15 ሉቃ 15:10 የሐዋ 10:4 ኢዮ 25:3 ኤር 33:22 ዳን 7:10 ሄኖ 10:1 ራእ 5:11 ፲፩፥ንመላእክት ናይ ኣክብሮት ስግዳን ከም ዝግብኦም ዘፍ 19:1 ዘኁ 22:31 ኢያ 5:14 ዳን 8:16-17 ፲፪፥መላእክት ኣብሠርቲ እዮም። ዘፍ 16:11 መሳ 13፥3 ሉቃ 1:13 ሉቃ 1:1 ሉቃ 1:30-31 ሉቃ 2:10-11 ሉቃ 24፥6-7 ፲፫፥ መላእክት ኣብግዜ ሽግርና ከም ዝረድኡና። ዘፍ 22:11-12 መዝ 90:11-12 ዳን 6:22 ዳን 10:13 ማቴ 2:13 ግብ 5:19-20 ግብ 12:7 ፲፬፥ብዛዕባ ጸበልን ማጮሎትን። ዘኁ 19:20 ዘፍ 1፥2 2ነገ 5፥10-14 ዮሐ 5፥1-15 ዮሐ 9፥7 ዮሐ 14፥12 "ንዝሓትኩም ዘበለ መልሲ ምሃብ ምእንቲ ኽትክእሉ ኩሉ ሳዕድልዋት ኩኑ"1ጴጥ ፡3፥15። "Beware of false prophets, which come to you in sheep's clothing, but inwardly they are ravening wolves." Matthew 7 : 15 (ካብ ብብዙሕ ብውሑድ ነዚ ይመስል) " ስብሐት ለእግዚአብሔር ኪያነ ዘፈጠረ ከመ ናምልኮ"

  • @yohanatewede2471

    @yohanatewede2471

    Жыл бұрын

    እዋይ ቀደም ከምዚ ጊርኩም መረዳእታ ዘይብሉ ጥቅስታት እና ለጠፍኩም ዘታልኩምና ይኣክል ሕጅስ ተረዲኡና ዩ ክብሪ ንመድሓኒና ጎይታና እየሱስ ክርስቶስ ይኩን ኩሉ ተረዲኡና ዩ ጎይታና በይኑ መድሓኒ ኣማላዲ ፈራዲ ናይ ክብሪ ስግደት ናይ ኣምል ኮ ስግደት በይኑ ይወስድ ካልእ ስገዱልና ኣይበሉን እዚ ጥቅስታት ሰዲካዮ ዘለካ መላኽቱን ኣሓሳቡን በበይኑ ዩ

  • @wedebabrham9552

    @wedebabrham9552

    Жыл бұрын

    Amen amen amen

  • @gidenatsegay1463

    @gidenatsegay1463

    Жыл бұрын

    Amen amen amen kal hiwet yesmana 🙏🙏🙏

  • @solomonyohannes860

    @solomonyohannes860

    Жыл бұрын

    Amleka msetwele yhabka zhaweay

  • @lusa6109

    @lusa6109

    Жыл бұрын

    Amen amen amen ab emnetna yexena xolotomn redetomn nay kdst dngl maryam kudasan abotatna ayfelyena 🙏

  • @user-qx3ku6gz5n
    @user-qx3ku6gz5n Жыл бұрын

    Eske neza Interview kemza kemay ztexebeya telo like ygber abzia atiu haye👇👇👇👇👇👇

  • @amenrahel962

    @amenrahel962

    Жыл бұрын

    👍

  • @biniamgirmayfan4886
    @biniamgirmayfan4886 Жыл бұрын

    ORTODOX እታ ጥንታዊት ሓቀኛ እምነት🙏🏾

  • @Godolyas657
    @Godolyas657 Жыл бұрын

    ጸግኡ የብዝሓልካ ፊሽ ሓወይ እመብርሃን በማላድነታ ትደግፈካ።

  • @Bowl2024
    @Bowl2024 Жыл бұрын

    This is Probably the Best Interview I Have Ever Heard

  • @yoelsolomon4526

    @yoelsolomon4526

    Жыл бұрын

    Indeed

  • @user-bo1ip1ff3y

    @user-bo1ip1ff3y

    Жыл бұрын

    ብሓቂ

  • @leletayely6102

    @leletayely6102

    Жыл бұрын

    Exactly 💯😊

  • @leletayely6102

    @leletayely6102

    Жыл бұрын

    Indeed

  • @saronhaile3037

    @saronhaile3037

    Жыл бұрын

    Heriye hawey jegna nay amlak seb GOD bless you 🙏🙏🙏

  • @selamteamr5697
    @selamteamr5697 Жыл бұрын

    ፍሽ ሓወይ ይበል ትሕትና ሕቶታትካ ብጣዕሚ ደስ ኢዩ ዝብል

  • @lemlemyoutube

    @lemlemyoutube

    Жыл бұрын

    ብሓቂ

  • @makdatesfom7454
    @makdatesfom7454 Жыл бұрын

    ፊሽ ሓወይ እግዚኣብሄርን ኣምላኽ ጸጋኡ የብዝሓልካ ሄርምን ከኣ እመ ብርሃን ናብ ልብካ ትምለስካ

  • @feruzkiflay7513
    @feruzkiflay7513 Жыл бұрын

    What an impressive interview ❤ I like his calmness and bravery 💪such a humble man💯🥰 May God bless u more Heri hawey

  • @tedrostedi6
    @tedrostedi6 Жыл бұрын

    ስለዚ ሄሪ ሃይማኖት ዘይኮነስ ቀይሩስ ሂወት ዩ ቀይሩ

  • @heriefi3178

    @heriefi3178

    Жыл бұрын

    Yes Jesus goyta eu

  • @merhawikibreab6364

    @merhawikibreab6364

    Жыл бұрын

    @@heriefi3178 men ayikonen elika

  • @chogegaji5069

    @chogegaji5069

    Жыл бұрын

    @@heriefi3178ሃታፍ መን ከ ኣይኮነን ኢልካ

  • @heriefi3178

    @heriefi3178

    Жыл бұрын

    @@chogegaji5069 hawey bruk men ke aykonen elka eluka ab natka die xihife yesus neay goyta eu

  • @user-bo1ip1ff3y

    @user-bo1ip1ff3y

    Жыл бұрын

    እወ ክርስቶስ እንበር ሃይማኖት ከምዘየድሕን ተረድኡ

  • @user-hm3vl4xk6w
    @user-hm3vl4xk6w Жыл бұрын

    ሄርሞን ሀወይ ብሩኽ ኢኻ እግዚአብሔር አምላኽ መመሊሱ ትብዓት ይወስካ .ሙሉዕ ልቦናኻ ትህትናኻ እዎይ ናይ እየሱስ ምኾን ክጥዕም

  • @user-yo6ys1xd6k
    @user-yo6ys1xd6k Жыл бұрын

    ሄሪ ጅግና ደስ ዝብል ኣገላልጻ፡እቲ ሓቂ ኩሉ ገሊጽካዮ ኣለኻ፡እዝኒ ዘለዎ ይስማዕ።የሱስ ጎይታ እዩ።

  • @freweiniandemariam6223
    @freweiniandemariam6223 Жыл бұрын

    May my Almighty lord king of all kings bless you 🙏🏽 🙌 Amenn Amenn Amenn Hallelujah All things possible with our god 🙏🏽

  • @yonasgerezgiher1998
    @yonasgerezgiher1998 Жыл бұрын

    በስመ ስላሴ ፍሽ ሓወይ ድማ እግዝኣብሔር ጸጉኡ የብዝሓልካ ኣምላከ ቅዱሳን ናብ ልብኻ ይምለስካ ሄርሞን ሓውና እምበር ኦርቶዶስ ተዋህዶ'ስ ንዘልኣለም ክትነብር እያ እመብርሃን ምስ ወዳ ኣላትና ስብሃልት ለእግዝኣብሔር ወለወላድቱ ድንግል ወለመስቀሉ ኩቡር ኣሜን!

  • @edennega7574

    @edennega7574

    Жыл бұрын

    Haymnot aykonn zdhn zhawey Bible anbb bejaka kulu ztzarbo netkmnan kab mexhaf kdusn eu yesus try u zdhn

  • @elilitansangualan5948
    @elilitansangualan5948 Жыл бұрын

    ከምዘይሓልፍ የለን ኩሉ ሓላፊ'ዩ ኩነታትካ ኣይትርአ እግዚኣብሄር ቀረባ'ዩ 😢

  • @habenberhane1665
    @habenberhane1665 Жыл бұрын

    ፍሽ ዓቢ ሰብ ንጹር ሕቶ ኣብ እምነትካ የጽንዕካ ቡሩከይ ሄርሞን ሓውና ነቲ ፍልልይ ዘሎ ደጊምካ መምሃራን ቤተ ክርስትያን ሕተተሎም መልሲ ዘይብሎም የብላን ቤተ ክርስትያን።

  • @sabasabi8472
    @sabasabi8472 Жыл бұрын

    As a woman who grew as a pentecostal church with many trials and tribulations starting from my very own family, I truly can understand why he cried! The Trauma is real BUT JESUS IS REAL AS WELL!

  • @amanberhane6868

    @amanberhane6868

    Жыл бұрын

    Urddddudus😊

  • @rebkaasfaha1253

    @rebkaasfaha1253

    Жыл бұрын

    Amen🙏🏾❤️

  • @azebhabte5642

    @azebhabte5642

    Жыл бұрын

    አሜን።

  • @habtomzeray5733
    @habtomzeray5733 Жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ፍሽ ሓወይ ብጣዕሚ ጽቡቅ ሕቶታ ሓቲትካዮ። ሄርሞ ግን....

  • @grmuesu9008

    @grmuesu9008

    Жыл бұрын

    Gn entay

  • @danit3250

    @danit3250

    Жыл бұрын

    Hermon gn Amlak nab lbka ymleska.

  • @delayeselam5726

    @delayeselam5726

    Жыл бұрын

    Entay Gen Ambebbb ember Hermonsi amlitu eyou

  • @user-tv6xq2jh4b
    @user-tv6xq2jh4b Жыл бұрын

    እሰይ ፍሽ ሓወይ እግዝአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፉቁረይ ደስ ዝብሃል ሕቶ ኢካ ሓቲትካዮ

  • @rebkaasfaha1253
    @rebkaasfaha1253 Жыл бұрын

    Wow.. You're Amazing. What a humble man of God. Every Blessings brother Hermoney 🙏🏾❤️🌹

  • @saliemmahari7853
    @saliemmahari7853 Жыл бұрын

    This is the best explanation I have ever heard 👂 🥰🙏 God is good

  • @wintateame1471
    @wintateame1471 Жыл бұрын

    ኣዝዩ ደስ ዝብልን ኑጹርን ኣገላልጻ ሄርሞን ሓወይ

  • @wegahtagedey7294

    @wegahtagedey7294

    Жыл бұрын

    Nxur hto eber nxur melsi ayreanan kolel elu ortodox nzelalem tnber 🇪🇷🇪🇷💒💒💒💒💒

  • @SAMHABt
    @SAMHABt Жыл бұрын

    ትሕትናኻ ደስ ክብለካ፣ናይ ባሓቂ ኣብ ዝኸድካ ኬድካ ዕረፍቲ የለን የቐኔልና ሄሪ ሓወይ ኣምላኽ ይባርኽካ🙏🙏🙏

  • @user-pf6nd6en9j
    @user-pf6nd6en9j Жыл бұрын

    ዋውውውው ኣምላክ ጥዑም ከመይ ደስ ዘብል ነገር ኢዩ።እግዚኣብሄር ይመስገን ሓደ ስም ኢዩ ተዋሂቡና ፡ንሱ ከኣ ኢየሱስ ክርስቶስ ኢዩ ካልእ ኮቶ የለን! ።

  • @aaronblessed2121
    @aaronblessed2121 Жыл бұрын

    ሄሪ ሓውና ብጣዕሚ ልብኻ ዘረስርስን መጽሓፍቁዱሳዊ መልሲ እዩ። ንብዙሓት ንምንጋፍ ስለዝኾንካ ንጎያት ይባርኾ።

  • @dawitokbagebriel6549
    @dawitokbagebriel6549 Жыл бұрын

    ብዘይ የሱስ ህይወት የለን ፡ ሓውና ሄርሞን ንኣምላክ ዘሐጉስ ኣገልግሎት እዩ ሞ ። እ/ር ይባርኽካን ይሓልኻን

  • @maryameymezmureykerstosaml3497

    @maryameymezmureykerstosaml3497

    Жыл бұрын

    ስም ጎይታ ከማን ጽሒፍካ ኣይክኣልካዮን፡ መናፍቕ

  • @merrygebreyesus1929

    @merrygebreyesus1929

    Жыл бұрын

    Nay behaqi zemnu yebarrk

  • @leonsultan5649

    @leonsultan5649

    Жыл бұрын

    @@maryameymezmureykerstosaml3497 Mhret ygberelki

  • @lifewithjesus3475

    @lifewithjesus3475

    Жыл бұрын

    @@maryameymezmureykerstosaml3497 I read it 3 times there is no mistakes of spelling pls don't judge.

  • @maryameymezmureykerstosaml3497

    @maryameymezmureykerstosaml3497

    Жыл бұрын

    @@lifewithjesus3475 ኢየሱስ \የሱስ?

  • @adhayordanos8226
    @adhayordanos8226 Жыл бұрын

    ዋውውውውውው ክብሪ ንኣምላክ ኣዝዩ ደስ ዝብል ኣገላልጻ ኣምላክ ሰማይ ብርክ የብልካ ዘብን ዕድሜካ ክርስቶስ እናክበርካ ንበር ዘበን ዕድሜካ ይባረክ

  • @erizenm6987
    @erizenm6987 Жыл бұрын

    Thanks heri i have learned a lot from you it was very easy and interesting to watch You are a teacher i hope more ppl will learn from this interview and I have never reading bible before but hopefully i will after this 🙏🏾

  • @simonberhane6450
    @simonberhane6450 Жыл бұрын

    ብጣዕሚ ደስ ዝንል ልብካ ዝትንክፍ ቃለ መጠታየቅ እንዚኣብሄር ኣምላክ ኣዕዚዙ ይባርካ ሄርሞን ሓወይ ከሙ ከኣ ፍሽ Thank You

  • @Mr_focus-100.
    @Mr_focus-100. Жыл бұрын

    መን ኣሎ ሄርሞን ምስ ተዛረበ ከምዚ ከማይ ሂወቱ ዝተሓደሰ like ረጊጽካ ሕለፍ። ሄሪ ሓወይ thank you 🙏 zehawey ❤❤❤

  • @Entertainment-oo8yl

    @Entertainment-oo8yl

    Жыл бұрын

    ሞተቀይርካ ማኣለት ድዩ ካካካ

  • @Mr_focus-100.

    @Mr_focus-100.

    Жыл бұрын

    @@Entertainment-oo8yl እወ ሕጂ በሪህለይ ፔንጠ ዝነበሩ ዝፈልጦም ዝሰብኩኒ ዝነበሩ ክረኽቦም ተሃዊኸ ሞባይለይ ይፍትሽ ኣለኹ 😔✌️

  • @loveiskeyinlife7302

    @loveiskeyinlife7302

    Жыл бұрын

    @@Mr_focus-100. ዋውው ሳምኤል ሓወይ ሓቂ ሓራ ተውጽእ እያ እሞ ድሮ ሓቂ በርሃትክካ ኣላ መጽሓፍቅዱስ ካብ ዘፍጥረት ክሳብ ራኢ ኣንብብ ኣብ ቅድመኻ ጽቡቕ ኣሎ።

  • @danielarsemadaniel6056

    @danielarsemadaniel6056

    Жыл бұрын

    ኢሞ ዝነበረካ ባህርታት ገዲፍካዮ ዶ

  • @Blessmelord2024

    @Blessmelord2024

    Жыл бұрын

    @@Mr_focus-100. ክቡር ሓወይ መጀመርያ ፍለጥ ሕተትን ንኻልኦት ኣቦታት። ብኸመይ ከምኡ ይብል ኣሎ ፍሽ ጠቅላላ ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ኣይሓተቶን ወይ ነቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዘሎ ምላሽ ሓንቲ ጥቕሲ እኳ ኣየልዓለን። ቤተክርስትያን ኦርቶዶክስ እንታይ ኢላ ትሰብኽ ምፍላጥ ከድልየካ እዩ። ከም ሕጊ እግዚኣብሔር ጌርካ እንተዘይተጋዲልካ ውን ገድልኻ ኮንቱ ከይከውን 2ይ ጢሞቴዎስ 2 (2 Timothy) 5፤ ከምእውን ሓደ ኣብ ስፍራ መቃለሲ ዀይኑ ዚቃለስ፡ ከምቲ ሕጉ ገይሩ እንተ ዘይተቓለሰ፡ ኣኽሊል ዓወት ኣይረክብን እዩ። ማቴዎስ 7 (Matthew) 21፤ ፍቓድ እቲ ኣብ ሰማይ ዘሎ ኣቦይ ዚገብር እምበር፡ ጐይታይ፡ ጐይታይ፡ ዚብለኒ ኹሉ፡ መንግስተ ሰማይ ዚኣቱ ኣይኰነን። 22፤ በታ መዓልቲ እቲኣ ብዙሓት፡ ጐይታይ፡ ጐይታይ፡ ብስምካ እተነቤናዶ ኣይኰናን፧ ኣጋንንትስ ብስምካዶ ኣየውጻእናን፧ ብስምካስ ብዙሕ ሓይሊዶ ኣይገበርናን፧ ኪብሉኒ እዮም። 23፤ ሽዑ ኣነ፡ ኣቱም ገበርቲ ዓመጻ፡ ከቶ ኣይፈለጥኩኹምን፡ ካባይ ርሐቑ፡ ክብሎም እየ። #መጀመርያ_ነታ_ጥንታዊት_መንገዲ_ፍለጣ ዳሓር ድላይካ ትውስን ኤርምያስ 6 (Jeremiah) 16፤ እግዚኣብሄር ከምዚ ይብል ኣሎ፡ ኣብ ጐደናታት ደው ኢልኩም ተመልከቱ፡ እቲ ጥንታዊ መገድታት፡ እቲ ጽቡቕ ጐደና ኣየናይ ምዃኑ ሕተቱ እሞ ብእኡ ተመላለሱ፡ ሽዑ ንነፍስኹም ዕረፍቲ ኽትረኽቡ ኢኹም። ንሳቶም ግና፡ ኣይንመላለሰሉን ኢና፡ ኢሎም መለሱ። ኣብ መወዳእታ ፈሊጥካ ምውሳን እዩ ሕይወት ዝህበካ መምስ ዝመጽአ ሓድሽ ትምህርቲ ከይትጠፍእ ተጠንቐቅ

  • @yonastsegayyonas4253
    @yonastsegayyonas4253 Жыл бұрын

    ፉሸ ጀግና ከርወ ኣቡልካ ዲኣ ሓዚ ጸብቅ መደብ❤❤

  • @saliemsolomon9364

    @saliemsolomon9364

    Жыл бұрын

    Ala yonas zeblo zlo ayrideka deyu Zlo keraw abelu tehazo Zeftho kalie ka Alwo Beruk Anebeb mo kerdeka Hymnote shem aydhnekne eyu hawey. Zedhne kerstos eyu bezay ku kalie yelne hawey blesss you

  • @godspreciousdaughter3931

    @godspreciousdaughter3931

    Жыл бұрын

    😂😂😂😂😂😂,,,wake up

  • @agapelove1891

    @agapelove1891

    Жыл бұрын

    Mexhaf kudus kerow abilkum hazuu

  • @abelmengstab2431

    @abelmengstab2431

    Жыл бұрын

    Refer to elementary school for basic tigregna!

  • @amyabinana
    @amyabinana Жыл бұрын

    The best interview ever. God bless you Heri and I appreciate the interviewer's Patience.

  • @meaditv2000
    @meaditv2000 Жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ደስ ኢሉኒ ብዙሕ ውን ዝተመሃርኩሉ ቃለ መሕተት ሄሪ ሓወይ ተባረኽ !

  • @tekilatekila126
    @tekilatekila126 Жыл бұрын

    ፍሸይ ኣይተከኣልካን ናይ በሓቂ ንጹርን ሕርክርክ ዝብል ዘይብሉ ጽቡቅ ሕቶ ብጣዕሚ ኣድኒቀካ

  • @lewihani8188
    @lewihani8188 Жыл бұрын

    ሂሪ ሓወይ ኣምላክ መሊሱ ምስትውዓልካን ልቦናካን ይክፈት የባርክ አጆካ በርትዕ ካብዚ ዘለካዮ ንላዕሊ ❤

  • @semharsolomon8282
    @semharsolomon8282 Жыл бұрын

    Stay strong hawey god love you❤️🙏🏽☝🏽he’s the one and always will be

  • @SEMAYTV
    @SEMAYTV Жыл бұрын

    ሄርሞን ሓወይ፡ ስለቲ ኣምላኽ ኣብ ህይወትካ ዝገበሮ ዓቢ ግብሪ ምድሓን ንኣምላኽ ኣዝየ የመስግኖ። ነታ ሓቂ ምስ ፈለጥካያ ኣብኣ'ዉን ጸኒዕኻ ኣለኻ። ኣምላኽ ንዓኻ ጥራሕ ዘይኮነስ ግን ብኣኻ ኣእላፋት ካልኦት ጸዊዑ ኣሎ። ብሓቂ በረኸት ህዝብናን ምድርናን ኢኻ። በዚ ናትካ ናይ ህይወት ምስክርነት ብዙሓት ካብ ሲኦል ኣምሊጦም ኣለው እሞ፡ ዓስብኻ ካብ ጎይታ ብዙሕ እዩ።

  • @yesusgoyta5115

    @yesusgoyta5115

    Жыл бұрын

    Amen 🙏🙏🙏🙏

  • @user-uy6rx4kc5f
    @user-uy6rx4kc5f Жыл бұрын

    i'm proud of you ሄርሞን ሃወይ! ጎይታ ኣዕዚዙ ይባርካ!! ትትናካ ብታሚ መሲቱኒ፣

  • @sennaittuquabo9381
    @sennaittuquabo9381 Жыл бұрын

    God bless you, Hermon, mightily. You are truly man of God. May God gives you His favor on everything you do.

  • @mikalteklu4452
    @mikalteklu4452 Жыл бұрын

    ኣቤት ምርዳእ ዝተባረኸ ኣእምሮ ብዛሕ ስፋሕ ❤❤❤

  • @tsegaghirmay3721
    @tsegaghirmay3721 Жыл бұрын

    ጎይታ የሱስ ኣዕዚዙ ይባርኻ ዘመን ሂወትካ ይባርኽ። መሪሑ ዘየጋጊ መድሓኒ ከተገልግሎ ጸግኡን መንፈሱን በረኸቱን የብዝሓልካ። በቲ ዝሃበካ ምግላጽ ከኣ ነቲ ሓይሊ ዝሃበካ ኣምላኽ ገሊጽካ ዮ ነቲ ዝጠዓምካዮ ውን ...... ኣስፍሕሕ ኣቢልካ ኣቕሪብካዮ ብዘለካ መንፈሳዊ ዕምቆት ተገሪመ ብዙሕ ምበልኩ .... ተባረክ

  • @misganateklu3411
    @misganateklu3411 Жыл бұрын

    ሄርሞን ሓወይ ኣዝዩ ብሱልን ልዙብን መልሲ! እግዚኣብሄር ኣብዚሑ ይባርኽካ! ዝረገጽካዩ ውረስ! ኣገልግሎትካ ምድሪ ይኽደን!

  • @melattsegay9313

    @melattsegay9313

    Жыл бұрын

    Amen 🙏 🙏

  • @yonaskalab5098
    @yonaskalab5098 Жыл бұрын

    Wow Amazing Heri jesus bless you Abundantly. Big message to Eritrean singers wake up please.

  • @yohanagebremeskel9580
    @yohanagebremeskel9580 Жыл бұрын

    Such a brave man . Hermon hawey I don't even hv words . Nska Bhaki Bruk eka! You just spread the Gospel to over 100,000 people . Emeneni nezi mskrnetka semien zmesa nefsat khlwa eyen for sure . @ the interviewer I really admire ur patience and calm self . Blessings!

  • @OfficialSPIRITUALTV
    @OfficialSPIRITUALTV Жыл бұрын

    Woww heri bro Jesus is with you I see divine grace in you may the lord reveal his glory in you more❤

  • @user-bo3sh6up2b
    @user-bo3sh6up2b Жыл бұрын

    ኣድንቀኻ ናይብሓቅ በልሕ ሰብ ሄሩ ኣጀኻ እስኸ እምነት ናይ ውልቅ እዩ ኽብርን መጎስን ይሰማዓኻ 🙏🙏🙏 ❤❤❤

  • @tedrostedi6
    @tedrostedi6 Жыл бұрын

    ንመጽሃፍ ቅዱስ ብዓይኒ ሃይማኖት ዘይኮነ ክንርእዮ ዘሎና በቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዝብሎ ሓሳብ ጌርና ነተን ዘለዋ ሃይማኖት ክንርእየን ኣሎና ሽዑኡ ክብርሃልና ዩ

  • @senay-tium-eka

    @senay-tium-eka

    Жыл бұрын

    Nay bhaqi hawey, Amlak ybarkka

  • @tirhashabtemariam
    @tirhashabtemariam Жыл бұрын

    Wowwwwww i don't have any word Wowwwwww you did it with 💯%of confidence and confidence... Jesus is with you ❤️ 💖 🙏

  • @rahelsamuel9079
    @rahelsamuel9079 Жыл бұрын

    What blessed and perfect message GBU both behaki Selam kab Kulu zebleth Shalom Shalom ab heiwetikum berukat 🎉❤❤

  • @hermongerie3076
    @hermongerie3076 Жыл бұрын

    mathew 10:22 ስለ ስመይ ከኣ ኵሉ ሰብ ኪጸልኣኩም እዩ። እቲ ኽሳዕ መወዳእታ ዚዕገስ፡ ንሱ ኺድሕን እዩ። Haki meskirka eka nay amlak jigna 🥳🙏🏽❤️

  • @Yosiefjose

    @Yosiefjose

    Жыл бұрын

    Selam 🤙

  • @danielberhane440

    @danielberhane440

    Жыл бұрын

    Yes 💯

  • @teagesyemane3389
    @teagesyemane3389 Жыл бұрын

    ደፋር ሓታታይ፥ለባም መላሳይ ተባረኹ ሄሪን ፊሽን።

  • @nigstikidane712
    @nigstikidane712 Жыл бұрын

    Tebarek you are full of Biblical knowledge bless you more and more for ever

  • @issaismerese1498
    @issaismerese1498 Жыл бұрын

    እግዛብሄር ኣዕዙዙ ይባርካ ሄርሞን ሓወይ ።

  • @user-bo1ip1ff3y
    @user-bo1ip1ff3y Жыл бұрын

    ንብዙሕ ንምድሓን ኩን ሄሩ blessed ደገ ጸላእትኻ ዉረስ

  • @shabaymender9126

    @shabaymender9126

    Жыл бұрын

    " ደገ ጸላእትኻ ዉረስ " እንታይ ማለትካ 'ዩ ? # ትግርኛ ቋንቋ ኣዴኹም ክንሱ ንምንታይ ኢኹም ዘይምሉእን ዘይገላጽን ሰዋስዉ ትጥቀሙ ?

  • @user-bo1ip1ff3y

    @user-bo1ip1ff3y

    Жыл бұрын

    @@shabaymender9126 ኣነ በታ ዝፈልጣን ዝተረድኣትንን ጽሒፈያ ኣለኹ ንዓኣ ትትኽእን ካልእ ትግርኛ እንድሕር ኣላ ግን ሸር ግበረና

  • @merrygebreyesus1929

    @merrygebreyesus1929

    Жыл бұрын

    @@user-bo1ip1ff3y Amen nebzela alem wengel abesiru zemenu yebarekk

  • @danielarsemadaniel6056

    @danielarsemadaniel6056

    Жыл бұрын

    @@shabaymender9126 ንብዙሓት ኣጥፍ ክትብል ድካ

  • @shabaymender9126

    @shabaymender9126

    Жыл бұрын

    @@user-bo1ip1ff3y ሓወይ ናተይ ብኻልእ ኣይትረዳኣዮ ፡ ግን ብቕልል ዝበለ ትግርኛስ መገለጽካልና 'ዶ ንምባል እየ ።

  • @elueluye2425
    @elueluye2425 Жыл бұрын

    ዋውውው ሄሪ ሓወይ ኣፈኛ ክርስቶስ ኢካ ንስኻ ብዙሕ ኣሎ ኣብ ውሽጥኻ ዘይተበርበረ ዓይንማይ ናይ ጸጋታት፡ ብጣዕሚ ሃናጽን ናይ ባሓቂ ኣብ ውሽጢ ኣትዩ ዝዛረብ ቃል ጌርካ ምግላጽካ ብጣዕሚ ኣድኒቀካ፡ፍሽ ሓወይ ካኣ ጎይታ ብርኽ የብልካ ኣዚኻ ህዱእን ንጹር ሕቶታትን ፡ጎይታ የፍረካን ይደልየካን ኢዩ ፍሽ ሓወይ ምድሓን ክኾነልካ ካኣ ይምነ

  • @hiwettesfai4970
    @hiwettesfai4970 Жыл бұрын

    አምላክ ብ ብዙሕ ይባርካ ሄርሞን ሓወይን ወደይን፡ መልስካ ኩሉ ብትክክል ብ ህደአት፡ ይወድከልካ ካብዚ ን ላዕሊ፡ ፍሽ ሓውና ድማ አድኒቀካ ትሕት ኢልካ ጊዜ ሂብካ ዝሰማዕካዮ ተባረክ ብሩክ ኩን።

  • @user-vo2rz8tp6q
    @user-vo2rz8tp6q Жыл бұрын

    እግዚአብሔር ኣምላክ ናብታ ቅንዕቲ ሃይማናትካ ይመለስካ እፍሽ ሓዉና ቃለ ህይወት የስመዐልና ደስ ዝበል ትሕትና ኦርቶድክስ ቶዋህዶ ንዘንኣለም ትንበር አሜን፫👏❤

  • @ephremyemane6174

    @ephremyemane6174

    Жыл бұрын

    ኢየሱስ ክርስቶስ ካብ ሰማይ ዝወረደ ሂወት ክህበና እምበር ሃይማኖት ክህበና ኣይኮነን ብሩኽ ሓወይ

  • @weiniabraha4059

    @weiniabraha4059

    Жыл бұрын

    endaderefe mnbar dyu eti kunue?

  • @life.b.j7435

    @life.b.j7435

    Жыл бұрын

    Entkilka neska temles ግብሪ ሃዋ 11 (Acts) 26፤ ኰነ ኸኣ፡ ኣብታ ማሕበር ዓመት ምሉእ ብሕብረት ነበሩ ንብዙሕ ህዝቢውን መሀሩ። እቶም ደቀ መዛሙርቲ ኸኣ ቅድም ኣብ ኣንጾክያ ክርስትያን ተሰምዩ።

  • @ephremyemane6174

    @ephremyemane6174

    Жыл бұрын

    @@weiniabraha4059 derfi ko hatiat eyu mewedateu kea siol eyu

Келесі