ሄለን ተስፋይ - ሰብ ዘየስተብሃለሉ ዓቢ ጉዳይ ተዛሪባ

#eritrea #tigrigna #ጥዕና #tigray #deepveinthrombosis #ሄለንተስፋይ

Пікірлер: 399

  • @letishrim30
    @letishrim3010 ай бұрын

    ሰላም ዶክተረይ ሰላም ንዓኪ ይኩን❤ ክገርመኪ ነዛ ናይ ሄለን ሓፍትና ምስ ሰማዕኩ ክጽበየኪ ቀንየይ ካቦኡ ሓሊፉ አውን ፈሪሐ ማለት አዩ ናይ (3) ወርሒ ጥንስቲ አየ ክሳብ ሕጂ ዝኮነ ምንቅስቃስ ኣይገብርኩ ማለት ኣብ ገዛ ኮፍ አለ አየ ዝውዕል ስለዝሓምም ጸጋመይቲ አግረይ ብጣዕሚ ቃንዛ ኣለኒ ምሕባጥ ከኣ ክልቲኡ ብሓንሳ ይሓብጥ ግን አታ ሓንቲ ቃንዛ ኣለኒ ሰዓል ሕጽረት ምስትንፋስ ኣለኒ ስለዘነጸርክለይ ብልቢ የመስግነኪ ዕድመ ይሃብኪ❤ ማለት ጹቡቅ ገርኪ ክትገልጽዮ ከለኪ ብቃንቃይ ግዲ ኮይኑ ኣነጺሩ አዩ ዝርደኣኒ ብቅልጡፍ ችክ ክገብር ከም ዘለኒ ፈሊጠ ኣለኩ የቀንየለይ❤❤❤

  • @rahelgoitom6686

    @rahelgoitom6686

    10 ай бұрын

    Adey mariam bselam tmxaki msti zelekyo kea nay bhaqi iki ktsnbdi nefsexor ab qereba iki ajoki.

  • @shikorinashikorina2085

    @shikorinashikorina2085

    10 ай бұрын

    ብዝተካእለኪ ዋላ ኣብ ገዛ ክትንቃሳቀሲ ኣለኩ ኣደይ ማርያም ብስልምታ ትውጽእኪ

  • @fasikamesfun7232

    @fasikamesfun7232

    10 ай бұрын

    ኪዳነምህረት ኣደይ ብሰላም ትምጻኺ ኣስካላ ውሪድ ድዪብ በሊ ኣጆኺ ጸበልኪ ዳሰተኺ እምነትኪ ይፈቅዶ ተኮይኑ ማለተይ እየ ኣጆኺ ጸሎት ኣይተቋርጺ ዶክተር ሓፍትና ምክሪ ዳ ሃበትና ክንበጽሖን ክንሰግሮን ኢና ሕማማት ኣደ ኣብ ግዜ ጥንሲ ነተን ዘይወለዳ ከኣ ነዓና የምስለን ብጸሎት ንደግፈን ሄለን ሓፍትና ከኣ ጽንዓቱ ይሃባ ጸሎት ንግበረላ ክትብርትዕ ሙሉእ ንሙሉእ 🙏🏾😭😭💐💐💐👩🏾‍🍼🌟👩🏾‍🍼🌟💐💐🕊️🌍🇪🇷

  • @hdhjsjns

    @hdhjsjns

    10 ай бұрын

    Kitabet Corona wesidki nerki diki? Kitabet corona ziweseda dek anistyo ab gize tinsin hirsin zegatmen zelo milikitat eyu . Kolu ab gize tinsin dihri hirsin yemotu alewu . Ab kulu alem eyu . Abzi zelekwo hager bzuhat dek anistiyo kitabet corona ziweseda zegatmen zelo zeykehad haki eyu . Bzabu ab media keyzreb gna tekelkilu eyu

  • @rahelgoitom6686

    @rahelgoitom6686

    10 ай бұрын

    @@hdhjsjns Kemey eya eza zereba malet haqnet yhalwo ayhalwo bzeyegeds gda ms nefsexor teell kem zeleka resiekayo aleka. 2y kea kulu nay fetari eyu amlak natka zbelo eyu zhbeka kulen ezen teketiben zwelda zelewa ke....Haftey mearey bezia zereba keytchneqi adey mariam ms weda msaki tkun.

  • @takalimokanan9951
    @takalimokanan995110 ай бұрын

    ክብርቲ ዶ/ሻሮን ፣እምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ። እቲ ኣውራ ዝገረመኒ ነቲ ቃል መሕት ኣበናይ ግዜ ረኺብኪ ተኽታቲክዮ?? ብድሕርኡ ነዚ ትምህርቲ ከተዳልዊ ዝገበርዮ ውህልነት ነመስግነኪ። ንሄለን ድማ እንቅቋዕ ሂወትክ ረኽብኪ ፣ጽንዓት ይሃብኪ። ንመጸናንዒ ድማ ፣ ኣብ ዓድና ሐደ ኣቦ ሐደ ብዕራይ ነበሮ ፣ እዚ ሐደ ብዕራይ ምስ ናይ ካልእ ስብ ብዕራይ እና ጸመደ ይሐርስን መናብርኡ የካይድን ይመርሕን ነበረ ፣ ሐደ መዓልቲ እቲ ብዕራይ ኣብ በሪክ እምባ ሳዕሪ ክበልዕ ደየበ እሞ ፣ ወዮ ብዕራይ ብጸዲፉ ከረውረው እሉ ሞተ ፣ዋና ብዕርይ ዋይ ዋይ ዋይ ኢሉ ምልእቲ ዓዲ ኣከባ ፣ ዓዲ ድማ ኢሒ ደሐን ዲኻ ምስ በልዎ ፣እንታይ ክድሕን እቲ ሐደ ብዕራይ ጸዲፉየልቅስ ኣሎኩ በሎም ፣ ንሶም ድማ ከም ውላድካ ዝሞተካ ክንድዚ ተልቅስ ኢሎም ምስ ኣጸናንዕዎ ፣ ውላደይ እንተ ዝመውት አነን ስበይትይን ኣብዛ መዳብ ደይብና ነምጽኦ ፣ እዚ ብዕራይ ካብይ ከምጽኦ በሎም ይብሃል፣። ሕጅ ድማ ሄሌን ጥዕናኪ ሓልዊ ፣ኩሉ ቀዳምኖት ኣለዎ። እዚ ወደሐንኪ🌷🌷

  • @lichikiflom4740

    @lichikiflom4740

    10 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @hawetkalesiayeeritrewi3625

    @hawetkalesiayeeritrewi3625

    10 ай бұрын

    Baheki xabkit mekri❤❤❤

  • @fasikamesfun7232
    @fasikamesfun723210 ай бұрын

    ክብርቲ ሓፍተይ ክብርቲ ኢኺ መኽበሪት ይሕዋታ ኣደ ማናቱ ኣወዳት እየ ድሕሪ 6ዓመት እየ ወሊደ ሄለን ከኣ ልበይ ስቢር ኣቢላቶ ንስኺ ከኣ በቲ ጥዑም ልሳንክን በቲ ሕያውነትክን ነዓይ ኮነ ንሄለን ሓፍተይ ተስፋ ኣስናቂት ኢኺ ይፈትወኪ ናይ ልበይ ዶክተረየ ሓፍተይ 💓💓💓💕😭🙏🏾💐👩🏾‍🍼☝🏾⚖️💠🥺🥺🤍🕊️

  • @elaridebesai671
    @elaridebesai67110 ай бұрын

    ንሓፍትና ሄለን ጽንዓት ይሃብኪ ኩልና ዉን ኣጆኺ ንበላ ንእሽተይ ኢኺ ኩሉ ተርክብሉ ስለ ዝኾንኪ ሓዘን ዝበሃል ኣብ ውሽጥኺ ኣይሰማዕኺ ደጊመ ጽንዓት ይሃብኪ

  • @elsatesfai6003
    @elsatesfai600310 ай бұрын

    ብልጽቲ ናይ ብሉጻት ሓፍትና ዶክተር ሻሮን. ጽቡቕ ኣገላልጻ. ብሓቂ መምህር. ❤

  • @mhlabaje8472
    @mhlabaje847210 ай бұрын

    ናይ ኦቲዝምን መፍትሒኡን እንተ ትነግርና ጽቡቅ ምኾነ ግዜ እንተ ረኺብኪ ፡ ክብርቲ ዶክተር ሻሮን ።

  • @trhastewelde7873
    @trhastewelde787310 ай бұрын

    ቀዳምነት ሄሉ ጽንዓት ይሃብኪ ካልእከ ብዛዕባ ጥዑናኪ ጥራይ ሕሰቢ እንተ ጥዑና ኣሉዩ ቆልዓ ክትወልዲዮ እኪ ኣጆኪ ጽንዓት ይሃብኩም። Dr sharon Thank you

  • @brhanzetigray
    @brhanzetigray10 ай бұрын

    ንኹሉ ኣብ እዋኑ ተምጽእዮ ❤ Thanks 🕊

  • @roziroza3655
    @roziroza365510 ай бұрын

    ዋውው ዶክተር ሻሮን ንስኪስ ንበይንኪ ኢኪ ብሕጽር ዝበለ መልእክትኪ አሰልቻዊ ዘዮኮነ እግዛቤር ይባርክሽ የኔ ቆንጆ ❤ ንሄሉ ድማ ጽንአት ይሃብኪ 🙏

  • @sabaifterlu6032
    @sabaifterlu603210 ай бұрын

    ተባረኺ ዶክተር ሄለን ጽንዓት ይሃብኪ ጎይታ፡ ሙሉእ ጥዕናን ቅሳነትን ሰላም ይብዝሓልኪ።

  • @user-ft2yf2kw2e
    @user-ft2yf2kw2e10 ай бұрын

    Thanks ዶተረ ጽቡቅ ኣስተምህሮ

  • @edenyosan2635
    @edenyosan26359 ай бұрын

    ዕድመን ጥዕናና ይሃብኪ ኩሉ ትገብርዮ ትምህርትን መግለጺታትን ብጣዓሚ እዪ ምሃሪ የቀንየልና ዶክተረይ❤❤❤❤

  • @imeritrean2724
    @imeritrean272410 ай бұрын

    Your message is always short and to the point. Keep it up

  • @lulrbahri
    @lulrbahri10 ай бұрын

    I like how you try to see every situation and give health advice out of it❤❤❤ ንበርልና ።

  • @helentesfay9562
    @helentesfay956210 ай бұрын

    Mejemerta tanks mearey hsem aytrkebie,bmkxal kulen eten doctor zbelunie gelixkyen eiki.eza comment natey ente anbibkya pls xehafley khatekie zdelekwo alo fkadkie tekoinu

  • @danielrussom2814
    @danielrussom281410 ай бұрын

    መርሀባ ዶክተር ሳሮን ዎልዱ መጀመሪያ እቲ ኩሉዝካአሎ እግዚአብሔአምላክ አብ ስራሕኪ አሳልጦ አብ መነባብሮኪ ፍቅሪ ሰላም ጥዕና ንክህበኪ ይምነ ። እዚ ትገብሪዮ ዘለኪ ትምህርትን ምክርን ናይ ብሕኪ ከየመስገንኩ ክሐልፍ አይደልን ረስፐክት ❤❤❤❤❤❤ 🙏🙏🙏🙏👍👍

  • @Mich8240
    @Mich824010 ай бұрын

    የቀንየልና ጽብቅ ትምህርቲ ዶክተረ

  • @user-em7cm1dh6y
    @user-em7cm1dh6y10 ай бұрын

    ብልቢ ነመስግን ብትገብርልና ዘለኪ ናይ ትምህርቲ ❤

  • @kisanetkiros509
    @kisanetkiros50910 ай бұрын

    የቀኒልና ዶክተር ንትገብርልና ኣስተምህሮ ቀጽልዬ❤❤❤

  • @almazhaile77
    @almazhaile7710 ай бұрын

    Dear Dr Sharon, I like the way you coordinate current Eritrean actualities and your medical know. Your Tigrigna is amazingly beautiful and easy to understand. You teachings to upgrade the awareness of our community is so appreciated. I am so proud of you my sister. God bless you and your family abandontly.

  • @DrSharonWoldu

    @DrSharonWoldu

    10 ай бұрын

    Thank you so much, dear Almaz

  • @hdhjsjns

    @hdhjsjns

    10 ай бұрын

    ​@@DrSharonWolduDoc sharon ezi nay helen guday neten nay Corona kitabet mesilwen ziwesedo dek anistyo ab kulu alem zegatmen zelo eyu . Ni mintay aw elki zeytzarebyo . Ab mierawbawi alem bibizhi kidmi hiji terau zeyfelet melkie mot histanat kidmin dihrin hirsi yegatem alo . Blood klotting ka ab bzuh seb .

  • @helentesfay9562

    @helentesfay9562

    10 ай бұрын

    @@DrSharonWolduselam Dr text eba gbereley krekbekıe delye

  • @kasay67
    @kasay6710 ай бұрын

    ከም ወትሩ ጽቡቅ ትምህርቲ። good lesson as usual.

  • @tedrosghebregiorgis8827
    @tedrosghebregiorgis882710 ай бұрын

    ሰላም ዶክተር ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ ዓቢ ነገር ኢኺ ምሂርክና ብቕልል ዝበለ መገዲ ብዓልቲ ቤተይ ኣብ ንውሕ ዝበለ ጉዕዞ መኪና ይኹን ነፋሪት እግራ ይሓብጥ እዩ ሕክምና ምኻድ ኣይትፈቱን እያሕጂ ግን ነዛ ናትኪ መልእኽቲ ከርእያ እየ ተስፋ ይገብር ከይዳ ክትምርመር

  • @filmawittesfaldet5711
    @filmawittesfaldet571110 ай бұрын

    ኣምላኽ ይባርኽኪ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃበኪ ፈጣሪ ሻሮን ብልጽቲ ሰብ፡ ኣዝዩ ጽቡቕ ትምህርቲ❤❤❤❤፡ ሄሉ ሓፍትና ኸኣ ጽንዓት ይሃብኪ!!!

  • @GA-ub6xi
    @GA-ub6xi10 ай бұрын

    Tebareki doc kulu msti kunetat zkeyd habereta sele thbna nemesgneki kem kulu gizie ❤❤🙏🙏🙏💐💐💐🌹🌹🌹🌸🌸🌸

  • @user-vy8wk8td8f
    @user-vy8wk8td8f10 ай бұрын

    ክብርቲ ሓፍትና የቀንየልና ስለ ኩሉ ተገዲስነትኪ ። እግዚአብሔር ኣብ ዘለክዬ ሙሉእ ሰላምን ፍቅርን ቅሳነትን ያሃብኪ ። ማዕረይ።🥰

  • @semerehaile96
    @semerehaile9610 ай бұрын

    Interesting Dr Sharon.stay safe and blessed

  • @marthatuccu4907
    @marthatuccu490710 ай бұрын

    እግዚኣብሄር ይሃበልና ብርክቲ ሓፍትና ዶክተር ሻሮን ❤።

  • @eritreanerena7332
    @eritreanerena733210 ай бұрын

    ብልፅቲ ሓፍቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ

  • @user-lq1eh3dc8y
    @user-lq1eh3dc8y10 ай бұрын

    ኣበሲተይ የቀንየልና ❤

  • @eyobedpetros9048
    @eyobedpetros904810 ай бұрын

    Dr sharon your such an amazing person. Keep going and God bless you abundantly!!! ❤

  • @danielkahsai1575
    @danielkahsai157510 ай бұрын

    🌹🇪🇷ሰላም ዶር ሻሮን ብዛዕባ,ዚ ንዝኸሱዑ ስብሒ ከብዶም ዘሕቅቆሎም ዘሎ ጅንጅብል ቀናፍር ለሚን ዝነቀጸ ቆጽሊ ማዕረክንደይ ሓቅነት ኣለዎ ኣገባብ ኣጠቃቅምኡ ጠቅሙን ጉድኣቱን ኣስፍሕ ኣቢልኪዶ ምገለጽክልና የቀኔልና ከኣ ስለ ፉሕሹውን ሙቁሉል ኣቀራርባኺ 🌹🇪🇷

  • @zaidtewelde2368
    @zaidtewelde236810 ай бұрын

    ሰላም ዳክቶር ሻሮን የመስግነክ ተገድስኪ ከተርዲኢ ምብጋስኪ የመስግነኪ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ ጽቡቅ ኣገላልጻ 🙏🏾💗ቀጽለ ንሄለን ጋለይ ጽንዓት ይሃብኪ ኣጆክ ጎታ ይካኣሎ ኢዩ ከምት ዝበልኪዮ ለባም ኣዛራርብ ጎይታ ይህብ ናትኪ ካኣ ክህበኪ ኢዩ ኣጆክ ዛጋለይ 🙏🏾🍇🌷🌷🌷🇪🇷💗💐

  • @luwamabraha9444
    @luwamabraha944410 ай бұрын

    I knew you were coming with topic. Thank you so much Dr hafty

  • @Mary-zu5jd
    @Mary-zu5jd10 ай бұрын

    God bless you 🙏 Doctor for your information. You always give us awareness and information on time.

  • @melaketewelde4890
    @melaketewelde489010 ай бұрын

    ብልጽቲ ሓፍትና የቀንየልና❤

  • @FishoMekonen-pg5yb
    @FishoMekonen-pg5yb10 ай бұрын

    ጹቡቅን ማሃሪን ዝኮነ ትምህርቲ ዶግቶር ሳሮን

  • @Banafitsum-du2uh
    @Banafitsum-du2uh10 ай бұрын

    Thanks sharoney for motivation and lecture , keep it up,

  • @GB-xs7jz
    @GB-xs7jz10 ай бұрын

    What an amazing explanation!! You are saving us under God’s power. Keep sharing your knowledge my dear. Much respect!!!

  • @IM-gh5jn
    @IM-gh5jn10 ай бұрын

    Dr tnx so much ❤❤❤ And Explain ba gberlna bzaeba ti wedi helen Amautiuu. Antibiotics kitwesd ygbae do neru.

  • @semira5920
    @semira592010 ай бұрын

    ብጣዕሚ እንና ነመስግነኪ ጹቡቅ ትምህርቲ ደክቶር ሻሮን ❤❤❤❤❤

  • @user-ck4ie3ty5t
    @user-ck4ie3ty5t10 ай бұрын

    ሰላም ዶክተር ሳሮን የመስግነኪ ተገዲስኪ ዘረዳእክና አዚ ምርጋእ ደም ሲ ማማ ከመኡ ኢሎማ ካብ ዝብልዋ( 5 ዓመት ) ገይራ ኣላ ግና እቲ ዝህብዋ መድሃኒት ለዊጢ የብሉን ካብ ቓንዛ ጥራይ እዩ ዝሕሻ ኣዕጽምትኪ ዊን ከርቕቖ ይከእል አዩ አዚ መድሃኒት ኢሎማ ሕጂ ክገድፋ ዝክእል አንታይ ይህሉ ።ተገዲስኪ ክትህብኒ መልሲ ይጽበ thank you

  • @aziebtsehaye606
    @aziebtsehaye60610 ай бұрын

    Thanks Sister for sharing nbsxor ketbaleo or ketsateyo zelewa and Abe geza egrgr or temlase entay ktegbre alewe ngrene please

  • @astertesfamariam89
    @astertesfamariam8910 ай бұрын

    Thanks for sharing this important message dear Dr. Sharon. I had that experience after I gave birth to my son.

  • @lovelyfamily9031
    @lovelyfamily903110 ай бұрын

    Thank you Dr. sharon. Bzaba hormon ab gize hrtsi and tensi zgatm dema ngrna.❤

  • @user-id6zw3vc5e
    @user-id6zw3vc5e10 ай бұрын

    ብጣዕሚ ነምስግን ክብርቲ ሓፍተይ❤❤❤❤❤❤❤

  • @tabiemicheal91
    @tabiemicheal9110 ай бұрын

    Kibrty d/c sharon bihaq bilxty nay biluxat xibuq timhrty eyu thanks ziyaday❤❤❤

  • @davidweet84
    @davidweet8410 ай бұрын

    Your topic is very interesting. It's useful for our community to look after their health and lifestyle.

  • @fevenweldegbrial9376
    @fevenweldegbrial937610 ай бұрын

    ተባርኪ ን ህዝብና ኣፍልጦ ትህብዮ ዝሎኪ ሰናይ ስራሕ eu 💞🙏

  • @khaledaberra8940
    @khaledaberra894010 ай бұрын

    And condolences to our beloved artist Helen. Bless you all.

  • @lemlemhabte1535
    @lemlemhabte153510 ай бұрын

    Thanks dr. For great explanation, GBU❤🙏👍

  • @alisafiraalisafira4977
    @alisafiraalisafira497710 ай бұрын

    Bitami Agedasin Uwanwin Timhirt Thanks Dr Sharon 💕💕🌹🌹🙏🙏

  • @amlakiesmani3149
    @amlakiesmani314910 ай бұрын

    Thanks DR heluye kia amlak mhretun tsnatun yhabki

  • @davidtes6870
    @davidtes687010 ай бұрын

    ሰላም ዶክተር ብጣዕሚ ደስ ዝብል ንኩሉ እትሕብና ኣስተምህሮ ብልቢ የመስገን ። ኣብነዊሕ እዋን ይዝክራ ሕጽር ዝበለት ብዛዕባዚ ቪድዮ ሰሪሕኪ ኣለኪ ደጊመክረክባ ኣይካልኩን። ኣብ ኣወዳት ምስዘጋጥም ከ።ቀንዲ ሳዕቤናት ናይዚ እታይ አዩ መፍቲሒታቱኸ ። እዚ ናይ ሕክምና ከም ካልሲ ዝእዙዙ ዎ ከ ማዕረክንደይ አዩ ወሳኒ ብዛዕባዚ ደግምኪ ክትምለስና ብልቢ ይምሕጸን ዶክተር

  • @davidtes6870

    @davidtes6870

    10 ай бұрын

    ንሓፍትና ካኣ ምሕረት የውርድ ጽንዓት ይሃብ

  • @letinaabraham8609
    @letinaabraham860910 ай бұрын

    ዝኸበኪ ሓፍትና ዶ/ር ሻሮን ብእተቅርብዮ መሃሪ ቪድዮታት ኣዝየ የመስግነኪ፡ ሓንቲ ካብ ተኻታተልትኺ እየ፡ ኣብዛ ኣልዒልክያ ዘለኺ ጉዳይ ኣነ ኣይተመርዓኩ ኣይወለድኩን ውን ግን ኣብ ጸጋመይቲ እግረይ ኣብ ብርከይ ብድሕሪት ነዊሕ ደው ተይለ ወይ እግረይ ጠልጠል ኣቢለ ኮፍ ተይለ ቃንዛ ኣለኒ በዚ ጸጋይ ሸነኽ ውን ዝደንዘዘ ኣለዋ እዚ ካብ ምንታይ ክኸውን ይኽእል የቀንየለይ፡ ንሓፍትና ሄልን ከኣ ጽንዓት ይሃባ ምሕረት ከኣ የውርደላ፡

  • @sammikoook
    @sammikoook10 ай бұрын

    ኣብ ግዜ ጥንሲ ጾታዊ ርክብ ይግበር ድዩ፧ ብዙሓት ሰባት ነዚ ሕቶ እዚ ኣይፋል ኢሎም መልሲ ኢዮም ዝህብሉ ብፍላይ ኣብ ሕብረተሰብና ከምዚ ዓይነት መልሲ ብተደጋጋሚ ዝረኣዩ ክሳብ ሕጂ ውን ዝቅጽል ዘሎ ኢዩ። ምኽንያቱ ኣብ ግዜ ጥንሲ ጾታዊ ርክብ ኣብ ንፍጽመሉ እዋን ዘርኢ ናይ ወዲ ተባዕታይ እቲ ዕሸል ኣብ ዝውለደሉ እዋን ኣብ ርእሱ ተኣኪቡ ኢዩ ዝጸንሕ እናተበህለ ቡዙሕ ዘረባ ይዝረብ። እዚ ግን ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ኢዩ። ኣብ ግዜ ጥንሲ ጸወታ ርክብ ምፍጻም ዝበልጽን ክፍጸም ዘለዎን ኢዩ ምኽያንቱ እታ ነፍሰ ጾር ኣደ ከምትሕጎስ፡ ፍሉይ ባህታ ስለ ዝፈጥርላ፡ ጥዑም ድቃስ ከም ትድቅስ ይገብራ፡ ምስ መጻምድና ዘሎ ዝምድና ከም ዝሕይል ይገብሮ፡ ናብ ርሕሚ ዝውሕዝ ደም ይውስኽ፡ ኣእምሮኣ ምልኣት ደስታ ይስምዓ ወዘተ.። ብወገን ዕሸል ከኣ ወላ ሓንቲ ጸገም ኣይምጽኣሉን ኢዩ ናይ ባዕሉ እቲ ዕሸል ኣምዮቲክ ፍሉድ (amniotic fluid) ዝበሃል ፈሳሲ ይከላኸል። ከምኡ’ውን ብገዛእ ርእሱ ማህጸን ብተሪር ጭዋዳታት ዝመልአ ስለ ዝኾነ ነቲ ዕሸል ዝኾነ ጉድኣት ኣይወርደሉም ኢዩ። መትሎ ናይ ወዲ ተባዕታይ ምስቲ ዕሸል ዝኾነ ርክብ የብሉም ምኽንያቱ ኣፍደገ ማህጸን ዝተዓጽወ ኢዩ። ካብ መጽሓፍ ምስጢር ጥንሲ ዝተወስደ ኢዩ። ጥንሲ 9 ወርሒ ዘይኮነ 12 ወርሒ ኢዩ!! What do you think about that Dear Dr right or wrong because some people give us wrong information so please 🙏 explain this topic. Thank you for your service to us GBU😊

  • @meleakekibrom3480
    @meleakekibrom348010 ай бұрын

    ዶክተር ሻሮን ንስኺ ንሰብ ክትጠቕሚ ዝተፈጠርኪ ብልጽቲ ሓብቲ ኢኺሞ ቀጽልዮ።እርምትን ብልጽትን ሰብ

  • @habtomfrezghi5617
    @habtomfrezghi561710 ай бұрын

    Interesting, I appreciate your professional contribution to our society!!!

  • @abibajo2396
    @abibajo239610 ай бұрын

    የቀንየልና ዶክተረ

  • @amanuel5687
    @amanuel56878 ай бұрын

    ይቀኔልና ሐፍትና ዶ/ር ሻሮን ነዚ ዘቅረብክልና መሀሪ መደብ

  • @natsnetghebru3309
    @natsnetghebru330910 ай бұрын

    My wonderful and special sister Dr. Shaharon... live for us, and our sister Helu may God give you consolation.

  • @zaidsimon9363
    @zaidsimon936310 ай бұрын

    This is very important Dr Sharon thank you so much 🎉❤

  • @abebadrar5489
    @abebadrar548910 ай бұрын

    ሻሪ ምቅርቲ የቀንየልና ስለ ' ቲ ልባዊ መሊክትኪ ወረጃ ኣባይ ልቦና ደለኪ❤❤❤❤

  • @BetrosTewelde-vx7jw
    @BetrosTewelde-vx7jw10 ай бұрын

    Tnx dokteriy❤

  • @habenabrha4995
    @habenabrha499510 ай бұрын

    Thanks DR saron kemaki yelen beka hayet

  • @almazg4749
    @almazg474910 ай бұрын

    Thanks Do Sharon u explanation it’s very important topic 🙏❤️🙏💕

  • @yoditateclu8775
    @yoditateclu877510 ай бұрын

    I admire and appreciate you for making time out of your busy schedule to share and point out all the necessary medical information to help you people🌹❤️🌹

  • @ghenetbelay5080
    @ghenetbelay508010 ай бұрын

    Thanks so much ❤❤❤

  • @asmeretmehari611
    @asmeretmehari61110 ай бұрын

    ሰላም ደ /ር ሻሮም ብትሕህብና ኣስተምህሮ ብጣሚ አየ ዘመስግብነኪ ዓድመን ጥናን ይሃብቂ እግዛብሄር ኣምላኽ ሓንቲ ሕቶ ኣናትኒ ንስክኣ ብዓልቲ ሓዳርን ኣደ 1ቆልዓ አየ ናይ ማህፀን ቻግ ክገበር ኣብ ሕክምና ከይደ ተራእየ ኣብ ማህ ጸንኪ ቁሩብ ስብሒ ኣለኺ አሎምኒ ግን ኽይድ አዩ በብቁሩብ ጽገም የብሉን ኢሎምኒ ክወልድ መደብ ኣለኒ ግን ክጠንስ ኣይካልኩን እቲ ዘይ ምጥናሰይ ንሱ ዶ ይከውን እቲ ጠንቂ ተገዲስኪ መልሰhይ ምኽርኺን ሓሳብኽን ኽጽበ አየ ሰሰናዩ ንዓኺ❤❤❤

  • @DrSharonWoldu

    @DrSharonWoldu

    10 ай бұрын

    Selam Haftey, eta sbHi zbelkya, mnalbat do polyp wey myoma ilomki ykonu? KemEu AnteKoymu, ewe, wlad kedenguyo ykeel eyu. Kbdet bmqnas tray wn kmHayesh ykeel eyu.

  • @asmeretmehari611

    @asmeretmehari611

    10 ай бұрын

    Sela dr/ sebhi eyom elomuni bzuh kebdet yebleyn 57 eye zmzen

  • @efremsamuel9087
    @efremsamuel908710 ай бұрын

    Thanks Dr Saron for sharing your knowledge.

  • @user-me2uu1oj8v
    @user-me2uu1oj8v10 ай бұрын

    Thanks sis 🙏

  • @helensesinos1205
    @helensesinos120510 ай бұрын

    Thanks for sharing this message God bless you

  • @nebiattewelde2063
    @nebiattewelde206310 ай бұрын

    Thank you dr. ❤❤

  • @genettekeste3951
    @genettekeste395110 ай бұрын

    Thanks Dr Sharon 🌷🌷

  • @abrehetdebesai7851
    @abrehetdebesai785110 ай бұрын

    ❤❤❤thank you for Everything you do.

  • @HAREGU1
    @HAREGU110 ай бұрын

    Thank you for your good information doctor Sharon 🙏♥️🙏

  • @abelsamson
    @abelsamson10 ай бұрын

    Selam doketer Sharon hansaa aba semeani agerey mara aya kaneza tegebreley anetay megeberekulu mhash tegediseki aba meleseley❤❤❤

  • @wintatesfay9217
    @wintatesfay921710 ай бұрын

    Hiii doctor sharon kemey tkoni tnx bzeba tekribyo medebat btami agadasi wn eyu hji gn kibleki zdeleku bzaeba fibroids eske belni

  • @yohanatadese4484
    @yohanatadese448410 ай бұрын

    Thanks Dr Sharon ❤❤🙏🙏🙏

  • @khaledaberra8940
    @khaledaberra894010 ай бұрын

    Very interesting and useful information. Thank you ver much. Keep up the good work, dear sister. Bless you.

  • @Eri-love
    @Eri-love10 ай бұрын

    ብልጽተይ ንበርልና እስከ ❤❤❤❤❤

  • @samrawitnegash7578
    @samrawitnegash757810 ай бұрын

    Thank you dr Sharon stay blessed

  • @habentumzgi648
    @habentumzgi64810 ай бұрын

    Kamey deye zefetweki Dr Sharom ❤️ ne helu haftena ka xenat yehabki ❤️🙏

  • @yordanostesfahiwet7079
    @yordanostesfahiwet707910 ай бұрын

    Amen mearey nkulna thanks

  • @lwamhailemariyam8048
    @lwamhailemariyam804810 ай бұрын

    Thank u DR &Ajoki Heluya mearey ❤

  • @TehayTesfay
    @TehayTesfay10 ай бұрын

    Aezizu ybarikhki kibrti doctor sharon tsegiu yebzihalki ❤❤❤

  • @hanatekie3040
    @hanatekie304010 ай бұрын

    D Sharon thank you for the information. It was a help full.

  • @selamtsegay6954
    @selamtsegay695410 ай бұрын

    Thanks a lot ❤🎉😊

  • @bahrangweldeslassie2356
    @bahrangweldeslassie235610 ай бұрын

    Thank you so mach

  • @michaeltesfamariam6532
    @michaeltesfamariam653210 ай бұрын

    Thanks again

  • @Semhar-ve7py
    @Semhar-ve7py10 ай бұрын

    Kbrti Dr Sharon ezi kulu tblyo zeleki agatimuni mewedaetu cancer nay sambue koinu xenihu amlak ymesgen medhanit enawesedku ab dhan kunetat aleku🙏🙏🙏

  • @freedom7539
    @freedom753910 ай бұрын

    Thank you ❤

  • @yohanagebremeskel8797
    @yohanagebremeskel879710 ай бұрын

    Thanks dr Sharon I have experience blood clot lung when I was pregnant I get blood clots in lung because of I get Covid I was in icu 2 month

  • @henokabraha250
    @henokabraha25010 ай бұрын

    Well done Dr. Sharon, highly educational & important knowledge. Keep it up.❤❤❤

  • @eden-lu3wf
    @eden-lu3wf10 ай бұрын

    ሰላም ዶክተር አነ ናይ 7 ወርሒ ጥንስቲ እየ ግን እታ የማነይቲ ጎነይ ብጣዕሚ ውግአት ይገብረለይ ቃንዛ አለኒ

  • @kibreabmebrahtu9320
    @kibreabmebrahtu932010 ай бұрын

    Thanks ❤

  • @bemnethailu1663
    @bemnethailu166310 ай бұрын

    አሜን ፫ 🙏 ❤

  • @almazzehaie5766
    @almazzehaie576610 ай бұрын

    Thx Sharon haftna❤

  • @HB-dc6rd
    @HB-dc6rd10 ай бұрын

    ብጣዕሚ ጽቡቕ መብርሂ Dr. Sharon. ንሄለን ሓፍትና ኸኣ ምሕረት የውርደላ። እዚ ሕማም ግን ምስ (claudicatio intermittens ) ሓደ ድዩ ዋላስ ኣሎዎ ፍሉይ። ተገዲስኺ ኽትምልስለይ ብትሕትና ይሓትት። thanks so much 🙏❤️

  • @DrSharonWoldu

    @DrSharonWoldu

    10 ай бұрын

    Intermittent claudication ብምቁርራጽ ናብ ጭዋዳታት ክሓልፍ ዝግብኦ ደም ዝመጽእ ግድፍ ምጽእ ዝብል ቃንዛዩ። ብፍላይ ምስ ኣብ ሰራውር ደም ዝተኸዘነ ስብሒ ዝተኣሳሰርዩ። እቲ ሰራውር ደም ግና ኣርተሪ እምበር ቬን ኣይኮነን።

  • @HB-dc6rd

    @HB-dc6rd

    10 ай бұрын

    @@DrSharonWoldu ኣዝያ ካብ ልቢ የመስግን ስለ ተገዲስኺ ዝመለስክለይ። 🙏🥰❤️

  • @mathiatemesghen3496
    @mathiatemesghen349610 ай бұрын

    Dr sharon konjo, enqae nayna koinki, kndey seb tmhri aleki mesleki ab thti amlak. Brkti eki nski

  • @user-xx8ej8yd1b
    @user-xx8ej8yd1b10 ай бұрын

    Well said Dr. Sharon very educational

Келесі