HDMONA - ሓማውቲ ኤረና ኣፈወርቂ ምስ ኤፍረም Hamawti Erena Afewerki With Efrem - New Eritrean Video 2022
Ойын-сауық
JOIN 👉 / @hdmonanebarit
HDMONA - ሓማውቲ መርዓ ኤረና ኣፈወርቂ ምስ ኤፍረም Hamawti Erena Afewerki With Efrem - New Eritrean Video 2022
/ @hdmonanebarit
Enjoy and Subscribe now bit.ly/2vIkX9f at HDMONA NEBARIT. "HDMONA NEBARIT" brings New Eritrean entertainment comedies, "New Eritrean HDMONA Drama", "New Eritrean HDMONA movie", "New Eritrean HDMONA film" and "New Eritrean HDMONA music" video clips for you. Enjoy!
All "Eritrean music", "Eritrean movie", "Eritrean film", "Eritrean comedy" are shared here.
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
℗ © Copyright: HDMONA NEBARIT. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
KZread - / hdmonanebarit
Facebook - / hdmona-nebarit-2149397...
Instagram - / hdmonanebarit
TikTok - / hdmonanebarit
Twitter - / hdmonanebarit
Website - hdmonanebarit.com/
© HDMONA NEBARIT LLC 2022. All Rights Reserved.
#hdmonanebarit #hdmonaErena #HdmonaHamawti
Пікірлер: 213
ውርዚቲ መርዓት ❤❤🇪🇷❤
ንግስቲ ኤርትራ ለባም ለዋህ ትሕቲ ናብዚ መዓልቲ ዘብጽሓኪ ኣምላኽ ክብርን ምስጋናን ይኹን ሞዉስቦ ስርዓት ኣምላኽ ኣብ ቕድሚ እ/ሔር ሰናይ እዩ ኩሉ ብኡ ኮነ ብዘይ ብኡ ወልሓደ ዝኾነ የለን.ደስ ዝብል ህድእ ዝበለ ስርዓቱ ዝሓለወ ዉራይ እልልልልልልልል ሓጎስኹም ሓጎስና እዩ ህዝቢ ኣምላኽ ሰላም ኣምላኽ ይብዛሓልኩም።
@askaluhaile3780
2 жыл бұрын
Nay behaki kebrety 🙏❤
@user-bp5ut2zf3u
2 жыл бұрын
@@askaluhaile3780 ክብረት ይሃብኻ/ኺ ሰላም ኣምላኽ ይብዛሓልኹም።
ኣሰይይይ ምዕሩግ ውራይ ኣሰይይይ ክሃድኡ ከኣ መራዓውቲ ምቅሉላት ውላድኩም የርእየና ኤሩ ሽኮር ሓዳርኩም ይባረኽ
ኤሩ ሓፍተይ ዕንባባ ዘመን ሂወትኩም ይባረኽ
Eruye mkrti rezen kem shima. Bzey mknyat aykonen erena zbl sm tesekimki. Tiwaf yiberih sm yimerih dyu zibehal, ezia eya eritrawit ade eritrawit gual. Kibret yihabki akuriekina neti hakegnan hfurn mierugn bahlinan kibrinan mntsibiraki. Werejatat meriawti megletsi sienelkum beka. Eriye star of Eritrea kulen kemaki kikonalna araya kikone nmne. Hagosey megletsi eye sienelu. Erey adey hfrtn kibrtn koynki nberley amen 🙏
አሰይይይይያ እልልልልልልልልልልልልልልል ደቂ ኤረይ ሙሉእ ሂውትኩም ተሓጉሱ ዓይኒ ጸላኩም ይደፈን 🌷🌷🌷🌷♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እልልልልልልልል ደቂ ኤረይ ሙቁራት ይበል ይበል ምድላዉ ።መርዓትን መርዓዊን ጽቡቃት እተን መሐዙት ምስ የእሩኽ ወናማት እቲ ቤተሰብ ምስ እዱም ምዕሩጋት ንአመታ አብ ዉላድኩም ጥምቀትኩም የጽንሐና ።እንኳዕ ሐጎሰኩም።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Waw ን ቢሐረ ትግርኛ ዘንጽባረቕ ምዑሩግ መርዓ ምስ ክብረቱ ደስ አሉና congratulations eryna guleyi ngsti medrek 👑🇪🇷❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🍷🍾🍷⛪️👑👑
ውርዝያት መርዓውቲ ኣምላክ ቃልኪዳንኩም ይባርኸልኩም።
እዞም ደቅና ዘመንኩም ሰናይን ሓጎስን ፈረይትን ጸገይትን ይገረልኩም ኣምላኽ ኣሜን ኣሜን🙏👏💕♥️❤️🌷🎁💐🍾🎊🎉
ናትኪን ናይ ባዓል ቤትኪን ህድአትን ውሕልነት ኬፍ አለዎ! ኩሉ ፕሮግራማትኩም'ውን ፕሮተኮል ዘለዎ ልዕሊ ኩሉ ኢዩ ሐድርኩም ይባረኽ ገዛኹም ፍቅሪ ይምለአዬ ፍረዩ ጽገዩ ኤሩ ሽኮር💐💐💐
@ghwsjet5100
2 жыл бұрын
Mearg zelewo rzn zbele sebay Eri Nay feven wenchar meshekelu des zeybl.
ኤሩ ጽብቅቲ ደስ ዝብል መርዓ ካብ ዝተኣዘብናዮ ናትኪ 💯
@Naturalism85
2 жыл бұрын
nay bahaqi
@Naturalism85
2 жыл бұрын
bitami murug mera haqi zereba des ybl kabzi kinrio ziqenena halefa best weading 2022wuladom yeriyena
@amenamenamenamen8386
2 жыл бұрын
@@Naturalism85 mara hlf zbele mber nay eru
Congratulations to the most beautiful couple 🎊🍾🎉❤️❤️
Azi wedi temriku you erena zwesede
ብጣዕሚ ጽቡቅ ሓማውቲ ርሑስ ጋማ ኣትን ኣዋልድ ካብ ኤረና ተመሃራ ቃልኪዳና ኣሲራ ምዕሩግ መርዓ ጌራ ብክብረት ተመርዕያ ከቢራ ስድርኣ ኣክቢራ፡ እዘን ቅድሚ መርዓ ብዘይ ክብረት ሕጊ ኣምላኽ ኣፍሪስክን ናብ ዝሚት። ውላድን ትበጽሓ ዘለክን መጀመርታ ሓጥያት ሰሪሕክን ደሓር ከኣ ነብስክንን ስድራክንን ኣይተሕስራ፡ ከምዚ ናይዚኦም ኢዩ ክቡር ቃልኪዳንን ሓዳርን፡ ዋላ ውን ኣወዳት።
@samrawitgerezgiher6478
2 жыл бұрын
Aye newald tray diyu zmlket hatiyat kbrn meran
@God-db9vp
2 жыл бұрын
@@samrawitgerezgiher6478 ጽቡቅ ኣለኪ ዋላ ውን ንኣወዳት ኢዩ ዝምልከት ወሲከላ ኣለኩ፡ እንተኮነ ወለድና ካብ ብወዲ ብጓል ኢዮም ዝግደሱ ዕድላ ከይበላሾ ብምሕሳብ ጓሎም ብዘይ መርዓ እንተጠኒሳ ብጣዕሚ ኢዩ ሕፍረት ዝስምዖም ነብሶም ኢዮም ዝጸልኡ፡ ኣብ ሓቂ ውን ከምታ ብቃልኪዳን ዝተመርዓወት ክብሪ የብላን ብሕብረተሰብ።
Luwam you are a real friend 🥰🥰🥰
ዋይ ገብራት ሓወይ :) congratulations both! Erena you are beautiful inside out! You have so much elegance and beauty to the traditional dress!
Waw congratulations Erena 🎉🎈🍾🎊
አሰና ደቅ ኤሬ !! ኣነ ከምዚአ እየ ዝምነ ንደቅ ኤሬ🌹❤️🇪🇷
ኤሩ ሓፈተይ ምዕርግቲ ሕዳርኩም የባርኩ ጎያታ
ኤርትራ ከምሸምኪ ወረጃ አብነታዊት መንእሰይ ከምአኡውን ኩቡር በዐልበትኪ ደሰ ዝበል መርዐ ወረጃ ወረዙት ትበል ደርፊ መሪፀልኪ አለኩ ። “ ፈረይትን ፀገይትን የግበርኩም”🌹💕
Mahazut kulom des zblu 🥰🥰🥰😘😘😘
ርሑስ ሃማ ካልኩዳን አቦና አብርሀምን አዴና ሳራን ይግበረልኩም ከምቲ ዕንባባኩም የርእይርና ውላድኩም
Kefff zelewum bhaki bfeshketa wedyoma kula Video ruhus gama yegberlkum xbuqatttt weladkum yerena fetari ❤️❤️🙏🏻🤴👸
@ert5332
2 жыл бұрын
Rhus gama ygberelkum 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Selamamilak1
2 жыл бұрын
Kemzi kemay eka kelena video wedieyen ❤️❤️❤️
ምዕሩግ ውራይ አሰይ አሰይ ዐይኒ አባይኩም ይደፈን😍🥰
@marym9199
2 жыл бұрын
አሰይ
erey natey aziye iye zfetweki bfkri iye zefkreki kalkidan abrahamn saran ygberelki ziyadayyyy ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Nay bhaqi wrziyty merat ❤️azu des zbel mera kab sebu & camera & snesratu bah zbleka weledkum msakum ab qidmit ab video ab seli mgbarkum des zbel wladkum yereyena sebayki Kea shukor kurue wedi eu des zebel
Nay bhaki des kitblu ezi eyu mslina kef alekum rgat, mklilunet, fihshuwwat tihutat beka bahli tigringna. ❤❤❤❤❤ hasab libkum yesmrelkum deki erey
Eritreawit mukaney Des ybleni. Thanks God 🙏🇪🇷🌹
ASEY TSBKITI AMLAG YBARGKI AKEDADNA KDANKI YBEL AFLBGI ZTEGEDEN KEMZI IYU KGEWUN ZELEWO KEM ABRHAMN SARAN YGBERELKUM❤️🇪🇷😘❤️🇪🇷😘❤️🇪🇷😘❤️🇪🇷😘
Asey hadarkum ybarek kemzi natkum wuhlul wray ayreakun eruye mkerti 🇪🇷
@adiambelay4819
2 жыл бұрын
Amen Shewitye 😘😍❤️❤️🙏
@user-bp5ut2zf3u
2 жыл бұрын
ብሓዊ ህዱእ ኪትርእዮ ደስ ዝብል ኩሉ ስርዓት ዘማልእ ዉራይ
Aseyyy kndey des kbluka eyom xbuqat ❤❤❤❤❤
Ellllllllllll wiladkum yeriyena fetari kuburatey ❤️💗
erueyyyy shkore adenkie ayexegebkenn 💯❤ kuduse kenkie yekoneuka xegayeten feryeten yegeberkom fetarie
Des behalti hadarkum ybarek mukurat i love eruye
Congratulations ❤❤🇪🇷🇪🇷
Aseyyyyyyyyyy elllllllllllll eru haftey shikorrrrrrrrrrrr. Teawitlu. Ezi sebayki eru haftey kem Abrahamn Saran fereytin xegeytin yigberekum
Ny ezi kedwnti dezynrat gin nigrna asmtom bejka thank u
መጀመርያ ክቡራት መርዓውን መርዓትን ኢንካዕ ኣብዚ ናይ ፈለማይኩም ኣበባኩም ኣብጽሓኩም ክብለኩም ይፈቱ ከምቲ ኣበባኩም ከኣ የሪኢየና ፍረኩም ብሓደ መናብርቲ ይበልኩም ፈጣሪ። ብምቅጻል ናይዞም ክልተ ኣሕዋትና ካብ መርዕኦም ክሳብ ኢዚ ሕጂ ዚካየድ ዘሎ ንጥፈታቶም ባዚዩ ዘሐብንን ዘኩርዕን ኢዮም ውራዮም ክጽብልዎ ዚረኣዩ ዘለዉ ብጣዕሚ ነዓይ ዚመሰጠኒ ፍሉይ ነገር ኣሎ ንሱ ከኣ ብወገን መርዓዊ ይኩን መርዓት ኣዚዩ ተፈታውን ተበሃግን ኣብ ኣብ ዞም ክልተ ኣሕዋትና ክቡር መርዓዊ ኣቶ ኤፍሮምን ወይዘሮ ኤረናን ብርግጽ ባህሊ ካብዚ ናይ ሕጂ ወለዶ ንዚመጺኢ ወለዶ ኣብነትውያን ክብርን መንነቶም ዚዓቀቡ ሰባት ኮይኖም ረኪበዮም ብርግጽ ከኣ ኢቲ ባህሊ ብከምዚኦም ፍሉጣት ስነ-ጥበባውያን ኢዩ ኢቲ ክቡርን ባህልናን መንነትናን ክዕቀብን ክስነድን ዘለዎ ኢሞ ኢቶም ብሕጂ ፈለማይኩም ትምርዓዉ ሃየ ካብ ክቡር መርዓዊ ሓውና ኤፍረምን ክብርቲ በዓልቲ ቤቱ ሓፍትና ኤረና ኢዚኦም ኣብነት ምዕቃብ ባህለሙን መንነቶምን ኣንጸባሪቆሞ ኣለዉ ኢሞ ኣሰሮም ንከተል ምክንያቱ ባህልካ መግለጺ ክብርታትካን መነትካን ኢዩ ኢሞ ባህልና ከምዞም ናይዞም ኣሕዋትና ገይርና ኣሰሮም ተከትልና ንዓቅቦ ። ባህልና ብባህልና ጥራይ ክሥስን ኣለዎ ። ምክንያቱ ኣብዚ ሰዓት ኢዚ ባህሊና ብናይ ምዕራባውያን ኢንዳ ተዓብለለ ይከይድ ኣሎ ኢሞ ሓደራና ዚዓበና ዚነኣስና ኣብ ውሽጢ ሃገር ንሃሉ ኣብ ወጻኢ ሃገር ንሃሉ ባህልና መግለጺ መንነትና ካብ ኮኑ ባህልና ንዓቅብ ያታ ኣቦታትናን ኣቦሓጎታትናን ኢናሓጎታትና ንድሕሪት ኢንዳ ተመልስና ባህልና ንምለሶ ።ከምቲ ባሕሪ ብጭልፋ ዚብሃል ናትና ባህልና ከኣ ልክዕ ከምቲ ማይ ባሕሪ ቀድሕካ ዘይውዳኢ ዘሐብን ዘኩርዕን ባህሊ ዘለና ኩልና ኢደይ ኢድካ ኢልና ባህልና ንዓቅብ ኢንዳ በልኩ በዚ ኣጋጣሚ ይላቦ ። ኣብ መወዳኢታ ክቡራት ስነ -ጥበባውያን ኣሕዋትና ብርግጽ ናይ ስራሕ ስነ ጥበብ ባህሊን ክብርታትናን ንመጀመርያ ኣባኩም ረአ ኣብነታውያን ኢለ ከኣ ሰመየኩም ኣለኩ ናይ ክብርታት ባህልና ። ኣብ መወዳኢታ ከምቲ ጋማኩም ኣብ ውሉድኩም ከሙኡ የሪኢኩም ጸገይትን ፈረይትን ይበልኩም ፈጣሪ ።
Zftewa artist erena wreziti kem aditata so rehus gama ygbrelki 🥰🥰🥰🥰
ኤሬና ምቅሪቲ መወዳዲሪቲ ኣልቦ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Congura Efrem haway kalkedan abrehamen sarn yegberelkum 😍😍😍😍
The best wedding & hamawty, conguratlations. ⚘🍾🌷🎺🍷♥️🇪🇷♥️
@dancovrboski9135
Жыл бұрын
Site vo fezbyk və pozdravyvam bez razlika na nacia i Vera prowtavatemi ako nesym dostapen nəvə zaborava site vo celiot svet. Makedonia
🇪🇷 🇪🇷 Congratulations Deqi Eri 🇪🇷 🇪🇷
Ere trha mearg zelewo temerya. Congrats. Enber Nay beal, feven wenchar meshekelu des zeybl. Nay mereb ewn the same meshekelu des zeybl wenchar.
Wow! you are the best beautiful an Eritrean Erena Afewerki. Very very nice Hemawti day
Aseyyyyyyyyyyyyyyy kem Abrham Sara Feriti yegbrkum muchewat👌👌👌👌👌👌👌🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ፈረይትን ጰገይትን ይግበርኩም ❤️🇪🇷
Ruhus gama ygberelkum, congratulations to you all
Congratulations Eru shkorina Elelellllllllllll 💯 Wedding start to End 💯 Asey
CONGRATULATIONS 🎊 👏 EIRU SHIKOR
ርሑስ ጋማ ኤሩ ወረጃ ፡ ፈረይትን ጸግይትን ይግብርኩም!!!!
Hamida mara ashikatni, anyway God bless you Xbukatey
ኤሪተይ ሽኮር ዉርዙውቲ ጋል ኤረይ ❤❤
Keyrewkuwo ezi video like hibeyom aleku
Wirziyti merat❤️
ኤረና❤❤❤😘
Congra eru
Congratulations!!!
2tiom hduat des kiblu 🥰🥰
ጋዓት ግን ተላምቲ አየን ሰሪሐንኣ ሪሑስ ጋማ የኩነልኩም❤❤❤❤❤❤💍💍💍💍🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
Hamida hadash dya nera koyna gn I loved it 😍
@user-bp5ut2zf3u
2 жыл бұрын
ከም ዝመስለኒ ሽዑ ግዜ ሓሚዳ ዝተዓወተትሉ ግዜ ኔሩ።
Asey weladkum. Yeriayana
Aseyyyy Aseyyyy ❤🙏🥂🍾🎉🇪🇷🇪🇷
❤🌹
Congra erena damiend
ኣንቲ ኤሩ ሓፍትና እዚ ሰብኣይኪ ክንደይ ታዓዲሉ ከምምቲ ብደጌኪ ንርኦ ውሽጥኪ ከምኡ እንተኮይኑ ሂወት 100% እያ ንሰብኣይኪ።።።።።
Eru xbketi fetret amlak hewtkum yebrkelkum🌺🌺🌺👑👑👑🌹🌹
ኤሩየ እንቃዕ ሓጎሰኪ
ኣሰይ ኣሰይ...........................ኣሰይ...........🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹👍👍👍👍👍👍👍❤️👍👍👍🌹🌹🌹🌹💐🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐እንቃዓ ኣበባኺ ረአና ኤረና ኣፈወርቂ ሽኮር ጋል ህዝቢ ጋል ህዝቢ ምስ ክቡር በዓል ቤትኪ ኤፍ.🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐
💐❤️elelel
Essyyyyy Asnayyyyy Dgge Eriyyyyy Aynn Apakom Ydfn Dgge Eri Shkornatat Youhna 🌿💐🙏🇪🇷🌟💖🌟🇪🇷🙏💐🌿🎊❣🎊🌿🥂🎂🥂🌿🎊❣🎊👍🇪🇷👏🇪🇷👌
Asey xebukate 🥰🥰❤️❤️
ፈረይትን፡ጸገይትን፡ይግበረልኩም።
Congratulations 🎉
Naye Abrhamene Naye Sara mera ygebrelkume welidkume samue deki Etrerye mekurate
The Queen 👑 looks magnificent 😍
Our culture is beautiful
Congratulations Eru shikor 🎉🎊🎊🥰🥰
@natsnetabraham7687
2 жыл бұрын
Eruye mkrti kltekum mukurat bahaki btami des zbl kburat yehwatey kemti abebakum yereyena frekum amoretata eeemmmmuuuu
@natsnetabraham7687
2 жыл бұрын
Rieka zemno mera abti resi tabakeki tsbake wesiki eriye enbeba
Ruhus gama yagberlkum Asey xabuqteyy
💖💖🌷🌷🇪🇷🇪🇷
ከሐጉሰካ መርዓ ኣብ ኤርትራ.. ሓንቲ ጥር ትብል ናይ ትግራይ ደርፊ ዘይሕውሱ.. ብስነ ጥበብዋያን ኤርትራና ዝፈረየ ደርፍታት ጥራይ ይጥቀሙ.. THANK YOU ናይ ደቂ ሃገረ ኤርትራ ደርፊ ጥራይ ተጠቀሙ 🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹👍👍👍👍👍
@tewahedobi3929
2 жыл бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 ፐእ ሰብሲ ከምዚ ከማኻ እንተኾነ እዩ እንበር!🙄 ሙሉእ ብሙሉእ ናይ ሓንጎል ጭቃ ኢኻ። ኣክሉካ ብፅልኢ ክሒንካ በይዛዎ🤔 ናይ ባሓቀይ እየ ብሂወት ይነብር ኣለኹ ከይትብል። ምንባር ኣይኮነን እንተነብሮ ዘለኻ። ናብ ናይ አእምሮ ሕክምና ከይድካ ተርኣዮ። እዝይ ኣይናይ ጥዕናን። ንሕነና ምፍጣርካ እውን ኣይኔፈልጥን። ንዘይ ትፈልጦ ሰብ ካዓ ኣልዕል ኣብልካ ምፅላእ ናይ ሓንጎል ፀገም ዘለዎ ጥራሕ እዩ እዝ ነገር ዘገብርን ዝፀውን። ካብ ጋል ትግራይ ትግራወይቲ ምክሪ እዩ ሓዞ። ጋል እንተኾይኪ ካዓ ንቶም እትወልድዮም ደቅኺ እንታይ ስብእና ከም እተወርስዮም ሕሰብሉ። ኣዶ ሃገር ታሃንፅ ኣዶ ሃገር ክተፍርስ እውን ትክእል እያ። ንእኔ ገብሮም ነገራት እናስተውዐልና መኻድ ፅብቁ እዩ።
@samgeb1577
2 жыл бұрын
@@tewahedobi3929 እወ ከምኣ እያ.. ኣይንደልየኩም ኢና.. ኣብ ትግራይኩም ምስ ኢትዮጵያኹም ክብረትኩም ሓዙልና... እንታይ ሽግርኪ ናይ ደቂ ሃገሮም ደርፊ ምዓት ከልዎም.. ስግር ዶብ ከይዶም ደርፊ ዘጠቅም የብሎምን.. እንታይ እምቢ ኣይሰምዕን እየ ወያናይ እየ ከድርፉልኪ ተጸቢኪ 😂😂😂😂😂 ክብረትኩም ሓዙልና
@tewahedobi3929
2 жыл бұрын
@@samgeb1577 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 መን መርዓት ምስ በለክን ትኩሓላ! ኣይኮነን ዶ ንሕና ክንደልየኩምሲ ነን ባዕልኹም ዘይትደላለዩ ሕሱራት። ብዝኾነ ብዛዕባ ኢትዮጵያን ንሕናን ናዓኺ ኣይምልከትን። ብዛዕባ ክብረት ንስኺ ክትዛረቢ ሞራል የብልክን። ክብሪ ዘይፈልጥ ብዛዕባ ክብሪ ክዛረብ ኣይምሕረሉን። ብዛዕባ ኣይሰምዕንየ ደርፊ ካዓ ኣብ ቀረባ እዋን ክም እታሓፍርን መልሓስኪ ከም እታሓክይን ዘማትእ ኣይኮነን። ብዙሕ ምዕፊር ኣይድልየክን። ንሕና ብምዕፊር ዛይኮናስ ብተግባር ኢና ንልለ።
@samgeb1577
2 жыл бұрын
@@tewahedobi3929 ወያል ዓጋመ .. ኩሉ ነገርኩም ካብ ደቂ ሻዕብያ ትቀድሑ ድሁላት ሲ.. ብግብርና ንለለ ዶ በልኪ.. 😂... ሕጂ ኣብዚ ናይ ኤርትራውያን page እንታይ ሕምብጥጥ ኣበለኪ 😂 ኣነ ንዓኺ ዓጋመ ድየ comment ሂበ... ኣነ ንደቂ ሉል ቀይሕ ባሕሪ እየ.. ንፉዓት ናይ ዓጋመ ደርፊ ከይተድርፉ ዝበልኩ.. ኣብዚ እስከ ጀላእላዕ ኣይትበለልና ስከ ... ግዳ ሰላም ግበሩ ምስ ኢትዮጵያኩም ዝጥመየት ኣደ ትግራይ ባኒ ክትረክብ 🤔😏.. ብሓይሊ ሓውሱና ዝኾንኩም ሰባት
@tewahedobi3929
2 жыл бұрын
@@samgeb1577 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 ችዲ በሊ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 ዓጋመ ማለት እንታይ ማለት ከምዝኾነ ተትፈልጢ ብዙሕ ዘይ ማዓፈርኪ ብሓቅ እየ ዝብለኪ ብዙሕ ደክምኪ! ብዛዕባ ንደቂ ሻዕብያ እየ comment እየ ዝሃብኩ ዝበልክዮ ንምንታይ ሽምና ተልዕሊ ትግራይ ንምንታይ ኣልዒልክ? ንሕና ከማኺ ናይ ዘረባን ዘለፊን ወልፊ የብልናን። ወልፈኛ። ብምቅፃል ብዛዕባ ኣድ ትግራይ ጥምየት ዝዓፈርክዮ ከብራህረሀልኪ። ትጥምየት መን ድዩ ኣምፅእዎ? ብሰንኪ መን እያ ኣዶ ትግራይ ተደፊራን ጠምያን? ሕፈሪ። ሕማቅ ከይተዛርብን።
Aseyyyy Aseyyyy Aseyyyy skorinatat.
❤❤❤❤❤
መርዓስ ከምዚ እንተኾነ እዬ እምበር:: ብቤተሰብ ተኸቢካ:: ይርደኣካ ኣብኡ ከሎ ተዋስኦ ከምዘይኮነ ከምናይ ዐዲ ገሊኦም:: ማጨሎ ትርኢ ዘለካ እኻእዬ ዝመስል ናይ ዝሓለፈ ሰሙናት ክንርእዮ ዝቀነና :: ደሓን ይእተው በዐል ኤሩ ፅቡቕ ኣርእዪምና:: ተረዲእኩም ይኸውን መቸም : ለባማት እንዲኩም::
@alulihabibi690
2 жыл бұрын
ያ ከመይ ዳኣስ ኸማን ቆልዓ ኣለዋ ታ መርዓት ምሽ
@amenamenamenamen8386
2 жыл бұрын
@@alulihabibi690 kkk eway ewe 🙄
@betybety8380
2 жыл бұрын
@@alulihabibi690 🤣🤣🤣🤣🤣
💞💞💞
Asey eru
oh erena shikor it seems you caught a big fish🤣 ...Ruhus Gama fereyetn xegeytn ygberkum
🇪🇷❤️🌹🌹🌹🙏🏽
aseyyyyy xbukat ftret kemti abebakum yereyena frekum
congratulations Eru schkorrr ❤❤❤
Aseyyyy aseyyyyy aseyyyy feryten xegeyten yegberkum mukuateyyy 🫶🫶🫶🥺🥺🥺🥰🥰😍😍😍😍
ERNA HOW much love 💘💕💖I am so happy 😊 when I see your marriage 💑 I am amather I will see like you ❤my kids I have one question your husband he lives Eritrea 🇪🇷or outside ❤ lm waiting for a answer love you 😍❤😊
🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️
ሰላም ሰላም ኩልኩም ብሓበራ ሶሪ ከም ዝበዛሓና ይርዳኒ እዩ ለመንቲ ኣብዛ ናተይ ፑሮፋይለይ ኣቲኩም ኢደይ ኢድካ ንበል ሳብስክራይብ የቀኔለይ,
Fist to comment
Eru shikor , alf alf mabruk
Asyy des kbleka merug mera ruhus gama ,wladkum yeriena
@adiambelay4819
2 жыл бұрын
wladkum yeriena 😘😍❤️❤️
🙏🙏🙏✝️✝️❤️❤️❤️🍾🍾🍾💕💕💕
Eleelelele