HDMONA - ደመት ብ ኤርምያስ ክፍለዝጊ Demet by Ermias Kflezghi - New Eritrean Music 2020
Ойын-сауық
HDMONA - ደመት ብ ኤርምያስ ክፍለዝጊ Demet by Ermias Kflezghi - New Eritrean Music 2020
Enjoy and Subscribe now bit.ly/2vIkX9f at HDMONA NEBARIT. "HDMONA NEBARIT" brings New Eritrean entertainment comedies, "New Eritrean Drama", "New Eritrean movie", "New Eritrean film" and "New Eritrean music" video clips for you. Enjoy!
All "Eritrean music", "Eritrean movie", "Eritrean film", "Eritrean comedy" are shared here.
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
℗ © Copyright: HDMONA NEBARIT. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
KZread : / hdmonanebarit
Facebook : / hdmona-nebarit-2149397...
Instagram - / hdmonanebarit
Twitter / hdmonanebarit
Website hdmonanebarit.com/
© HDMONA NEBARIT LLC 2020. All Rights Reserved.
#hdmonanebarit #eritreamusic #EritreaErmias
Пікірлер: 1 800
ደመት,,, እዋይ ክልተ ሞት(4) እዋይ ክልተ ሞት,,, ኣሃይ(4) እውይ እውይ ኣሃይ እውይ እውይ እውይ እውይ(3) ዎሆይ ኦሆይ(3) hi ደመት እዋይ ክልተ ሞት(4) ደመት ነዋሕ ቁመት ኣሚና ዝጠለመት እውይ እውይ እውይ ንቡር እንድዩ'ቲ ጥልመትኪ ዓቐን ኣለዎ ደመት ደመት እቲ'ኳ ክሳብ ሞት ቃል ዝኣተኽዎ ደመት ደመት ግደፊ'ባ ደመት ኣቲ ደመተይ ደመት ደመት ሓጺበኪ እንድየ'ቲ ብንብዓት የዒንተይ እውይ እውይ እዋይ ደመት እዋይ ክልተ ሞት(4) እውይ እውይ እውይ እውይ እሞ ድማ ንዓይ ወሃቢ ወይኒ እሞ ድማ ንዓይ(2) ንኾሓሊ ዓይኒ እሞ ድማ ንዓይ ከብደይ ብጥሙዩ ከም ዘይበልኩ ብልዒ መን እዩ'ኸ እንተበልኹስ ኢልክዮም እንድዒ ደመት, ,,,እዋይ ክልተ ሞት(4) መን ፍጡር እዩ'ቲ ንምውት ዝኸስስ መን ፍጡር እዩ'ቲ ንጓህሪ ዝኩልስ ይከሰኪ ኣይከንኩን ዘለኹ ክትፈልጢ ጥራይ ክልተ ሞት ምማትኪ ፍለጢ ደመት,,,,እዋይ ክልተ ሞት (4) ኣበይ ኣሎ'ቲ ፍቕሪ እቲ እምነት ኣበይ ኣሎ'ቲ ክብሪ እቲ ጭውነት ሃቢ በሊ ሃቢ'ባ ካትመይ ምስ ዕድለይ ክወስዶ ንቅድመይ ደመተይ ወለላ ልቢ ሰብ ሰሊላ ተውድቆ ተልዕሎ ይብሃለልኪ ኣሎ ካብ ዝኸውን ከምዘይ ሰብኣይ ኩሉ ሓደ እንድዩ ንዓይ ኪዲ በሊ ኪዲ ካባይ ሓቂ ሕዝኪ ናዳባባይ እውይ እውይ ደመት(2) ትጠልምስ'ኳ ደመት ኪዲ በሊ በቃ ደመት ኣበይ ኣሎ'ቲ ፍቕሪ እቲ እምነት ኣበይ ኣሎ'ቲ ክብሪ ጭውነት ሃቢ በሊ ሃቢ'ባ ካትመይ ምስ ዕድለይ ክወስዶ ንቅድመይ ደመተይ ወለላ ልቢ ሰብ ሰቂላ ተውድቆ ተልዕሎ ይበሃለልኪ ኣሎ ካብ ዝኸውን ከም ዘይሰብኣይ ኩሉ ሓደ እንድዩ ንዓይ ኪዲ በሊ ኪዲ ካባይ ሓቂ ሕዝኪ ነዳባባይ እውይ እውይ ደመት(2) ትጠልምስ'ኳ ደመት ኪዲ በሊ በቃ 66
@mesfintefera1498
3 жыл бұрын
ድመት እወይ ክለተ ሞት.....4
@jemsasli3870
3 жыл бұрын
እንታይ ደኣሉ ኩሉ ደመት ጥራይ መሊኡ🙈😂😂😂😂😂😂😂😂
@tsgeromanpetros4522
3 жыл бұрын
Zgermyu 38 gze dgmgam DEMET
@mahmoudadam6617
3 жыл бұрын
@@tsgeromanpetros4522 500 demet kkkk
@brycenandre7488
2 жыл бұрын
Sorry to be offtopic but does any of you know of a trick to log back into an instagram account?? I somehow forgot my login password. I appreciate any help you can offer me
እታ ወዲ ኣብ ግዚኣ ጥብ ንኤርሚለ ፍትውቱቱ ዘብል እስከ ዓሸራ ይግደፍ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹⭐️⭐️⭐️⭐️👑👑👑👑👑👌👌👌👌👌
@kidushuluf2551
3 жыл бұрын
Yea new day
@yeabyoweldemariam6521
3 жыл бұрын
Yes
@hanihani5160
3 жыл бұрын
0~~
@makhab1416
3 жыл бұрын
🥰🥰🥰❤️❤️❤️
@petrosyonas
3 жыл бұрын
@@hanihani5160 .h
ንኤርምለ king ዝፈቱ እስከ 👇 ረገጹ ብሩኽ ቀዳመ ሰንበት ክኣ
@tutus7850
3 жыл бұрын
ናፍቁሎ በልዋ ነደይ!!! ናፍቁሎ በልዋ ነደይይ!!! Men king gerwo 😒😒
@hadguzeray5624
3 жыл бұрын
Ermi zxele alo du ke emo mnbar zeyfelt u love you so much ayney 😘😘😘😘😘😘😘😘
Am from Somalia 🇸🇴 and i love Eritrean music 🇪🇷
@nisanetgabrezgi6183
3 жыл бұрын
We ❤️❤️❤️❤️✊✊✊✊✊✊🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mahmoudadam6617
3 жыл бұрын
Waraya akuchalay kkk Somali I am from Eritrea
@merhabatinsew3696
3 жыл бұрын
Tnx bro
Selam habtay & haway ane somali❤️🇸🇴🇪🇷
@helen8440
3 жыл бұрын
💙💙💙
@seemore......1322
3 жыл бұрын
@@helen8440 Habtey ❤️🎈✈️
@yordanosgebremichael9525
3 жыл бұрын
Merhaba ❤
@helenhelen2191
3 жыл бұрын
Salame hawaye
@seemore......1322
3 жыл бұрын
@@helenhelen2191 Yqeneley ❤️🙏
መርሓባ ኤርሚለ ናተይ እንቋዕ ብድሓን መጻኻና ክብርቲ ዓባየ ስማ ኮ ኣዘኪርካኒ ቴንክስ ነዛ ኮሞንት ተንብብ ዘለኻ ዕድመን ጥዕናን ስደትካ የሕጽረለካ ፍቅርን ስኒትን ይምነየልካ ብር ዳ በልካ ተሓጎስ
@fanielfasil6842
3 жыл бұрын
Amen amen amen ❤
@samrawikiflay2305
3 жыл бұрын
amen amen ata beruk seb afka yesear
@sidetenhakertetenha5603
3 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@natugebrihiwet7826
3 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@teshyeberhe1421
2 жыл бұрын
amen
ብሩኽ ቐዳመ ሰንበት ይግበረልና like ተሓባበሩኒ
@natnaelhaile7039
3 жыл бұрын
Amne ma bro
ኤርሚለ ሽኮር ጽቡቅ ሰራሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤
መን ኣሎ ስጋብ ሕጂ ዝሰመዕ like እስከ ርገጽ 👇
@nahomgere1960
3 жыл бұрын
6ooh
@mihretabtesfahanes9353
3 жыл бұрын
Alekulka ane baleyy ❤🧡💚💚
@user-zz5ms6im6h
3 жыл бұрын
okt gumama nag rgcha weyyyy
ገጣሚ ገሬ እንተ ኢልካ ጽቡቅ ከም ዝኮነ ትፈልጥ ፎርሳ ደቂ ኤረይ
ኤርሚለ ብዓል ስሑል ገሮሮ ከምዚ ከማይ ክትጽበይዋ ዝቀነኹም እስከ እህህ ኣብሉለይ።
ደመት ነዋሕ ቁመት ኣሚና ዝጠለመት 💪 እሞ ድማ ነዓይ ንወሃቢ ወይኒ : ንኾሓሊ ዓይኒ 💯❤️❤️ Ermile DICI
ኤርሚለ ሓወይ ብጣዕሚ እየ ድሕብየካ ወገነይ ሕጂ ድማ በታ ናይ ሀርተይ ደርፊ ተማም ቃዚካኒ ምምናው ሲኢነያ ደጋጊመ ክብረተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ nic one bst one ።
ገለ ዓይነት ደርፊ፡ ንኤርሚለ ዝፈቱ ኣብ ኮመንት ላይክ ከይወቀጠ ከይ ሓልፍ! ስነጥበብ ይዓንብብ።
ኣፍቀርቲ ኤርሚ ኣለኹም'ዶ♥
@alekugena892
3 жыл бұрын
Erimi mecharmti love u ms bro
ኤርሚ መቐረት ሙዚቃ ሃልወለይ አስኪ ትብለካ ኣላ ስነ ጥበብ ዓለምና ጽቡቕ ስርሓት ኤርሚየ ኣጆኻ በርትዕ ኢኻ ኣምላኽ ከኣ ኣብ ስርሓትካ ዓወትን ኣሳልጦን ክህበካ ይምነየልካ።
ናይ ብሓቂ ጽብቅቲ ኣጆካ ቀጽሎ ናይ ዘመና ስ/ጥበባዊ.🇪🇷🙋
ኣብዚኣ ስዓት እዚኣ ኣብ olinen ዘለኹም ኣምላኽ ሓሳብ ልብኹም የስምረልኩም ካብ ኩፉእ ዘበለ ይሓልወኩም ብር ክትብሉ ተሓጎሱ ገጽ ትፈትውዎም ስድራኹም የርእየኩም
@ni2badger419
3 жыл бұрын
Olinen entay ya bar wala enda fata 😁😁😁
@bisratteklegergis
3 жыл бұрын
Amen amen 🙏 Dani hawey natey
@liagirmay8461
3 жыл бұрын
Amen amen amen
@ni2badger419
3 жыл бұрын
@not interested in politic moliqato ya tkewn kemzi nay fesi
@samiwediteages1184
3 жыл бұрын
Amen(3)
*ኣንቱም ሰባት፣ ኣብ ዓለም ካብ ጥልመት ዝከፍእ ናይ ሜሬትን ሰማይን መቕጻዕቲ ዘወርድ 2 ሞት የለን እሞ፣ ኣምላኽ እሙናት ይግበረና።* Ermi + Gebrhiwet Tsehaye = Perfect! Go ahead with your collaboration, Synergy is 1+1=5
Ermile ብሉጽ ስነጥበባዊ ወዲ ኤረይ keep going on ብልጽቲ ስራሕ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍
ermile shikor 😍ab malti 100000 gizi esma alku 😭💞thank u nezay derfi zekrbklna ⚘
Welcome Ermiye ቡሩኽ ቀዳመ ሰንበት ደቂ ኤረይ❤🇪🇷
@hermonmlash1111
3 жыл бұрын
Amen Amen Haftey Tebarki berkti😍🥰🙏
@eriqueen3354
3 жыл бұрын
@@hermonmlash1111 ❤️🥰🙏
@user-pn7sj1hp6w
3 жыл бұрын
Ok ermye
@robeltekle8094
3 жыл бұрын
Amen Amen Amen 🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@sebkreta9397
3 жыл бұрын
Amen ❤️3
Welcom ermile ስሑል ጎሮሮ ፨ ሰቤተይ ሎሚ ሓሪሳ መርቁኒ ኣብኡ ከለኹም፥ ነዛ comment ተንቢብ ዘለኻ ኣምላኽ ሓሳብ ልብኻ የስምረልካ። ን ኤርሚለ ዝፈቱ & ኣብ ናይ ምቑዋም ምድጋፍ ኣብ ኣፋላላይ ዘየለኻ ፥like ረጊጽካ ሕለፍ ።
@negasitewelda1060
3 жыл бұрын
Amen amen amen
@bereketmahdertesfaldetmagy9857
3 жыл бұрын
amennn
@SaraSara-vx7nk
3 жыл бұрын
Amo wedi atekoynu ermile awtsalu
I don't even know what his saying but this song wakes my soul i listen to it plenty times...too in love with it. Love from.🇪🇹 🇺🇸
@sidonadehabz5415
2 жыл бұрын
Be smarigns enasteregumalen kefelekew 😁
@GabarHaile-te2vq
Жыл бұрын
He is talking about two girls one in America who is following western customs and is having sex with a guy she just met and another in Eritrea who only wants him to go abroad.
ደመት,,, እዋይ ክልተ ሞት(4) እዋይ ክልተ ሞት,,, ኣሃይ(4) እውይ እውይ ኣሃይ እውይ እውይ እውይ እውይ(3) ዎሆይ ኦሆይ(3) hi ደመት እዋይ ክልተ ሞት(4) ደመት ነዋሕ ቁመት ኣሚና ዝጠለመት እውይ እውይ እውይ ንቡር እንድዩ'ቲ ጥልመትኪ ዓቐን ኣለዎ ደመት ደመት እቲ'ኳ ክሳብ ሞት ቃል ዝኣተኽዎ ደመት ደመት ግደፊ'ባ ደመት ኣቲ ደመተይ ደመት ደመት ሓጺበኪ እንድየ'ቲ ብንብዓት የዒንተይ እውይ እውይ እዋይ ደመት እዋይ ክልተ ሞት(4) እውይ እውይ እውይ እውይ እሞ ድማ ንዓይ ወሃቢ ወይኒ እሞ ድማ ንዓይ(2) ንኾሓሊ ዓይኒ እሞ ድማ ንዓይ ከብደይ ብጥሙዩ ከም ዘይበልኩ ብልዒ መን እዩ'ኸ እንተበልኹስ ኢልክዮም እንድዒ ደመት, ,,,እዋይ ክልተ ሞት(4) መን ፍጡር እዩ'ቲ ንምውት ዝኸስስ መን ፍጡር እዩ'ቲ ንጓህሪ ዝኩልስ ይከሰኪ ኣይከንኩን ዘለኹ ክትፈልጢ ጥራይ ክልተ ሞት ምማትኪ ፍለጢ ደመት,,,,እዋይ ክልተ ሞት (4) ኣበይ ኣሎ'ቲ ፍቕሪ እቲ እምነት ኣበይ ኣሎ'ቲ ክብሪ እቲ ጭውነት ሃቢ በሊ ሃቢ'ባ ካትመይ ምስ ዕድለይ ክወስዶ ንቅድመይ ደመተይ ወለላ ልቢ ሰብ ሰሊላ ተውድቆ ተልዕሎ ይብሃለልኪ ኣሎ ካብ ዝኸውን ከምዘይ ሰብኣይ ኩሉ ሓደ እንድዩ ንዓይ ኪዲ በሊ ኪዲ ካባይ ሓቂ ሕዝኪ ናዳባባይ እውይ እውይ ደመት(2) ትጠልምስ'ኳ ደመት ኪዲ በሊ በቃ ደመት ኣበይ ኣሎ'ቲ ፍቕሪ እቲ እምነት ኣበይ ኣሎ'ቲ ክብሪ ጭውነት ሃቢ በሊ ሃቢ'ባ ካትመይ ምስ ዕድለይ ክወስዶ ንቅድመይ ደመተይ ወለላ ልቢ ሰብ ሰቂላ ተውድቆ ተልዕሎ ይበሃለልኪ ኣሎ ካብ ዝኸውን ከም ዘይሰብኣይ ኩሉ ሓደ እንድዩ ንዓይ ኪዲ በሊ ኪዲ ካባይ ሓቂ ሕዝኪ ነዳባባይ እውይ እውይ ደመት(2) ትጠልምስ'ኳ ደመት ኪዲ በሊ በቃ
@messineymar2807
3 жыл бұрын
Nice
@user-yi1yc2on4h
3 жыл бұрын
Thanks
@tsegaalay9424
3 жыл бұрын
Thank you :)
@coyg6315
3 жыл бұрын
Thanks
@blackqueen8664
3 жыл бұрын
Very nice , Demet tilmet sinka *** Haki hizki nejo kabay ***
ኣታ እዚ ወዲ ከጸልለኒ እምበር ደልዪ በቃ ኩሉ ደርፍታቱስ ምስ ዘሎ ሂወትና ዝከይድ።ኤርሚ ሓወይ ኣጆካ ካባካ ብዙሕ ኢየ ዝጽበ ኣምላኽ ምሳካ ይኩን።ብሩኽ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልና ደቂ ኤረይይይይይ
ላይክ ኣጥሙኒ ደቂ ኤረይ ሓላላት 🇪🇷🐅😥
Ermiyas good job keep going I wish you good life 🇪🇷🇪🇷💯💯💯
ዋውውውው ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ዩ ኤርምያስ ክሳብ ሕጂ ሕማቅ ስራሕ ኣይራኣኹልካን ቀጽሎ ንፉዕ
ኑጉስ ዜማ ተበለኹዎ ይውሕዶ ዶ ይኽዉን 👌👌👌👌👌
@Qendeley
3 жыл бұрын
ይውሕዶ'ወ ይዓኽ
መበል 49 ይጽሕፍ ኣለኹ ሎሚ like'ንተዘይረኺበ *እዋይ 2ተ ሞት* 😀✌️
@a.a3847
3 жыл бұрын
👎🏼
@user-sj9pb1qe2l
3 жыл бұрын
bro ናይ ኢሰያስ ደበሳይ ደርፊ ዲካ ክትሰምዕ ጸኒሕካ 😐😀😀
@meserethadgu902
3 жыл бұрын
ኣለና ሓወኒ😍😘
@yordanosteklu4340
3 жыл бұрын
WAWWWWW kief zelewa music
@jamalmadayen8620
3 жыл бұрын
@@a.a3847 Donkoro wahid abzi tkay ente thlu edka sere merekuwa embah bel DC
Ahie Ermile Asli nay Ertra🇪🇷 Diamond platinumz. 🇹🇿 👌👍🌹
This music clip can compute internationally and congratulations
መጺእካዶ ኣታ ሽኮር ወዲ ጽቡቕ ስራሕ ዩ ካኣ 🇪🇷❤️
D.C አለና ዶ ❤❤❤❤ ደቒ ኤረይ 🌹🌹
እስከ በለ ከምዚ ከማይ ኣብ ስደት ኮለል ትብሉ ዘለኩም ሓሳብ ልብኩም የስምረልኩም ahhh sdet sdi
@tekhlomokbay5814
3 жыл бұрын
Amen
@zeraykiflemichael5320
3 жыл бұрын
Amen nay bihaki bezom melatat derho tsadu tewaridna sder sdi adey halaley
@yonasbereket6000
3 жыл бұрын
Amen Amen Amen enkolay neaka.
@Filipos610
3 жыл бұрын
Amen Amen Amen Bro.
@tsehayeberhe1205
3 жыл бұрын
Amen
I love eritrean music and people my brothers and sisters from 🇸🇴 Somalia in Europe but still urs guy just who understand me love ❤️
@user-gf6zb2pp5p
3 жыл бұрын
Thank you bro we love you too😍
ኤርሚለ ጃና ጅግና ካብ ዝብል ኣፍ እዮ ገለ ዓይንት misc ቀጽሎ ኢካ
ሎሚ መበል 7 ዓመት ይሕዋትና ኣብ ሊብያ ዝጠፍኡ እዩ 💔😭 ጽቡቅ ስራሕ ኢርሚለ ከምቲ ናይ ኩሉ ግዜ
@Lucky.channel23
3 жыл бұрын
😢😢😢😢💔✊🏼✊🏼✊🏼
@nohomabreha9482
3 жыл бұрын
Ata eritrawi ksab hji ytefe alo
@mljn7476
3 жыл бұрын
Yeah ETA zbezhe seb zmotela ktkewn tkelya gna kdmiun dhriun hazina nhazn wn alena
@hierarhierar838
2 жыл бұрын
Ksab hji beqa ntefie alena Natnas kndey mot kbhal eyu alem ab gexna tuf ilatlan .
@user-zz6oy1uu3f
6 ай бұрын
😢😭🇪🇷🇸🇩
ኤርትራዊዉ ሩሜቴ አንድ ቀን ከፍቶ ካሰማኝ ጀምሮ ያለማቁዋረጥ የምሰማው መርጥ ዘፈን 🇪🇹
@TikTok-wp4er
3 жыл бұрын
ኣይደል
@iseyasmsgna1406
3 жыл бұрын
Thanks I appreciate you even we love Amharic music too 🥇🤙
@kenyadan390
3 жыл бұрын
are you sure?
@user-hm8zm8jb6c
3 жыл бұрын
አምላኬ ሆይ 😃😃
Love from Addis. Great job
መርሓባ ድምጺ ዕፉ ኤርሚ ሽኮር ከመይ ድየ ብኩሉ ስራሓትካ ዘድንቀካን ዝፈትወካን ♥️♥️♥️💯💯🎤🎤🎤
Ne wedi D.C zeftu like ✌️
@awetnihafash8242
3 жыл бұрын
Ewa antum Deki Dc elkum eske aytfelaleyu n Deki Dc Wegenat aytkunu donkorotat kindey nfuat alewu mitibibae zeydlywom
@yafettedros6701
3 жыл бұрын
@@awetnihafash8242 bravo👏.
ዋው ኤርሚለ ሽኮር ከመይ ድካ ተሐጉሰኒ ቀጽለሎ 😍😍
Ermiye shikor god bless you hard work pays off ajoka♥️♥️🙏🏽
ኤርሚለ ናተይ❤🤴😘 welcome son of DC❤
ደመት አዋይ ኽልተ ሞት 3 ሞት ዝሞትና ኣለና ኣብ erupa ka
@hermonmlash1111
3 жыл бұрын
Ajoka Brku hawey Tebarki jesus gotay Misak iyu imo ajoka 😍🥰🙏
@wedierna6962
3 жыл бұрын
@@hermonmlash1111 Amen amen ayney thanks abay sebbb
@mikiareyame8757
3 жыл бұрын
Kkkkkkkk wla ane
@helen8440
3 жыл бұрын
Ajoka eba kemu aytbel..teina tray kulu kebtsah Eu hawey
@samiahmed712
3 жыл бұрын
🤣🤣
ዋው ከምናይ ዛሃለፈ ጽቡቕ ስራሕ ቅጽሎ ወዲ እረይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዋው ጽብቅቲ ሙዚቃ ደመት ድምጺ ላዕሊ god bless you.🇪🇷💞
ኤርሚለይ ኣስሊ ዝንኣድ ስራሕ ኣድኒቀ ዘይጸግቦ ገጣማይ ገብርሂወት ጽሃየ ይበል ግጥሚ 😘😘👌❣️👈
ኤርሚለ ዝፈቱ እስከ ጽቐጥ ኣርኤኒ
Kisab hiji beza derfi tekhyifu xeadu zekhyif zelo like giber hade mealti behade kikeyayef ena😊🎉🥳😘
አርሚለ ናይ ምዚያም ብቅዓትካ ናይ ብሓቂ ክነኣድ ዝግበኦ ኢዩ ግጥሚ ፍሉት ኢዩ ግን ቁሩብ ሲ ደመት ነዋሕ ቁመት ኣሚና ዝጠለመት ምስ በለካስ ካብ ኣይይ ገለ ትብል ሲ ኣባኣ ትሰጥም ጋትሚ አንተትእቱ ምሓሸ ይብል አምበር u are really excellent man
Ermey tum dmxi enqa b dhan mexaka wedi dc 😘
ኣሰይ ኤርመለ ስሕል ጎሮሮ ,እንካዕ ብሰላም መጻካና
Des tibl derfi deki eri gorebetna we love you 🇪🇹🇪🇹
@helen8440
3 жыл бұрын
We love you too dear..
@merhawitpaulos4220
3 жыл бұрын
We love u too bro
@jemalsied723
3 жыл бұрын
I love you eritran music bro in eri music
ኣኣብ ዘለኽሞ ሰላም ንዓኹም ደቂ ኤረይ
Wawwwwwwww Erimye nice voice every things good jobs . Deki Eri shikorrnatt God bless you .
ንኤርምለ ኣብ ሰለስተ መዓልቲ 1ሚሎን ክንገብራ አና ኣለና ዶ የሕዋት ደገፍቲ
ኤርሚ ሽኮር ግጥሚ 100% ዜማ 100% ኩሉ ሚእቲ God bless you!!♥
Ermi DC Ayney Kemey dika Wegney Great music 🎧
Ermias is Very Creative!!!!! Love his Voice!!!!! Ajoka!!!!!
ይኸሰኪ ኣይኮንኩን ዘለኹ ጥራይ 2 ሞት ምማትኪ ፍለጢ ኣብዚ ኤሮፓ4 ሞት ዝመታ መሊኤን ኣለዎ ጅግንነት ዝመስለን ዋጋ ከም ደይብላ ንነብሰን ዝቆጽሪኣ ይግዳስ ጽቡቕ ስራሕ ኤርምለ King ሙዙግ ክብለካ ይፈቱ ኣብ ቀጻሊ ብሰላም የራክበና
Welcome 🙏 deki zae halal merate 👉🇪🇷👈🏿
ካብዝኸውን ከምዘይ ሰብኣይ ፡i proud of this man
ሰሓቕን ፍሽኽታን ሓጎስን ደስታን ዘኣሰሎ ብሩኽ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልና ደቂ ሓደ ልቢ ኤርሚለ ብሉጽ ዩ ደርፍታትካ ሰስን ሽህን ዋልታን ኩን ኣሎኩም ዶ ኣፍቀርቲ ኤርሚለ ወቅጡለይ ብሽም ኤርሚለ
Welcome back ma favourite singer ermii sebuq derfi ajoka kexl💫🔥
ኮኾብ ጽባሕ ኢኻ ሓወይ like ሸጠጥ።
ከም ገለ ዓይነት ድምፂ ለለ ኪሊፕ ብጣዕሚ ገራሚ love you from mekele❤
@hermonhagos2280
3 жыл бұрын
We miss
@mohammedosman7751
2 жыл бұрын
22222222222
@natuzaid8961
2 жыл бұрын
Ata tigraway enta dieka lieli ezi dmxi dea wedza bonituwa🤣🤣
ጽቡቕ ስራሕ ኤርሚለ፡ ዖድለኛ ኢካ ከኣ ገጥሚ ፨ገብረሂወት ጸሃየ፨ ኣብ ጎንኻ ምህላዉ።
@ahmedbolbol9243
3 жыл бұрын
يَا أَيُّهَا النَّاسُ اتَّقُوا رَبَّكُمْ وَاخْشَوْا يَوْماً لَّا يَجْزِي وَالِدٌ عَن وَلَدِهِ وَلَا مَوْلُودٌ هُوَ جَازٍ عَن وَالِدِهِ شَيْئاً إِنَّ وَعْدَ اللَّهِ حَقٌّ فَلَا تَغُرَّنَّكُمُ الْحَيَاةُ الدُّنْيَا وَلَا يَغُرَّنَّكُم بِاللَّهِ الْغَرُورُ O mankind! do your duty to your Lord, and fear (the coming of) a Day when no father can avail aught for his son, nor a son avail aught for his father. Verily, the promise of Allah is true: let not then this present life deceive you, nor let the chief Deceiver deceive you about Allah. (Islam . Quran()
@danielyohannes9689
3 жыл бұрын
in the name of Jesus Christ every human have its healing power and have eternal life of ever lasting, praise to lord and saver Jesus Christ AMEN AMEN AMEN.
You are so nice singer in our country 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 keep up my brother
ኤርሚለ ሽኮር ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ። ኣንቱም ሰረቅቲ ደርፍታትና ቆዳራት ዓጋመ እስከ ተማሃሩ ካብ'ዚ ጥበብን ክእለትን ዝመልኦ ኤርትራዊ ስነ-ጥበብ ። ካብ ክትሰርቁ ክትሰርሑ ንርእስኹም ኣእምንዎ ።
ኣጆካ ኤርሚለ በርትዕ
Soy de Honduras y me gusta la música de Ermias 👍🏼👍🏼
@davidmcdowell2364
Жыл бұрын
Yikinalay en Espanol gracias por favor
ኤርሚ ብሉጽ ሙሉአ ለይቲ ክሰምዓ ሓዲረ ደመተይይይይይይይ ከም ከማይ ተለኩም ላይክ ኣግርጭውውውው
ኤርሚለ ከምቲ ዘየለ ደስ ትብል ቀጽሎ ሓቢቢ ኣብ ጎንካ ኣለና
Eritrean artists taking over 🤩🔥🔥🇪🇷
@solebe3301
9 ай бұрын
Agree
I Love all Eritreans i like this music ab from ethiopia
ናይ ብሓቂ ተስፋ ዘለካ ሰብ ኢኻ ኣጆኻ ቀጽሎ፡ ካብ ብሱል ጥረ ተረኺብካ እምበር ናይ ሎም ደርፍስ ንሪኦ ኣለና ብላሽ ኢዩ ።
C'est magnifique, vous avez fait du bon travail, continuez les gars 😊 Gros bisous depuis djibuty, République de Djibouti ❤🥰💐💐🇩🇯
Love that intro clip how she change to that situation well set😍 fact .
Welcome ወዲ ሐላል ❤🇪🇷❤🇪🇷❤
Merhab bro 💖💖💖💖💥💥💥👍👍👍✌✌✌
ሰኒ ሰኒ ኤርሚለይ እስኪ ከምዚ ከማይ ብሃንቐውታ ክጽበዮ ዝጸነሐ ንኤርሚለይ like ፈይ ኣብሉለይ
ግሩም ድምጺ ታይክወጸጾ እንተኾነ ኣብዚ ግዜ ደመት ትባሃል ጎርዞ ኣላትና ድያ ነታ ናይ ቀደም ደመት ዶ ትኸውን ከምኡ ከይንብላ እታ ዝዝየመላ ዘሎ ጎርዞ ዘሎ ጎርዞ ዘመናዊት ኮይና
@yodit
2 жыл бұрын
Hakeka ika ab gizie Demet tebehal gual segab heji ayegatemetenen
ኢርሜለ ሓበን ኢርትራ ናይ ባሓቂ ጹቡቅ ስራሓ እስከ ኣብዚኣ ዳቂ ኢርይ ሓባይብና ላይክ ኣይትሕመቁ ኢኽም🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💋💋💋💋💋👍👍👍👍👍👍👍
ነዛ ኮመንት ተንብቡዋ ዘለኩም ዓለም ክሳብ መወታአታ ስሓቅ ትኩነልኩም ኣብ ሂወትካ ሰላምን ቅሳነትን ይምነየልኩም
@negasitewelda1060
3 жыл бұрын
Amen
@fifaclubworldcuphighlits1744
3 жыл бұрын
Amen amen amen
@yonasbereket6000
3 жыл бұрын
Amen Amen Amen bro enkolay neaka
@yoditzemichael9830
3 жыл бұрын
Amen
@dawityebeiyohaile3078
3 жыл бұрын
Amen amen amen
ድሕሪ ዳኒ ዝመጻኩም ኣብዚ Like ክክክክ
ኤርተይ ከም ልበይ ወጊኢካኒ ክብረተይ
ወዲ ደቀምሓረ 👌💋💋💋💋💋💋💋
@senaihaile1532
3 жыл бұрын
Deki dekemhare adey shikor ❤❤❤❤
@luleysamsomluleysamsom7669
3 жыл бұрын
Dc meley
Omg yebal clip 100,000 %🙏❤️🔥🔥🔥🔥🔥 wedi Dç good jobb
Btame xboki srheee hidmonaa thank you btame xboki srhate yfrllooo ....gbrhwete xhaye abo getemee 😍😍😍😍😍😍
This Music video is on another level then any other Eritrean Music.
ከተድንቕ ዘየደርተካ ስራሕ፡ ካብ ገጣሚኡ፡ዘያሚኡን ደራፊኡን፡በቃ ኩሉ ትስራሕ ስእሉን ዳይረክቱን፡መመሊስካ ደጋግሞ ይመጸካ፡ ናይ ጽቡቕ ጽቡቕ ስራሕ።
يا له من فنان رائع إلى أمام🇪🇷🇪🇷 What a wonderful artist to front 🇪🇷🇪🇷
ዋው ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ❤❤
Wow ermile nice song🇪🇷🇪🇷❤️❤️🌹🌹
ከይ ሰመዐኩዎ ኢርሚይስ መቅሰን እንድዩ ንኢርሚየ ዝፋቱ ነዚኣ ኮመንቲ የልዕላ 😍😘
Ermias the rising star of our time. Keep going brother.
Great job thanks for your beautiful voice 💯 💯 love 💗 deqi Eritrea 🇪🇷