Hagos Weldegebriel (Suzinino) ሱዚኒኖ PART 1 Interview 2020 Master Entertainment
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ዳዉሎድ ምግባር ንስነጥበበኛታት ስለዘኽስር፡ ነዚ ቪዲዮ ዳዉሎድ ምግባር ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
℗ © Copyright: Master Entertainment. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
Пікірлер: 2 523
ኣበይ ኣለኩም ኣድነቅቲ ሓጎስ ወልደገብርኤል( ሱዙኒኖ) ኮኮብ ድሙቅ ተዋስኣይ ኮሚዳዊ ሃገርና
@rthagos635
4 жыл бұрын
Anta abzi aleku🤞🤞🇪🇷❤️
@user-sp6hr4dd3f
4 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️💪💪✊✊✊🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹💐💐💐💐🙏🙏🙏🙏🙏💕💕💕💕💕😍👍👍👍👍👍❤️😘😘😘😘😘😘😘
@sebkbur6019
4 жыл бұрын
ኣንገሶም ስእሊ ናይቶም ብወርቂን ኣልማዝን ለዊጥና ዘይንረኽቦም ጎይቶት ጥበብ ትግርኛ ዝኾኑ፡ እቲ1ይ ጸሊም ኣልማዝ መሃንዲስ ትግሪኛ። እቲ 2ይ ብሳይንሳዊ ፍልስፍና ንትግርኛ ዘዘመነ በሃራትና ፕሮፋይል ምግባርካ ። ውሽጠይ ገለ ነገር ተሰሚዑኒ። salut
@ERIINSPIRE
4 жыл бұрын
አዋናዊት ዝኮነት መሃሪት ፊልም kzread.info/dash/bejne/lqZ9uZmonbGepdY.html
@marigeb1467
4 жыл бұрын
Ewey enkea ahleftni interview nay Suzi
*ንሕልመይ ከምዘለዎ ተርጊመዬ ብር ተበልኩ ተጸሊለ*
@akiyohannesakiyohannes2314
4 жыл бұрын
Antay ayu tkmu aba neaka leik
@esu.111
4 жыл бұрын
እንካ
@user-xz9ch8fy2k
4 жыл бұрын
@@esu.111 እንኪ
@geregebre353
4 жыл бұрын
👍👍👍👍👌👌👌👌
@mehamedibrahim7120
4 жыл бұрын
Like inty kokenelka kabelka gn hibeka aloku
Well come suzi shkor, ኣብ መንጎ ግን እቲ ናይ ቀደም ስርሓትካ እንተ ንርእዮ ደስ ምበለኒ,ዘይ ድገም ኮሚዳን ኢካ suzi, carry on
ኣታ ስማርት ኢዩ ሱዚኒኖ ያኽ ብመልስታቱ ዝዓገበን ነዛ ዘረባይ ዝኣመነላን Like ይግጨወኒ ደቀደይ ሓውኹም fili D,C ኢየ!!!
@miliyondaniel7167
3 жыл бұрын
Kebretey laik teray wihidu
Suzi እንታይ ደኣ ጥዕና ጥዕና ኢልካ ኣነ ደኣ ትሓምም ኮይኑ ዘይስመዓኒ ኔሩ፡ምሕረት የውርደልካ ክቡር ስነጥበባዊ፡ንወድካ ከኣ ምሕረት የውርደሉ፡ኬፍ ኣለካ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ፡ንሱዚ ዘድንቅ እስከ በጃኩም ላይክ ጌርና ነረጋግጽ
ናይ ኣቦታትካ ወሲድካ ሱዚኒኖ። ውርጹጽ ወረጃ ዘረባ። ይበል ይበል። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ክቡር ስነጥበባዊ ሓጎስ መግለፂ ስኢነልካ ናይ ብሓቂ ዋላ እቲ ቃለመሕተት እሲ ከምዚ ድራማ ኮይኑ ተሰሚዑኒ ከይተረደኣኒ ኩላ ወዲአያ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ደራሲ ገጣሚ ዘያሚ ንኩሉ ተውህቦካ ፍሉይ እዩ ካብቲ ድራማካ ዜማታትካ ካብ ዜማታትካ ድራማታትካ ኩሉ ስራሕካ ውዱእ እዩ we love you ❤
ድክነት ንከሸንፋ ዝገበረኒ ሰነ ጥበባዊ ሰብ ሐጎስ ሲዚኖ ፡፡ በርትዕ!!
#LIKE #ንሱዚ💬❤🇪🇷🤴 SUZI #ደራሲ #SUZI ዳይሪክተር SUZI #ተዋሳኢ #SUZI ኮሜድያን SUZI #ድምጻዊ #SuZi ዘያሚ SUZI #ገጣሚ #SUZI ስኣሊ
@yonastesfay3058
4 жыл бұрын
Suzi derafay
@esu.111
4 жыл бұрын
ናይባሓቂ
@letsbuildyourselfoutsidean3117
4 жыл бұрын
Waw he got so many Talents.
@natualem2521
4 жыл бұрын
Nay bhaqi 👌👌👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@geryeabraham7442
4 жыл бұрын
Suzi the best ever
ሱዚኒኖ ንውሉድካ ምሉእ ምሕረት ይምነ ንዓካ ድማ ዕድመን ጥዕናን ይምነ
ሓጎስ ሱዚኒኖ ብዙሕ ፈታውን ተኸታታልን ኣለካ ኣብ ትግራይ ኮሚዲታትካ ኣዚና ኢና ንፈትዎም እንኳዕ ደሓን መፀኻ ኣይትጥፍኣና በጃኻ ሰላም ንሰላም ዝደሊ ኹሉ ይምነ #ዕባይ ገጠር ትግ💛❤️🤟
@jonnyl9119
4 жыл бұрын
❤❤😍
ማሻላህ ሀጎስ ወይ suzinino ብጣዕሚ ዝፈትዎ ኮሜድያን እዩ አላህ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ዕላማ ዘይብሉ ሰብ ይነብር ኣይኮነን ዘሎ፡ ነቶም ዝነብሩ ጥራይ እዩ ዝዕዘብ። ሱዚኖ መምህር ስነ ጥበብ
@robelalem7650
4 жыл бұрын
💯✔
@senig2140
4 жыл бұрын
Nay behaki
ሓደን ዘይድገምን ብሉጽ ስነጥበባዊ ሃገርና ኣብ ሂወትካ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ።
ብጣዕሚ ኣዛኻኺርካኒ እቲ እዋን ሓንቲ ካቶም ተዋሳእቲ ናይቲ እውን ነይረ ከምዚ ሕጂ ከም ደቂ ዛግራ ፋሕ ከይበልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ኤረይ
ብጣዕሚ ብጣዕሚ ኣድናቂካ እየ ሱዚኒኖ እንኮላይ ቦሃቦሎም💕 ኣድናቂካ ካብ ወድ ዓባይ ትግራይ! ትግራይ
@rezenegebreslasie5404
2 жыл бұрын
Wawwww you well come suzinino
ድሕሪ ኒዊሕ ጊዜ ገጽ ንፈትዎ ሰብ ሪኢና ብሩኽ ቐዳመ ሰንብት ይግብረልና
ዋው ሱዚንኖ ሽኮር እንካዕ ብዳሓን መጻኻ ንጉስ ስነ-ጥበብ ዕድመን ጥዕናን ተመንየልካ ... " ንሱዚንኖ ዋላ ሓደ ልዕሌኺ ይፈትዎ የ ከይብለኒ :::
@angosomyigzaw6062
4 жыл бұрын
ከምዚ ከማይ ዝፈትዎ ኣሎ ኣይብልን እየ
@user-ko3wy2oo1c
4 жыл бұрын
Seuziiiii habibi forsa aytitfana eika
@koala10ish
4 жыл бұрын
ጋዕጋዓት ዓጋመ!! ኪደልና እስከ ናብ ሽረኻ፦ በል እስከ እንታይ ገደሰካ ብዛዕባ ኤርትራ፧ ምሽ ሸሬኻ ከም ኒው ዮርክ ኮይናትልካ አላ። ክክክ ንሰልጠነ ሓውሲ ዓጋመ ክኣ ናብ እንዳ ኣኮታቱ ዓዲ ግራት ተማላአዮ ንእግሪ መንገድኻ። ክክክ
Nay suzi Interview degimu zisheyefa like abzia And we love u suzi ayney ❤️
The genius artist and the interviewer are some of outstanding Eritreans people... Eritrean believers of God, Allah and who ever your wanted to warship live in harmony and tranquility in this Globe!!! Plus May the almighty God gives you blessings!! GOD BLESS ERITREA AND ITS NATION !!🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
እንካዕ ብሰላም መጻኹምና ደቂ ኤረ ነዛ ኮመንት ተንብብ ዘለኻ ኣብ ሂወትካ ምሉእ ቅሳነት ጥዕና ይምነየልካ እመብርሃን ምስ ወዳ ምሳኹም ትኹን ሓላላተይ
@hiyabokbamichael2560
4 жыл бұрын
Mekye Yemane Amen Amen Amen
@wedikibre6611
4 жыл бұрын
Mike yemne Amen lebam eka temsel ka
@shamhabibi6297
4 жыл бұрын
Amen (3)
@majorteklegergis5719
4 жыл бұрын
Amen Amen Amen tum Klau fetuw haw abkiru meskuluna yekun
@godsacrificesforus1600
4 жыл бұрын
Amen(3)🙏🙏🙏
ናይባሓቂ ክብሪ እምበር ካልእ ሲ ኣይረከብካን ኩቡር ስዚኒኖ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣታ እንታይ ዳኣ እዩ ወላ እቲ ዘረብኡ ድራማ እንድዩ፡ ብጃካ ወላ 20 ክፍል ኣምጻኣዮ፡ ሓጎስ ስዚኒኖ ኣምላክ ዕድመ ጥዕናን ይሃብካ።
እዚ ኩሉ ክእለትን ዕላላትን ሒዝካ ብምጥፋእካ ብዙሕ ተጎዲእና :: ኣብ ሃገርና ብፍሽኽታ ተንብረና ኔርካ ኣብዚ ምዕራባዊ ዓለም ከኣ ትሕቲ ፈጣሪ መድሃኒትና ኢኻ'ሞ ኣይ ትጥፍኣና :: ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ኣብዚሑ ይሃብካ
ንሓጎስ(ሱዚኒኖ):ኣብ ኩሉ መዳያት ሂወቱ ኮሚድኡ: ደርፉ: ፊልሙ: ዝፈትዎ ሰብ እስከ like ይጠውቅ: :
@mnbarnzelekamfkar6123
4 жыл бұрын
Antay dea kab Facebook tefiaka Dehan dika wedi kidane wedi
@blindworld365
4 жыл бұрын
ሱዝኒኖ ዘይኮነስ ኦርጅናል ኣዝማሪኖ እንተትቅየር ይዋህዶ እንበር ኣይበዝሖን።
@user-cr9wf8qp9f
4 жыл бұрын
Sezinino nufi ika gine meshzbka dew bel baal kokobat wediy tekabo saabom
@eyasukidane4465
4 жыл бұрын
@@mnbarnzelekamfkar6123 ደሓን የ ወዲ ሹቀይ:ሳክት ከዕርፍ ገለ ኢለየ: :
@eyasukidane4465
4 жыл бұрын
@@user-cr9wf8qp9f thank you,ya,ጹቡቅ ሓሳብዩ :ወዲ ዓበይቲ:ግን ሰብ ባዕሉ ካብ ዉሽጡ ክብገስ ኣለዎ እምበር:ንዓ ስዓበና እንዳበልካ ኣይከውንን ኢዩ: :
The Legend Eritrean 🇪🇷Aritst Hagos (Suzinino) I am happy to see him with amazing interview and great speech after longtime and he knows how to explain every single question that is amazing we proud of you.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤
@desbeleful
4 жыл бұрын
He is tigrawaye
Well come The multi Talented Eritrean Edy Murphy. Suzinino is so speciall. He is gifted in everyway. Thank you Master Entertainment.
Suzinino ma most favourite Eritrean Artist! His voice is incredible when he’s singing. He is smart, funny, and talented
The one And Only suzinino 👑
ብጣዕሚ ብሉጽ ሰብ ኣምጺኹምልና! ከም ሪኢቶን ሕርያን ግን' ታሪኽ ሂወት ሓጎስ ከመይ ይመስል ? ሓጎስ ካበየነይቲ ስድራ እዩ ናብዛ ዓለም መጽዩ ? መነባብሮ ትምርቲ እዚ ዓዉዲ እዚ ከመይ ተኻዊንሉ ? ሓጎስ ቅድሚ ኮሜድያን ምንባሩ እንታይ ኔሩ ወዘተታት ሕተተልና ብሩኸይ …
@user-jz3fz3ij7d
4 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ታሪኽ ሂወቱ ኣተዓባብየኡ ሓዳሩ ኣምጹኡልና።
@desbeleful
4 жыл бұрын
Tigrwaye eyu
@simontekali2738
4 жыл бұрын
isaak castro ይቅሬታ ድላይካብክትብል ነጻ እንዲካ; ካስትሮ ኢልካ ሽም ለቂብካ ከተብቅዕ ትግራዋይ ክትብል መሕነከካ ነይሩ:: ጽሩይ ትግርኛ እንዳ ሰማዕና: ደኣ ኩባዊ ክኮነልካ ተመኒካ? ከይት ፈኩሰካ እምበር ድቃላ ኢካመስለኒ???😛
@siemuhab5987
4 жыл бұрын
@@desbeleful Entay men ilka hasawi guhaf 😒😡😡😡
ብሓቂ ሃጎስ ብጣዕሚ እና እንፈትዮ ምስ መሓዛይ ዘረባና ዋላ አበላሽይዎ.... አምላክ ተፈቅዱ ሓደ መዓልቲ ንኢትዮጵያ ተመጻኡ በአካል ክንረክቦ እና።
መርሓባ ብሩኻት ሳሚ ን ሱዚኒኖ ጥዑም ዕላል ኣምላኽ ድማ ይባርኩም ኣጆኹም ኣሕዋተይ 🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷
1)) ኮምድያን 2)) ተዋስኣይ 3)) ዳረክተር 4)) ገጣማይ 5))) ድምጻዊ 6)))))ዘያማይ ሓጎስ ወልደገብሪአል(((( (ሱዚኒኖ)))))። 100%ሙሉእ ብምሉእ ኣርቲስት። ዝከበርካ ሱዚ ብስራሕ ክትምለሰና ብልቢ ንጽበየካ።
@iameritrean1062
4 жыл бұрын
ዘያማይ ዉን ዩ አተን ናቱ ባዕሉ ዩ ዚማ
@lulrbahri
4 жыл бұрын
ዳይረክተር እዩ ዝብሃል
@esu.111
4 жыл бұрын
@@lulrbahri sorri .ok
@esu.111
4 жыл бұрын
@@iameritrean1062 ya bro
1 ታሪኽ ሂወቱ ኣተዓባብየኡ ሓዳሩ 2 ካብ ኣብ ኣመሪካ ዘጋጦሞ ነገራት 3 አንታይ ዓይነት ባህርያት ሰባት ይፈቶ ወይ ይጸልእ 4 ንመንእሰያት አንታይ ዓይነት ምኽሪ ክህብ ምኸኣለ ካብ ተመክሮ ሂወቶ 5 ፍልልይ ኣብ ኤርትራ ምንባርን ኣብ ኣመሪካ 6 ኣብ ሂወቶ ዘጋጠሞ በዳሂ ነገራት 7 ኣገደስቲ ነግራት ኣብ ሂወቶ አንታይ ኢዩም፧ ኣብ ዝመጽ መደብ ሕተተልና በጃኻ
@user-wh2up2mj9h
4 жыл бұрын
freta ane ezien kihato texebiye nere gn harati hawtati koynu xenihu 😁
@samitekia8631
4 жыл бұрын
nice
@weldayhabte9172
4 жыл бұрын
Ezi ba adina maebilu kulu anbabibi ksab zkewin u zxbe zhulu enber ab mexhafu (book 📖 ) natu ba texebeyo haweyy nateyy
@abrahamtsegay6471
4 жыл бұрын
Cool 👍
@teklomgebray336
4 жыл бұрын
ዓቅሊ ክሓተና ኢዩ፣፣ ቀዳማይ ክፋል ኢናኮ ዘለና፣ ዕላል ምስ ሱዚ ከኣ ዝውዳእ ኣይኮነን፣ style ቀይሩ ክቀርብ ስለዝደለየ ክከውን ይኽእል ኢዩ፣ ካብ ጸርፍን ብድዐን ግን ሓደራ ንህደም!
Suzinino! The Best ever living Comedian in Eritrea. Mature , full of love and Intelligent responses!!! Love the way you put words together and form a sentence, Every part of this Interview is precious!!! I don’t understand how fast the 48mins passed!! Bless you and your fam.
One of the best comedy in Eritrean!!! No one like him in Eritrean. Long life bro 😍😍😍
ሱዚ ማለት ጥበብ አዩ. ግን ሓንቲ ሕማቅ ዝገበራ ነገር አንተላ ግን ኣፍና ክሳብ ዝቅደድ ሳሓቅ ኣልሚድናስ ሕጂ ግን ኣፍና ሃህ አሉ አንኮሎ ገዲፍና ጠፊኡ ሕጂ ግን ተስፋ ይገብር ከም ቀደሙ ኣፍና ታሓሪምዎ ዝነበረ ሳሓቕ ክንረኽቦ. ሳሚ ካኣ ቃል ይእትወልና ኢኻ. ብዝኮነ ሰሰናዩ ንኹልና.
ሓጎስ ወርለገብሪኤል ስውዚኖ ኣብ ልብና ቡዝሕ በታ ኣለካ ብጣዕሚ እና ንፍትወካ ስለዚ ቀጽሎ🏆🏆🏅👑👑👑👑 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤
@adhanombrhane2014
4 жыл бұрын
Wwww good
ስወድህ እንዴት እንደምወደው ንገሩት እባካቹ እትዮጽያዊት እህታቹ ነኝ።
@wedimaryam15
4 жыл бұрын
እነግርዋለን እሀታችን በነገራችን ላይ እሱ በጣም ምንወደው ኣርቲስትና ንጉስ የ ኪነ ጥበብ ኖው እንደምሰማሽ ርግጠኛ ነኝ
am a tigrean ......i love suzinino .........you know why? when i watch his comedy i feel happy and healthy in addition he has a big role in progressing tigrigna litrature
ጎይታ ጠባይ ኣቦ ግጥሚ ኣቦ ድርሰት ሱዚኒኖ ተናፈቂ ሰንሰለት ወርቂ ኣቦ ሓቂ ኣቦ ዜማ፡ ኮታስ ኹሉ ናትካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሕጂ ዳኣ ናፊቅናካ ቅልቅል ዳኣ በለና ኣይትጥፋኣና ኣለና ምሳካ ሱዚኒኖ መምህር ኩሉ።
Suzunino nsika wela nay sne lbona memehir mkonka nerka mara Eka belih azararbaka I am happy for you
@samiisak3536
4 жыл бұрын
Suznino❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥀🥀🥀
The most greatest and Humble artist I know, love you so much Hgusha, you are our gift bejaka Aytitfana Zemedey
ቡርቱዕ ሜስ ኔሩ ኸይሰተካ‘ዮ ዘዉድቕ። ምስቲ ሁቡብ ተዋሳኣይ ደራሳይ ዘያማይ ዘይሃስስ ድራማታት ሃገርና ቡዙሕ ዘበርኸተ ወትሩ ተናፋቒ ምስ ጡዑም ዜሙኡ። ሓጎስ ወልደገብሪኤል(ሲዚንኖ) we love you to the moon n back Suzunino shikor 1000 Amet niberelna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣድነቅቲ ሱዚ እስከ ብLike ግለጹለይ
ሓጎስ (ሱዝኒኖ) ወላ ቓላትካ ዩ መረት ዘይወድቕ ♥ ካበይ ኢኹም መጺኹም/ ካብ ኣስመራ እንታይ ኢኹም ትሰርሑ / ድራማ በሉ ሎሚ ለይቲ ማዓረ ኢና
I admired Suzinino as a farsighted, intelligent fellow. I am sure that he will do miracle in the USA within a few years. He is not a standard actor but a superb one given the right chance.
Suzi asli temlesena bejaka we love you🤩🥰🇪🇷 suzinino
😂😂😂😂ኣላ ሱዚኒኖ ሰሓቕ እኮ ወዲእካና ኣምላኽ ኦድመን ጥዕና ይሃብካ!
ኣርቲስት ሓጎስ ኣብ ልቢ ኤርትራውያን ጥራይ ዘይኮነ ዘሎስ ኣባና ኣብ ኢትዮጵያውያን እውን ኣሎ ብሉፅ ኢካ ካባካ ብዙሕ ንፅበ ሐዚ እውን
ቱም አላል ስዝንኖ ጎይታ ጥበብ ግን ኣብሞንጎ ነቲ ስርሓቱ አንዳኤቶኹም ተተክርብልና ኣዝዩ ምመከረ ብናተይ ርኤቶ 🙏♥️♥️♥️
Suzi 🇪🇷❤🙏 ኣውቲስታ 🚘 ካራቲስታ 🤸🏽♂️ ሞተሪስታ 🏍 ደራሲ✍️ ዳይረክተር 🎬 ገጣሚ ✍️ ዘያሚ 🎼 ሙዚቀኛ ,ክራር, ኪቦርድ🎹 ደራፋይ🗣 ተዋስኣይ🕴 ኮሜድያን😁 ሰኣላይ🎥 ጥበብ ብኣካሉ ዶክተር ናይ ጥበብ
እንቃዕ ብደሓን መጻኹም እንዳ ሱዚኒኖ✌️ እቶም ኣብ ስደት ዘለኹም ከኣ ገጽ እቶም ትፈትዎም ስድራኹምን የሕዋትኩምን መታዓበይትኹም የርእኹም :: ሰበይተይ ከኣ ጽባሕ ክትሓርስ እያ ጸሎትኩም ኣይፈለያ የሕዋተይ ::
@user-xs2ev7sk8f
4 жыл бұрын
ኣደይ ማርያም ብሰላም ትገላግላ
@michealsolomun2250
4 жыл бұрын
Maryam thagza
@michaelmiki6325
4 жыл бұрын
ኣደማርያም ብሰላም ትምጽያ ።
@user-vf8it9gn2j
4 жыл бұрын
الله يسهل عليها
ኣድነቅቲ ሲዝኖ ኣለኩም ዶ በሉ 👇ሃብና
@amantsfu8169
4 жыл бұрын
Saket wedi fara
@selam841
4 жыл бұрын
@@amantsfu8169 🤮🤮
ሲዝኖ እዝጋቢሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣቦ ናይ ትግርኛ ክጽበየካ ኢየ ጸኒሐ
i am very happy to watch this interview .zuzinino is the most famous comedian actor, i wish him all the way wellbeing & successes , I would have glad to hear intro ,if he tell his background ,where he raise up ,how become a comedian ,who is his idol , it is my first time to see him interview, thank you M,E , for the show ,well done👍 God bless YOU
ሱዚ ሽኮር ኮኮብ ኤሪትራ እዝማሪኖ❤❤❤❤ ንበረልና ፍትውውው ኢና ነብለካ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ከይ ትግረሙ ቅድሚ ሕጂ ዝካታተሎ ኢንተርቪው ግዜ ኣብ ደቂቅ ደቂቅ ኢየ ዝሪኢ ኔረ ኣብ ሱዚ ግን ምስ ጀመርክዋ ክትውዳእ ተረዲኣትኒ ሱዚ ኣባኻ ዘለና ኣኽብሮት ብቃል ዝግለጽ ኣይኮነን ናብ ቀደምካ ክትምለሰና ከኣ ዓቢ ተስፋ ንገብር ።
@abduljelilatta7166
4 жыл бұрын
ሱዝባ ኣይትበሎ ሓጎስዩ ስሙ 😅
@ERIINSPIRE
4 жыл бұрын
አዋናዊት ዝኮነት መሃሪት ፊልም kzread.info/dash/bejne/lqZ9uZmonbGepdY.html
Educated, hard worker, funny, talented and loving best at everything. Happy to see you keep it up 👍
Ewiyyyy gex nfetwo riena ....thank God. We miss u suzi shikor.
Suzinino the grate we miss you. The only best Eritrean comedian. Keep going.
ዋውው ገጽ ንፈትዎ ሪኢና ደሓረይ ክሪኢያ የ ፒሊ like ሃቡኒ ኣብ ትሬኒ ኣለኩ
The one and only one to watch his comedy very comfortably. Hagusha, you’re not only comedian, but also a good reader. ( From Ethiopian, Tigray )
ብጣዕሚ ዘደንቅ ቃላት፡ ናይ ብሓቂ ፕሮፈሽናል ሙካንካ ዘብርህ ቃለ መሕትት ኢዩ፡ ከም ዝበልካዮ ስነጥበብ ንኹሉ ዝፍትሽ እምበር ነቲ ሓደ ኣድኒቁ ነቲ ሓደ ዝጉንጽ ኣይኮነን እሞ ሱዚኒኖ ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ደሃይ ከኣ ግበረልና።
@asmakifle2627
3 жыл бұрын
Suzunno btem eyu srhatka dftwo
ኣምላኽ ኩሉ ዝዓደሎ ዘይድገም ስነ-ጥበባዊ እግዝኣቢሄር ገና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሱዚ ፍሉይ ፍጥረት ፨ ከምቲ ሳይንትስትስ "ንመሲ" ካብ ካልእ ፕላኔት ዝብልዎ ። ሱዚ ውን ንዓና ከምኡ ኢኻ 100% ትደግም ሰብ ኣይኮንካን ። ብስርሓትካ ተዘናጊዕና, ስሒቕና, ነቢዕና ውዘተ ወዘተ ወዘተ ። 👉🙏❤👈🍀🌳 ንበረልና ።
@ERIINSPIRE
4 жыл бұрын
አዋናዊት ዝኮነት መሃሪት ፊልም kzread.info/dash/bejne/lqZ9uZmonbGepdY.html
hearing this interview I was crying of nafqotkum deki Erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ሱዚ ሽኮር ኣቦ ኮሜዲ እንቃዕ ብሰላም መጻካ 👍👍👍❤️💪🏾🎤🎹🎧
ሱዚኒኖ ብሩኽ' ኩሉ ዝርከባ ዱካን ኢኻ ንስኻ! ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
*ጋዜጠኛ ኣብ ቅድሚኡ ተገቲርካ ከለኻ'ስ ሕቶታት ብጽሑፍ ተቕርቡልና ? እንታይ'ዩ ' ኸ ብልጭኡ ? ሙድና ክትሰብሩና ? እንዳንበብና ክንሰምዕ ፈሪድኩምና ከምዚ ካብቲ ዘጽልኣኒ ነገር'ዩ። ብዝኾነ እንቋዕ ብድሓን መጻኻ ሱዚ።*
@pana-tv
4 жыл бұрын
ድምጺ ሓፋሽ 👏🏼👏🏼👏🏼👏🏼👌🏻
@hailetesfatsion9097
4 жыл бұрын
Ya
@efii2324
4 жыл бұрын
ናይ ልበይ ረኪብካያ፡ደስ ኣይበለንን ጸኒሑ ክገርመካ፡
@wedimahari1222
4 жыл бұрын
away kemeu ale khamyo xenihe atay ygebr alo abeu tegetiru
@saimondaniel2848
4 жыл бұрын
ድምጺ ሓፋሽ nay bhaki ayfetekuwan ane keman moodka eu dsebrelka
This Legend needs more than 48:40 minutes interview! Talk to the people Suzinino !
Born and grow in Ethiopia I didn't have a depth understanding of Eritrean culture and language. Through your comedy you exposed me to this rich Eritrean culture. Thank you.
Master Entertainment thank you for bringing Suzinino and interviewing him he's my favorite Eritrean actor. Will subscribed to your channel. Thank you.
Wawww suzi jgna bflay krarr adniqeka 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯💯
እዋይ ሽኾረይ ናፊቅናኻ ተስፋ ንገብር ሓዱሽ ነገር ሒዝኸልና ኸትመፅእ we love you bro🇻🇳
nice to see you again, my tigrigna teacher. i born and grow up in Addis Abeba , i never a chance to meet you in person but i wish in near future that i will meet you in Eritrea . the time is coming soon that all of us go back to Eritrea and live there for good. i am sick of living in Munich Germany for the last 29 years. God blesse you dear Hagos.
This channel is one of the luckiest channel to have susino they will have more subscribers
ናይ ሱዚኖ እንዳደገመ ምስ መታዓቢቱ ዘስሕቕ ስዚኖ ዝተባሃለ መን ኣሎ👉 like here👈
ብዛዕባ ናይ ክርስቲና ብከመይ ከም ዝተራኸብኩም and ን ምራጭን ብከመይ ከምዘውጻካሉን? ምስዚኣ ትሳማምዑ እስከ ኢድኩም ንላዕሊ
@dawitteklu4150
4 жыл бұрын
Mrith miete be gemtleshe thrime milte u
Well come deqi eri shkor 🇪🇷🥰♥️🥳💖❤️😍💚💯 Suzi shkor Amlak beayni mhertu ytemetna Amen Amen Amen 🇪🇷💯🇪🇷💯🇪🇷💯
We are so happy to see you again. Hope you will comeback to as with comedy soon. Eza interview gn ms interview keytkotsiruwa nsuzinino bsifih zibele, b experienced zione seb proper interview kitemtsiulna ena nideli thanks
I miss you suzi ቡኡነት ንዓኻ ምስ ረኣኹ ከምዛ ስድራይ ዝረኸብኩ ሓጎስ ተሰሚዑኒ በጃኻ ኣይትጥፋኣና ፕሊስ
ብጣዕሚ፡ጽቡቕ፡ሱዚኖ፡ዓድና፡/ኩዶፈላሲ/በጺሕካእንኳዕ፡ተሓጊስካ፡መጻኻ፡የቔኔልና፡ብሽም፡ኩዶፈላሲ፡ከመስግነካ፡ይፈቱ፡በርትዕ።
Suzinino you are legend!!!!king of tigrina comedy 👑👑👑❤❤❤👍👍👍👍😘😘😘
እንኳዕ ብደሓን ተመለስካ ሓጎስ መሐጎስ ። ምሉእ ጥዕና ይምነየልካ ስነ ጥበብካ ከምቲ ውጥንካ ክትዓግበሉ። ጽቡቕ ዕድል ምስ ስድራኻን መሳርሕትኻን❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏👏👏👏👏👏👏
Sizinino(Hagos), I love you or for sure we love you as a whole Eritrean society, stay blessed and don't getway from your Comedy products. Your acting is always fresh and intertaining . I can sit and listen your interview even it goes for as long as 24 hrs, long live Hagos Weldegebriel.
Our legend suzi our hero ade welida temken zebahal kemzi nay suzi eu... am so happy 2dy cuz i c u after long time deqi erey tetekaelu hawelti b suzi kserah ab eri eye zdeli n kebri sene tebeb n kebrun...so deqi erey viva n suzi zfetu like yehabeni abziea
Suzinino, I appreciate everything you have done for our culture. One of the greatest comedians and person to ever live. Grew up watching your videos and I just want you to know how much you mean to us all. Love you!!
ሓጎስ ፡መግለጺ የብለይን !!!አድመን ጥዕናን ፡ከምኡ ዊን አንተርቪው ዝገበረልካ ካብቶም ዘድንኮም ተዋሳአቲ አዩ ፡thanks more for yours
ንፍትዎ ስነ-ጥበባዊ ሃገርና ሓጎስ(ሱዝኒኖ)😍💪💪🇪🇷
45:00 ይበል ደምጺ ምስ ህርመት ክራር ። Welcome back Suzinino❤🇪🇷
Suzinino you’re amazing. Glad to see you again. God bless you
My big favorite artist suzinino selamka ybzah ayani ngus snetibeb Eritrea 🇪🇷
Abey tibeb abet lebona abet kilett abet dmxi my fav artist ever hagos i love you♥️ ur people needs you stand with them in this difficult time
ኣታ ማሰ ማሰ ገጽ ዝገትዎ ስዚኒኖ እምበር ሪኤ ኣነሰ ኣብዘለካዮ ይሓልዉካ ስላሴ ንፈትውካ ኢና ካላይ ግዜ ተመለሴ።
Amilk yebarka eza Interview commede yemesl👌👏👏👏👏
It is so good to see you Suzinino .your interview was very impressive and enjoyable We can’t wait to see you on your next show 👍
ገጽ ንፈትዎ ርኢና 💕💕 ክብራ ጸጋይ ክኣ ሓደ መዓልቲ ኣቅርበልና 🙏
@Elilta694
4 жыл бұрын
Lbey tenkfkani kbra ms belika qdmi eza xhfetka si seli nata save kgebro xenihe
@angesommekseb67
4 жыл бұрын
@@Elilta694 ማራ የ ዝፈትዋ ግን ክሳብ ሎሚ ኣይቅረቡልናን ነዛ ⭐️
"ህቡብነት ማለት ውልቃዊ ናጽነትካ ብፍቓድካ እትሸጠሉዩ" ሓጎስ ወ/ኤል
@user-oj9sb7pe5f
4 жыл бұрын
Bhaki ane wn khasbela txenihe wawwwww 😂🤣
Sizinino u r amazing and very talented I admire u suzi u smart I like the answer u give for all being asked any way we missed you I wishing you all the best for the coming future 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Suzinino amazing artist...and positive vibe here.keep it up bros❤❤🇪🇷🇪🇷