Habesha Education:ወዲ 29 ዓመት፡ ከመይ ጌሩ ኣብ ውሽጢ 5 ዓመት ካብ $500 ናብ ፍርቂ ቢልዮን ከም ዝኸደ፡፡

Ойын-сауық

Habesha Education:ወዲ 29 ዓመት፡ ከመይ ጌሩ ኣብ ውሽጢ 5 ዓመት ካብ $500 ናብ ፍርቂ ቢልዮን ከም ዝኸደ፡፡
Disclaimer/ መተሓሳስቢ
This video contains information for educational purposes only. Before implementing the teachings, please consult a licensed attorney, financial advisor, or accountant.
ኣብዚ ቪድዮ ዝቐርብ ሓበሬታ ንመምሃሪ ጥራይ ዝዓለመ እዩ። ካብ ዝተፈላለዩ ምንጭታት ዝተኣከበ እዩ። ቅድሚ ዝኾነ ትምህርተይ ምትግባርኩም ብሕያውነት ካብ ፍቓድ ዘለዎ ጠበቓ፡ ኣማኻሪ ፋይናንስ ወይ ኣብ ከባቢኹም ዝርከብ ኣካውንታንት ምኽሪ ድለዩ።

Пікірлер: 10

  • @Kide252
    @Kide252Ай бұрын

    ትሕዝቶካ ቁምነገር ሓዘል እዩ ።መእተዊ እትጥቀመሎም ሙዚቃ ውን ኣዝዩ ደስ ይብለኒ🎉🎉🎉

  • @yonotanweldeamaniel6949
    @yonotanweldeamaniel6949Ай бұрын

    ሰላም መም ደስበለ፡ኣዝዩ ደስ ዘብል ትምህርቲ እዩ። የቀንየልንና! እቲኣ ናይ ፍረቻይዝ ቪድዮ ስርሓልና ኢካ ሓደራ!

  • @almazgebrezgabher3047
    @almazgebrezgabher3047Ай бұрын

    Yes

  • @tesfit2518
    @tesfit2518Ай бұрын

    መምህር የቀነልና ኣዝዩ ቡሉጽ ካልኣይ ከኣ ንኻልA ሰብ ብሌን እዳገበርና እና ንሕልፎ ህግደፍ ከምዝ ገርና እዳበልና ንውዕል ንኽትዕወይ ሓንቲ ኣይዕንቅፈካን እዩ ልምድታትካ ኽትልውጥ ትሽገር እንተ ሃሊኻ እት ሽግር ንስኻ ኣይኮንካን ኣገባብካ እዩ

  • @Eri291forever
    @Eri291foreverАй бұрын

    Thank you, we need all our people to study.

  • @user-cv5wq6gc6y
    @user-cv5wq6gc6yАй бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @MikiAbrha-jg1lq
    @MikiAbrha-jg1lq28 күн бұрын

    good

  • @davidyared7857
    @davidyared7857Ай бұрын

    Xibuk mehari zikone tihzto zeykenie ayweled dyom elom abotat bel tebegise aleku ane ka financial n time freedom nimrkab ajokum deki erey zeykal yelen elama entelo❤❤❤

  • @user-cg3zw9wd9u
    @user-cg3zw9wd9uАй бұрын

    Xbuqn teqamn tmhrti🥰

  • @almazgebrezgabher3047
    @almazgebrezgabher3047Ай бұрын

    Hi

Келесі