ህየሳ ደርፊ ለሚዳ / Lemida Music review...

© እዚ ቪድዮ'ዚ ንስነ-ጥበባዊ ገምጋምን ምስትምቓርን ዝተዳለወ ኮይኑ፣ ኣብዚ ቪድዮ ዝተጠቀምናሉ ሓጸርቲ ቪድዮታት ወግዓዊ ዋንነት ዝተፈላለዩ ስነ-ጥበበኛታትን ትካላትን እዩ።
Dawit Weldemichael-- ለሚዳ (Lemida) New Eritrean Music 2021 ( • Dawit Weldemichael-- ለ... )
Berhane zemichael ( wedi Nazu ) - Sedetegna / ስደተኛ - New Eritrean music 2021 - ብርሃነ ዘሚካኤል (ወዲ ናዙ) ( • Berhane zemichael ( we... )
AMEN - Dawit Weldemichael ft. Ephrem Amare - Newri | ነውሪ - New Eritrean Music 2018 ( • AMEN - Dawit Weldemich... )
Eritrea music Abraham Afewerki - Ente-tetaiski/እንተ ተጣዒስኪ Official Audio Video ( • Eritrea music Abraha... )
Wedi tikabo - (esele kiblela) ( • Wedi tikabo - (esele k... )
HDMONA - ደመት ብ ኤርምያስ ክፍለዝጊ Demet by Ermias Kflezghi - New Eritrean Music 2020 ( • HDMONA - ደመት ብ ኤርምያስ ክ... )
Mahder-Production social media links.
/ mahderproduction
/ mahderproduction
/ mahder_production
www.tiktok.com/@mahderpro?lan...
@ዳኒ ወዲ-መምህር
profile.php?...
#ህየሳ #ለሚዳ #Mahderproduction #review

Пікірлер: 1 800

  • @godfirst1207
    @godfirst12073 жыл бұрын

    እዛ ወዲ ናይ ብሓቂ ነቶም ስነጥበባውያን ጥራይ ዘይኮነ ወላ ንዓና እውን deeply ክንሰምዕን ክነስተማቕርን ብጣዓሚ ይሕግዘና ኣሎ

  • @Habesha28

    @Habesha28

    3 жыл бұрын

    Dangerous to know little!

  • @natania553

    @natania553

    3 жыл бұрын

    Hakka lebam eka gele sebat gn yixarefu alewu haki mzrabu nDani. Kemey elna knmehayesh nezi nekefieta zeybkbel tekoina dea. Eway nay lomi menseyat bdewna ko moytna

  • @ShamSham-fg7ov

    @ShamSham-fg7ov

    3 жыл бұрын

    Hade nska haqi texaribka

  • @gebarmahari829

    @gebarmahari829

    3 жыл бұрын

    Yes he's really genius guy

  • @tesaeyusenkey1328
    @tesaeyusenkey13283 жыл бұрын

    ሓንቲ ጥዕምቲ ደርፊ ናይዚ ሰሙን ናይ #ፍሎሪዳ-ወልዱ #ነዓ ተመለስ

  • @debesaybokretsion6941

    @debesaybokretsion6941

    3 жыл бұрын

    ቀዲምካኒ ክሓቶ እዳ በልኩ ብጣሚ ንፉዕ

  • @bogeabilekijermen4129

    @bogeabilekijermen4129

    3 жыл бұрын

    ንሳ ደሪፊ,ዘይ ኮነትት ፡እንታይዳ ሓቂ ሂወት,,፡ዘሎ ትገልጽ ,ሓቂና፡ታሪኺ፡ እያ ,ግን፡ቅሩብ ዚማ,ፈኺስዋ ኣሎ ፡እንበርር ገጣሚ,,,,፡ናይ ብሓቂ ተስፋ ዘለዎ,

  • @adudali9060

    @adudali9060

    3 жыл бұрын

    Abey koona derfata?

  • @yoniboy4760

    @yoniboy4760

    3 жыл бұрын

    Derfn meleaktn felatikum ktreayu aytkulun dikum

  • @MFKR733

    @MFKR733

    3 жыл бұрын

    እንታይ ኮኒካ ታ ንዓዓ ሞ ልኽዕ ከ ኣብ ሜስቲያት ቲሪኦ ምስልካ ከምኣ ኢየ ተሰሪሓ 100% ጎዶሎ ዘይብላ

  • @aduna1000
    @aduna10003 жыл бұрын

    ምድንጋር ከይፍጠር፡ እታ ኣብ መወዳእታ ዝተጠቀመላ "ክመኽረኩም ኢለ ኣይኮንኩን፡ ግን ክመኽረኩም እየ" ዝበላ ኣሽሙር እያ።😅

  • @happytet8615

    @happytet8615

    3 жыл бұрын

    Ewe ashmur eya ab mwedata abay melekiti eya

  • @joegr5323

    @joegr5323

    3 жыл бұрын

    ሒዝካዮ ኣለካ ወዲ መምህር ጎራሕ እንድዩ ክክክክ

  • @yoyo-ve3my

    @yoyo-ve3my

    3 жыл бұрын

    @@joegr5323 gorah trah kkkkkkkk

  • @dejenokubay7287

    @dejenokubay7287

    3 жыл бұрын

    Kkkk

  • @tsinatmisghina6335

    @tsinatmisghina6335

    3 жыл бұрын

    Kkkkk nay bahaqi ashmur ya

  • @dejensultsn1220
    @dejensultsn12203 жыл бұрын

    መታዓቢቲ ምሉእ ነብስኻ መምህር ኢኻ እኮ ኣጆኻ ወገነይ ቀጽሎ ብሮ

  • @bitaniaalem9691

    @bitaniaalem9691

    3 жыл бұрын

    Ab senafe hawey

  • @dejensultsn1220

    @dejensultsn1220

    3 жыл бұрын

    @@soliyanatesfagergish1005 ኣብ ከባቢ ሰንዓፈ ኮይኑ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ድማ ይነበር

  • @matistudio596
    @matistudio5963 жыл бұрын

    ደርፊ ማሌት ቤላ መልእኽቲ ዘለዋ ደርፊ።ናይዛ ፊሎሪዳ ሓዳሽ ደርፊ'ያ ምሳይ ዝሰማማዕ ኣብ ኣድማስ ኣለትኩም😍😍😍

  • @mamayemamaye8609

    @mamayemamaye8609

    3 жыл бұрын

    Ewe bteami Abi meleakti zelewa eye

  • @dc8625

    @dc8625

    3 жыл бұрын

    Nay bhaki mulu melakti

  • @hypeddude6132

    @hypeddude6132

    3 жыл бұрын

    Are anes abide aye. Awald adey Nafike 🥰😍😍

  • @kibromtekle8770

    @kibromtekle8770

    3 жыл бұрын

    MelAkti Malet kezi kkewn alewa kssin kea ydeli

  • @mamayemamaye8609

    @mamayemamaye8609

    3 жыл бұрын

    @@hypeddude6132 tray elka kemey zeynafeqa ezen tiamat ftret

  • @mekerettv696
    @mekerettv6963 жыл бұрын

    ኣብ መወደኣታ ክትመክር ኮለኻ እታ ጌጋ ክትብላ ዝጸነሓኻ ኣበሃህላ ደጊምክያ። ("ክምክረኩም ኢለ ኣይኮንኩን ግን ክመክረኩም" )ክመክረኩም ደኪየ ኢልካ ናብ ጉዳይካ ዘይትኣቱ።እዚዩ ከኣ እቲ ቀንዲ ጸግምና ነቲ ጌጋ ኣብ ካልእ ሰብ ንሪኦ ኣባና ጌጋ ከይኑ ዘይስመዓና።

  • @amasedetna2035

    @amasedetna2035

    3 жыл бұрын

    Wela ane astbehlelu 🤣 gen ate tsbuk natu yebzh

  • @sherirarap3501

    @sherirarap3501

    3 жыл бұрын

    ተታሒዘ 🤣🤣🤣

  • @mekonnenhaile9961

    @mekonnenhaile9961

    3 жыл бұрын

    ሓቂ ተዛረብካ።

  • @filmonestif8423

    @filmonestif8423

    3 жыл бұрын

    ነዚ ዘይትርዳእ እንተ ኮንካ እኮ እቲ ሓሳብ ብግቡእ ኣየስተውዓልካዮን፡መክኒያቱ ንሱ ወይ ከም ኣብነታዊ ሓሳብ(ኣሽሙር)እዩ ሓሲብዎ

  • @mekonnenhaile9961

    @mekonnenhaile9961

    3 жыл бұрын

    @filimon kifle ስምዓዮ ሞ ጥዑይ ጌርካ፡ደሓር ከኣ እንታይ ዶ ሕማቕ ኢልና ኢና

  • @user-pi2kw1kd8b
    @user-pi2kw1kd8b3 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ዳኒ ሓወይ ብሉጽ መንእሰይ እዚ ኩሉ ግዝየ ትገብሮ ዘለኻ ስነ ጥበብ ዓድና ንከይወድቅ ኣበርክቶን ህየሳን ብጣዕሚ ዝነኣድዩ ኣብዚ ግዝየ ከማኻ ብሉጻት መንእሰያት ምህላውና ሕጉስየ GBU ኣንበሳየ

  • @eritreanproude8097
    @eritreanproude80973 жыл бұрын

    ክመኽረኩም ኢለ ኣይኮንኩን ግን ክመኽረኩም እየ i like it ዳኒ ወዲ መምህር በዓል ሕጹብ መዓንጣ

  • @naodlove1518
    @naodlove15183 жыл бұрын

    ወዲ መምህር ባዕልካ መምህር ኢካ ነዚ ወዲ ዝፈቱ እስኪ ላይክ ይጋጨኒ

  • @erisami9518

    @erisami9518

    3 жыл бұрын

    Dedihrie tkedu ember gedidkum kezabat

  • @lion9733

    @lion9733

    3 жыл бұрын

    @@erisami9518 entay maletka kon tikewn ?

  • @user-cq2xj8fe2z
    @user-cq2xj8fe2z3 жыл бұрын

    ክክክክ እንታይ ከ ኮይነን ኩላተን ድቂሰን ዝፀንሖም ኣለዋ😂ኣስሒቅካኒ ዳኒተይ🙈😂😂😘💋💋💋

  • @harenarahba269
    @harenarahba2693 жыл бұрын

    ናይ ባሐቂ ወዲ መምህር

  • @michaelisaacbisrat6928
    @michaelisaacbisrat69283 жыл бұрын

    Thank you bro.

  • @bornredmancheabay4163
    @bornredmancheabay41633 жыл бұрын

    ከምዝመስለኒ ክፍትነና ወይ ናትና reaktion ክዕዘብ ኢሉ'ዩ ሑቡሽ በላሕቲ ከኣ (ላማ ቅቅቅ) ካብዛ ናይ 21 ደቂቅን 59 ሰከንድ ቁምነገር ሓዘል video ቁምነገር ገዲፍኩም ነታ ኣብ መወዳእታ ድበላ ቆንጪልኩም ልቡኩም ደርቢኩም ትኩረት ምግባርኩም ዘገርም ኣይኮነን ለሚፍናዮ'ኢና, Let Show him love,(Respect) & Support 2 Our bro Grande Wedi Memhr keep going bro yr no1

  • @Samrawi233

    @Samrawi233

    3 жыл бұрын

    ወዲ መምህር ሲ ኩሉ ግዜ ቁምነገር እዩ ፡ ካፍቶም ቁምነገር ዘይዛረቡስ ሐንቲ ቁምነገር ተተዛሪቦም እዩ ዘዛርብ ካብ ባዓል ወዲ መምህር ኩሉ ቁምነገር ዳአ ብቁምነገር እንድዩ መሊኡ👍👍

  • @mekerettv696

    @mekerettv696

    3 жыл бұрын

    21 ደቂቅሞ ብዘዓባ እንታይ ዲዩ ተዛሪቡ

  • @baraktesfa8191
    @baraktesfa81913 жыл бұрын

    እቶም ብሕጂ ደርፊ ትሓስቡ ዘለኩም ንወዲ መምህር ኣብ ግምት የእትዉዎ ዳሕራይ ምድራፋ ምትረፈኒ ከይትብሉ ።come on wedi memhr!

  • @senaittesfamichael6195

    @senaittesfamichael6195

    2 жыл бұрын

    Ane hasibe aleku

  • @user-lo7nj1df9f
    @user-lo7nj1df9f3 жыл бұрын

    ከም ሎሚ ስሒቀ ኣይፈልጥን,ዳኒ ጅግና፡ እቲ ፍሉይነትካ ብጣዕሚ ዩ ዝገርመኒ፡ ኩሉ ግዜ ብጽፉፍ ብኮነ ኣገላልጻ ኢኻ ትቀርብ፡ keep up

  • @merhawichayna4305
    @merhawichayna43053 жыл бұрын

    ኣጆካ ቀጽሎ እምበር ናይ ለዘበን ደርፊ ኩሉ ዘሙኡ ግጥሙ ሓንካስ ኢዩ

  • @beyesteadfast8488

    @beyesteadfast8488

    2 жыл бұрын

    😂😂😂 ሓንካስ ብሓቂ

  • @anditk.f1470
    @anditk.f14703 жыл бұрын

    "ወላውን ብሩህ መጻኢ" ዳኒ ወዲ ሹቕ ብሓንቲ ወንጭፍ ክልተ ዑፍ ንዝርዶኦ፣ክክክክ

  • @hubur1895

    @hubur1895

    3 жыл бұрын

    Emo zetrdo do yhlu

  • @eimagunnersfan189

    @eimagunnersfan189

    3 жыл бұрын

    😂😂😂

  • @user-vd9ub3sr5z

    @user-vd9ub3sr5z

    3 жыл бұрын

    Kkkkkkkk moyte sehak 🤣🤣🤣

  • @user-lk6qu8zg4z

    @user-lk6qu8zg4z

    3 жыл бұрын

    Klaie n bruh mexaei da abeyelwom Lieli akmu eyom slezhayelwo kea u zebachwelom zelo ember nsom Banayzi nefat kolia trat wn ayshkun eyom mszey zeyakmika mthlilak ybahl ezi

  • @user-ii5nd5ym9s

    @user-ii5nd5ym9s

    3 жыл бұрын

    ክክክክክክ

  • @k.mmengs6331
    @k.mmengs63313 жыл бұрын

    ወዲ መምህር ሓወይ ናይ ፍሎሪዳ ወልዱ (ነዓ ተመለስ ትብል ) ክንጽበየካ ኢና ኣብ ቀጻሊ ።

  • @eimagunnersfan189

    @eimagunnersfan189

    3 жыл бұрын

    Rekibkani🥰

  • @Mahari5965

    @Mahari5965

    3 жыл бұрын

    ብራቮ ሒዝካልና ተመለስ ዳኒ

  • @kibromtekle8770

    @kibromtekle8770

    3 жыл бұрын

    Hizkani

  • @abelabu3928

    @abelabu3928

    3 жыл бұрын

    Yes

  • @banabahlbi7707

    @banabahlbi7707

    3 жыл бұрын

    ኣነ ወን ኣይጸላእክዎን ! 👋🏼

  • @user-mb5lg4hs8b
    @user-mb5lg4hs8b3 жыл бұрын

    ይበል ህየሳ ወዲ መምህር ጅግና

  • @zerutesfaendrias4277
    @zerutesfaendrias42773 жыл бұрын

    🤓🤓🤓"ዋላ ብሩህ መጻኢ""👏👏👏ከምዚኣ ኣይተሰምዐትን

  • @hagoslegese4094
    @hagoslegese40943 жыл бұрын

    ዳኒ ወዲ መምህር ናይ ባሓቂ ንፍዕ ኢካ ብተቅርቦ መደብ ኣዝየ ኢየ ዘድንቀካ። ሕጂ ድማ ክምቲ ቀደምካ ናይ ተመስገን ጣኒቆ ትሕሎፍ ሂወትኪ ንዓይ ኣይኮነን ትማሊ ምስ መን ዘርኪ ዘአትወኒ ኣይኮነን ክትቅርባ ብተስፋ ይጽበየካ ? ምሳይ ዝሳማማዕ አንተሉ ድማ ላይክ ።

  • @user-pv8mr8zc6g
    @user-pv8mr8zc6g3 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ኣተምህርካን ተረዲካን ትዛረብ ምካንካ ሎሚ ድማ ዝያዳ ካልኢ ምዓልቲ ኣድኒቀካ !!

  • @annetkidane6232
    @annetkidane62323 жыл бұрын

    Ma Genius boy am waiting a great job from you.

  • @hmsk715
    @hmsk7153 жыл бұрын

    Thank you

  • @filmonhagostekie3452
    @filmonhagostekie34523 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ጹቡቅ ኣይስካያ ዳኒ ሓው❤💯👏👏 ናተይ ርኢቶ 😊👇 1. ሰበይቱ ምስ ሓደ ወዲ ደቂሳ ጸኒሓቶ ንሰብኣያ፡ ገዲፍዎም ምስ ከደስ ምኩሹሻሞም ቀጺለሞ 😏🤪ባእ ካብ ክውንነት ዝረሓቀ። 2. "ማይ ናይ ፍቅርና ተካዐወ፡ ሕጂ'ዶ ካይእከብ ፋሕ ምስ በለ"። ዝተካዕወ ማይ ይዛሪ,ይፈስስ,, እንበር ፋሕ ኣይብልን ኢዩ። ጥረ ነገር (እክሊ፡ጸጸር,,) ኢዩ ፋሕ ዝብል።

  • @crownstore4897
    @crownstore48973 жыл бұрын

    Talking about “ Demet” is so funny 😂. Counting the “eewaha “

  • @Ninotes17

    @Ninotes17

    3 жыл бұрын

    Abey eba kirekba yikl sineya endye eta hiyesa

  • @massawaentertainment

    @massawaentertainment

    3 жыл бұрын

    kzread.info/dash/bejne/h5ilxNGxlrS_frw.html

  • @crownstore4897

    @crownstore4897

    3 жыл бұрын

    @@Ninotes17 mahdre production

  • @Ninotes17

    @Ninotes17

    3 жыл бұрын

    @@crownstore4897 ja ab mahder wela sineya gn Think you

  • @crownstore4897

    @crownstore4897

    3 жыл бұрын

    @@Ninotes17 kzread.info/dash/bejne/f5qslKazYa3eY7w.html

  • @QuizMediaa
    @QuizMediaa3 жыл бұрын

    Keep the good work dani❤❤❤

  • @eri-qk6sg
    @eri-qk6sg3 жыл бұрын

    Xbuk alika bory ye qoxlo ✌🌼🌻🌼

  • @musgunhailemichael6012
    @musgunhailemichael60123 жыл бұрын

    ዳኒ ሓወይ ብሉጽ ናይ ብሉጻት ከመይ ድየ ዝሕጎስ ናተይ ሙዃንካ ከማኻ 1000 ደኣ

  • @user-A4stuu
    @user-A4stuu3 жыл бұрын

    ዳኒ ሓወይ ናይዛ ፍሎሪዳ ሓዳስ ደርፊ ዘላ እስከ ገለ በለና እታ ደርፊ ውሽጠይ ረኪባትኒ ኣላ።

  • @Robeltk
    @Robeltk3 жыл бұрын

    I agree with you

  • @gualngstesaba3000
    @gualngstesaba30003 жыл бұрын

    Thank you ብዙሕ ነገር ተማሂረ ካብዘን ቪድዮታትካ❤ ክመኽረኩም ኢለ ኣይኮንኩን ግን ክመኽረኩም 😂

  • @user-jv4on9gc2o
    @user-jv4on9gc2o3 жыл бұрын

    ወዲ መምህር ጅግና 👑💎 ብዛዕባ እዚኣ ሓዳስ ደርፊ ፍሎሪዳ ኣምጽያታ ዘላ pls ኣብዚ ኣምጺኻ ኣድንቀለይ 💯👌🎖🏆

  • @Blenay684
    @Blenay6843 жыл бұрын

    ወዲ መምህር ጽቡቅ ኣጋላልጻ ንዳኒ ዝፈቱ ላይክ ረግጹ ይኪድ

  • @nzinga2039
    @nzinga20392 жыл бұрын

    Great job D!

  • @filiwk9826
    @filiwk98263 жыл бұрын

    Kemey Kemey yom dkonu zelewu zom derefti nay rebha tray koynom gele gele gedifka wedi memhr jigna thanks dma sle ti af zkonkana

  • @angosomyigzaw6062
    @angosomyigzaw60623 жыл бұрын

    ልዕሊ ሚእቲ ትኮኑ ሰባት ነዛ ዳኒ ዝበላ ኣበሃህላ ጺሒፍኩማ ኮመንትኩም ውን ምህያስ የድልዮ እዩ ሓደ እንተ ኢልዋ እኩል እዩ ብዝኮነ ኮፒ ጌጋ ሃናጺ ርኢቶኩም እንተ ትጽሕፉ ምሓሸ

  • @Brave-Is_Mine1

    @Brave-Is_Mine1

    3 жыл бұрын

    ሃንደበታዊ ፈተና ክትከውን ኔርዋ መታን እዛ ኩላ ሰብ ዘፍ ክትብል ከም መንገብገባ ዝተሃርመት ርግቢት ክክክ ንሃናጺ ርኢቶ ከም ነውሪ ዝጽየፍ ህዝብን ንሓንቲ ጌጋ ብምቕዳም ነቲ ዝበዝሐ ጽቡቓ ዝርስዑ ሰባት ምህላዎም ኣይገርመናን።

  • @yonassolomon13

    @yonassolomon13

    3 жыл бұрын

    ሓቅኻ ግን መብዛሕትኡ ሰብ ናይ ካልኦት ሰባት ኮሜንት ከይ ኣንበበ እዩ ዝጽሕፍ ኣነ ንባዕለይ ሪኢቶይ ምስ ጳሓፍኩ ካለኦት ከም ዝጻሓፍሉ ኣረጋጊጸ

  • @gualzion5460
    @gualzion54603 жыл бұрын

    እንታይ ኢዩ ከ ረኪብወን ንኩሎም ድየን ምስ ካልእ ወዲ ደቂሰን ዝጸንሖም ክክክክክክክክክ

  • @merhawifissehaye8576

    @merhawifissehaye8576

    3 жыл бұрын

    Kkkkk

  • @azmarino8710

    @azmarino8710

    3 жыл бұрын

    Haha😂😂 naybehaki

  • @mahdereyemane2330

    @mahdereyemane2330

    3 жыл бұрын

    😂😂

  • @hidatteklom2411
    @hidatteklom24113 жыл бұрын

    ሰላም ዳኒ ወዲ መምህር ብጣዕሚ ዘስተምህር ህየሳ አኻ ተሰተምህር ንበረ ለነ አታ ብሩኽ.

  • @weditsegay5474
    @weditsegay54743 жыл бұрын

    Wowww I like your definition

  • @Tesfaeyusnqey
    @Tesfaeyusnqey3 жыл бұрын

    ከም ኩሉ ግዝየ ብሉጽ ህየሳ ። ግን ነዛ ናይ ፍሎሪዳ ንዓ ተመለስ ትብል ሃይሰልና ። ኣጀካ 😍😍❤❤

  • @bahgiloni1419
    @bahgiloni14193 жыл бұрын

    ዳኒ ንስኻ ውን ተደርቢሽካ ነዞም ናይ ሎሚ ስነ ጥበባውያን ሓንቲ ክመኽረኩም ግን ክመኽረኩም ኢለ ኣይኮንኩን ኢልካ 😀😀ትኽ ኢልካ ተዛረቦም ብዝኾን ጽቡቅ ኣገላልጻ

  • @HighlyFavored

    @HighlyFavored

    3 жыл бұрын

    Kkkkk

  • @johnwedihadush7278

    @johnwedihadush7278

    3 жыл бұрын

    Kkk kedimkani kbla enda belku

  • @maharihagoswedidollar3448

    @maharihagoswedidollar3448

    3 жыл бұрын

    Achmur eyu Teteqimula

  • @ruhruhwediruhruh6509

    @ruhruhwediruhruh6509

    3 жыл бұрын

    Hizeka 😂😃😃

  • @tsgabberhane4761

    @tsgabberhane4761

    3 жыл бұрын

    Nesa da xewta eyu hasbwa ab Facebook kamen kamu geru ylgexei neru😂😂

  • @zenawiafewerki2066
    @zenawiafewerki20663 жыл бұрын

    you are the best &Unique

  • @yohannesbisirat8912
    @yohannesbisirat89123 жыл бұрын

    Thank you 👍👍👍

  • @user-oj9sb7pe5f
    @user-oj9sb7pe5f3 жыл бұрын

    Please wedi memhr hawey nay Florida ( temeles) tbl derfi hayselna . Bietgebrelna nay nkhat hasab blbi nemesgn 🤝🌹🇪🇷

  • @dalac_93
    @dalac_933 жыл бұрын

    This guy is a genius man. His analysis is unmatched. Keep it up bro 👏🏽👏🏽

  • @chogegaji5069
    @chogegaji50693 жыл бұрын

    ወዲ መምህር ጅግና

  • @okbaazerer8015
    @okbaazerer80153 жыл бұрын

    good job wedi memher ,aytetfae dea .brilliant boy keep it up bro

  • @eagleeye1484
    @eagleeye14843 жыл бұрын

    ክክክክክ ነዛ ቪደዮ ክሳብ መወዳአታ ዶ ርኢናያ ክፈልጥ ኢሉ ዩ።ጥዕናን ዕድመን ይሃብካ ወዲ መምህር የቐንየልና።

  • @fanuelgebremariam8235

    @fanuelgebremariam8235

    3 жыл бұрын

    Ygermeka u I never expect that from him !

  • @selamnkulu470
    @selamnkulu4703 жыл бұрын

    "ክመኽረኩም ኢለ ኣይኮንኩን: ግን ክመኽረኩም እየ":: ንስኻ ውን ተጠቂምካላ ወ/መምህር ነብሲ😅

  • @doitnowstudio7867

    @doitnowstudio7867

    3 жыл бұрын

    ኣይተረደኦን ክክ

  • @Daniel-17227

    @Daniel-17227

    3 жыл бұрын

    Ja man 😂😂😂😂

  • @kememintheshahi8571

    @kememintheshahi8571

    3 жыл бұрын

    I think he did it on purpose 😉😉😉😂😂😂

  • @dianateklebrhan3272

    @dianateklebrhan3272

    3 жыл бұрын

    ኣሽሙር እያ🤣🤣🤣

  • @robelalem7650

    @robelalem7650

    3 жыл бұрын

    ኣሽሙር እያ 🤣🤣🤣🤣

  • @makdell5124
    @makdell51243 жыл бұрын

    Welcome back bro......betami znad....✌✌🇪🇷🇪🇷.."🤣🤣 hiji kimerkrekum ele zeykonku gn kimekrekum ye🤣🤣 ...it happens....keep it up

  • @atite3272
    @atite32723 жыл бұрын

    ብሉጽ ሓሳብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ

  • @user-tu9im5pm4l
    @user-tu9im5pm4l3 жыл бұрын

    ካለአይቲ ኮመንት! "ክመክረኩም ኢለ ኣይኮንኩን፡ ግን ክመክረኩም'የ" ዝበላ ኩሎም ይደግምዋ ኣልርዉ። እንተኾነ ነቲ ትርጉሙ ዝተረድእዋ ኣይመስለንን። (ከምናተይ ግምት) ኣበሃህልኡ፡ ክመክረኩም ኢለ ኣይኮንኩን ዝነቅፈኩም ዘለኹ፡ ክነቕፈኩም ስለዘለኒ'የ ዝነቕፈኩም ዘለኹ። ‘እቲ ነቕፌታይ ግን ምኽሪ'ዩ’። እያ ትርጉማ። ስለዚ ትርጉሙ ይረዳእኩም!

  • @user-oz3ly8ch8x

    @user-oz3ly8ch8x

    3 жыл бұрын

    ብኸመይ መለክዒ እዩ ሞ ከምዚ ትብሎ ዘለኻ ዝኸውን ዝኽእል

  • @paulmeksonone949

    @paulmeksonone949

    3 жыл бұрын

    Neqefetan, mkrin ymesasel eyu da eber hade tirgum yeblun.

  • @user-tu9im5pm4l
    @user-tu9im5pm4l3 жыл бұрын

    ወዲ መምህር ጂግና ዕድመ ይሃብካ። እንተ'ነዞም "ጸልማት መጻኢ" ኣይተልዕሎም፡ ክብረት ከይስምዖም። "ኣጀንድኦም ዓመት ዘይሕክም ኣብሑ" ኢልዎም እዩ ዘርእሰናይ ግርማይ። ስለዚ ኣብ መስመርካ ቀጽል፡ ብሓንሳብ እዩ ጉዕዞና። እንተ'ትደርፊ ናይ ሎሚ ብፍጹም ኣይሰምዖን እየ።

  • @user-ek5hd7kz1r
    @user-ek5hd7kz1r3 жыл бұрын

    ዋውው ብሃቂ ,..

  • @awetdaniel3090
    @awetdaniel30903 жыл бұрын

    Xbuk meharin azenagaien medeb

  • @hannaye7140
    @hannaye71403 жыл бұрын

    19:48 I love it how he use it, 👏🏾👏🏾👏🏾😆😆😆😆

  • @abelkahsay2854

    @abelkahsay2854

    3 жыл бұрын

    Ane wen germeni 😂

  • @gebriel-babusha3299

    @gebriel-babusha3299

    3 жыл бұрын

    Kkkkk bzuhat ayteredauwan alewo U king

  • @amazingasaome8595

    @amazingasaome8595

    3 жыл бұрын

    Aneko comment kxihff ele aykonkun gin🤔 ya 🙆‍♂️kxihfye 😂😂😂😂😂

  • @olmoolmo112

    @olmoolmo112

    3 жыл бұрын

    15:42 wow i like it

  • @temesgenamlak5651
    @temesgenamlak56513 жыл бұрын

    ኣለኩም ዶ ኣድነቅቲ ወዲ መምህር Like ጸቂጥኩም ሕለፉ

  • @habenkahsai5794
    @habenkahsai57943 жыл бұрын

    Dani my favourite much respect ✊ ❤️

  • @kibretfishatsion701
    @kibretfishatsion7013 жыл бұрын

    Keep it up wedi memhrey

  • @heri2068
    @heri20683 жыл бұрын

    ካብ ተዓዘብትኻ ዝመጸካ ርኢቶ ተንብብ ተኾይንካ ናይ ፍሎሪዳ ሓዳስ ደርፊ ኣቕርበልና። ርኢቶኻ ከኣ ሃብ።

  • @ithrustingod1845

    @ithrustingod1845

    3 жыл бұрын

    Naybhaki kedimkani the same idea with you .

  • @nohrodu8181
    @nohrodu81813 жыл бұрын

    ዳኒ ኣንበሳ ኣብ ልዕሊ ሰነጥበብ ትግርኛን ፖሎቲካ ኤርትራ እትግበሮ ዘሎካ ኣብርክቶ ታሪክ ዘዘክሮን ንንብዙሓት መንእሰያት ውን ኣብነት ኢካ።

  • @heavensounds5957
    @heavensounds59573 жыл бұрын

    Dani God bless you brother. Shape athzom kemu gerka ember derfi misrah awalid metaleli eyom zitkemu ember nebari sirah kiserhu elom aykonun.

  • @user-qh8be1bd2p
    @user-qh8be1bd2p3 жыл бұрын

    ብሩህ መጻኢ ወዲ መምህር እዚ ኣሽሙር ዘይትገድፎ ክክክ

  • @robeltekle9301
    @robeltekle93013 жыл бұрын

    ገለ ዓይነት ኣሽሙር ኣብ መወዳእታ ክክክክክ ቀጽሎ ካኣ።

  • @esiabu8665

    @esiabu8665

    3 жыл бұрын

    Hawey,the big problem is more than 100 people they don't get it,same comment

  • @Wedi_lewi
    @Wedi_lewi3 жыл бұрын

    "ድሕር ክንደይ እትው ውጽእ ንስኻ ውን ረኺባዮ ወዲ መምህር" 🤠🤠

  • @foryou6930

    @foryou6930

    3 жыл бұрын

    🤣😂😂😂

  • @Lovepeace298

    @Lovepeace298

    3 жыл бұрын

    Kkkkk

  • @mahanikidane582
    @mahanikidane5823 жыл бұрын

    Well done keep it up bro.

  • @milligirl48
    @milligirl483 жыл бұрын

    Wowwww bro xbuq srah mara eye dedneqeka qexelo eka okag

  • @abelgebrehiwet4444
    @abelgebrehiwet44443 жыл бұрын

    ከመይ ዲኻ መቅሰን "ክመክረኩም እይለ ኣይኮንኩን ግን ክመክረኩም "😂😂💪💪አነ እዉን ክንእደካ እይለ ኣይኮንኩን ግን በሊሕ እይካ

  • @gebriel-babusha3299

    @gebriel-babusha3299

    3 жыл бұрын

    You er a winer

  • @Funnyanimalvideos_123
    @Funnyanimalvideos_1233 жыл бұрын

    እንታይ እስከ ኣስሒቃትኒ " ተጋጊኻ ክብለካ ኢለ ኣይኮንኩን" ክብል ጸኒሑስ "ክመኽረኩም ኢለ ኣይኮንኩን" ይብል? 🤔🤣🤣🤣🤣

  • @HiyabBoy

    @HiyabBoy

    3 жыл бұрын

    Kemzimesileni kilagax elu u

  • @binyamsamsomsamsombinyam112

    @binyamsamsomsamsombinyam112

    3 жыл бұрын

    @@HiyabBoy ብርግጽ ከዚ ኢኹም ትብሉ ንምባል ኢዩ ክክክ

  • @wintawinta5688

    @wintawinta5688

    3 жыл бұрын

    Ashmur u tetemimla

  • @saimondaniel2848

    @saimondaniel2848

    3 жыл бұрын

    Ashmur eu

  • @user-xt1hb9wq2p

    @user-xt1hb9wq2p

    3 жыл бұрын

    ክላገጽ ኢሉ እዪ ! ኣሽሙርነት ስሓቕ ቐቲሉኒ ግን 🤣

  • @foryou6930
    @foryou69303 жыл бұрын

    Divaya yaniya asteway kemaka zbele ne eritrean yadliyom eyu ❤️🙏

  • @Rahel28
    @Rahel283 жыл бұрын

    Xbuk hasab😘 endyu nska nbaelka gn neakum kmed ele aykonkun enda belka gn kea kmedekum eye elka?

  • @kemalemey6815
    @kemalemey68153 жыл бұрын

    'Kinegrena aydeley ember nsuwn lemidu neru malet eyu ' wedi memhr rigum kkkk

  • @ermilove685
    @ermilove6853 жыл бұрын

    29 #ግዜ #ደመት 25 #ግዜ #ክልተ #ሞት 48 #ግዜ #ኡሁህ #ሃሆይ 85 #እውይ #ዋይ #ኢሉ ክክክክክ ብቀደሙ እንዶ ግዳ ዘይተበርሃትኒ

  • @kibe6885

    @kibe6885

    3 жыл бұрын

    56 gize Yzkr

  • @carlochannel7104

    @carlochannel7104

    3 жыл бұрын

    Kikkkkk

  • @kesitweldeselassie5422

    @kesitweldeselassie5422

    3 жыл бұрын

    ኣነ ሰማዒ ደርፊ ኣይኮንኩን። ግን ግዜይ ምስ ሰማዕቲ ደርፊ ስለ ዘሕልፎ የስተማቅር ኢየ። አቲ ዘጉየኒ ነገር መንእሰይና ካብ መልእክቲ ክሰምዕ፡ ድምጽ ምስማዕ ጥራይ ባህሪ ምጥራይ ኢዩ። ኣብዚ ግዜ ህዱ ደርፊ ቁምነገር ሓዘል ምስ ትውልዕ ኑዕቅ ኢካ ትቁጸር፡ ማለት ፋራ ኢካ። ነዚ ተመልኪቶም ከኣ ናይ እዚ ዘመን ደርፍቲ ኢና በሃልቲ ንመንእሰይ ጀሆ ሒዘም ከምዘይ ራዳዳ ጌርሞ። በዚ ኣጋጣሚ ደርፊ ሃገርና ኣብ ከባቢ 2010 ናብ መቃብር ከምዝወረደ ከዘትወልኩም ይፈቱ። ደጉሂ ግን ተስካር ኣይተገብሮን።

  • @awetberhe6265

    @awetberhe6265

    3 жыл бұрын

    ክክክክክክክ ሞይተ በል ክክክክክ

  • @rahsienterteiment1491

    @rahsienterteiment1491

    3 жыл бұрын

    🤣😂🤣

  • @delayfthi4178
    @delayfthi41783 жыл бұрын

    Bravo habibi

  • @meb2day846
    @meb2day8463 жыл бұрын

    Great job dani wedi memher

  • @habenmd6947
    @habenmd69473 жыл бұрын

    16:35 😂😂entay felitnalen elkana eka

  • @flimonyemane4152
    @flimonyemane41523 жыл бұрын

    ፍሎሪዳ ወልዱ ን ደሃብ ፋቲንጋ ከኣ ገለ በለና ዳኒ

  • @negodatatselam443
    @negodatatselam4433 жыл бұрын

    Dani Jigna Kemaka Yebzihayom Ember Derefti Nay Zemena Si Kemza Tantu Ezinika Zikurkuhi Kitsemeo Zeshegir Eyu Eti Derifom .Eza Classical Nay Haile Gebru gn Kitiem Halhalta Fikriki Tibil Derfi 👍 .Kemzitat Derfi Ena Kinefri Zeykealina Zelena .Dereftina Fikri Nayti Moya Zeyikone Fikri Genzeb Hadiriwom .

  • @habase5802
    @habase58023 жыл бұрын

    Wedi memher what about Tedalo’s hiyesa

  • @drarselam3801
    @drarselam38013 жыл бұрын

    1000%ከማኻ ይብዙሑ ወዲ መምህር!!

  • @msgnaabraham4532
    @msgnaabraham45323 жыл бұрын

    Ata wedimemhr arkey entay da eza( kmekrekum delye aykonkun gn kmekrekum ) eti hmak azararba ilka zamenkalu nkere ka kab nebska kjmr kem zelewo emen

  • @justlaugh2002

    @justlaugh2002

    3 жыл бұрын

    እንዳ ራእኻዮ ኣሽሙር ጌሩ ይዛረብ እንታይ ሕቱኡ ትሓትት ኣለኻ

  • @hlnamedia1111
    @hlnamedia11113 жыл бұрын

    Ata smart✨👌

  • @wehazitafewerki6067
    @wehazitafewerki60673 жыл бұрын

    Nay behaki 👌

  • @tesaklibeluye7173
    @tesaklibeluye71733 жыл бұрын

    ወድ መምህር ቀባጽ " ክመኽረኩም ኢለ ኣይኮንኩን ግን ክመኽረኩም " ኢሉ ወዲእዋ 🤣

  • @wedizekaryas3755

    @wedizekaryas3755

    3 жыл бұрын

    Kkkk

  • @ilove_you_ereyyyyy1997
    @ilove_you_ereyyyyy19973 жыл бұрын

    ኣታ በጃኹም ብስም ወዲ ምምህር ብላይክ ጹፉዑኒ🥰🥰🥰🥰

  • @simonchapilemilemanchie333
    @simonchapilemilemanchie3333 жыл бұрын

    Thank u Danawi nebsi biela ekua ገሊጽካያ

  • @metkelmetkel5200
    @metkelmetkel52003 жыл бұрын

    Abta nay tesfit kihateka emo kara geru ente beteno wey entebetena do mahashe ?

  • @EMH91
    @EMH913 жыл бұрын

    ጹቡቅ ትንተና ዳኒ ሓወይ። ኣይነገረናን እምበር ኑሱ እውን ለሚዱ ኡዩ 👌😅👌

  • @milligalakele2389

    @milligalakele2389

    3 жыл бұрын

    ኣስሒቃትኒ ነዓይ ከማን ክክክክ

  • @habtega1085

    @habtega1085

    3 жыл бұрын

    😀 Lemidu neyru ykewin😁

  • @milligalakele2389

    @milligalakele2389

    3 жыл бұрын

    @@habtega1085 lemidu tray zezmexa ko elu kkkkkkk

  • @danielkfle5759

    @danielkfle5759

    3 жыл бұрын

    ካልእ ለሚዱ ዘይኮነስ ቡዝሑ ገዜ እዩ ተጠሊሙ 🤔

  • @milligalakele2389

    @milligalakele2389

    3 жыл бұрын

    @@danielkfle5759 ክክክ ከላ እዚስ ስቅ ኢሉ ዩ ዳዊት ጽሉል

  • @user-mw2cj7sj9l
    @user-mw2cj7sj9l3 жыл бұрын

    ክክክክክክክክ እንታይ ኢዩ ከ ረኪብዎን ኩለን ደቂሰን ዝጸንሓ ሞይተ ብሳሓቅ 😂😂😂😂

  • @estifanosmassias5498
    @estifanosmassias54983 жыл бұрын

    You are brilliant keep on

  • @russomgerie1261
    @russomgerie12613 жыл бұрын

    Wawwwwwwwwww Ata Jegna teawet ajeka kexlo 👍👍👍👍👍👍👍

  • @Lovt143
    @Lovt1433 жыл бұрын

    ወዲ መምህር ናይ ኣደና ማማ ድሃብ እስከ ሃይሳ

  • @tuemzghimezgebo6566
    @tuemzghimezgebo65663 жыл бұрын

    ዳኒ ጽቡቅ ህየሳ ዩ ናይ ብሩህ መጻኢ ማኒፌስቶ ክሰደልካ እሞ ሪኢቶካ ትህበሉ ብዘይ ጸርፊ ብምክብባር

  • @user-lb6te9fe1s

    @user-lb6te9fe1s

    3 жыл бұрын

    Alges dark future

  • @tuemzghimezgebo6566

    @tuemzghimezgebo6566

    3 жыл бұрын

    @@user-lb6te9fe1s ንገበነኛ ደኣ ጸልማት ዩ እወ ኣብ ሕጊ ስለ ዝኣምን

  • @user-lb6te9fe1s

    @user-lb6te9fe1s

    3 жыл бұрын

    @@tuemzghimezgebo6566 ezom awrajawyan kab Eritrea 🇪🇷 tgray tekrbom si leliom gebenena yelen

  • @tuemzghimezgebo6566

    @tuemzghimezgebo6566

    3 жыл бұрын

    @@user-lb6te9fe1s ጸላኢና ኣብ ትግራይ ዩ ቆልዓ ሰበይቲ ዝሓርድ ዘሎ ኣብ ኤርትራ ድማ ዓለም ኣብ ዘይትሪአሉ ኣብ ጸልማት ሰብ ይሓርድ ኣሎ ኢልና ንዓለም ነፍልጥ ዘለና ንሕና ኢና ንሕና ኣይኮነን ኣብ ጎኒ ሰራዊትና ንብል ዘለና ሰራዊትኩም እንተ ተማሪኮም ወይ ገበን እንተ ሰሪሑ ድማ ትክሕድዎም ካሕዳማት ክዕወቱ ከለዉ ጥራይ ኣብ ጎኑኩም ኣለና ትብሉ ከዳዓት ኢኩም

  • @user-lb6te9fe1s

    @user-lb6te9fe1s

    3 жыл бұрын

    @@tuemzghimezgebo6566 ata keda serawitkum teblni eta dark future eritreawit kemzeymukan aminka malet duo wedi malsha sernay

  • @merasimona9405
    @merasimona94053 жыл бұрын

    Dani btami masay tsemamae seb eka. Derftatkum b dani wedi memhr sansur gierkum yehlfwo

  • @hwhwhwhwhwjejw8288
    @hwhwhwhwhwjejw82883 жыл бұрын

    Ufff hmam riesi selam habom neziom snetbebawyan bro

  • @user-ju9lm9ps3e
    @user-ju9lm9ps3e3 жыл бұрын

    "ክመክረኩም ኢለ ኣይኮንኩን ግን ክመክረኩም እየ " 🤔😂

  • @robelalem7650

    @robelalem7650

    3 жыл бұрын

    ኣሽሙር እዪ

  • @mafishukl7752
    @mafishukl77523 жыл бұрын

    ወዲ መምህር መሕጎል ኣብ መወዳእታ ዝበልካዮ ክእርመካ ። ኣነ ሓንቲ ክመኽረኩም ኢልካ ግን ከኣ ክመኽረኩም ኣይኮንኩን ደልየ ኢልካ። ኣይትሓዘለይ ግን ክእርመካ ኣይኮንኩን ደልየ ክክክክክክክክክክክክ

  • @Jemal1990
    @Jemal19903 жыл бұрын

    Good job brother

  • @jossi2794
    @jossi27943 жыл бұрын

    Good job buddy keep it up

Келесі