ህግደፍ ይሑሹኒ ካባኹም ገንዘብ ይትረፈኒ ስድራቤተይ የሕሲረ መጠንቀቕታ ካብ ኣዲስ ኣበባ Dilet Media (Official Video) 2024
Join this channel to get access to perks:
/ @diletmedia
እንቃእ ናብዛ ይትዩብ ቻነል Dilet Media ብድሓን መጽኣኹም። መሃርቲን ኣዛናጋዕትን ኮሜዲታትን መደባት እትረኽቡላ ቻነል እያ። ቻነል ሓደሽቲ ዝኾንኩም subscribe ንኽትገብሩ ብኽብሪ ንሓተኩም። ትገብሩልና ምትብባዕኹም ከየመስገናኩም ኣይንሓልፍን።
#diletmedia #alenawaltahager #solomedia #eritreancomedy #eritrea #eritv #eritreanmusic#eritreanmove #asmera
Пікірлер: 314
gofund.me/d19d4de6 ደቂ ኤረይ ሓላላት share like subscribe ኣይትሕመቑ ንቻነልና ሓጋዝን ጠቓምን ስለ ዝኾነ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷☪️✝️❤️❤️❤️🫡
ትግራዋይ ትግራይ ትባሃል ዘየምጻእካስ ኤርትራ ነጻ አዉጺእካ ሰብ ንቅድም ንነብሱ ምስ ኮነ ንሰብ ይኸዉን ተጋሩ ደናቁር ርካሽ ደቂ ደቂ ርካሽ .
ዮሃና ዮሃና ሰራዊትና ዮሃና ንህዝብና ቅሰን ህዝበይ ተውዲኡልካዩ ሩሑስ ባዓል ናጽነት
ጃንቦ ሓበነይ ንዓኻን ❤ ንመንግስቲ ኤርትራን❤ ነቲ ጅግና ሰራዊት ኤርትራን❤ ነቲ ጽነዕ ህዝቢ ኤርትራን ርሑስ ቅንያት ናጽነት ይግበረልና🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@DiletMedia
24 күн бұрын
Ahbiru nkuluna 🇪🇷❤️🫡
እዚኣቶም ትግሪኛ ዝዛረቡ ትግራዎት ኢዮም ትግራዎት ክኣ ኢትዮፒያ ዕዶም ኢዩ ንሕና ኤርትራአያን ግን ዓዲ ኤርትራ ትብሃል ኣላትናናናና።🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣጆና ደቂ ኤረይ፡እቲ ሓቂ ነዘን ረሳዕቲ ነዘካክረን፡ዝበደለ ተረሰዐ፡ዝተበደለ ኣይርስዕን እዩ።ወትሩ ዓወት ንህዝቢ ኤርትራ❤❤❤
MERHABA DILET MEDIA AMLAK EDMEN TEENAN YIHABKA 🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@DiletMedia
24 күн бұрын
Amen Amen Amen 🙏🏾
ትግራዋይ ዓፋር ኩናማ አሎ አብ ኤርትራን አብ ኢትዮጵያን፣ተጋሩ ንበይኖም ዝሐሙሉ እንታዩ?ኦሮሞ አብ ኢትዮጵያ አብ ኬንያ አለው፣ሐደ ኡና ክብሉ ሰሚዕና አይንፈልጥን፣እቶም ጋምቤላ ምስቶም ደቡብ ሱዳን ሐደ እዮም፣ምቅጥቃጥ ጥራይ እዮም ዝደልዩ።እዞም ተቃወምቲ ኢና ባሃልቲ ኤርትራውያን አይኮኑን፣
ሩሑስ ባዓል ናጽነትና ደቂ ኤረይ: ሻዕብያ ዘይፈልጥ ባዕሉ ይፈልጥ: ንኺድ ጥራይ ደቂ ሪመይ ብርሃን'ዩ ቅድሜና.🙏🏻🇪🇷❤️🌹⭐️💪🐫
እዞም ረስሓት ንኤርትራ ቅርባት ኢና ክንስውአላ ። 🇪🇷❤️. ንሐመዱ መን ኢካ ንስካ።
HAPPY BIRTHDAY ERITREA 🇪🇷 ❤
ብሪገድ ንጉሓፉ ሓንቲ ዕድል ዘላቶም ኣብ ኢትዮፒይስ ጥራሕ ኢያ ኣብ ካልእ ግን ኣብ ኤውሮፓ ይኩን ኣብ ኣመሪካ ኣብ ካናዳ ተሳዒሮም ኢዮም ኤርትራውያን ኣሕዋትና ኣብቲ ናታቶም ዕግርግር እይትእተዉ ኣጆኩም ንዓመታ ኣብታ ኤርትራና ብሓንሳብ ከነብዕሎ ኢና ከም ጽሊል ከልቢ ኮይኖም ኣንጸርጺሮም ኢዮም ዝለዉ🎉🇪🇷🙏👏🌷🌹🌻🤴💪💖🇪🇷
🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷Happy 33yrs Eritrean independence days within your families 🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መርሓባ ወዲ ሓላል መሬት ❤ ንዓኻን ክምእውን ነዚ ኣብዚ ገዛ ዘለኩም ርሑስ በዓል ቅንያት ናጽነት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ማይ ኣይትሓውስ እስከ፡ ሽዑ ነርክበሉ ድሌት ሜድያ ይፈክሩ ኣምሓሩ ኣብ ልዕሌና፡ገለ ይፈጽሙ፡ሞ ኣብዚ ንዘለዉ ኣምሓሩ ድማ ደሞሞ ክንክዕዎ ኢና፡
እዋእ እንታይ ይብል ኣሎ ሚኪ ንሕና እኮ ሃገር ኢና ኣነስእቲሓቂ ኣይፈልጥን ኢዩ ኣይብሎን ኢየ ኮነ ኢሉ ኢዩ ገጋ ዝዛረብ ዘሎ
አቱም ኤረትራያን አብ አዲስ ዘለኩሙ መፊቶ ናይ ተጋሩ አትኩኑ ካይቲከዱ እብ ኢትዮጵያ ዋሕስ የብልኩሞን ሐደራ (1)🇪🇷🇪🇷 ኢረትራዊ ካይጎዲለና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ቅድሚ ሕጂ ብርጌድ ናብ ሓመዱ ዝበሃል ኤርትራዊ ተቓዋሚ ጉጅለ ወይ ውድብ ኣይነበረን። እዚኦም ተጋሩ ኤርትራውያን መሲሎም ንገንዘብ ደም ንምዕራባዊ ረሳሕ ተልእኾ ዝገብሩ እዮም።🙏💫🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪💫🙏
የሕዋትና ኣይኮኑን የሕዋትና ኩኾኑ ኣይኩእሉን ጎራብቲ ኢና ናቶም ትግርኛ ትግርኛ ኣይኮነን ናይ ለቃሕ ቓንቓ ቁሩብ ትግርኛ ምስ ምሓርኛ ሓዊሶም ይዛረቡ ናይ ለቃሕ ቓንቓ ኢዩ ዝባሃል እንተንሕና ብጃኻትኩም ኣይትኺድዎም ኣይትስዓብዎም ካብዚኦም ጽቡቅ ነገር የለን ምስ ህዝብኻ ጸበባስ ዳርጋ ጸባ
ዮሃና ደቂ ኤርይ ምባሕ ንበል ኤርትራዉነት ክቡር መንነት ❤❤❤❤❤❤❤❤
Happy Independence Day long live Eritrean 🇪🇷❤️🙏🏽
እንካዕ ናብዚ ክብርትንረዛንንህያብ ስውኣትናን ጀጋኑና ኣብጸሓና ኣምላክ ይባርኸልና❤🎉🎉🎉🎉
happy independence day to all eritreans🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎊🎊🎊🎊 good job keep it up Dlet media💪
❤ዮሃና❤ናጽነት❤ንመላእ❤ኤርትራዊ❤አምላክ ንአብ እስራኤል ዘለውን አብ አዲሰ አበባ አምላክ ነሕዋትና ሐልዎም ካብ ሐሳዳት ይሰውረሎም ፊጣሪ ሐደራካ 🇪🇷👍❤️🙏❤️👍🇪🇷 🇪🇷👍❤️🙏❤️👍🇪🇷 🇪🇷👍❤️🙏❤️👍🇪🇷
@rutgebrezgi2765
24 күн бұрын
አሜን ብሐቂ አምላክ ብደሙ ይሽፍኖም
@abrahamtesfay3097
24 күн бұрын
ሰላማት ተኻታተሊ ዲሌት ሜድያ ኤርትራውያን ኩሉኹም።ዮውሃና እንቋዕ ብደም ኣቦታትና ኣዴታትና የሕዋትናን ።ዝመጸት ናጽነትና መበል 33 ዓመት ኣብቃዓና።እግዝኣብሄር ኣምላኽና ነመስግኖ ክብሪ ንሃቦ።ኤርትራ ሃገርና ምስ ህዝባ ዝባረኻ።
@rutgebrezgi2765
24 күн бұрын
@@abrahamtesfay3097 አሜን አሜን አሜን እወ ተመስገን አምላክና ስለ ኩሉ ሰናይካ ንሃገርናን ህዝብና ዝገበርካልና ተመስገን አቦየ
bravo zeriet nay behaki antay amo azom kondafat aziom hasadat zkonu goriebet rekibna!!!!!!
You are right ✅ brother. Entezey kedu ymrets. What is going zehzn eu. Geta yfredom aymelesu afta Ethiopian ytfuu Aklabat adwa mehferat lementi . Thanks brother Dilet media TEBAREK you stand for 🇪🇷 and Eritreans 🤲🤲🤲 Prevail Prosperity Wealth happiness and Peace for Eritrea and Eritreans ❤🤲🤲🤲
Merhaba Dliet hawna enkae bselam mexaeka bravo 🇪🇷 wedi 🇪🇷 🇪🇷Eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷jganu 🇪🇷rhus 🇪🇷🇪🇷🇪🇷bal 🇪🇷🇪🇷naxnet🇪🇷🇪🇷nbmlu 🇪🇷🇪🇷hzbi Eritrean 🇪🇷yowhana🇪🇷yewhana🇪🇷kbrn 🇪🇷🇪🇷mogosn nhayltat mklkal🇪🇷🇪🇷 Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷wetru🇪🇷 awet 🇪🇷nhafash 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Eritrawnet kubur mennet yohana Ruhus Beal naxnet ygberelna 🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷💪💪💪💪💪👏
ዮሀና ንኩሉ ህዝብና ንመራሕትናን ንሰራዊትናን አብ ኢትዮፒያ ዘሎኹም ጥንቅቅ በሉ ሐቅኻ ድሌት መዲያ ናጽነትና አብ ልብናን አብ ሂወትናን ንወትሩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Happy Independence Day for all eritrean eritrea stay safe and strong 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ድሕሪ ሕጂ በጃኹም ንሜሮን ጽቡቕ ይበል ሕማቕ ይኹን ክይተምጽእዎ ፡።
Selam. Deki. Eri. Nkulkum. Ruhus. Beal. Naxnet. Ygberelna. Ajona. Ajokum. Keynhmel. Bdeki. Welegeba.
ከምዚ ትብሎ ደለኻ ሰብ ከርዕዱ ብምሕሳብዮም እኮ ሸር ኢሎም እምበር ዝገብሩዎ የብሎምን።ብረት ከኣ ምስመን ደሎ ይበዝሕ ኩልና ንፈልጦ ኢና ኣዲስ ሻዕብያ ሰፈሮምዩ።ካብ መዓስ ደኣ ከምዚ ትብል ንስኻኸ ሰብ ኣይተርዕድ ልዕሊ ናጽነትና ዝመጸና የለን ካብቶም ስውኣት ኣይንበልጽን ኢና
ዮሀና ዮሀና ኩሉኩም ብሐበራ ደቂ ኤሬ ሽኮሪናታት🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉 ጌታ እየሱስ ሀገርናን ህዝብናን ይሐልወልና🇪🇷🌺🇪🇷🌺🇪🇷🌺🇪🇷
Zerie ERTREA zeriesenay kem shimka. EWE✅ MirusZerie 💪🇪🇷❤️
Merhaba Deli Eri halal Jegna Nukulum Ruhus Beal Naxnet ygberelna Abona Ajokum keynhmel Eritrea kubur meninet wetru Awet Nehafash ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🙏🙏🙏🙏🙏
Thank you!! Delit media for the valuable information! ብዛዕባ አብ ኢትዮፒያ ባዐል ናጽነት እንተዘይተገበረ ንድሕንነት ዝበልካያ ጽቡቅ መልእኽቲ አብ ኤርትራውነትና ጽኑዕ ይኹን ሐድነት🇪🇷❤🇪🇷
ዮሃና ዮሃና ዮሃና ደቂ ኤሬይ ቕጫጭን ምባሕ ንበል ኤሬትራውነት ኩቡር መንነት🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌹🌹🌹🌹🌹🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@almazgebretnsae8294
24 күн бұрын
አየ ተጋሩ ወድቅኩ እኩም አፍኩም ሕዝኩም ስቅ ዘይትብል ኤረትራ እኮ ምርፃትን ብልፃትን ቀያሕት ፅለምትን አጉባዝ ዝተከፍለ ምባእ እዬ ዓወትና ብደምና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🐪❤️❤️❤️👍👍👍
@almazgebretnsae8294
24 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪❤️❤️❤️👍👍👍
Eritrewant kibur menent zelalemawi zekeri nesematatna Awet nehfash 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞💞💞💞🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💗💗💗💞💞🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💗💗💗💗💞💞💞🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞💞💞
Merhabae wedi ereyy jogina 👍🌟🌟🌟🌟👍🇪🇷🇪🇷
happy independence day 🇪🇷🌹❤️❤️🌹🌹🌹Eritrea 🌹🇪🇷people in the world 🌎 ❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏
ኣብ መስዋእቲ ሰማእታትናን ጀጋኑናን ህግደፍ ዝተረኽበት ሃገር ኩሉ ኤርትራዊ ዜጋ ንዘልኣለም ክሕበነላን ኣንጻር ኩሎም ተጻባእትን ዘይጠቕሙ ከዳዓትን ክከላኸለላ ይግባእ ፣ንሰማእታትና መብጽዓን ሓላፍነትን ኣለና።🙏💫🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪💫🙏
🇪🇷⭐️🍾መበል 33 🍾⭐️🇪🇷 🇪🇷❤️🕊️🦁💎ርሑስ ቅንያት ባዓል ናጽነት 🇪🇷❤️🕊️🦁💎 አምላክ ንኤርትራ ንመረታ ንሕዚባን መንግስታን ንአናብስ ሰራዊታን ባርከልና 🇪🇷🇪🇷❤️💎❤️🕊️💎🕊️🇪🇷🇪🇷🦁🦁❤️❤️🇪🇷🇪🇷💎💎
ሐድሽ ነገር አይኮነን፣እዞም ሰባት ተጋሩ ስለዝኾኑ ንወያነ ክሕግዝ ስለዝደለየ ምኽንያት ጌሩ የዕጥቆም፣
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Welcome ❤❤
አምላክ ❤️🙏🏽❤️ ንሃገርና ኤርትራ 🇪🇷🦁🇪🇷ባሪካ ሰላምን 🕊️🕊️ፍቅርን ❤️❤️አውርደልና ❤️🇪🇷🤲🏼
@lulategaye2793
24 күн бұрын
Amen 🙏
ዕድመ ንሻዕብያ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🫡
ርሑስ : መበል 33 ዓመት ብዓል : ነጻነት ኤርትራ !!! ❤ 🇪🇷 🎉 !!!
Happy Independence Day Eritrean you’re right brother. Where are you stay home what are you going to do? Thanks so much for your advice then right they put an address. Have a stay at home. We don’t need any party. Need peace so be safe everybody🇪🇷♥️🇪🇷💪🙏🇪🇷♥️🇪🇷👏🇪🇷🤲🇪🇷🇪🇷
Rehus nazenet beal ne hzbi Eritrea Amen 🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐💐💐💐💐
Ruhus beal naxnetna ygberelna deki rimey ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉 kabey ኣርዮማ እዚኣ ጋል ደኣ እዋይ ኪሮስ ሃላይ ዓቢ ሓርኢ ጉኑፍ ኣጆኹም ደቂ ሪመይ🎉🎉🎉🎉
@rutgebrezgi2765
24 күн бұрын
መን ዋጋ ሂብዎ እዚ ነፋጥ
Happy independent day guy's 🎉❤😊
Happy Independence day Eritrea ❤🇪🇷
ርሑቕ ኣይትኺድ ተጋሩ፡እዮም ጠንቂ
ERITREAWINET KUBUR MENNET 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
Happy birthday eritrea adey ❤️🇪🇷 but ufff eritrean people please live this ethiopia
Zerit Ambas 🇪🇷👍🏾🇪🇷👍🏾🇪🇷👍🏾
Merhba DILET MEDIA kolkom hegerwien metkelawien Eritreawin kubur mennet Rohs mebel 33th Ntsenet ERITREAN Elllllllllllllllllll Elllllllllllllllllll Elllllllllllllllllll 💕🇪🇷🙏💕🇪🇷🙏
ዘሪኢ ሰናይ ኣሕዋትና ኣይኮኑን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤
Happy Eritrean independence day Eritrea 🇪🇷 forever awet nehafash ❤
ኤርትራዊነት ኩቡር መንነት ክብርን ሞጎስን ንሓይልታት ምክልኻልን ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Zeret Jigna wedi erey tsaeda.
Yohana yohana yohana ndeki ereyyy❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🇪🇷🌹❤️🇪🇷🌹❤️🇪🇷❤️💐🌷🌹🍁🍂🍃🎋🌿☘️🍀🍀🥀🌹🌻🌼🌸🌺💐🌾💐🌷🌹🌷💐🌾🍂🍁🍀☘️🌿🌿🇪🇷🍄🇪🇷🍄🇪🇷🍄🇪🇷🍄❤️🇪🇷❤️🌹❤️🌹
ተራኢኹም አለኹም ሕጅስ በዚሁ ኢቲዮም አብ አዲስ አበባ ዘለኹም ብርጌድ ንሓመዱ ኪሮስ አረኪሱኩም ንአውሮፓ ተመሊሱ መኒ ክስህና ዓሻሹ አይትኺኑ ብፍላይ ብዘጌትን ብትውልልድ ኤርትርውይን ዝኾኑኩም ኤሬትራዊያን አገብ ።
እዚኦም ተጋሩ እዮም አብ ዓዶም አሎው አብ ሀገሮም አሎዎ አብ መሬት ጸላኢ ባዓል አይግበርን ኢለ ይሓስብ ።
@rutgebrezgi2765
24 күн бұрын
ሐቂ
Rehs bal Nasneta DM 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
Yes yes
ንባዕል እዚአስ ማኮረን ደይ ተማሶጋ ብዛዕባ ናጽነት ክዛረባስ ይገርመካ
You're write ✍️ brother well said YES YOU'RE WRITE 100 % GOD SAVE OUR PEOPLE
ኣሜን ድሌት ሜድያ ሓውና ሩሑስ በዓል ነጻነት ንኩሉና ህዝቢ ኤርትራ
እወ ወዲ ኤረይ ሐሳብካ ቅቡል አመት ዩ ቅሰኑ አብአዲሰ አበባ ዘለከም ድሐን ኩሉ ጊዜ አብ ልብኩም ጸገም የለን እተኮነ ዉጹ ካብኡ ኪዱ ዓድኩም በጃኩም ጥሚት ጸገም ሸግርና ተወዲአ እዩ ሐደራ ኪዱ ዓድኩም ❤🎉✍️👍✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹❤️👊
Anbesa hakik aleka ab Ethiopia tezterf kegdewom eyom tegaru hne nmfday tedalyom alewu🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌
ድሊተይ ብሉጽ❤❤ዮሀና እኮዕ አብቃዓና ንመላእ አየ ችሮስ ሰክራም ፊካሪ ሀዳሚ ከነብዕል ኢና ዋሓጥዋ ፊከርቲ እዋይ አታ እዞም ገዛስ ኪሎም ሐደ እዮም ምሕረት ያሀቦም ብሰኪውሉድካ ትጸረፊ እወ ሕጂ ተረዲካ ሐውካ ንክደይ ክዝጥል ከሎ 😂ሐቂ ተኮኑ ስድርኡ አብ አዲስ ኮፊ አቢልዋም ይባሀል አሎ
@mahlettewolde9788
24 күн бұрын
Please aytikidu, ab gezakum abelu. Ab mexawedeom aytetewu, nay hade seb tefeat nekulahna eyu zesemeana. Nesatom ne ertrawi ketfeu tedalyom eyom zexebeyu. Nasenet Eritrea no one can take it away!
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉ደቅእ ኤረይ ሀላለት አምላክ ምሳና እዩ
Zeret jgna ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤❤❤❤
አሜን ንኩላትና ህዝቢ ኤርትራ ዪሃና በዓል ናጽነት ይግበረልና ድልየት ሜዲያ ንኩላትና ርሑስ በዓል እቲ ትብሎ ዘለካ ሐቅካ ኢካ ውሕጅ ከይመጸ መንገዲ ውሕጅ ጽረግ እዩ ነገሩ አይትዓሸው የሕዋትና ልቢ ይሃብኩም ደቂ ኤረይ ሕጂ ወላ ሐደ ክሞተና ክህረመና አይንደልን ኢና የሕዋተይ ንሶም ደም ደም እዩ አስተውዕ ህዝበይ ነዞም እስራኤል የሕዋትና ካብዚ ዘለዎ የናግፎም አምላክ ምሳኩም ይኩም ከምኡ አብ አዲስ አበባ መዋጽኦ ይሃብኩም ንኩሉ ብምስትውዓ ይኩም ጋይላ ይትረፍኩም የሕዋተይ ኩሉኩም
ዘየድሊ መስዋእትነት ኣይንኽእል.
ሻዕብያ ብእልፊ ነፋጣት የእምሮ ክምህ ኣይብልን እዩ።
🥰🥰🥰🥰🥰
ናይ በሓቂ ትሕቲ ዜሮ😮😮
Kkkkkkkk ezome komalat agametat barayou tegaru. Nehena Eritrawiyan ina Awet ne Ertrawinet 💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Almaz cover mennet Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
Dr abey nezom adeki nehamedu bota hibewom eritrea 🇪🇷 ♥ hagere kela mese ezome tegaru ethiopian abe Addis Ababa naxenet eritrea 🇪🇷 atekeberwom ekum abe media wexom ethiopia 🇪🇹 ne eritrea 🇪🇷 enetekberkum yehshkum .
Yes, please cancel .
ዳሓን ኣብ ዛገስጥ መግስት ተርፍዎም ጸገም የበሉን ፌስታ ታዓጹ ልቡኩ ኣይ ዓጽውውን ኣብን ኮራኩሩን ግን ክስሕንዋ እዮም ውዑል ናይ ሱዑድያ ኣብ ኣፍርስዎ : : ሻዕብያ ቡሑሙም ከቡዱ ኣይ ሓድርን እዩ የሕዋትና እትረፍኮም💪💪💪💪💪💖💖💖👍👍👍👍👍👌👌👌
Men kem hzbawi gnbar wage kefilom naxnetom zaweju Anabs qendi xelati hzbi Eritrea Tegaru eyom deqi telamit beja Eritrea kidu hasadat 🇪🇷♥️🇪🇷
Bravo zerit ❤👍🇪🇷☝️
ባዓሉ ኣብይ ዝልዓኮም ኣድጊ ንሐነድ ኣምስስሉ ከዎዶኦም ይኽአል አዩ ንህዝቡ አንዳጽነተ ንኤሪትራውያን አንታይ ከናሕሲ
Ruhus knyat naxnet ygbrelna ❤️❤️❤️🌾🌾🌾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏
Rhus beal naxnet ygberelna❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ነቲ ስልጣን ካልአይ መዓልቲ በዛ ዓይነት ክሪእዋ ስለዘይክሉ፣ምስዚ ውሑድ ዝመስሎም ግን ቡዙሕ ህዝቢ ኤርትራ ነገር ይሕሸና ኢሎም እዮም ብናይ ሐሶት ዛንታ ሞኽ ዘብሉና ዘለው።አራት ኪሎ ትመስክር
Merhaba jegna 🇪🇷🇪🇷💗💗👍👍
Happy eritrean and independence day.
Eritrean ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
tetenkeku ab adiss zeleku xbah mefto tegaru keytkonu ab hgi zeybla adi hzbom ay hasebun yom mshe naka🎉🎉🎉
Amen Amen Amen
Yowhana Nimelae Hzbi Eritrea Enqae Nab Bial Naxnetna Abxahana
Ruhus Qnyat Naxnet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖💖💖🌹🌹🌹