ህግደፍን ተቃዋማይን ክትዕ 🙌

Комедия

Пікірлер: 89

  • @user-oe7ks4dh7y
    @user-oe7ks4dh7y23 күн бұрын

    ሳሜኤል ሃገራዊ ነቲ ሓቂስከ ኣስመዓዮም። ሜሮን ከኣ ሃላው።

  • @terhasfessehazion7785
    @terhasfessehazion778524 күн бұрын

    Sematatena Nizehleme bekiberi Izekeru Nizehleme Eritrea 🇪🇷 999999999 Eritrea 🇪🇷 Nizehleme Niberena ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @yorsaliembeyene270
    @yorsaliembeyene27010 күн бұрын

    Hakica bail moron dhsbuwo dekisom gezeb begi sebet khdlom ieyom dzebeyu mgsit eritrean🇪🇷🕊🤝🤲

  • @sabatemanumesgina378
    @sabatemanumesgina3787 күн бұрын

    Sami👍 teawet. Bihaki hibun Erirawi 🇪🇷👍 isu iyu iti haki bliki gelxkayo. 🇪🇷❤🇪🇷

  • @ozzytesfatz9506
    @ozzytesfatz950622 күн бұрын

    ሳሚ ጎበዝ

  • @tsigewainiengman5131
    @tsigewainiengman51316 күн бұрын

    Exactly!

  • @tsigewainiengman5131
    @tsigewainiengman51316 күн бұрын

    Exactly!!

  • @kidaneestifanos3709
    @kidaneestifanos370923 күн бұрын

    ሰላም ሜሮን ከመይ ኣለኻ ኣብ ሂወትካ ጥዕና ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦ እምነየልካ ብታ ኣልዒልኩማ ዝነበርኩም ኣርእስቲ ኣብ 1998 ኩነታት ህግደፍ ንምክልኻል 200 ሚልዮን ኣለቂሒዎ ተባሂሉ እዩ ተሓቢርና

  • @tsehayegereyesus7565
    @tsehayegereyesus756522 күн бұрын

    ሳሚ ዘይጸዓድ ሃገራዊ ኣብሃገርና ጸገም የለን ማለት ኣይኮነን ግና ኣይትዘራረዩ ወካሩ

  • @eritre123
    @eritre12310 күн бұрын

    ኣንበሳ ጅግና

  • @davet2379
    @davet23797 күн бұрын

    Wow what is stopping us from implementing the constitution

  • @terhasfessehazion7785
    @terhasfessehazion778524 күн бұрын

    Gojo tigirawaye Koyenugojo Eritrea 🇪🇷 ahtemeketono Vivasabia Kulusalasabia Eritrea 🇪🇷 Nizehleme Niberena Eritrea 🇪🇷

  • @tsehayegereyesus7565
    @tsehayegereyesus756522 күн бұрын

    ብነጻ ጉልበት ኢልካ ነጻ ጉልበት ንሃገር እንበር ናብ ጅብ ኡ ዝ ኣትዎ ሓላፊ የለን ንሃገር ክብሉ ክዳኖም ኣይቀየሩን ሕሰብ

  • @brgednihamedu9389
    @brgednihamedu938917 күн бұрын

    Kab Eritrea mexiu nab America bisidet, eritrea tibelix kia ybilena alo entay koynu gna adu zeymiles hitetuley eba😂😂😂

  • @mxxndxst4016
    @mxxndxst401612 күн бұрын

    ነዚ ሎቅማጽ ሜሮን ክንድዚ ግዜ ኣይመድለዬን❗️መተዓቢቲ ዓርከይ

  • @sabatemanumesgina378
    @sabatemanumesgina3787 күн бұрын

    Sami 🇪🇷❤👍

  • @medamen
    @medamen23 күн бұрын

    Samuel maharay is my cusin and he is not mentaly stabil

  • @mgm4286
    @mgm428624 күн бұрын

    Ata ezi ስሑግ ሰብኣ እንታይ ኣፍሊጥዎ

  • @hasmsk63
    @hasmsk6322 күн бұрын

    Well done jigna

  • @asmarah3174
    @asmarah317417 күн бұрын

    ብራቮ ንፉዕ ጽቡቕ ጌርካ ተንቲንካዮ ሳሚ። ክውስኸልካ ድማ ኦባማ ንኤሮጳ ገዲዱ ንኤርትራዊ ዕቕባ ክገብራ ገዲድወን። በዚ ምኽንያት ድማ መንእሰይ ካብ ዘሎ ንክወጽእ ተደፋፊኡ። መለስ ድማ ኣግፊሑ መዓስከር ከፊቱ ዶላራት እንዳሓፈሰ ብደሓን ምጹ ኢልዎም። ስለዚ እዚዩ ተፈጺሙ። ብዛዕባ ኤርትራ ትገብሮ ንመንእሰያት ካብ ትምህርቲ ኣትሒዙ ኩሉ ግቡኡ ጌሩዩ።

  • @huruyyosief5023

    @huruyyosief5023

    9 күн бұрын

    Emo seb bdlyetu dyu b shgru eyu zwexe ember telephone dewilom do wxae zbelo alo eyu .dehar kea europe ktatu txli nierkas hji bshrhi Europeans Americans Ena wexina maletka dyu

  • @user-he4hi6gx4j
    @user-he4hi6gx4j14 күн бұрын

    Police ስለዘሎኢና ንነብር ዘሎና ኣብ ኣሜርካ

  • @user-jk2ev9wk8o
    @user-jk2ev9wk8o11 күн бұрын

    Qdmiau iyu ferisuwala nay walaasirni

  • @meharigebreweldi8790
    @meharigebreweldi879013 күн бұрын

    ያ ንዓል ሸልሓጥ በሎ ይኣኽ ነዚ ሳሚ ዝበሃል ሰብኣይ እዚ ካብቶም ኣብ ሓሶት ዝነብሩ ባርያ ህግደፍ ኢዩ የጥፍእኻ ዓኽኽኽ 😢

  • @user-he4hi6gx4j
    @user-he4hi6gx4j14 күн бұрын

    ብጣሚ የሕዝን ቁሩብ ናይህዝቢ ስቅይት ዘይርዶ ለባም ጽወዕ ሸይብ እይጥጽውዕ ንዚእያ ትምልከቶ

  • @amanbb
    @amanbb22 күн бұрын

    Tesfe briliant nkuh hangol eti nay hgdef gin denkor ziblo zeyfelit nati gedifus nay america. Gedifwo zeykeyed himak ente keynu mihilu hasiyu eyu meziu

  • @mizanberhe6843
    @mizanberhe68435 күн бұрын

    ሹዩጣት

  • @senaitabraha972
    @senaitabraha9726 күн бұрын

    Nabnet harat alewa nay snkulan

  • @michaelsolomon8097
    @michaelsolomon809721 күн бұрын

    Ata samuel deka tibihal , sakit halewlew

  • @faligali6690
    @faligali669022 күн бұрын

    እዘን ዝበለ ትካላት ፎርኖ ገለመለ የለዋን ክሳዕ ሕጂ 2 ባኒ ብኹቦን ይዕድላ ኣለዋ ስቕ ኢሉ እዩ ኮለል ዝብል ዘሎ ጥዑይ መጻሕፍቲ ኣንብብ።

  • @user-iw8mp1oe3e
    @user-iw8mp1oe3e22 күн бұрын

    Wow, ቁዋም ኣየድልን እዩ ዝብሉ ኸኣ ኣለው።

  • @solomonteshagerethiopian6483
    @solomonteshagerethiopian648321 күн бұрын

    Ask him if he knows 09! Hgdf company

  • @hailegebray6023
    @hailegebray602322 күн бұрын

    Naka da ayketluka lokusas abta zelkaya America argit resa

  • @senaithaile5846
    @senaithaile584622 күн бұрын

    Economic democracy, what does it mean? Google it? 😂😂😂😂😂

  • @abrehetgebremskel6384
    @abrehetgebremskel638413 күн бұрын

    Meron aqlka aytxbeb

  • @fekarwedifekarat
    @fekarwedifekarat9 күн бұрын

    America mare kndeu hmak tekoyna entay ygebr ealo nsus xelim endyu keyteketele kelo zeykeyd gexu trhak foe

  • @russomghebremicael3414
    @russomghebremicael341422 күн бұрын

    ናይ አጋንንቲ ሕጊ ክክክክ

  • @solomonteshagerethiopian6483
    @solomonteshagerethiopian648321 күн бұрын

    Implement the constitution and then discuss policies:::::::;;❗️❗️❗️❗️

  • @zeritweldit4619
    @zeritweldit461920 күн бұрын

    ሳሚ ይቀነልና ንከይሰምዑ ዝጸመሙ ኢዮም።

  • @misginamusazgi6166
    @misginamusazgi616620 күн бұрын

    ኣንታ ካበይ ኢዩ መጺኡና ኤርትራዊ ብነጻ ጉልበት ልቡ ጠፊእዎ እናሃለወ ሃለውለው ከዛብ ከዳሚ

  • @michaelsolomon8097
    @michaelsolomon809721 күн бұрын

    Eway abey eyu zelo ezi konkan samuel .

  • @jojohnny8272
    @jojohnny827221 күн бұрын

    Sektu weregnatat

  • @elsagaiem4132
    @elsagaiem41324 күн бұрын

    ውዶቅ ዳኒኢል ኢኒተሞተ ዚሐሸዮ

  • @user-iw8mp1oe3e
    @user-iw8mp1oe3e22 күн бұрын

    ቁዋም መሳርሒ እንዳኣሉ፡ ኣንጻር ህግደፍ ማለት ኣይኮነን።

  • @tsegaafeworki2346
    @tsegaafeworki234611 күн бұрын

    🇪🇷💪ብራቮ ወዲ ኤረይ ነዚ ኣፍ ከልቢ ወዲ ኣርባዓ ሜሮን ዝብልዎ እዝኑ ደጊፍካ ኣስማዓዮ፡ ለኽባጥ

  • @elsagaiem4132
    @elsagaiem41324 күн бұрын

    ኢቶ ኢሪቲራ

  • @misginamusazgi6166
    @misginamusazgi616620 күн бұрын

    ኣንታ ናይመን ደቆሮ ኢዩ ወደይ

  • @KiDANEMARIAM-zl7gt
    @KiDANEMARIAM-zl7gt23 күн бұрын

    Way Hiy tehatwo

  • @MhrtabTakste-ml8nn
    @MhrtabTakste-ml8nn22 күн бұрын

    Kedi gahfe hangole

  • @KiDANEMARIAM-zl7gt
    @KiDANEMARIAM-zl7gt23 күн бұрын

    Mebrhte abEreitra abrewear 4 years No

  • @user-oe7ks4dh7y
    @user-oe7ks4dh7y23 күн бұрын

    ብራቮ ሳሚ

  • @binigmichael2117
    @binigmichael211721 күн бұрын

    Ab adi democracy sle zeleka kem diletka n America tinekif aleka yirdeaka teliyu baellka timskrelom aleka mkniatuvab eritrea kedka never kemzi elka ske zeytzareb mekan yeemro

  • @KiDANEMARIAM-zl7gt
    @KiDANEMARIAM-zl7gt23 күн бұрын

    Haswe

  • @brgednihamedu9389
    @brgednihamedu938917 күн бұрын

    Hiji nezi bial dabistas deku pappa do ybliwo ykonu hamli 😂😂😂😂😂

  • @wedigermen2776
    @wedigermen277623 күн бұрын

    you know what I’m saying I’m sorry I don’t

  • @mrefrem7699
    @mrefrem769913 күн бұрын

    ቶር ይብሉ የዐራብ ኣንታ ዝኮነ ብዕራ ዝኮኑ ሰብ እዩ ወደይ

  • @senaithaile5846
    @senaithaile584622 күн бұрын

    Kuwam meselka yhlwelka eyu.

  • @amanuelteame5440
    @amanuelteame544021 күн бұрын

    Ab Sedat arigu Ab Sedat kemawet Zetedalewe Hegdefawi Stere Democratic 🤔

  • @user-he4hi6gx4j
    @user-he4hi6gx4j14 күн бұрын

    70 ሽሕ ኣጥፊካ መጺካ

  • @user-he4hi6gx4j
    @user-he4hi6gx4j14 күн бұрын

    ከምዚ ዓይነት ርእሲ ዘለዋ ሰብ ኣሎ ይገርም እዩ እገዳ ን ኣልሸባብ ሓጊዝካ ኢሎም እዮ

  • @armilearmile5055
    @armilearmile505518 күн бұрын

    ምምጻእ ድንቁርና ኢና ንሳዋ ኬድና😂

  • @tehabenhizbey2778

    @tehabenhizbey2778

    15 күн бұрын

    ንስኺ 👹👿🐍🐒ጥራይ ኣብ ሳዋ ድንቁርና ተማሂርኪ።

  • @user-he4hi6gx4j
    @user-he4hi6gx4j14 күн бұрын

    ከዚኣቶም ምስ በዝሑእንድዩ ኢሰይያስ ተጻዊትልና

  • @yorsaliembeyene270
    @yorsaliembeyene27010 күн бұрын

    Znzeya icalib bail moron kedica demzica sawa ayatown moron

  • @habtomweldegebriel3217
    @habtomweldegebriel321719 күн бұрын

    ሜሮን ለኽባጥ፡ መረዳኣታ ዘለዎ ደጋፊ እንተመጺእካ፡ እሰራ እንዳበልካ ሓሳባቱ ፋሕ ፋሕ ተብሎ፡ ስለምንታይ

  • @habtomweldegebriel3217

    @habtomweldegebriel3217

    19 күн бұрын

    እዚ ገዛ ናይ ተቛመርቲ ኢዩ። ስለዝኾነ . . . . . .

  • @tsigewainiengman5131
    @tsigewainiengman51316 күн бұрын

    እገዳ ሳዕቤን እዩ። ጠንቒ ጠንቒ ጠንቒ????🤔🤔

  • @misginamusazgi6166
    @misginamusazgi616620 күн бұрын

    ካበይ ኢዩ መጺኡና ወደይ እንታይ ደኣ ከምኡ እንተኾይኑ እዚ ኹሉ ህግደፍገቢትዎ ዘሎ ሜሬት ንባዕሉ 09 ኩቦን ካበይ መጺኡ ኣብ ኤርትራ ኣየናይ ነጋዳይ ኣሎ ሓሳዊ ከዳሚ ኢዩ እዚ ሳሚ ዝብሃል ሰብ

  • @MeisjesYeras
    @MeisjesYeras24 күн бұрын

    Piemo

  • @tsegahaylemichael1399
    @tsegahaylemichael139922 күн бұрын

    ናይ በሓቃ ሕልወሳ እዝይ እታ ቀንዲ ባርያ ናይ እሰያስ ኢዩ

  • @user-iw8mp1oe3e
    @user-iw8mp1oe3e22 күн бұрын

    ሓሳዊ፡ ኣብ ጋሽ ባርካ 24 /ስዓት ይበርህ ? ስለምንታይ ኣስመራ ኸ ዘየለ? ናይ መብራህትስ ድሓን ንዓይ ዘሕዝናኒ እተን ደቂ ኣንስትዮ ማይ ክሽገራን ሙሉእ ለይቲ ማይ ጨቖቕ ዝብል ክመልኣ ፡ ምራቢል ሒዘን ጦብ ክጽበያን ፡ተሰኪመን ጨፈፍ ክብላ፡ ትምህርተን ከይገብራ ከየጽንዓ፡ ሕቖኤን ክሰበራ ዝውዕላ። መብራህቲስ ዝኸኣለ ሶላር ይገብር ደቁ ከጽንዑን ክምሃሩን ይካኣል እዩ። ደቂ ኣንስትዮ ኣብዚ ዘመንዚ ማይ ክወርዳ የሕፍር እዩ።

  • @binigmichael2117
    @binigmichael211721 күн бұрын

    Ebara meknit Libya Angola America kikeyid zeyrehako 50 km camp kefitomlu gele ab adna zelo shugir eske tebiaka tezaren n Harnett 100 amet aytnebrin eko

  • @muluasfaha4978
    @muluasfaha497822 күн бұрын

    ኣብየት ደኪ 40 ኣዲ ሰግዶ ጽሎት ዚወረዳ ኣስመራ ባህሊ ኣይ ብልኩም ሊምዲ ኣይ ብልኩም አሪትራውያን ኪትኮኑ ትፍትኑ ኣለኩም

  • @The-Truth.123
    @The-Truth.12311 күн бұрын

    Dog heads,,,,Eri Constitution debalkum kem Libya Failed state ms konet dikum ktsihqu,,,meron Jana,,,abta zelekaya dea nskas,,,Jana,,,Tigrigna anbibka zeywedaekas,,,Quwam gele tbl,,grade 3

  • @user-he4hi6gx4j
    @user-he4hi6gx4j14 күн бұрын

    ልክዕ ከም ኢሰይስ ኣብ ኣሚርካ ኮለል ኣቢልኩም

  • @tsegaafeworki2346
    @tsegaafeworki234611 күн бұрын

    😂😂😂😂😂እዋይ እዚ ጀላዕ ኣፍ ከልቢ ጠንቂ ደኣ ንስኻን እዛ ጠዋይ ኣፍ ጭሩምን ረሳሓት ንስኻስ ንመንግስቲ ብምንታይ መሰል ኢኻ ክትቃወም ረሳሕ

  • @user-oe7ks4dh7y
    @user-oe7ks4dh7y23 күн бұрын

    ኣንታ ቀስ በል ሜሮን ምጅሉሕ

  • @davet2379
    @davet23797 күн бұрын

    Please stop kidding yourself. The core solution is law and order. By implementing the constitution, things can be sorted.

  • @senaithaile5846
    @senaithaile584622 күн бұрын

    Home Depot is mainly owned by institutional investors, who own around 70% of shares. ( This is for Sami)

  • @khalidhamza3583
    @khalidhamza3583Күн бұрын

    ናይ ኣመሪካ ኢኮኖሚ ዝምራሕ ዘሎ ብናይ ኤርትራ ስትራተጂ እዩ ዝብል ዘሎ ኣቤት ትዕቢት

  • @faligali6690
    @faligali669022 күн бұрын

    ኣየ ሳሚ ቁዋም ከይንገብር ገዛ ከይንሰርሕ ከይነዐሪ ሰብ ከምቀደሙ ኣብ ቦትኡ ከይምሃር ኣብ ፍርዲ ከይቀርብ ድማ ማዕቀብ ገሮምልና ድማ ረሲዕካ መስለኒ።

  • @user-iw8mp1oe3e
    @user-iw8mp1oe3e22 күн бұрын

    Marxism ዋላ እቶም ዝማሓዝዎ ኸማን ገዲፎሞ።

  • @tesfitamine4009
    @tesfitamine400913 күн бұрын

    ኣብ ኣሜሪካ ንጆጅ ፍሎይድ ዝቐተለ ሰብ ኣብ ቤት ማእሰርቲ የሎን ሕጂ ስለዚ ቅዋም ኣይከላኸለልካን ዩ ፡

  • @truthalwaysprevails6669

    @truthalwaysprevails6669

    12 күн бұрын

    Where have u seen him?

  • @misginamusazgi6166
    @misginamusazgi616620 күн бұрын

    ኣዝማሪኖ ከነጥፍእ እናበልና ዝማሪኖ ይብል ከኣ

  • @freweinighebresadick8260
    @freweinighebresadick826010 күн бұрын

    ኣብ ኤርትራ ቅዋም ክትገብር ኣይክኣልን እዩ:: ኢሳያስ ኣየፍቅድን እዩ: : ሳሚኤል ድማ ኒዯው በሎ እዚ ሃገር ጽዓዱ: ነዓኻ ዝመስል ሰብሲ ኣብ ኣሜሪካ ሕማቕ ሃነር ክነብር ጸበቕ ኣይኮነን ግደፎ ፖሊስ ከይቀትሉኻ:😂😂😂😂😂😂ጸማም!

  • @user-vw9oz8dw2m
    @user-vw9oz8dw2m24 күн бұрын

    ዕሩብ ዝኾነ ሰብ እዚ ዝብሎዘሎ ዝነብረ ትካላት ዓጺካስ ዘየለ ህውታትያ እዩ ዝህግደፍ ናይ ግድሊ የለን

  • @misginamusazgi6166
    @misginamusazgi616620 күн бұрын

    ካበይ ኢዩ መጺኡና ወደይ እንታይ ደኣ ከምኡ እንተኾይኑ እዚ ኹሉ ህግደፍገቢትዎ ዘሎ ሜሬት ንባዕሉ 09 ኩቦን ካበይ መጺኡ ኣብ ኤርትራ ኣየናይ ነጋዳይ ኣሎ ሓሳዊ ከዳሚ ኢዩ እዚ ሳሚ ዝብሃል ሰብ

Келесі