ህድሞና - Part 46 - ክንፈትሖም'ዶ ብ ሉና ኣማኑኤል Series Comedy Drama - New Eritrean Series Drama 2024
Ойын-сауық
JOIN 👉 / @hdmonanebarit
ህድሞና - Part 46 - ክንፈትሖም'ዶ ብ ሉና ኣማኑኤል Series Comedy Drama - New Eritrean Series Drama 2024
/ @hdmonanebarit
Enjoy and Subscribe now bit.ly/2vIkX9f at HDMONA NEBARIT. "HDMONA NEBARIT" brings New Eritrean entertainment comedies, "New Eritrean HDMONA Drama", "New Eritrean HDMONA movie", "New Eritrean HDMONA film" and "New Eritrean HDMONA music" video clips for you. Enjoy!
All "Eritrean music", "Eritrean movie", "Eritrean film", "Eritrean comedy" are shared here.
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
℗ © Copyright: HDMONA NEBARIT. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
KZread - / hdmonanebarit
Facebook - / hdmona-nebarit-2149397...
Instagram - / hdmonanebarit
TikTok - / hdmonanebarit
Twitter - / hdmonanebarit
Website - hdmonanebarit.com/
© HDMONA NEBARIT LLC 2024. All Rights Reserved.
#hdmonanebarit #hdmonaKnfetHomDo #hdmonaFilm
@HDMONANEBARIT @moreinfo22 @hdmonapromotion1119 @dankurshow1050
Пікірлер: 454
ንመስፍን ዘስተብህለሉ ስኢኑ እምበር እቲ ቀንዲ ኮሜዲያን ዘሎ ንሱ እዩ በሓሳበይ ዝሰማማዕ ኣሎ ድዩ
@seha8422
27 күн бұрын
Ane kea zgermeka Mesfn trah u zeshkeni mesfn meas u zmexea ye zbl ❤❤😂😂
@edenluul1275
27 күн бұрын
Ya Shure
@lulamsgina8347
21 күн бұрын
Yes 😂😂😂
ነዛ ፍልሚ ትርኢዋ ዘለኩም ኩላትኩንልም ንቢለን ዝፈቱ እስከ ላይክ ላይክ ኣይትዛኣሃሉኒ❤❤❤❤❤
መዳ ምንጭ ሳሓቀይ😂 ኣድነቅት መዳ እሰከ👍 ጠውቅኒ ጀምዓይ😌
@MeronEmbaye-qb4jq
28 күн бұрын
ክብረት ዘይብሉ ሕማቅ ሰብ እዩ ኣብቲ ናይ ሽልማት ዝገበሮ የሕዝነካ
@abneteklexahay2603
28 күн бұрын
@@MeronEmbaye-qb4jq ገለ ነገር ኣጋጢምዎ ክከውን ይክእል'ዩ ሜሮን ሓውና
@Alemey_1
28 күн бұрын
Ya ewe haqka gn eta nay bqedamay zgebera melsi khbeka ygbae... Malet eta ab award znebere
@fevenkiros8467
27 күн бұрын
Meda ❤️🫶🏿🤴
@nahomh2692
27 күн бұрын
@@MeronEmbaye-qb4jqentay geru diyu?
ንሉና ኣማንኤል ተድንቅን ትፈቱን እሰከ ኣብዚኣ👇👇 ንትኣከብ ❤
ርሑስ በዓል ፋሲካ ይግበረልና ኣመንቲ ክርስትና 🎉🎉🎉 እንቋዕብደሓን መጻኩም ደቂ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ያ ጀምዓ ብሽም ሞዲን ሸዊትን ሳብስክራይብ ተሓባበሩና ሰናይ ኣውደኣመት ምስ ሙሉእ ቤተሰብኩም
ሚሊ ናይ ልበይ ማራ ኢየ ዝድንቀኪ ብዘይ ባኣኪ እዛ ፊልም ዋጋ የብላን ንዓይ ኣድነቅቲ ሚለን ላይክ ሳብስክራብ ገበሩለይ ❤❤🎉🎉🎉
@lolamigos2381
25 күн бұрын
መን ያ ሚለን?
@Essen822
24 күн бұрын
ብሌነይ ማለት ኢዩ
Nmesfin zfetew laik habuni deqi eri halalat 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪💪🥰🥰🥰
I AM FROM TIGRAY I LIKE THESE MOVIES ❤😊
ሲሙ መሕረር ከተጸልለን እያ ቢነይ ዳበለት 😂😂😂
Anes blien ms simun kbasa kelewa des kblani😂❤❤❤
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ናይ ሎሚ መዳ ድኣ እዳሕረቐና እምበር ከም ሙሁር መጠን
ብልየን መቀረት😂🥰
Kemzi kemay ne shewit sereke zfetwa yhlu do ykewn
ምንጪ ሳሓቅ ኢኹም ናይ ሎሚ ማራ መሲጣትኒ ብጣዕሚ ኢኩም ፉሉያት😍😍😊💞
ብሩኽ ሲ ብርኹ ዳኣ ይሰበር እንዳ መዳ ጋዛ ምድረ-በዳ ቀይርዋ😂
Offff meda 😂😂 blieney kemzi kemay n bilen zfetwa
መዳ ቁርብ ከም መምህር አፍልጦ ዘለዊ ዘረባ ተዛረብ
Ab award blien meda qedamot mwxom xbuk frdi tblu tray 👉👍
@FocusOnyourblessing
28 күн бұрын
ነቶም ካልኦት ከኣ ሞራል እባ ክህብዎም ብኹሉ ንሶም ተወስዶሞ ደኣ
እዋይ እዘን ኣዋልድ ደስ ክብላኻ ማዓት ይሞችኽን ❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂😂😂😂😂
ቢሉ ሽኮር ኬፍ ኣለኪ
ዋይ መዳ ምሕረር😂😂😂😂❤
ብለን ምቅርቲ
ብሰንኪ መዳን ብሌን ክልተ ጃናታት ሰብ ሓዳር ተረሲዖም ሽግር ረኺቦም ዘለዉ ኣብቲ ገዛ ክልተ ነገር ኣልዉ ,ኤሉ ወዶምን ናይ መዳ መነጽርን።😂
መዳን መስፍንን ብጣዕሚ ይሳነዪ እዮም 😂😂😂❤❤❤❤
ኣብ ኣውሮጳ ዘለና ሰቡኡት ኩሉ ኢና ንገብር ምኽንያቱ ሳኣን ሕራይ ይሱጎግ ሰብኣይ እዩ ኮይኑ ነገሩ 😂😂😂😂😂
@ruthghebru8842
27 күн бұрын
😅😅😅😅
@gual70enderta17
26 күн бұрын
😂😂😂😂
@abelkidane6968
11 күн бұрын
😂
abza film zelekum kulatkum anabs shkorat eske amlak msakum ykun❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
😂😂ናይ መዳ ቶንኮል ናይ ብሌን ግርህነትን ዝገርም ዩ ክልተ ጫፋት
ብሌን ሽኮር 🤣🤣
መዳ መራሰኒ😂😂😂 ኣወዳት ሓበሻ ግን ቦግ በሉ ምበልኩኹም😏
ብሌን😂😂
nay bhaqi abay tmhrti zhazelet film😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
እዛ ጥንስቲ አባ ኣሕርስዋ በጃኹም
@selam.291
28 күн бұрын
እዋእ 9 ወርሒ ከይኣከለ ሕርሲ ኣሎ ዲዩ😂😂😂
@MahmudMohamedbrhan-er4wi
25 күн бұрын
Kkkkk ewe ኣብ ሸውዕተ ወርሒውን የጋጥም እዩ ሰላሚኖ
Dess Behalit tsbkti drama🇪🇹
Abza film zelekum kulkum actress Mara eye zfetwekum ❤❤❤❤❤❤ shikorenatat edmen tenan yhabkum amelak
መዳ ይፈትወካ እንዴ ኔረ ኣብ ቅድሚ ዓበይቲ ተዋሳእቲ ደረስቲ ኣጋይሽ ተዓዘብትካ መዋስእትካን ደራሲትን ክብሪ ከምዘይብልካ ግን ኣብቲ መደብ ኣርኢካና ትሕትናስ፡ምስ መስፍን ኣላ
@healthylifestyle688
28 күн бұрын
Ewe hakika kemia aytgber eya nera, Ms bilu kof ktbl neruka neti tea Abay film kea des mbelo neru
መዳ 😅😅😅 መራሲኒ
ብሌን ንቅድሚት
Eza mhznet nay bilun bini si akarixa do hakey...luni kem gele gerki ba arakbyom bejaki😂😂😂
Belenyy shekor❤❤❤❤❤❤
ናይ ቀርኒ ኣፍርቃ ሓለቃ ክክክክክ😂😂😂😂❤❤❤❤
Betami des tebel film 👏👏.hanti reytio alni Ab geza kekona kelewa make-up tezeybezhe Xbuk mekone neru. Metan haki kemsel .bezkone ajokum 👏👏👏👏❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Meda ab qereba😂😂😂
Kkkkkk bilu kokaq ❤❤❤
Mesfin : Seriha zeytdegm leyley kemxalki 😂
ቢሌን ምሕረር😂
ዊይ ትወና በተለይ ብሌን👌❤
@Robi-94
28 күн бұрын
ጓል ትግራይ ሓፍተይ በተለይ ኣምሓርኛ ኢዩ ብፍላይ ኢዩ ዝብሃል ትፈልጥዮ ኢኺ ግን ክትለምድዮ ኣለኪ ይቅሬታ ግን ብሕማቅ ኣይትረድእዮ tnx❤
@faswelsfr1974
27 күн бұрын
@@Robi-94እረ ትግርኛ እዩ በተለይ ብእንደርታ እና ንጥቀመሉ
ከም ቢኒ ዝበለ ሰብኣይ ናይ ሕልመይ ወዲ ተሊካ ኣብዚ😂
@fnankidane-tm7yi
28 күн бұрын
ኣብዚ ኣለኹ ቁሩብ ንሱ ይገድድ እምበር😂
@Ksanet-cd6tg
28 күн бұрын
Sebayey aleki sedley 🧍🏻♂️
ዋይ ሳምሪ 😢😢😢❤❤❤❤ ብጣዕሚ መምሀሪት ሰብ ሓዳር እንተወሓደ ተመሳሰሊ አተሓሳስባ , ተመሳሰሊ ፍልጠት ተመሳሳሊ ትሕስቶ ንቁሕ ምንባብ ክህልዎም አለዎ ንክልቲኦም አይጥዑምን ዋይ,,,🥱💔 መዳ ዓይነት ሰብ ግን እዊ 12 ትወልዲካ አይሃሉ😢😢😴😴🤔
እቲ መዳሃንየ ዝባሃል ሰብ ግን ናይ ምንታይ መምህር እዩ 😂
😂😂😂ቢሉ ሽኮር ያኽኽ ኣነስ ናዛ ዱሞይ ከማኺ ኩንለይ ክብላ ኢየ 😜😜😜
Tewelwali ke kimexie eyu 😂😂😂😂😂
Kem blen ci abey kone terkeb tekewen hiji ne hadar defire mehatetkuwa nere i love you blen
አይ በልን ቆንጆ ❤❤❤❤❤
Off anes mes nblieney tebl keraktar enbar fikri hezni luna😂😂❤😂
ብሌን ሽኮር 😂😂😂❤
መዳ ወቲልና ስሓቅ ዉዉዉዉ😂😂😂
Luna very good director 🎉🎉🎉🎉😂😂
ቢልነይ መሕረር😂
መድሃነ ፡ ሕዝዎ ዘሎ ባህርን ፡ ምስ ዘለዎ ናይ ምመ፡ ሞያን ሰማይ ምድርን ዩ ፡ መምህር ከም መድሃኔ ህውታትያ ኢኤ ኣይፈልጥን ፡ ስለዚ መድሃኔ ወላሓንቲ ናይ መምህርን ሙሁርን ታራ የብሉን።
መስፍን ሓዳሪ ኣይጣዓሞን😂😊
ኣይ ብሌን ፋሕ ከተብለሉ እያ ንቡሩኽ ሓዋ 🤦🤦🤦🤦
Meda metkek ab hezaeti teaseru nay behaqi zerba bilu meqsen❤❤❤❤❤❤
ኣብዛ ጉዳይ ሲ ብፍላይ ሳምርን ቢኒያምን ሰብኣይ ሰበይትን ተዝኮኑ ዋው ቢሌንን መስፍንን ከ ከመይ ምኮኑ😅 ሲሞና ምስ መዳ ምጽማድ ማለት ክኣ እሞ ኩናት እዩ 😂😂😂😂
ቢሉ ሽኮር
Congra shewit and tekle 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Srehtena wed mmxa yhaysh haqa ya bilen😂😂😂
አረ በጃኩም ገድፉ እዚ መስፍን እንዶ ገለ ግበርዎ ንእሽተይይይ ❤ግበሩሉ
Congratulations 🎊 👏 💐 🥳 kuburati ahwati
መምሃራን ኢና እሞ ግን ኣይከም መዳን 😅😂
ዋይ ክንዲ ገለ ዝኾዉን ጎቦዝ ሓራሙ ይዝርጥ እተን ሽኮሪናታት ሓራሙ ናባና ዘይተምጽወን
ሰላም ቡሩካት ሳብስክራይብ ላይክ ግበሩለይ ክንዲ ዝቃደምኩኩም😂
መስፍን 😂😂😂መዓልቲ ሰሉስ ኣየ ነይሩ መርዓኹም 😂😂😂😂😂
ኣሕ ከም መዳ ስብኣይስ ህዉከት እዩ ክክክ😂
ቃልጥፉ እንዶ ስደዱዋ❤😂😂
Simu ayney bejakum abxhuley mara eye zfetfa
Congratulation for all of you guys bleay shoker ❤❤❤❤❤
Biley shkorr ayewanun😂😂😂
አረ ቢሌን ኣውልድዋ😂😂
Sebay ember sine ane si gele single yelen abzi geza 😊😅😅
22:05 እዚ ናይ ቻይና ቃጭል ዘይትገድፍዎ ኢኹም: ንመስሓቕ ከተድምቑ ትጥቀሙሉ ቃጭላት ግዚኡ ዝሓለፎ ፋሽን እዩ እሞ ሓጨልጨል ክብል ኣጽሚሙና ኣሎ እሞ ገለ ግበሩ
@abelkidane6968
11 күн бұрын
Yasssss
Blien mhrer😅😅
Bilu mehrer...😅😅😅😅😅😅
😅😅😅😅Luna nfti . Btami sbkti film kulom nfueat ❤❤❤❤.
❤❤❤❤welcome shukorat
❤❤❤❤❤❤Asyyy shikorenatat yehwatey edmen tenan yehabken fetari 🎉
N blien ber afqire anes❤❤❤❤❤
meda maqsan😂😂🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉 deqi erey halaht kemakum men alo
Mesfun hagzena ba kulu gzia mexaweti meda ba
@user-fe7xs3jc7f
27 күн бұрын
😂😂😂ይገርመካ እዩ
Medahane yaek kab mesfun zwledu ke tay eyom kmeslu 😂😂😂😂
Welcone ❤❤❤❤❤
ናይ መዳ ማራ ተጋኒኑ ።
Bilu ❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ ጽብቅቲ ስራሕ ስሪሕኹም ደቂ ኤረይ አጆኹም ቀጽልዎ ብዙሕ አይተጸብዩና በጃኹም ብሓድሽ ነገር ደበክ በሉና። አብ ሂወትኹም ሰላምን ጥዕናን ፍቅርን አብ ስራሕኹም ዓወትን አሳልጦ ይምነየልኹም 🙏🏽🇪🇷❤️🌹🎉👍።
Meda mehgol ❤❤❤❤❤❤
ናይ ቀዳማይ ዝመጻኩ ላይክ ግበሩለይ😁
ፎእ መዳን መስፍንን መሕረቓት ኢኹም። ቢንያም ምዕቡል open minded ሰብ እዩ
ቢሌን😂😂
Ewayy enda meda ms bilen ko sehak wediekumena bzkone kulatkum tedneku ekum kexelewo 👍👍👍👍