ህግደፍ ከመይ ጌሮም ኢዮም መትከል ኣልቦ ዝገብሩኻ፧
Ойын-сауық
ናይ ወዲ መምህር ቪድዮ 👇👇
• ንኢሰያስ ምቅዋም፡ ዝተረሰዐ ዋኒን...
eritreamusic #eritreancomedy #eritreamovie
#facebook WOLODOY PRODUCTION👇👇 profile.php?...
#KZread WOLODOY PRODUCTION👇👇
• 7 ጥይት ዝተሃርመት ኤርትራዊት። @...
#INSTAGRAM WOLODOY PRODUCTION👇👇 reelCiOD4i...
FACEBOOK Habtom Hagos 👇👇
/ habtom.hagos.3762
@tefetawitalkshow @fnanappinfotech980 @jstudio1 @neshneshtv9967 @dawittv @MahderPro @EriOneTouchEntertainment @MahdernaEntertainment
#eritreamusic #eritreancomedy #eritreamovie# #tigraynews #tigraymusic #tigraycomedy #tigraymovie #Eritrea news
Пікірлер: 114
Thank you 👊👊👊, Big points 💙💙💙💙💙✔️🤝🏿
ትክክል መትከል ዘለዎ ሰብ ዝኮነ ዕንቅፋት ጠጠው አየብሎንዩ። ዕላሙኡን መትከሉንዩ ዝገብር። 💙💙💙💙💙💙
Bravo 👏
ጆርጆ ስ ብጣዕሚ ፎኪሱ
Complete habtega kelil serah ay konen teserho zeleka serah.
ዎሎደይ ኣዚኻ ደስ ኣቢልካኒ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንበረለይ
💙💙💙💙
💙💙💙🌿🌿🌿
💙💙💙💙💙💙💙
ኣጆኽ ሃብቶም ምሳኽ ኩሉ ህዝቢ ወይ መንኡሰይ ልክዕ ከም እሳተ ጎመራ ተሲኡ እዩ ኣይትጣራጠር ጌና ክትርዖ ኢኻ ሓቢርና ከኣ ክንርዖ ኢና ዓወት ንውጹዕ መንእሰይ ኤርትራ ዓወት ንበርጌድ ንሓመዱ ውድቀት ንኸምበዓል ጆርጆ ላንግላንግ ወይ ደንቆሮ ምሁር እየበሃላይ።
Xenu zemdekiy ajokum amlak kehegzkum eye nenedku ehenmehen belu zemdekiy hadera hadera🙏🙏🙏💙💙💙
ወሎዶይ ወሎዶይ ወሎዶይ ኣጆኩም ካብ ደንጎላ ናብ ብረት ምስካም ተዳሊና ኣለና
@robeltewelde1199
11 ай бұрын
ሰራዊት ህድሪ ኢላ ፈኪራ ካብ እስራ ኤል ተበጊሰ ኣብ መቀለ ፈኪራ ዝከድት ደሃያ ኣለካዶ
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
There is no politics in Eritrea nothing zero hgdf politics is Wayne Wayne Wayne Wayne USA USA gelemele 💙💙💙💙💙💙💙💙
✊💙💙💚💙💙ወዲ-ትካቦ "መ ለ ይ" ፋቲንጋ!!💙💙💚💙💙✊
King 👑 ወዲ ትካቦ
Giorgeo xbuq gerka felitkayo aleka number 1 enemy for our Bleu Revolution
Dani anbesa ❤❤❤
Ayew hakeka 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
ናይበሓቂ ማሃርትን ገላጽትን ንፉዕ ሓዊና ኣጆኻ ኣበርትዒኻ ቀጽሎ።
ቅሰን ኣጆኽ ወዲ እረ ደላይ ሃገሩ
Fantastic bro
ነዚ ጆርጆ ጽቡቕ ገርኩም ፈሊጥኩሞ ለኹም
ከምዛ ባምያ መትሓዚ ተሳኢኑዎም መሉቅ ምለቅ 😂😂😂😂😂💙💙
Thank you bro 💙💙💙💙💙
Edemen tenan selamn awetn yehabka 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙the blue revolution 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🙏🙏🙏
Kexlo hawey natey ane nahamedey eye
❤❤❤❤❤❤❤
Well come
Gergo keman kab ztezarebo bzuh haki alewo
Good job
እዚአ ስራሕ ህግደፍ ያ ክእለቶም ንሳያ ከምኡውን ጠቃር ሐሶት ከይሐፈሩ
Sesnulna eske ezom nay meley welodo teqoxaxirkuma media ❤😊
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿✅✅✅✅✅
ስላም ሃብቶም ሃርበይና ከመይ ከኒካ
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
👍👍
ናይብሓቂ መጸጽቲ
ዓሽ ዉፉይ🎉
❤
💙💙💙💙💙💙💥
💙💙💙💙💙👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
Thank my son 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Ajoka
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
Ezi jorgo zbahal sbuk geliskayo aleka mtinkak yedili eyu
💙💚💙💚💙💚
💙💙💙💙💙💙💙💙🌿💙💙💙💙💙💙
Men eka ke nska 😅
Gorgo diro nezi hade tigraway nezom nihamedom tegaru wey kab 2 zteweledu eyom elu hasabu zihabe yidgif emo kea sebeytu kab amharay abon kab tigrawrti Aden zteweldet sebeyti endahaleweto
@lllliyan
11 ай бұрын
Geleknsem ena lons
@lllliyan
11 ай бұрын
@Habteghbre Awerta b teftawi😂😂😂😂
heswai nska beaelka tekefilka endika hesawi
Brged nhamedo yiwet 💙🩵💙💙🩵🩵🩵💙💙🩵🩵💙💙🩵🩵
ኣባላት ግንባር ንሓመዱ ትማሊ ክንደይ ሽግርን መከራን ስቓይን ውርደትን ዝሓለፉ ኣብ ክንደይ ውግኣት ተኻፊሎም ብናይ ጠያይቲ ባሩድ ዝተዓጥኑ'ዮም።እዚ መከራን ስቃይን ኣብኦም ከብቅዕ ብግብሪ ይቃለሱ ኣለዉ።ስለዚ ኣባል ናይ ግንባር ንሓመዱ ክትከውን ።ናይ ህዝብኻ ስቃይን መከራን ጥራይ ዘይኮነ ቀጻሊ ህላውነትካን ልእላውነት ሃገርካን ኣብ ሓደጋ ካምዝወደቐ ብግብእ ክርድኣካ ኣለዎ። ብሓጺሩ ናይ ቆራጽነትን ተግባርን ምንቅስቃስ ስለዚኾነ ንለኽቫጥ ወይ ደላይ ፍትሒ መሲልካ ሓዲሽ ሓሳብ እንዳምጻኻ ነገራት ዕንኪልል ምባል ኣይከኣልን'ዩ። ናይ መደረ ዘይኮነ ናይ ተግባር'ዩ. ስለዚ ኣብ ምንቅስቃስ ግንባር ንሓመዱ ንለኽባጥን መታለልን ቦታ የብሉን
ናታ በድብ ኣመጸ ናይ ካለ ቅንጨልጫል ኣጽሌና ኣሎ
ወዲ መምህር ቡሉጽ ካድር::
Ajoka nifae
Viva brigade Nhamedu 🎉
@asmaerasmaer9441
11 ай бұрын
haile Seb dika WEGIN?
Qal meqtul. Qalatka tetenqeqelom hawey natey.
ብሓቂ ደስ አልካኒ suscribe ገረልካ ኣለኹምቁረይ❤
💙💙🙏🙏💙🙏🙏💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🙏🙏🙏💙💙💙💙💙💙💙💙💙
Hi
With all respect...are you ERITREAN OR TIGRAWAY (BOTH HUMANS AND BEUTIFUL PEOPLE TO ME)?
Wellcame ኣምበሳ፡
Tsbqiti gtmi yqenyelna habtega
Aye txarfu zemdekiy hedegum
Men eilka lhxux
ንዓኻ ድኣ ሳብስክራይብ ኣይኾነን ካልእ ኢዩ ዝግበኣካ ድምጺ ህዝቢ ስለ ዝኾንካ እሞ ላይክ ሼር ሳብስክራይብ ዘይገበርኩም ግድን ክትገብሩ ኣለኩም 💙💙💙💙💙💙💙💙
እናስተውዕልካ ቀስ ኢልካ ዕበ፡ ኣይትፍረድ ከፍረደካ።
🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵
@user-et5co9nw3p
11 ай бұрын
💙💙💙💙💙👌👌👌✊️✊️🤝🤝🤲🤲🤲🙏🙏🙏👏🏼👏🏼👏🏼💪💪💪👍🏿👍🏿👍🏿☝🏽☝🏽☝🏽✌️✌️👋👋👨💻💪💪💪👏🏼👏🏼👏🏼👊👊💙💙💙💙💙💙💙💙💙💯💯👏🏼👏🏼💪💪💪👍🏿👍🏿👍🏿☝🏽☝🏽☝🏽👈
Jorjo loms tefelitka eka langa langa nay you tube atawi trah zegedso.
ክትዓቢ ዘለካ ቆላዓ ኢኻ ቀጽሎ
Welcome Wolodoy media
ወዲ መምህር አምበሳ ታርእሶም አይትሰርሕን እምበር ትጠቕሞም ኢኻ ዘለኻ ነዞም ጸማማት ባዓል ጁጅ ግን አበይ ክርዱኦም
ብዓል ጣፍ ድዩ ወይስ ብዓል ኣፍ እዩ ዘድልዮ ህዝቢ አሪትራ? ንዝብል ሕቶ ብመትከል ክምልሶ እንተኮይነ ዝዕንግል ብዓልጣፍ ምበልኩ:: ኣብዛ ጉዳይ መትከላዊ ናይ ምኻን ብጣዕሚ እንዳፈተኽዋ ክልተ ልቢ ዝሓዘት ስለዝኾነት ግን ቀሻሺት ኮይና ተሰሚዓትኒ ኣይትሓዙለይ:: ምክንያቱ ዉፉይ(ብሩህ መጻኢ) ትማል ንናጽነት አሪትራ ብሽፍትነት ክትኩንን ተበጊስካ ክትሰርሕ ጸኒሕካ ሕጂ'ውን ኣግሂድካ አሪትራ ናብ ብሄር ትግራይ ድማ ናብ ሃገር ክንመልስ ዝብል መትከል ሕዝካ ናብ ቁዱስ ማዕበል ብርጌድ ንሓመዱ መትከል ተጎዝግዝካ ክትብክል ኮይኑ ስለዘስምዕ ክልተ ልቢ መርገጻዊ ሓሸውየ ዝብርዝምበር ዝሃንጽ ስለዘይኮነ የብቅዕ::
Hamed bilae gesret
አርይራይ🐕 ጆርጆ ኤርትራዊዩ ሊቅዩ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪 ገይም ኦቨር 🐀🐀🐀🐕🐕🐕🐕🦗🦗🦗🦗🦗
Dekza dekalu kondafat emo yelen eda tegray teser 😂😂😂😂meytatekum eya bayden
rokrak wedi memeher
ኦይ ኣርኪብካ ከኣ ንስካ ቅራፍ እምኒ ሓሳድ ክንዲ ጆርጆ ደኣ ደምበ ዕንክሊል ተኣኪቡ ኣይከውኒን ደንኮሮ ዕንክሊል ፎእ😂😂
ክንዲ ሕፃብ እግሩ ኣይትበጽሑን ንጆርጆ ኣታ ጉሓፍ ኣጢነ ጆርጆ ጽሩይ ወዲ ሃገር ኤርትራዊ ኢዩ ከማኩም ትግራይ ትዕወት ስለ ዘይበለ ድዩ ኣቱም ፋንዲያ ዓጋመጉዛይ
Adgi nehamedu, Yengerger Nekebdu, Tigray Tewet Selezeybele deyu? Sheynka Dekes, Fesawi.
Tigray tisier terifadiya. Eritrea kinkum.
ጀምዓ ከዳዓት ትግራይ ትግርኛ ።እሞ የለለለለለለለለለለለለ.......ን
"9: 50?" "...NAY TSEGEM KOYNNI ZELO MALIA ZEYBILU...?" "ETI ZABYE TSEGEM NATKAN, KEMAKHA ZAMESELUN koynkum zelo?" "Eritra kalay gezie silezytriewa eyu!!!!!!" "B dihirey saeri aybkola!
Wedi tekabo tegraway eu beza ertirawi aymlketon eu
Wedi.memhir.fara..ya.afn.
Niska ke intay metkel aleka guhila
Wolodo lomi kannst mich kurz mal anrufen?
ata nskatmu selestiekum tedemirkum ko kndu zeytmezuuu yeduggg. telamat 👎👎👎👎
@YacobHaile-nm4sj
11 ай бұрын
Nayziom kulu negeratu? "ADEY...BAELEN YNADA!"
ውፉይ ድርቡይ
ክንዳኻ ዘይአኽላስ ብአኽን ይውዕላ ከምዝብሃል ምስ ጆርጆ ደአ እንታይ ክትገብር ክትቂብ ለቅማጽ ሉሙጽ ድኻ ሐንጎል
ህግደፍ ህግደፍ ህግደፍ ካብ ምባል ናትካ ስራሕ ግበር talk is cheap. ተወደብ ንቃሕ ሕተት ትሓተት መልስ ተረዳዳእ ተግባርዊ ስራሕ ግበር :: ካብ ንካልኦት ምዝላፍ ብስራሕካ ኣመስክር :: ወይ ምሳና ወይ ኣንጻና ምባል ናይ ወገን ፖሊቲካ ኢዩ :: ከም ድላይይ እንተደልየ ምንጎሞንጎ እንተደልየ ይገድፎ መሰለይ ኢዩ:: መን ምስኮንካ ኢኻ ንስኻ እገለ እገለ እንዳበልካ ክትዛረብ ነጅስ ንስኻ ኢኻ ነጅስ ለማኒ : አንታ ገጽ ጨግዋር ምሃንቱስ 😂😂😂
@henoknguse6984
11 ай бұрын
ሱቅ በል🐀🐀🐀🐀🐀🐀🐀🐀🐀🐀🐀🐀
@jockethejockey972
11 ай бұрын
@@henoknguse6984 መሰቃስቕ ሕራእ ፍትሒ ፍትሒ ትብሉ ነዚ ድዩ ከምድላየይ ክዛረብ መሰልይ ኢዩ :: እቲ ክትሰምዖ ትደሊ ኣብቲ እንዳ ቁማር ኬድካ ስምዓዮ :: ዘይትደልዮ ክትሰምዕ ከለኻ ሽዑ ጽን በል ደንቆሮ ትገብሮ ትሰርሖን ዝይትፈልጥ ከም በግዕ ተገርዝካ ትኸይድ ጎሳስ ብሃም ኣይትኹን ::
ኣየ ሃብቶም ከንድ ጀርጆ ዘይትከውን ሲ ንጀርጆ ትጸርፎ። ንስካስ ናይ ካልእ ሰብ ደኣ ቆሪጽካ ኣምጽ እምበር ዋላሓደ ፋይዳ የብልካን
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
ሕጂ ዉን ዓጋመ ኢኻ ሕሱር መንነት ኣልቦ። ነብስኻ ካኣል።
🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵