ህግደፍ ኣብ ቅትለት ወዲ ወርቁ ካብ ተሓታትነት ንምምላጥ ድራማ ይሰርሑ ፥ ባራዩ ህግደፍ ሕድሕዶም ይባልዑ

Ойын-сауық

ህግደፍ ኣብ ቅትለት ወዲ ወርቁ ካብ ተሓታትነት ንምምላጥ ድራማ ይሰርሑ ፥ ባራዩ ህግደፍ ሕድሕዶም ይባልዑ

Пікірлер: 169

  • @ygg949
    @ygg94915 күн бұрын

    ዋይ ኣነስ ከብደይ ኣቢኑይ ልንእስነትካ ሪኡ ኣብ ሕቅፎ ቅዱሳን የንብርካ ወዲ ወርቁ ሓወይ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @hailuweld
    @hailuweld10 күн бұрын

    ኣምላክ ቦግ የብሎ ነዞም ባራዩ ሓፍ ኣቢሉ ኣብታ ሃገሮም ዓዲ ፍትሒ ትህነጽ ኣላ ዝብልዋ ዘይጉሕፍዎም ጋሓፋት ደናቁር ባራዩ

  • @tesfuhat.407
    @tesfuhat.40714 күн бұрын

    ሓደራ ኣብ ምሉእ ዓለም ሰሎኻ ደላይ ፍትሒ ነዞም ብወድወርቁ ሕማቅ ዝጽሕፉን ዝዛረቡን ዘለዉ ሽሞምን ዓዶም ክትምዝግብ ኣለካ ነዞም ሰባት ብእሳተጎመራ ከነቃጽሎም ኢና። ንሕና እንትሓለፍና ንደቅና ሓደራ ክንገድፈሎም ኢና ብርግጽ።

  • @mami4135
    @mami413515 күн бұрын

    ካብዚ ተዛረቢ ትግርኛ ክንሰግእ ጀሚርና

  • @okubulebanonsebenemyemotek2085
    @okubulebanonsebenemyemotek208515 күн бұрын

    ኣብ ብርገድ ንሓመዱ ሸለልትነት ጥራይ እዩ ዘሎ እምበር ካልእ ጸገም የብሉን

  • @elsajefter5596

    @elsajefter5596

    15 күн бұрын

    ናይ ብሓቂ ሸለልትነት መሊኡና ኢዩ

  • @godisgoodallthetime3681
    @godisgoodallthetime368115 күн бұрын

    ሓቀኛ ስለ ዝኮንካ እዩ ኩሉ ሰብ ዝጻብኣካ ዘሎ ሰልጠነ ሓዉና ❤❤❤

  • @tiebeghebru2649

    @tiebeghebru2649

    14 күн бұрын

  • @zegaiaso8687
    @zegaiaso868715 күн бұрын

    መንግስተ ሰማይ ርኽብ ኑኡሰይ

  • @teresaaraiaberhe2842
    @teresaaraiaberhe284215 күн бұрын

    ሰልጠነ በቲ ዝጾርፉኻ በቲ ዘይምስልኻ ዝሁቡኻ ተሓበን ምኽንያቱ ተርፍ ሕርቃኖምን ጽላለኤምን ኢዩ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @AAAA-tn1ny
    @AAAA-tn1ny8 күн бұрын

    መንግስተ ሰማያት እጻኻ ይኹን 😢😢😢😢😢😢

  • @user-zm9hb9ij2r
    @user-zm9hb9ij2r15 күн бұрын

    ሰልጠነ ሓወይ ዕረፍቲ እስኪ ውሰድ ቅሩብ ደቅስ ንሓንጎልካ ዕረፍቲ ዩ ድቃስ ምስ ዞም ደናቑር ደቂ ዓድና ቃል ብቓል ክትከራኸር ከቢድ ዩ።

  • @samsonsemere2145
    @samsonsemere214515 күн бұрын

    የሕዋት ሰነድ ምሓዝ ጥራይ ኣይንሕመቅ

  • @user-vi2yp3lu2e
    @user-vi2yp3lu2e10 күн бұрын

    እግዚአብሔር ምስ ሰላማው ወድ ሰብ ምስ ዘኽታማት ምስ ፍታሓው እዩ ኣብ ኩሉ ነገር/ስራሕ ካዓ እግዚአብሔር ኣቅድም አምላኽ ይሓልኩም💙 ሓወይ እውነት ኣነ ከመይ ዓይነት ሰብ እዩ ግርም እዩ ዝብለን ኻብድኻ ትበልዕ መንግስተ አምላኽ የዋርሳካ🙏😭🙌

  • @user-tt8vk6di6y
    @user-tt8vk6di6y15 күн бұрын

    ጅግና ታሪኽ ይሰርሕ እበር ኣይ ነብር እዩ ፅንዓት ይሃብኩም ደቂ መለይ ኩሉኩም😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @rahelmerkeb4564
    @rahelmerkeb456415 күн бұрын

    ደቂ ሓደ ዓሻ ልቢ እዮም። ሓቂ ዝዛረብ እዩ ዝቅተል ፍትሒ ሓርነት ዝበለ።

  • @Wedi_yemane
    @Wedi_yemane15 күн бұрын

    ስልጡን ኣጆካ ምጥንቃቅ ክኣ ዞም ረሳሓት ብክሉ ትቀርቦም ምስትውዓል❤

  • @NomorehgdefEzgharya
    @NomorehgdefEzgharya15 күн бұрын

    ፍትሒ ክንዲ ዝበልና ክቐትሉና ዓኽክክክክክክክ ብንብዓት ደኺምና 😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔ብሰላም ዕረፍ ጅግናና🕊🕊🕊🕊🕯🕯🕯🕯🕯🦁👑💙💙💙💙🌿🌿🌿🌿

  • @hannayebio8563
    @hannayebio856315 күн бұрын

    😢ጅግና ኩሉ ጊዜ ዓወት ኣይርእያን እዩ ንህዝቡ እዩ ሂወቱ ዝከፍል ፡ጅግና ይብራህ ወደይ ታሪክካ ከምቶም ጀጋኑ ኣቦታትካ ኣብ ዓንዲ ወርቂ ጽሑፍ እዩ ።ልዑል ፈጣሪ ኣብቲ ናይ ዘልኣለም ገነቱ የምብረልና ፡ ንስድራቤትካ ሓይልን ጽንዓት ይሃቦም ሉዕል ፈጣሪ ኩሉ። ንኩሉና ብይብራህ ከም ሽሙ መብሪሂ ዝሓዘንና ኣምላክ ጽንዓቱ ይሃበና ፡ነቶም ገዲፍዎም ዝከደ ዕምባባ ዶቁ ምስ ክብርቲ በዓልቲ ቤቱ ከይንዝንጉዖም ሓደራ ።

  • @samsonsemere2145
    @samsonsemere214515 күн бұрын

    ጅግና ታሪኽ ይሰርሕ እበር ኣይ ነብር እዩ ፅንዓት ይሃብኩም ደቂ መለይ ኩሉኩም

  • @user-jd8wn9lh3d
    @user-jd8wn9lh3d14 күн бұрын

    እዋይ ሓወይ መዓረይ ኣነስ ኣብ ዝረአኽዎ ምስሉ ከብድኻ ዝበልዕ ልመጀመርታ ግዜ ኸዚ እየ ዝርእዮ ዘለኹ ግን ከምዚ ማራ ዘሕዘነኒ የለን አምላኽ ብየማኑ ይቀበልኻ ንኡሰይ😢😢😢 ንኹሉኩም ስድራኻን ደቅኻን ኣካእሎ ይሃቦም 🙏

  • @AfhhhSchh
    @AfhhhSchh6 күн бұрын

    ጎታዋይ ብሰላም ዕረፍ😭😭😭😭😭

  • @dawithaile1314
    @dawithaile131415 күн бұрын

    ወዲ ወርቁ ሓወይ ኮኾብካ ከቢድ ኢዩ ንብዓትና ምቁጽጻር ሲኢንና እኮ ኣሕሕሕሕሕ😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔

  • @jadnawfal3534
    @jadnawfal353415 күн бұрын

    ነብሱን ይማረው ሓውና እኔ እንደማቀው ነው ያንገበገበኝ 😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔

  • @fserdss1437
    @fserdss143715 күн бұрын

    ኤህ ዉላድኩም ኣይትርአዩ ኣቱም ነዚ ዝወዓልኩምዎ ሸይጣዉንቲ ኣረሜናት😢💔💔😥

  • @semusailortl7946
    @semusailortl794615 күн бұрын

    Wedi werke jgna eyu💪 RIp hawna 🙏. Hgdefe mendef gin nay edkum yhabkum

  • @hailegebrekidan1269
    @hailegebrekidan126915 күн бұрын

    ህግደፍ ጨፍጫፍን ምክልባትን ምእሳርን ባህሪኡ ክገድፎ ዝክእል ምስ ዝቅበር እዩ። ንቀብሩ ከዓ ኩላትና ዝምልከተና ኣሕዋት ኩልና ዝከኣለና ምስ እነበርክት እዩ ።

  • @user-fj8rv8wj2h
    @user-fj8rv8wj2h15 күн бұрын

    ጎይታዋይ ገነት መንግስተ ሰማይ ምስ ቁዱሳን መላእክት የንብርካ ወድነይ ኣነስ ቅድሚ ከዚ ሪኢዮ ኣይፈልጥን ግን ንባዓተይ ምቁፅፃር ኣቢኒ ትመንፈሱ ምርዛኑ ኑኡሰይ ልብና ተሰሩ💔😭😭😭

  • @user-zm9hb9ij2r

    @user-zm9hb9ij2r

    15 күн бұрын

    😢😢😢

  • @ZaidGebremariam
    @ZaidGebremariam15 күн бұрын

    በርነንተ ለማኒ ሽመልባ መሬት ትግራይ ትመስኽር ሰራቂ

  • @tiebeghebru2649

    @tiebeghebru2649

    14 күн бұрын

    ንስኻን ብጾትካን ሓሰማን ኣራዊትን ጥረ ልብ ኣለቦም ኣብ ደም ክትኣትዉ ዘይትፈርሑ ስለዝኾንኩም እዩ ዉልቀመላኺ ኢሰያስ መንዉሕ ስልጣኑ ክትኮንዎ መሪጹኩም ።

  • @kahsaikidane1423
    @kahsaikidane142315 күн бұрын

    You will be remembered in the path or street of democracy and justice R.i.p young man

  • @genetdebretsion1089
    @genetdebretsion108913 күн бұрын

    Betami kmak ktlet ketlomo misknay

  • @Hiriti-gs4bk
    @Hiriti-gs4bk15 күн бұрын

    Hgdf Ferdkum kitirekibu ekum atom chekanat

  • @Bisheleibrahim-hz9jn
    @Bisheleibrahim-hz9jn15 күн бұрын

    Selam selam❤❤❤❤❤❤❤❤ deleyti fitehe

  • @user-vu5cc8fv5w
    @user-vu5cc8fv5w15 күн бұрын

    Selam Selam selten 💙💙💙💙💙

  • @Fekarkun
    @Fekarkun15 күн бұрын

    ሃኪካ ሰልተነ ሃወይ ብታኢሚ ዘሕዝን'ዩ😢

  • @TEBERHE1
    @TEBERHE115 күн бұрын

    Akeleguzay mahber lemano zbelesi n'Tesfalidet Alem Meharena ab Shimelba bKirar geru endabekeye zilmn znebere Akeleguzay eyu.💙💙💙💙

  • @freweynikidane4943

    @freweynikidane4943

    15 күн бұрын

    Ata drbai bernente telam bfetari rkebo

  • @ZaidGebremariam
    @ZaidGebremariam15 күн бұрын

    ተወልደ ሽለት

  • @TEBERHE1
    @TEBERHE115 күн бұрын

    Hawerlti wedi WerQu ab Eritrea tirai zeykones ab Tgrai ewn kQewm eyu .💙💙💙💙

  • @aataat1524
    @aataat152412 күн бұрын

    ኣሬናማት😢😢 በላዕቲ ሰቭ😢😢😢 ኡፍፍፍፍ

  • @segenm950
    @segenm95015 күн бұрын

    ትቃዎማይ ኢልካ ስብ ይቅተል 🥲🥲ክድግፉ ዲዬም ተስዲዶም መቸም በርጌደ ንሐመዱ ንህግድፍ ክጉሕፎ እዩ ሐደ መዓልቲ

  • @hagostsegay531
    @hagostsegay53115 күн бұрын

    ሰላም ሰለጠነ! ኣዝዩ ዘሕዝን"ዩ. ናይ መስዋኣቲ ሓውና ይብራህ (ወዲ ወርቁ) ንሓውና ይብራህ መንግስቲ ሰማይ የዋርሶ ንመላእ ስድራቤቱን: ኣዓርክቱ :ንኩሉ ፈተውትን ጽንዓት ይሃብ

  • @wise186
    @wise18615 күн бұрын

    Ezi wedi nezi kalsi kebertuo eu. Suwuu aymewtn eu Hawna absemay eref

  • @hailuweld
    @hailuweld10 күн бұрын

    ሰልጠነ ነዞም ከምዚኦም ዝበሉ ንዕቃ ግደፎም ነው በሎም እዚኦም ሰብ መሰል እንስሳ ኢዮም።

  • @hailuweld
    @hailuweld10 күн бұрын

    እቲ ሳሚኤል መሓሪ ከምኡ ዝመሰሉን ደናቁር ፍጥረት ሰብ ዘይብሎም ከም ስ ሰብ ዘይድንግጹ ሰብ መሰል ሰይጣውንቲ ሰብ መሰል እንስሳ ኣሕዋት ቃኤል ኢዮም።

  • @gizegize4486
    @gizegize448615 күн бұрын

    እትራባዓይው,ተታሕዙሎ,ይባሃልአሎ,ተፈታዊ,ሐውና,እተኪእልካ,ሃይበለኒ

  • @segenm950
    @segenm95015 күн бұрын

    ቴፌ ወዲ ዓደቡዑር መታታዓቢተይ

  • @okbaydebesay6935
    @okbaydebesay693515 күн бұрын

    Selten Neseka medhanet eka nhegdef 👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻✅✅✅✅

  • @timarsolomon1121
    @timarsolomon112115 күн бұрын

    መትከል የብላን ሰልጠነ።

  • @asterhailehruy1175
    @asterhailehruy117515 күн бұрын

    እዞም ጨካናት አራዊተ በሊዔሞ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @mirimiri3396
    @mirimiri339615 күн бұрын

    Ajokum ajona😢💔

  • @user-oi2wj9kp6l
    @user-oi2wj9kp6l15 күн бұрын

    ጎይታዋይ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ንኡሰይ 😭😭😭😭

  • @user-vu5cc8fv5w
    @user-vu5cc8fv5w15 күн бұрын

    💙💙💙💙💙

  • @tesfaldetabrha772
    @tesfaldetabrha77215 күн бұрын

    ከመይ ሐደ ልቦም ይትኾስ 🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤😀👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿

  • @user-mt1kx5kc4o
    @user-mt1kx5kc4o15 күн бұрын

    ታይ እሞ ክንበል ተበሊዑ😥😥😥

  • @freweynikidane4943
    @freweynikidane494315 күн бұрын

    Seltene plz plz ane zbleka keman aytgerah keyteghuna plz etom ab zkri nay wedi werke zneberu mekalstika astewelika krebom bkulu negerka kab kerebtkum kab mekalstukum tetenkeku Nwedi werke men dewilu eyu nabzom belaeti arekibwom genzeb zeyasdeo wedi seb yalen plz plz tetenkek aytgerah 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💪

  • @user-vu5cc8fv5w
    @user-vu5cc8fv5w15 күн бұрын

    Mengest semayat ywarso

  • @tesfaldetabrha772
    @tesfaldetabrha77215 күн бұрын

    🔪🪓🔪🪓🔪🪓🔪🪓🔪🪓🔪እዚ ዝሃዘ ስብ ካብ እንስሳ ዘይሃይሽ ስብ እዩ ወይ ሃንጎሉ ዝመኽነ እዩ፥ ፒሮን እርሳስን ዝሃዘ ድማ እቲ ጥዑይ የዕምሮ እዩ

  • @almazmehari4160
    @almazmehari416015 күн бұрын

    Nusey mengste semay yewarska hawey 😢😢😢

  • @brhanemebrahtom6264
    @brhanemebrahtom626415 күн бұрын

    Seltene ajoka hawey knd 1000 eka jgna wed hzb walta wuxuit eka

  • @user-nm5tz3qe3i
    @user-nm5tz3qe3i15 күн бұрын

    እዞም ህግደፍሲ መብዛህትኦም መልክኦም ክፉዐት ዝረበኦም ገስረጥ

  • @teresaaraiaberhe2842
    @teresaaraiaberhe284215 күн бұрын

    ኣታ ኣበይ ኢዩ ዝነብር ተለፎኑ ባ ሃቡና

  • @tiebeghebru2649
    @tiebeghebru264914 күн бұрын

    ሰልጠነ ነዞም ገለድም ኣራዊት ደቂ ሓደ ልቢ እዛ ቢድዮኻ ትምጥኖም እያ ፉንፉናት ብራቦ 👍🩵🌹🩵🌹🩵

  • @RakiRaRi1997
    @RakiRaRi199715 күн бұрын

    Yess thanks ዝኾነ ቪድዮ ከይትህቡ ዋላ ንዓና ከይትሰዱልና ቀታሊ ሓውና ክሳብ ዝጻረ ናይ ሕጊ መንገዲ ከይመዛበለና, ሓደራ ,

  • @tesfaldetabrha772
    @tesfaldetabrha77215 күн бұрын

    እዛ ጋል ስውእ ዘምፃኻያ ገዛ ሒቦማ እምሒሮማ ሐሳዊት ትህቲ ስለፍኪ ሒብክዮም ትኾኒ 🤣🤣🤣🤣🤣

  • @samsonsemere2145
    @samsonsemere214515 күн бұрын

    ሓቀኛ ስለ ዝኮንካ እዩ ኩሉ ሰብ ዝጻብኣካ ዘሎ ሰልጠነ ሓዉና

  • @Hiriti-gs4bk
    @Hiriti-gs4bk15 күн бұрын

    Hgdf nay Alem hasewti eyom

  • @user-pe8hs1pp6l
    @user-pe8hs1pp6l15 күн бұрын

    "Tigray seb Alewa " zibil ብሉጽ ስም ንበይኑ ; ነዚ ኽቡር ሓዉና (ወድ ወርቁ) መንግስተ ሰማይ ብዓባያ ከዉርሶ እዩ! ንስለ ህዝቡ ዝኸፈሎ ድማ ንብህጋ ዘለና ዓዲ ከስርሓና እዩ ፈጣሪ! ንሕና ኢና ንዕወት

  • @mnbarnmenygbae8438
    @mnbarnmenygbae843815 күн бұрын

    ባርኔንተ ወዲ ርግምቲ /ወዲዛ ከዳዕ

  • @medeber0077
    @medeber007715 күн бұрын

    ጎምጻጽ ክውሕዶ ገጹ ጥራይ ዘይኳነ ሐንጎሉ ውን ጎምጻጽ እዩ ሺለት ደይከም የሕዋቱ ምሽት👎👎👎❌❌❌

  • @Shira475
    @Shira47515 күн бұрын

    😢😢😢😢😢😢😢

  • @zafubhrana4564
    @zafubhrana45647 күн бұрын

    😭😭😭😭

  • @user-cs1mo7qh1s
    @user-cs1mo7qh1s15 күн бұрын

    Tkkl Eka seltene hawey Abedenam Emo yfeltwe Ezem Rgmet ketlemwo Eba mey zmesl Hawna😢😢😢😢

  • @teresaaraiaberhe2842
    @teresaaraiaberhe284215 күн бұрын

    ዓደብዑር ኢኳ ኣከሎጉዛይ ኢዩ

  • @tamesweden123
    @tamesweden12315 күн бұрын

    🙏🙏🙏🙏💙💙💙💙🙏🙏💙💙💙💙💙💙💙🙏🙏🙏🙏

  • @tesfutekle9485
    @tesfutekle948515 күн бұрын

    sebayey terifuley alo tbli zeleki saebien mot gena ayteredakn,

  • @tesfagaberbkaa853
    @tesfagaberbkaa85315 күн бұрын

    Tefetawi show igiziabher yhalka Mai haki tekalasay

  • @mhirewediemiha9905
    @mhirewediemiha990515 күн бұрын

    Wedi werke halifo Alo kalisi wedi werke gan gidina keawet eye Awet ne bergad nehemedo

  • @heidshop4103
    @heidshop410315 күн бұрын

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @sabaabraha6527
    @sabaabraha652715 күн бұрын

    Ahhhh eziom rgumat diyblosat

  • @tgstadmb7036
    @tgstadmb703615 күн бұрын

    😭😭😭😭😭😭😭

  • @segenm950
    @segenm95015 күн бұрын

    በርነንተ ብላሽ ማለት እዩ

  • @tesfuhat.407
    @tesfuhat.40714 күн бұрын

    ደንቆሮ እንትኾይኑ ሰብ ኣብ ጅቡኡ ዘየሎ ገንዘብ ከም ዘሎ ገይሩ ኢዩ ዝኣምን

  • @ghebreyesusmesfun3909
    @ghebreyesusmesfun390915 күн бұрын

    ኣፍ ኸልቢ

  • @teresaaraiaberhe2842
    @teresaaraiaberhe284215 күн бұрын

    ኪድ በዓለገ ረሳሕሕሕሕሕ

  • @almazmehari4160
    @almazmehari416015 күн бұрын

    Kidkes kitsie nei behaki hazine😢😢😢

  • @Usereri8287
    @Usereri828715 күн бұрын

    😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @tesfaldetabrha772
    @tesfaldetabrha77215 күн бұрын

    እዞም ድቂ በፃብፅ ሽራሙጥ ራስ ብራስ ዳኣ ዘይገጠምዎ ዳሃን ወዲ ወርቁ ከም ሽሙ አብ ኤርትራን እብ ልብናን ሐውልቲ ክንስርሃሉ ኢና ። ወዲ ወርቁ ጀግና ስብአይ ስብኡት ...።👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻💙💙💙💙💙💙ወዲ ወርቁ እይሞትካን ኩል ግዜ እብ ልብና አለኻ ዓርማኻ ናዕሽቱ የህዎትካ ተቀቢሎማ አለው ።

  • @heidshop4103
    @heidshop410315 күн бұрын

    ን ኣፍልጦኹም እዛናይ ስዊስ ጉፋፍ ማይሓራሳት ትውለድ ማይሓራሳት ማለት 1 ምስ ድግሳ 2 ምስ ብርኪቶ 3 ምስሓላይ ዝዳወብ ኣብ ኣከለ ጉዛይ ማለዩ።

  • @freweynikidane4943

    @freweynikidane4943

    15 күн бұрын

    Emo zeytregxuwa

  • @tekie8705
    @tekie870515 күн бұрын

    Buzihat tegaru Alena niktatelka Ajona

  • @iloveyoufamily9742
    @iloveyoufamily974215 күн бұрын

    Ahhh hawey 😢😢😢

  • @hailuweld
    @hailuweld10 күн бұрын

    ወዲ ወርቁ ከምታ ስሙ ብሩህ በዓል ራኢ ምስ ብጾቱ ዝደረፋ ደርፍ ኣነ ዝምነ ንሓዋሩ መንእሰይ ኣብዛ ሃገሩ ክሳብ ክንደይ ስደትን ውርደትን ናይ መንእሰይ ኣሳቅይዎ ከምዚ ዝበለ በሊሕ ሰብ ክጠፍኣካ ከሎ ዓሰርተ ሞት እዩ።

  • @luwamnega6042
    @luwamnega604215 күн бұрын

    Lik habwo ahwat

  • @Usereri8287
    @Usereri828715 күн бұрын

    Yes seltene we will never trust them

  • @CamionFormation-zl8fq
    @CamionFormation-zl8fq15 күн бұрын

    Anta resah enber betnete now belo seltene nezi resah seraki chenawi zkone seb eu ezi

  • @dejenlife562
    @dejenlife56215 күн бұрын

    tefetawi eti reasa gn nmntay nab tigray zeytese

  • @ghenetwoldeiesusmenghistu3330
    @ghenetwoldeiesusmenghistu333015 күн бұрын

    HGDF MENDEF HASEWTI 😭😭😭

  • @aexum1597
    @aexum159715 күн бұрын

    Jegna R.I.P 😭😭😭

  • @tesfaybirhane4435
    @tesfaybirhane443515 күн бұрын

    ቦግ የብሎ እዚ ረሳሕ ከም ድሙ ውላዱ ዚበልዕ ብኽፍእ ይጥፋኢ

  • @brhanemebrahtom6264
    @brhanemebrahtom626415 күн бұрын

    like like ajoka seltene hj hzb glbt media ms rayu sgat frh tenxlo sle zrayu zhzwon zchibtwon tefwom bet nawram aremene tgebaro nab hasot kea atyom gana ab kulu bhg khtetu eyiom ez 2 geben eu

  • @tesfutekle9485
    @tesfutekle948515 күн бұрын

    wedi taba da esepa da lonka enber nay bhaki tekalasay halafnet ywesdelu enber,korbae betko

  • @tesfutekle9485
    @tesfutekle948515 күн бұрын

    ata meron kndey hateftef tbl ika,gnbot inako knhadm nwel znebena,ayneyti maelti naxnetna iyu bselam bhagos abeilna nfelt,musluy aytkun

  • @freweynikidane4943

    @freweynikidane4943

    15 күн бұрын

    Gnbot slezmexet ena nblae zelena meron drbai

  • @erm3806
    @erm380615 күн бұрын

    ሰልጠነ እንታይ ትጽበ ካብ ህግደፍ ንአረትራውያን ደቂ ስውአትን አንስቲ ስውአትን ሀለዋቶም ዘይፈልጥስ ሐልዮት አሎዎም ክበሀል ድራማ ኢዩ

Келесі