ጉጅለ 15 ካብዚ ዘለዉዎ ዝኸፍእ ጸልማት እዩ ዝግብኦም ትብል ደጋፊት ህግደፍ

Join this channel to get access to perks:
/ @meronsat7665
@DEHAY TV @ZENATIGRIGNA @zarafltet @solomedia9376 @AlenaWaltaHager @fnanappinfotech @DrSharonWoldu @neshnesh_show @EriOneTouchEntertainment @MahdernaEntertainment @MahderPro @zomaychannel @erisat @eritv @meronsat

Пікірлер: 1 100

  • @filmonkidane4070
    @filmonkidane40703 ай бұрын

    " ኣፍ ክኽፈት ሓንጎል ይርአ"😥😥😥

  • @aminadabnoah3104

    @aminadabnoah3104

    3 ай бұрын

    Absolutely right.

  • @TesfuBayru

    @TesfuBayru

    3 ай бұрын

    Kemzi kemaka malet u eko

  • @filmonkidane4070

    @filmonkidane4070

    3 ай бұрын

    @@TesfuBayru 😁😁😁 just saw your mind 😜

  • @wediEri_9

    @wediEri_9

    3 ай бұрын

    በላሕ ዋዕሮ'ያ ውጋጣ ዓጋመ

  • @weinisolomon

    @weinisolomon

    3 ай бұрын

    Anxexyato belu ❤❤️

  • @EritreaTV91
    @EritreaTV913 ай бұрын

    ክረኣየላን ፡ ንፍዕቲ ክትበሃልን ምስሉይነት ዝመልኦ ዘረባ ብምንባሩ ተሕዝኒ ፡ ድኽምቲ 😢

  • @user-re5tt9ur3g

    @user-re5tt9ur3g

    3 ай бұрын

    ሱቕ በል ቶጓር ሓንጎል ትግራዋይ!! ከምዚኣ ደኣ ኣበይ ክርከባ፡!! እቲ ሓቁን ናቶምን ናቱን ኣስሚዓትኩም!!!

  • @shewitmisghina6948

    @shewitmisghina6948

    3 ай бұрын

    መስተን ዕሽነትን ብዘይ ስክፍታ ዮም ዘዛሩቡኻ

  • @user-re5tt9ur3g

    @user-re5tt9ur3g

    3 ай бұрын

    @@shewitmisghina6948 ቶጓራት ሓንጎል ሬሳታት! ጥፉኡ!!

  • @almazhaile3884

    @almazhaile3884

    3 ай бұрын

    ሰትያ ዲያ?

  • @user-re5tt9ur3g

    @user-re5tt9ur3g

    3 ай бұрын

    @@shewitmisghina6948 ሓሳዊት ፎሽኳል!

  • @natnaelmiki6114
    @natnaelmiki61143 ай бұрын

    እዋይ ምሕፈር ዘመና ሙሉእ ክትሓፍረሉ እያ ፡ ኩሉ ድማ ከምኣ ሉኡኽ እዩ ዝመስላ ።

  • @user-qd9ok4gg5g
    @user-qd9ok4gg5gКүн бұрын

    ጽንዓት ይሃብካ ሜሪ ሓወይ ብዓቅሊ ዝሰምዓካያ እውይ ክትጸንዕ ኪኢለዮ ኢላኮኦያ ሓዳሽ ጽልልቲ

  • @solomonkfle2831
    @solomonkfle28313 ай бұрын

    ዓቢ ሰነድ እዩ ሜሮን ከምዚ ዝኣመሰሉ ኩሉ ግዜ ተተእቱ ጽቡቅ ዩ ዋላካ ዓቕሊ ዝሓትት ይኹን እምበር ኣገዳሲ ሰነድ እዩ ብወገነይ ዕዉት መደብ ቐጽሎ።

  • @semusemu6724

    @semusemu6724

    3 ай бұрын

    Sk belu dkalu nhzbi mlue ab gahsi yeto zbele jeganununa ktblu nabelkumsi nezom kedat ygbom yu sle zbelet record ktblu eskum twarazeylu seb yelen

  • @johnabraham2545
    @johnabraham25453 ай бұрын

    ሓዳስ ጽልልቲ ድያ?

  • @msgeman258
    @msgeman2583 ай бұрын

    ሜሮን ማዕረ ክንደይ ጽቡቅ ትሰርሕ ኣለኻ ምስክር እዩ። መንእሰያት ወሲድካልና እያ ትብለካ ዘላ፡ ሕርቃን ኣለዎ። እንበር ሓቂ ሜሮን ብብዙሕ ኣብ ጉዳይ ኤርትራ ምስ ደገፍቲ ዘሰማምዕ ኣለካ እዩ። ደገፍቲ ግን ነዚ ኣይደልይዎን እዮም፡ ወይ ተቅሊልካ ደጋፊ ናይቲ ስርዓት ክትከዉን ኣለካ ወይ ክኣ መንነት ዜግነት ልእላዉነት-መሬት ታሪኽ ዘይትኣምን ክትከዉን እዮም ዝደልዩ።

  • @user-bp5fr8uf2l
    @user-bp5fr8uf2l3 ай бұрын

    "እቲ ሕቶ ሰብ ዲያ ኣይኮነትን ኢዩ ንዓይ" # ሰብ ኢያ ጥራይ ዝበልኩም ትመልከት ሕቶ ሰብ ከማልኦ ዘለዎ ነገራት ጥቀስ።

  • @solianagebrehiwet2029

    @solianagebrehiwet2029

    3 ай бұрын

    Nay seb yeblan 😢😢

  • @mitu8150

    @mitu8150

    3 ай бұрын

    ናይ በሀቂ ተሕፍር እያ።

  • @HaniGile-lf8uw
    @HaniGile-lf8uw3 ай бұрын

    ሜረይ ጅግና ባዓል ዓቅሊ ብሱል በሲሉ ዘብስለካ ቀጽለሉ ወዲ ሓላል መሬት ♥️♥️👑🇪🇷😊

  • @fretazerai0706
    @fretazerai07063 ай бұрын

    Meron Teklesenbet, great job composing yourself with someone like her. You showed much strength and patience as a young man! Much respect 🙏

  • @harshars8197
    @harshars81973 ай бұрын

    Meron proud of you 👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽. You did a great job. It’s a good lesson to those who understand. You showed the world who they are.

  • @YeshiMos
    @YeshiMosАй бұрын

    Ms Wayne mhbarkum ab wshtn wexa'en zelo xeli'ukum.

  • @temesgen8480
    @temesgen84803 ай бұрын

    መሮን ሰብ ዶ ሲኢንካ ወደይ ነዚኣ ትእቱ!

  • @user-jv9fg2pc1n

    @user-jv9fg2pc1n

    3 ай бұрын

    Korbae denkoro temahar

  • @churatesfa1804

    @churatesfa1804

    3 ай бұрын

    ጽቡቕ ጌሩ ምበር፡ ድንቁርናኣ ተማም ጌሩ ኣንፊስላ😂😂😂

  • @Truthful79
    @Truthful793 ай бұрын

    እዞም ደለይቲ ፍትሒ 2 ድርብ ወጽዓ እዩ ዘለና..ናይ ስነ-ኣእምሮ ጸገም ዘለዎም ደገፍቲ ምስ ምኻኑ: መሕነቕኦም ዘረባ እምበር ይርረፍ ከም ሰብሲ ከም እንስሳ ሓስብካዮም እኴ ኣንጻር እዚኦም ምቅላስ ናይ ሞት'ሲ ሞት እዩ ... ነዚኦም ከም ሬድዮ ወሊዕካ ከተላፋልፎም እንተ ዘይኮይኑ ሂወት ዘለዎም ፍጡራት ስለዘይኮኑ ንኽትቃለሶም ውን የፈንፍኑኻ...እዚ ዝተዛረበቶ ግን ምስቲ መስማር ክንርቅዓሎም ንሓስቦን ንኸዶን ዘለና ሕጋዊ መስርሕ ሓጋዚ እዩ...በጃኻ ኣዛርቦም ከምዚ ጌርካ

  • @user-zs7ob6sv6o
    @user-zs7ob6sv6o3 ай бұрын

    Yes Ambesit nseriwitna yhlifm zhabu Hakki

  • @radyaesmael-ex7vk
    @radyaesmael-ex7vk3 ай бұрын

    Biravo tete gwal eri 🇪🇷♥️👍

  • @filoadam97
    @filoadam973 ай бұрын

    ኦጎይታ ዝገብርዎ አይፈልጡን እዬም ይቅረ በለሎም ወይ ጉድ ረኪብና ቀደም ጽሉላት አብ ሰንበል እንተ ሎሚ ክአ አብ social media

  • @edenyemane6801

    @edenyemane6801

    3 ай бұрын

    Naibhaki

  • @user-cf9st2gl4s

    @user-cf9st2gl4s

    3 ай бұрын

    Kkkkk aygermekan

  • @abrahamtesfay3097

    @abrahamtesfay3097

    3 ай бұрын

    ሜሮን ዓጋመ ለሓሲ ሸሓኒ ናይ ወያነ።

  • @HA-kd2rz

    @HA-kd2rz

    3 ай бұрын

    ሜሮን ናይ ወያነ ሽሓኒ ሊሒሱ ኣይፈልጥን

  • @filoadam97

    @filoadam97

    3 ай бұрын

    @@abrahamtesfay3097 ዶ ዓርኪ ሎምስ ጨጋርዶ በለት ሰበይቲ።

  • @Fnotebrhan5417
    @Fnotebrhan54173 ай бұрын

    ሜሪ ባዓል ዓቅሊ ቀጽላ እዛ ትዕግስትካ❤ እንተ ንሳ ዶ ዘይዉጻእ ጣዕሳ ኢዩ ክኮና ንጽባሕ ንግሆ ምሕረት የዉርደልኪ😢

  • @rutt6733

    @rutt6733

    3 ай бұрын

    Meri melhas

  • @user-re5tt9ur3g

    @user-re5tt9ur3g

    3 ай бұрын

    ደቂ ኤልሳ ጭሩም!! ኣበይከ ክትኣትዉ!!

  • @dsegtjioojgvvfv

    @dsegtjioojgvvfv

    3 ай бұрын

    ​@@rutt6733 ሱቕበል😂 ልሕትት

  • @teklitgebreweld8821

    @teklitgebreweld8821

    3 ай бұрын

    ኢዚ ወዲ ኢልሳ ጭሩም ጠባይ መሊኢዎዩ ቲቲ ሽኮር ሓቂ ሓቁ ዶርጊሕክዮ።

  • @user-re5tt9ur3g

    @user-re5tt9ur3g

    3 ай бұрын

    @@dsegtjioojgvvfv ሱቕ እባ በል ቶጓር ሓንጎል ትግራዋይ! ሞይትኩም ቀባሪ ዝሰኣንኩም ሬሳታት!!

  • @desalegnkeleta2902
    @desalegnkeleta29023 ай бұрын

    Thanks ambassade eki🇪🇷🇪🇷

  • @tsigeredahaile6785
    @tsigeredahaile67853 ай бұрын

    TT HERO LONG LIVE PROUD OF U

  • @keletaberhe7593
    @keletaberhe75933 ай бұрын

    አንቲ አምበሲት እዚ ልሕቲት

  • @alemdesta39
    @alemdesta393 ай бұрын

    ጽንዓት ይሃብካ ሜሪ ሓቢቢ፣ እዛ ሰበይቲ ዛርቲ እያ ። ብውሽጣ ሓሪራ ሕርቃና ጥርዚ በጺሑስ ከተሕፍቀካ እያ ተዳልያ ኣትያ😢

  • @tsigeredahaile6785
    @tsigeredahaile67853 ай бұрын

    TT U ARE SMART LONG LIVE

  • @natsnetyebiyo8722
    @natsnetyebiyo87223 ай бұрын

    😢😢😢😢😭😭😭uufff yesus goyta u seb mukan gebin u abizi gize

  • @habengere9218
    @habengere92183 ай бұрын

    ጽቡቅ ስራሕ አዩ መሮን አዚኦም ክዛረቡ አዩ ዘለዎም ምክናይቱ ስቅ አንተኢሎም ሰባት ስለ ዝመስሉ።

  • @emteemte3985

    @emteemte3985

    3 ай бұрын

    Kkkk naybhaqi zereba

  • @weinisolomon

    @weinisolomon

    3 ай бұрын

    Seb Sq entebele ember nsukum zbelexkum ymeslekum hlufat kkk

  • @mulugetatemesgen3352
    @mulugetatemesgen33523 ай бұрын

    እዚ ለቑማጽ ቆልዓዚ ንናእሽቱ መንእሰያት ንኸስድዕ ዩ ኣብክሳዱ ባንዴራ ኤርትራ ኣንጠልጢሉ ዘሎ እምበር ቀንዲ ልኡኽ ብርጌድ ዝዓበዱ ኢዩ: ካብቶም ዕሱባት መልመጽቲ ሽሓኒ ኢዩ።

  • @Kebiiiii

    @Kebiiiii

    3 ай бұрын

    ካብ ሙልጌታ ደኣ እንታይ ክጽበ😂

  • @mtesfay739

    @mtesfay739

    3 ай бұрын

    ኣታ ሙሉጌታከ ከምዚ ድዩ ኣተሓሳስባኻ ፡ ወይለከይ እዛ ሃገር እባ ጉድያ ጸይራ ደላ ። ኩሉ ክሓልፍዩ ወይለኩም ህዝቢ ኣብ እሱር ቤት ከሎ ብግዝያዊ ረብሓ ትሽቅጡ ዘለኹም? ጽባሕ ክወግሕዩ

  • @churatesfa1804
    @churatesfa18043 ай бұрын

    ብራቮ ሜሪ በሊሕ ስማርት፡ ተማም ጌርካ ኣለፋሊፍካያ ንዓቕልኻ ብጣዕሚ ከየድነቕኩ ኣይሓልፍን😊

  • @z1zz954
    @z1zz9543 ай бұрын

    ዓቃል፡ከም፡እዮብ ኢለካ ኣለኩ,መርኣያ ብስለትካ፡ኢዩ Vamos ወዲ ኤረይ ለባም ❤

  • @kibreababraham8879
    @kibreababraham88793 ай бұрын

    Eway meri hawey gohaf tedefieka😂 bro Respect ❤

  • @manutdnani17
    @manutdnani173 ай бұрын

    በዘይ ዘረባ ስዒርካዪ ሜሪ ዓቃል

  • @hagosberhe1134

    @hagosberhe1134

    3 ай бұрын

    ኣንቱም ኤረትሪ ንቡር ምሕሳብ ገዲፍኩሞ ኢኩም መስለኒ

  • @user-jv9fg2pc1n

    @user-jv9fg2pc1n

    3 ай бұрын

    Gheldam denkoro

  • @KibromKidane-ed3bv

    @KibromKidane-ed3bv

    3 ай бұрын

    Bzey zereba wey bzey kalsi do meiwat alo you

  • @galTewahdo-gh4fk
    @galTewahdo-gh4fk3 ай бұрын

    እዋይ ሜሪ ዓቅሊ 100 ብሚኢት ኣደኒቀካ ኣለኩ ሓፉትካ ጓል ትግራይ እንተ እዛ ጓል እሞ ንበይና ኣብ መንገዲ ከም ትዛረብ ዘላ ይቆፅር 😁😁እና ሜሪ ብጣዓሚ ኣድኒቀካ ብስቅታ ኩሉ መሊስካላ👍👍

  • @eyobhabtom
    @eyobhabtom3 ай бұрын

    ብራቮ ቲቲ ዋዕሮ እዝኑ ደጊፍኪ ኣስምዕኪዮ ነዚ ዕሱብ ወዲ ኤልሳ ጎምጻጽ

  • @kebrontedmer6581
    @kebrontedmer65813 ай бұрын

    Ezeom HGDF zedegefu resom ayserehen sembel eyom keatwu meat zeweredo Europa america nezom tetsewer.

  • @milkatesfay5302
    @milkatesfay53023 ай бұрын

    Halawu, my God kitzareb

  • @radyaesmael-ex7vk
    @radyaesmael-ex7vk3 ай бұрын

    Meron hulkos ni merahi hagerna kitznxil tewiel zelkas ni wetof tigrawai merahika mis alalet gexka gwahri meslo sem aitleli tebla tokla eka tokla biravo tete haftey ezno degifki asmiekuo 🇪🇷♥️👍👍👍

  • @abielmessi-ov7gm

    @abielmessi-ov7gm

    3 ай бұрын

    Ayyy dkum resi

  • @YeshiMos
    @YeshiMosАй бұрын

    Fetina xeli'ena Alem zmeskerelu hayal mengisti eyu.Zeygbu'e Ma'aserti gedifka

  • @merhawi2290
    @merhawi22903 ай бұрын

    ሜሪ ሓወይ ሕጂ ውን ኣንበሳ ኢኻ። ወይልኡ ዝወለደኪ እምበር ዝተመርዓወክ'ስ ይፈትሓኪ።ምሕረት የውርደልኪ

  • @fiorikefela1090

    @fiorikefela1090

    28 күн бұрын

    Kdem fetihiwa mszias hanti lyti ka ayhiderin

  • @tesfiemichael9123
    @tesfiemichael91233 ай бұрын

    መሪ ሓያል እዩ.. ስቅ ኢሉ.. ከምዝ ሰብ ክኸውን ይደሊ.. ዋላ ደጋፊት ትኹን... ስድነት ድፍረት.. ጽላለ.. እዩ.. ደጋፊ ኩን ካልእ... ብ ስነ ስርዓት.. ዘይዛረብ.. ጽሉላ ት እዮም. ጽልልቲ ኢያ.. ሰብ.. ብ ምልሓሱ ይፍለጥ... Your wards locate you ገሊኡ ስብ.. ድፍረት ስድነት... Confidence ይመስሎም.... No ጽላለ እዩ ጽልልቲ ኢያ

  • @woalesk2432

    @woalesk2432

    3 ай бұрын

    Hasawi hasawi hasawi hasawi hasawi hasawi hasawi tegeri tewet titt grazie mille gegena Eritrea nel Eritrea ❤❤❤❤❤

  • @user-rw5bo5yn1w

    @user-rw5bo5yn1w

    3 ай бұрын

    @@woalesk2432😂😂😂😂😂😂😂

  • @Serawgundi1
    @Serawgundi13 ай бұрын

    ጥበበኛ እያሱ ወዲ ሲራክ "ካብ ምስ ሕስምቲ ሰበይቲ ምንባር፣ ምስ ኣራዊት በረኻ ኣናብስን ኣናብርን ይሓይሽ ዝበሎስ ሓቑ'ዩ። ሽፍታን ጨካንን ሕልና ኣልቦን ዝኾኑ ሰባት፣ "ኣብታ ኤርትራውነት ትብል ናይ ትምክሕቲ ማዕከን " ከም ዝዕቖቡ ልዕሊ'ዚ እንታይ ህያው ምስክር ክህሉ'ሉ!። ሜሪ ሓወይ❤ ግን ትዕግስትኻ ኣድኒቕካን ኣድኒቐካን ኣለኹ።

  • @tirhashailu619

    @tirhashailu619

    2 ай бұрын

    bihaki

  • @tekelityouhanes1044
    @tekelityouhanes10443 ай бұрын

    Alem tsewar

  • @dadidad4572
    @dadidad45723 ай бұрын

    ናይ ልበይ ተዛሪባትለይ ምወሰኩላ ኔይረ ኢየ

  • @Gsol105

    @Gsol105

    3 ай бұрын

    Kaliay seb mesel ensisa rekibna 😂

  • @fiorikefela1090

    @fiorikefela1090

    28 күн бұрын

    Barya ertrea kydka netom serawit abriyom nabrom kgebru dekom krieu. abzi tezaribka dea entay waga haliwo. Tebelasi.

  • @user-kf2oz9ez5p
    @user-kf2oz9ez5p3 ай бұрын

    በልዬ አጆኺ

  • @eritreandefender5370

    @eritreandefender5370

    3 ай бұрын

    What?? She didn't say any substance. No zerooooooo!

  • @fiorikefela1090

    @fiorikefela1090

    28 күн бұрын

    Way nea mihasha Meat meniseyat asilom ymsiyu alwo ab tiktok ab gezu. Nesa 100 seb hiza fichim ktbil kela.

  • @luwamgebrehiwot1882
    @luwamgebrehiwot18823 ай бұрын

    እዎዎ ጽንዓት ይሃብካ ሜሪ ሓወይ ነዚአን ሰሚዕካ ካብ እቲ ውሽጣዊ መንነትካ ኤርትራውነትካን ፍቅሪ ንሃገርካ ንህዝብካ ዘለካ ፍቅርን ክብርን ከይትጉድሎ ተጠንቀቅ ብዙሕ ሰብ ዩ ኣባካ ተስፋ ዘለዎ ኣጆካ ጅግና ኢካ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @jowisdom5321
    @jowisdom53213 ай бұрын

    Meron, you did well! Bless her....she needs help! Delusion+trauma can be dangerous though, may God bless her!

  • @woalesk2432
    @woalesk24323 ай бұрын

    Gegna Eritrea Gegna Eritrea gegena Eritrea

  • @user-xb7lq4rc5v

    @user-xb7lq4rc5v

    3 ай бұрын

    😂

  • @helentewolde2772
    @helentewolde27723 ай бұрын

    Tack! It is so shameful that she is Eritrean. She has no class nor respect. Meron; your patience shows your intelligence, Big respect to you. you are truly a gentleman.

  • @numielmebrahtu2269
    @numielmebrahtu22693 ай бұрын

    Meri msaka Alena nkid xray nkidimit kemaka tekalesti eyom zedliwa zelewu eritrea ❤️❤️❤️

  • @user-wi9cq7oc5g
    @user-wi9cq7oc5g3 ай бұрын

    Meri kemakas 1000000 yweledu behaki🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-lg2pi9tf8h
    @user-lg2pi9tf8h3 ай бұрын

    አስኻ ንባዕልኻ ለኽባጥ ኢኻ

  • @samuelabrham
    @samuelabrham3 ай бұрын

    Xewar eka kemey elka semiekaya

  • @user-jv9fg2pc1n

    @user-jv9fg2pc1n

    3 ай бұрын

    Hakee tezareeba

  • @beyenetewolde1332
    @beyenetewolde13323 ай бұрын

    ኣብ ሳህራን ኣብ ባሕርን መን'ዩ ንኣደዳ መከራ ዘቃልዓኪ። ባርያ ጥራይ'ዩ ንገራፊኡ ዝባርኽ። እዛ ብዘይ ኣቦ ዝዓበየት ነውራም ጉዳያ ካልኣይ ጊዜ ኣብ ሚግሬሽን ክረአ ኣለዎ።

  • @teklehaile1078
    @teklehaile10783 ай бұрын

    ጌጋ ደኣ ይኽለኣለይ እንበር ኣብታ "ተድምረናል"ዝብሉ ዝነበሩ ዝረኣኽዋ ይመስለኒ።

  • @mera5023
    @mera50233 ай бұрын

    "ጥርሑ ገረወኛ ፥ ብዙሕ ድምጺ ይገብር "!ምስ በዓል እዚኣ ከመይ ጌርካ'ዩ ኣብ ጣውላ ኮፍ ኢልካ ብዛዕባ ሃገር ክትዛተ? ኣበይ'ያ ግን ትቅመት?

  • @mandelaman776

    @mandelaman776

    3 ай бұрын

    Sweden

  • @habtomfsehaye
    @habtomfsehaye3 ай бұрын

    ሜሮን ሓወይ ኣዚዩ ዝገርመኒ እቲ ናትካ ዓቅልን ትዕግስቲን እዩ እቲ ዝዓበየ ትምህርቲ ❤❤

  • @YeshiMos
    @YeshiMosАй бұрын

    Xerfi mlkt nay dkumat sebat eyu. Seb bqelilu bqalatu yflet

  • @ziyadakulu1649
    @ziyadakulu16493 ай бұрын

    Bravo Kemzi’a zaemselu sebat kzarebu edil habom Meri hawey msana sle zelewu hgi entay mukanu kinmhrom ena!!

  • @First-love-1991
    @First-love-19913 ай бұрын

    ዕድል ሂብካያ ዓቃል ሙኻንካ ኣሚነ ❤ ባንዴራና ሃገርና ዚኣ 🇪🇷 ህግደፍ በዲልና ኢልና ኣይንገድፋን ደግፍቲ ግን ሕሙማት ኢኹም ወልፊ ዘረባ የብልናን ቻው ።

  • @YohanaEstifanos-mt8sx

    @YohanaEstifanos-mt8sx

    3 ай бұрын

    Neay bahaqi ane wela mesaka aleku bandeŕa kultien kenbelblen ey keyah semyawit❤❤

  • @maekelekichin6702
    @maekelekichin67023 ай бұрын

    ኣታ ሜሮን ሚዛንካ ዘይትፈልት ካብ ሰብ ናብ እንስሳ ዝቀርቡ ተምጽኣልና

  • @senaitabrham3863

    @senaitabrham3863

    3 ай бұрын

    Yesssss

  • @thabte100

    @thabte100

    3 ай бұрын

    ዕጉም

  • @maekelekichin6702

    @maekelekichin6702

    3 ай бұрын

    @thabte ካልእ ሓሳብ ብዘይ ዓጋመ ውዒግን ብጣዕሚ ተሕፍር

  • @user-zt6up2cg1v

    @user-zt6up2cg1v

    3 ай бұрын

    100% 😂😂😂

  • @zerezghiabrehe1222
    @zerezghiabrehe12223 ай бұрын

    ልክዕ ልክዕካ ነጊራትካ

  • @fiorikefela1090

    @fiorikefela1090

    28 күн бұрын

    Way. Nea mihasha nikiekwa kmwet delyu. Ezi tbilo zla dea lieli 30 amet shabiya ztetkmelu himum zkone poltica endealu. Mensey kdem felitwo adu tentinu megedu serigu alo nezi ke nmen ekum ktmkenyulu danakur.

  • @adietekle9756
    @adietekle97563 ай бұрын

    God blessings you my dear brother ❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏👍👍👍👍👍👍👍❤️❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @CHANNEL-kq4oe
    @CHANNEL-kq4oe3 ай бұрын

    እዛ ሃገር እባ ብዙሓት ጽሉላት እዮም ዘለዋ።

  • @hewan1183
    @hewan11833 ай бұрын

    ባዐል እዚአተን ደናኲር ዝተዛረብኦ ግፍዒ እልፊ ሸራሙጥ ደቀን ክረኽብዎ ኸሎው ብጣዕሚ እዪ ዘሕዝን። ክንደይ ህህደፋውያን ደቀን ሲኢነን አብ እዘን ውሽጢ 2 ዓመት መስጣ አደ ድኻ ወሪድወን። እግዚአብሔር ምህላው ረሲዔን

  • @tsegaygebru
    @tsegaygebru3 ай бұрын

    ሜሮን ጉድካ ተቓሊእካ

  • @user-xb7lq4rc5v
    @user-xb7lq4rc5v3 ай бұрын

    ሜሮን ናይ በሓቂ ሓያል ሰብ ምልክት ናይ ሓያል ሰብ ምልክት ኣርኢኻና ሓፍተይ ብጣዕሚ ተሕዝኒ ሃለውሎው በቃ መእረዪ መቁጸሪ ዘይብሉ ዘረባ😢

  • @Acnt12
    @Acnt123 ай бұрын

    Great job Meron this is absolutely evil 👿 thought ✝️✝️✝️✝️🙏I love the way you crossed 🤞 your face

  • @user-tm9we8qu6r
    @user-tm9we8qu6r3 ай бұрын

    በዓል እዚኣ ሓዳረን ክመርሓ ከማን ዓቕሚ ዘይብለን ኣብዚ መጺኣ ዓንጀልጀል እንተ በለት ብዙሕ ኣይገርመናን ኢዩ።ቕድም ሂወትኪ ምርሒ ብብብብብላላላላላሽሽሽሽሽሽ።

  • @luwamtekletekle5564
    @luwamtekletekle55643 ай бұрын

    Meri smar boy ajoka mnalabat buzuh ktxfae tkel tkewn gn nska nbuzuh seb absilka ika dedhriom zeyanderka bemni xeytedarebeka eyom delyom nska gn ajoka ab metkelka msaka alena❤❤❤❤❤

  • @eritrean8340
    @eritrean83403 ай бұрын

    ረቢ ዓፎያ የውርደልኪ❤❤❤

  • @hareguwoldu1704
    @hareguwoldu17043 ай бұрын

    እእእዎዎዎዎዎ በስመአብ እግዝኦ መሓረና ክርስቶስ

  • @someone7373
    @someone73733 ай бұрын

    Kan du sänka, sänka😂. Sänka vad 😂. Hon har inte kompletterat SFI än.

  • @AY-kt9sb

    @AY-kt9sb

    3 ай бұрын

    Hon är så irriterande. Tsifaya ymetseka 😡

  • @raheltsegay4463

    @raheltsegay4463

    3 ай бұрын

    Senka senka temhari sfi megemerya

  • @sreritrean2043
    @sreritrean20433 ай бұрын

    Meri hulkus she is so smart girl ,,,hade dumsus Gay aynet eka gin

  • @user-ni7ky4tn8w
    @user-ni7ky4tn8w3 ай бұрын

    Please no one will tell her to behave like this. She is just addicted to create drama and show off by herself. She is alone. Hope she can find some sort of happiness in her life. Really sorry for her kids if she has any. She is in trouble. God help her

  • @lidiaandabbysshow3654

    @lidiaandabbysshow3654

    3 ай бұрын

    I think she has wrong idea of herself.

  • @Abi-hero
    @Abi-hero3 ай бұрын

    ሜሪ ገሪሙካ ዶ? 💙🌿💙🌿🇪🇷💙🌿🇪🇷

  • @genetabraha6716

    @genetabraha6716

    3 ай бұрын

    🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷ኢሱ ጂግና 💪🇪🇷🥛🇪🇷💪🇪🇷💪👈

  • @hkt4505
    @hkt45053 ай бұрын

    ስለምንታይ ኢኺ ተረፍ ዓሳ ክትኮኒ ዓድኺ ገዲፍኪ ወጺእኪ እባ በሉለይ በጃኹም?

  • @wediEri_9

    @wediEri_9

    3 ай бұрын

    ተረፍ የመናውያን ዓዲ ዓረብ ከ ትሓዝነሎም'ዶ

  • @eritreandefender5370
    @eritreandefender53703 ай бұрын

    Dear Meron. Long time follower, you deserve a standing ovation!!! And a subscription my brother!!!. What a patience in the display of utter ignorance. Good job Meron.

  • @ytfkfguy5738
    @ytfkfguy57383 ай бұрын

    Asey Ambset

  • @SalehIbrahim-jv7qp
    @SalehIbrahim-jv7qp3 ай бұрын

    ሜሮን ናይመስፍን ሐጎስ ታሪኩ ጸይቆ ሕጂ ምስ ወያነ አብ መቀለ መጹ ተራኪብ አጋዜን ዶ አይኮን አብ መቀለ እታይ ይገብር ነሩ ንሕ ንፈልጦ ሕጂ ሜሮን ዘትፈልጦ

  • @yorusaman5095
    @yorusaman50953 ай бұрын

    Niskis netom joganina bal niski ketnashiwe malitike texabay haley guhaf 😢 😢😢😢😢😢

  • @user-jv9fg2pc1n

    @user-jv9fg2pc1n

    3 ай бұрын

    Goohafe temahre kabea

  • @fiorikefela1090
    @fiorikefela109028 күн бұрын

    Eway betami patient eka. Entay aynet seb ya nsaeda selim yu tblena ala kabzi kulu halelew gida entay koynu seb kab adu ynefis alo zytbili anjal.

  • @muhurbeyene5800
    @muhurbeyene58003 ай бұрын

    ሜሮን ጥይቂ ዝገበርካሳ ኣድጊ ግበሮ እዪ ሕቶን መልሲን እንዳሃብካ ከተዛርባ ነይሩካ ከም ማይ ቡንባ ከፍቲካያ ስቅ ምባልካ ግን ከም ኣነ ንመይዳ ቡቁዕ ኣይኮንካ እያ ዝገልጻ😮😮

  • @onelovelove7688
    @onelovelove76883 ай бұрын

    ሜሪ ሓንቲ ክብለካ ዝደሊ ካብዛ ጋል ብዙሕ ተማሂርካ ክትክወን ተስፋ ይገር፡ ማለተይ ሲ ንስኻ ሕማቅ ሰብ ኢኻ ማልት ኣይኮነን፡ ዘመና ብዙሓት ከድዓት ሸይጥቲ ዓዶምን ህዝቦምን መንነቶምን ስለ ዘለዉ እቃዕ ኣዛረብካያ፡ ንስኻ ክኣ እቲ ክበርሃኣልካ ዘለዎ በሪህልካ ይኸውን፡ ሓደራኻ ብ ኤርትራውነትካ እንዳ ኮራዕካ ከም ቀደምካ ቀጽል፡ ካላይቲ ሓደራኻ ክኣ ከምቲ ብድሕሪት ዝድፍኡኻ ኣለዉ ዝበለቶ እንተ ኮንካ መገድኻ የዕሪ፡ እንተዘይኮይኑ ኣጆኻ ኣካይዳኻ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብለኒ ብዝያዳ እቲ ኣብ ኤርትራውነትካ ምንቅ ዘይትብል ምኻንካ፡ ቲቲ ሓብትና ከኣ ሜሪ ክንዲ ዝኾነ ይኹን ሓውኺ ኤርትራዊ ምኻኑ ብስነሓሳብ ዝተፈላኹም ደቂ ሓንቲ ቅድስቲ መሬት ኤርትራ ስለ ዝኾንና ምፍልላይና ን ብልጽግናን ሰለማዊ ረብሓ ህዝብናን ሃገርናን ደኣ ይኹን፡ እቶም ብድሕሪት ኣለዉ ከድዓት ሸየጢ ሃገር ዝበልክዮም ከኣ ኣብ ተቃውምትና ቦታ የብሎምን ኣጆኺ መርከቦም ተገምጢላቶም እያ፡ ንቃወም ንደግፍሲ ሃገርናን ህዝብናን ልእላውንተት ሃገርናን ዝትንክፉ ቦትኦም ኣብቲ ጉሓፍ ሕልንኦም ጥራይ እዩሞ ኣጆና፡ ሜሪ ክኣ ብሓቂ ቅኑዕ ተቃዋማይ እንተኾንካ ካብዚ ሎሚ ዝወዓልካዮ ዝሕይል ጉዕዞ ዝጽበይካ ዘሎ መምዘኒ ይኹንካ፡ ቀጽለሉ ማዕዳን ተግሳጽን ጌርካ ወሰዳ እዛ ሕጥቦ ጽሑፈይ ንተኽብሮን ትብህጎን ኢኻ ትግስጾን ትምዕዶንሞ ብኻልእ ዓይኒ ኣይትጠመታ ነዛ ጽሕፍተይን ን ቲቲ ሓብትኻን ቲቲ ከኣ ከምኡ፡ 🇪🇷 ወትሩ ዓውት ንሓፋሽ ዘላለማዊ ዝኽርን ክብርን ነቶም ሂወቶም ኣወፍዮም ሂወት ዘዝርኡልና ጀጋኑ ሓርበኛታት ኤርትራ፡ ነዛ ሃገርን ህዝብን ዝተቃለሱን ዝቃለሱን ዘለው🇪🇷 ። ወላ ውን ነዞም ቃልሶም ኣቃሪጾም ኣብ ደምበ ከድዓት ዘለዉ፡ ስለቲ ዝ ሰርሕዎ ጅግንነት የቀንየልና እንዳ በልና፡ ዝሓለፈ ሓሊፉ ክቡራት ኢኹም ኔርኩም እሞ ደጊምኩም ናብ ክብርኹም ትምለስሉ ግዝየ ይሃልኹም፡ 🇪🇷 ኤርትራ ሃገርናን ህዝብናን ኣምላኻ ይባርካ ኣሜን።

  • @eritreandefender5370

    @eritreandefender5370

    3 ай бұрын

    Eritrean people need change for the better. No more excuses. Let Eritrean have the right to build our country. "Come to Eritrea" is not enough. We need strong rules of law. Our responsibility and right clearly defined.

  • @eritrea-luleya520

    @eritrea-luleya520

    3 ай бұрын

    Amen

  • @habenhadish938
    @habenhadish9383 ай бұрын

    "እዚ ብይቅሬታ ዝሕለፍ ከምዘይኮነ ጥራሕ ይሰመረሉ" ምናልባት ጽባሕ ተጋጊየ ኢልኪ ድሕሪ ኢሰያስ ኣብ ዘላ ኤርትራ ክትቅልቀሊ ከይትፍትኒ ። ብሕጊ ዒራዒሮ እንታይ ይጥዕም ሲ ክትጥዕምዮ ኣለኪ ።

  • @YeshiMos
    @YeshiMosАй бұрын

    Tarik mermru tegaru kab qedem gemirom xela'eti Eritrean hzban eyom.bezi zqbelekum yelen

  • @sewitghabremichael3132
    @sewitghabremichael31323 ай бұрын

    O Goyta zeblewo zegebrewo ayfeltun eyom mo YIKRE belolom!!🙏

  • @user-xz9ch8fy2k

    @user-xz9ch8fy2k

    3 ай бұрын

    ጎይታ ኢድ የብሉን ኣብዚ ቀይዲ በተክ ኣዋልድ ብሕማም ምዕራባውያን ፈሚንስት ዝተበከላ ሕብረሰብ ይልክመኦ ኣለዋ ዓገብ ክበሃል ዝግበኦ ኢዩ ወዮ ደኣ እቲ ሕብረሰብና ወዲቁ ዓነው ኢሉ፡ኢዩ እምበር ስዲ ኢያ እዚ ምስ ከምዚኣተ ዝዛረብ ንሱ እዉን ጥዕና የብሉን ከም ደቂ ሃገር ኣብ ከምዚ ምውዳቅና ኣዝዩ ይሕዝን ሕሱም መንግስቲ ከምዚኣ ኢዩ ይገርብ ኣብ መንጎኻ ኲናት ይኣጉድ ንሱ እንዳ ሰሓነ ይነብር ዓለም ናይ ሰይጣውንትን ሕሱማት ኢያ ሰላም ዝደሊ ንዓለም ንሰይጣንን ክኽሕዶም ኣለዎ ምስክር ኢየ ሰብ ካብ መንገዲ ኣምላኽ እንተ ወጽዩ ምንባሩ ብላሽ ዩ ንምንባር ድማ ትርጉም ትስእነሉ ኣብ ባህሊ ሃገረይ ጓል ቀኒዓ ኣይትጥምትን ኢያ እዚኣተን ከጥፍኣና ዝመጻ ልኡኻት ሰይጣውንቲ ኢየን ኣቃልሊካ ዝርአ ጉዳይ ኣይኮነን እዚ ።

  • @user-hk5zn3bw7o
    @user-hk5zn3bw7o3 ай бұрын

    ዎ ኣምላክ ከም ሜሮን ትዕግስቲ ሃበኒ🙏 ኪዲ ስዲ ኣታዓባቢያኣ ዝበደላ ፎፎ🤑😬🤑

  • @akilebahta8427
    @akilebahta84273 ай бұрын

    ብጣዕሚ ትሕዝን ኣንስ ከመይ ዝበሉ ሰብኡት ዩም ዝወልድለን ዩ ዝገርመኒ መክንይቱ ሕልና ናይ ኣምላክ የብለንን ወላ ትደግፍ ከምዚ ዓይነት ስድነት ሰጠናዊ ስራሕ እሞ ካኣ ጋል በስምኣም እልካ ምሕላፍ ይሓይሽ ። ምሕረት የውርደልኪ ሃገረይ ጋሓፍት ተፈጢሮም

  • @mekonen3362

    @mekonen3362

    3 ай бұрын

    ኣብ ኮምኒቲ እዮም ዝዝርግሔወን ከምዚ ናይ ኩምደረ ናይ ጎደና እምበር ምስ ባዓል ቲቲ ዳኣ ከመይ ዝበለ ሓዳር ክትሰርሕ!! መምስ ሰኸሩ ጎቲቶምን ይኾዱ ይኾኑ

  • @Gsol105

    @Gsol105

    3 ай бұрын

    😂😂😂😂

  • @danielhaile6285
    @danielhaile62853 ай бұрын

    ሜሪ ኣስሊ ነዛ ቪድዬ ኣብ ናይ ካልእ ቻነል ሪኤያ እንዱየ ግን ከኣ ነዓኻ ውን ክረድት ይግበኣካ'ዩ ❤❤

  • @senaitghebrezghi9773
    @senaitghebrezghi97733 ай бұрын

    Proud of you tanks 🙏🙏🙏Titti❤️❤️❤️❤️

  • @nardostesfazghi9923
    @nardostesfazghi99233 ай бұрын

    ሜሮን ዘይፈለጥኩ ኔረ ለካ ነዛ ጎቦ አፋ ኤልሳ ጭሩም ዕስብቲ ወዲ ሐፍታ ኢኻ ምሕረት የውርደልኩም።

  • @selinayostina6565

    @selinayostina6565

    3 ай бұрын

    🤔😱😱😱

  • @ebrhimosman619
    @ebrhimosman6193 ай бұрын

    Labam seb Meron yaho!!!🌷Edmen tennan yehabka fatari inshallah!!!🌷🤲🤲🤲🤲🤲🥰Meron jigna anbesa💕👊👊👊🌸💪💪💪🌷🤙🤙🤙💕👌👌👌🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷💕🥰✌️✌️✌️🌷✅✅✅

  • @miracle5115
    @miracle51153 ай бұрын

    that is all hegdef left with low of the low

  • @tedros5352
    @tedros53523 ай бұрын

    ተዓልያ ሰበብ እዛ ጋል እንታይ ዲያ ትበልዕ መስኪነይቲ ግን ተደንግጸካ ኣምላክ ምሕረት የውርደላ

  • @tinates7354
    @tinates73543 ай бұрын

    Merona,you really are smart . I appreciate your patience 🙏

  • @FiliSami
    @FiliSami3 ай бұрын

    bjeka g 15 kalie politics tfelt do kolelu mninu genzebka tray akab ab youtube konka mesheketi titikemelom zeleka eska tgedid kab hgdef

  • @MeronEmbaye-qb4jq

    @MeronEmbaye-qb4jq

    3 ай бұрын

    Haftka dya😂😂😂 hazelna

  • @user-um2wh9fo3l

    @user-um2wh9fo3l

    3 ай бұрын

    hgdaf aregit Wahid

  • @yoditsahle2046
    @yoditsahle20463 ай бұрын

    አታ ክንደይ ለሕበጥበጥ ትብል ኢኻ ቲቲ አንበሲት ዋዕሮ ኤርትራዊት ጓልቶም ጀጋኑ ሐቂ ብሐቂ ጓል እቲ ጀግና ወዲ አፌ ኢሱ ።በርትዒ ትኩርቲ ኤርትራዊት ቆሕመም አቢልክዮ ብኾፉ አደቂስክዮ ምስ ነብሱ ይሟገትዩ ዘሎ በልዮ ክሳብ ዝጸሪ ጓል ኤረይ ጳዕዳ♥🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @user-wi9cq7oc5g

    @user-wi9cq7oc5g

    3 ай бұрын

    Neska hejii ney bhaqi Kem Seb tehasbe meskinay adgixkanie 😢😢😢😢😢

  • @YoditmarkosYodit
    @YoditmarkosYodit3 ай бұрын

    Feqerrrr❤❤❤❤

  • @user-kz3ig9cf3e
    @user-kz3ig9cf3e3 ай бұрын

    Merii fenji atkilkaya, bravo ksned u !

  • @adobro837
    @adobro8373 ай бұрын

    ሜሮን ድርባይ ዛህር ጠፋ ጌራትካ ክክክ ኣብ ገዛይ ዝኾነ ስም ኣልዒልኪ ኣይትዛረቢ ክትብል ጸኒሕካስ ተመሊስካ ድማ ስም ጥቐሲ ትብል ክክክክ ሕውሓት ዋሕዲ ኣብ ብሉዕ ኣይትበላዕ ዝዓርከይ ✅🇪🇷✅🇪🇷✅🇪🇷 ናይ ፖሎቲካ ስነ ሓሳብ ስለ ዘይብልካ ንኽትምልሰላ ዓቕሚ ሲኢንካ ድንን ድንን ምስ መጽሓፍ ኣይኮነን::

  • @adobro837

    @adobro837

    3 ай бұрын

    @@faligali6690 ክክክክክ ንሱ እምበር ብሱል ሓሳብ የብሉን ብድፍኢት ከም ዝኣቱ ዝተጋህደሉ ኣጋጣሚ እዩ::

  • @gogetit1746
    @gogetit17463 ай бұрын

    She has evil on her eyes 👀 wow who gat kids from this woman meri hawye you one of a kind ajoka hermeti eya eziha tewtirala tezarbo atefeltne KEEP FIGHTING BROTHER

  • @AlyeGheryeGhebrehiwot
    @AlyeGheryeGhebrehiwot3 ай бұрын

    አነ ደአ ንዛ ጋል ዋላ ሐንቲ አይቅየመላን እየ፡መኽንያቱ መን ምካንካ ምስ መን ከምትከይድ ንገረኒ፡ይብሉ፡፡ካብዜአ ደአ እንታይ ክረክብ ኢሉ ሓሲቡ????

Келесі