ጉዳይ ኢሮብ ኣብ UN ቀሪቡ | መቐለ ፅቡቓ ንዓለም ተቓሊሑ| ኣለም ገብረዋህድ ተሸይሙ|

#ጌታቸው #ሑመራ #ፀለምቲ #ፖለቲካ #ቆቦ #ኣላማጣ #ራያ #zena_tigrigna #tbstig #ሑመራ #ወልቃይት #ፖለቲካ #ኣምሓራ #ፋኖ #ህግደፍ #eritreanews #tigraynews #ትግራይ #EriTVEritreaOfficial #ኤርትራ #ኢሮብ #ኢሳይያስ #ህወሓት #ብልፅግና #ምድማር #tdf #ወልቃይት #ፀገደ #ኣገው #ዊልያምሩቶ #ኬንያ
ትግራይ ብሮድካስት ሰርቪስ ሚድያ ትስፍውቲ ሓዳሽ ትግራይ ንምግሃድ እጃሙ ክዓምም ዝንቀሳቐስ ዘሎ ትካል ሓበሬታ እዩ።
Welcome to TBS, the official channel of the Tigray Broadcast Service. TBS is a new and independent media platform that aims to inform and entertain the people of Tigray and beyond. We cover the latest political news and current affairs in Tigray, Ethiopia, and the Horn of Africa. We also produce original and quality content that showcases the rich and diverse history, heritage, and identity of Tigray. Our vision is to contribute to the realisation of the new Tigray, a prosperous and democratic region that respects human rights, diversity, and peace.
Join us and "subscribe" to our channel to get notified of our daily updates and live broadcasts.
Thank you for your support and feedback. Together, we can make a difference.
TBS: Your Preferable Newsroom and New Information" Please subscribe, watch, and leave your comments. We will use the comments as needed to build our organisation.
Thank you!

Пікірлер: 54

  • @user-jl6mu3em9y
    @user-jl6mu3em9y24 күн бұрын

    የህደኣ ወያነ

  • @MarthaHaymanot
    @MarthaHaymanot23 күн бұрын

    Alem G.w💖💖💖💖💖

  • @Muez_Gidey
    @Muez_Gidey23 күн бұрын

    💛❤

  • @TESFAIWOLDESELLASSIE
    @TESFAIWOLDESELLASSIE24 күн бұрын

    I am impressed by your presentation. Keep it up

  • @tamutafu528
    @tamutafu52823 күн бұрын

    Thanku. So. Much. ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-vu6pr2xc6b
    @user-vu6pr2xc6b21 күн бұрын

    Algeria's agreement is final and binding, FINITA.

  • @GebrekidanTeklemichael
    @GebrekidanTeklemichael23 күн бұрын

    Only Tigrians can resolve the problems of Tigrai. Tigrai leaders should strongly work hard with the atmost commitment.

  • @robelteclemichael763
    @robelteclemichael76324 күн бұрын

    ቦኾኽ ቦኾክ😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @elsagaiem4132
    @elsagaiem413224 күн бұрын

    Temesgen ❤❤❤

  • @lathishlathish9804
    @lathishlathish980424 күн бұрын

    ❤❤❤❤

  • @hailemariambirhane5213
    @hailemariambirhane521323 күн бұрын

    አነ ዝሪኦ!,ብኣንፃር ናይ ትግራይ ህዝብ ረብሓና ዘላቂ ሠላም ዘረጋግፅ ክኮን ይግባእ!!

  • @haregmusr5624
    @haregmusr562424 күн бұрын

    ንጹጹይ ሐበሬታኹም ክነመስግን ንፈቱ

  • @sengalstifanos6921
    @sengalstifanos692122 күн бұрын

    Anta aytdekhmun dikhum? Zeytgedfwa neza Eritrea!!!

  • @user-md6tu2vy9d
    @user-md6tu2vy9d24 күн бұрын

    "Kem wudb Kidmi kulun lieli kulun ztefenakele mahberesebna naymimilas sirahti kekedm ygbae"

  • @user-zv7yk2zu7j
    @user-zv7yk2zu7j24 күн бұрын

    በቃ አለም መይሶም አእትዮም አየ መከራ ህዝቢ ትግራይ

  • @zaebakulu8553

    @zaebakulu8553

    23 күн бұрын

    ኣለም ታይ ዶ ገይርካ እዩ

  • @HabenHaile-tf7xb

    @HabenHaile-tf7xb

    23 күн бұрын

    @@zaebakulu8553 ታይ ከ ፅቡቅ ኣሎ ኣብ ኣለም

  • @zaebakulu8553

    @zaebakulu8553

    23 күн бұрын

    @@HabenHaile-tf7xb እስኪ እዚኣ ገይሩ በል

  • @1birryoutube
    @1birryoutube24 күн бұрын

    ጥጃ ዘይኮነስ ጥጅእ

  • @deqiqehadush424
    @deqiqehadush42424 күн бұрын

    ብሉፃት ሚድያታተይ TBS Tigray Horizon TMH Tibeb Yibrah Rara Media Tsion Media Finote Berhan Media Network DW ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @zaebakulu8553

    @zaebakulu8553

    23 күн бұрын

    መሃይም ዛራ ሚድያ ኸ ታይ ገይርካ ሳታሊን ማለት መንግስቲ ናይ ትግራይ እዩ ፍለጦ We loved him so much

  • @deqiqehadush424

    @deqiqehadush424

    23 күн бұрын

    @@zaebakulu8553 ስታሊን ውን ኣዝየ ዘድንቖ ንፉዕ ጋዜጠኛ እዩ።

  • @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
    @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb24 күн бұрын

    Ethiopia kitidakem kitserhu alekum Ethiopia kittsegib kela betra nab Tigray eya tiwirwiro silezi nezom timkihtegnatat riesom kidenu giberiwom.

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu855323 күн бұрын

    ጌታቸው ብጣዕሚ ዘይረብሕ ሰብ እዩ😢ከምዚ ኣይተፀበኹዎን

  • @fikirtemamo4717

    @fikirtemamo4717

    23 күн бұрын

    Akmika. Filet. Zeytirebihma. Niska. Eka

  • @zaebakulu8553

    @zaebakulu8553

    23 күн бұрын

    @@fikirtemamo4717 ክላ ወድዛ ጎሓፍ ጎሓፍሓፍ ኣይትበል ትፈልጠኒ ድኻ መሃይም ጋል ማሞ ስርዓት ትሕዙ ተኾንኩም ስርዓት ሓዙ

  • @zaebakulu8553

    @zaebakulu8553

    23 күн бұрын

    @@fikirtemamo4717 ዓንጃል ባዕራይ

  • @WeerWwer-pc5ix
    @WeerWwer-pc5ix22 күн бұрын

    መርየትና ኢና ዝበልና ብዛዕባ ኢሮብ ኣይምልከተናን ቆማል

  • @user-pu2pz5lr2n
    @user-pu2pz5lr2n24 күн бұрын

    መቀለ ጦራሓደያ ትጎራይ ፈረቅ ህዝብኔ አበመከራ እዩዘሎ ሕዊየት አይትበሎና

  • @asefaw4345
    @asefaw434523 күн бұрын

    ሕወሓት በይኑ ምብሓት ይኣክሎ እቲ ባይታ ይመዓራረሞ ህዝቢ ትግራይ ዝደለዮ ፓርቲ ይምረጽ

  • @user-bp7cb4ow7r
    @user-bp7cb4ow7r24 күн бұрын

    እዞም ንፀላእቶም ዐረ ዝኾኑ ቆራፃት ባዓል ኣለም ገብረዋህድን ሞንጆሪኖን ካልኦትን እዮም ሓቂ እንተኾይኑ ፁቡቅ መሪፃም ነቲ ውድብ ኣድሒኖም ንህዝቦምውን ዘድሕኑ እዮም

  • @fikirtemamo4717

    @fikirtemamo4717

    23 күн бұрын

    Bitkikil.

  • @TemsgenGebregergs

    @TemsgenGebregergs

    23 күн бұрын

    Hamed blue dekza dhulat guhafat entadikum tsere hzbi do

  • @TsegayHagos-if9qv
    @TsegayHagos-if9qv23 күн бұрын

    እቲ ዝሓሸ ሚድያ ኮይኑ ረኺበዮ ኣለኹ እዝን ዝስዕባ ሕቶታት ኣፃሪኹም ንህዝቢ የብርሀሉ ጀነራል ታደሰ 1 ጉዳይ ፀለምቲ 2 ጉዳይ ዞባ ምዕራብ ?

  • @user-fi5uv3fc8z
    @user-fi5uv3fc8z23 күн бұрын

    ውድብ ሕወሓት መዓዝውን ኣይስተኻኸልን ውራይ መራሕቲ ህወሓት ውራይ ፀገም ህዝብ ከይኮነስ ፀረ ህዝብ ዝኾኑ ነባራት መራሕቲ ካብ ስልጣንን ካብ ጥቅማጥቅሚ መንግስትን ከይርሕቑ ምሕላውን እዩ።

  • @AlemAbraham-wq5et
    @AlemAbraham-wq5et24 күн бұрын

    When are you going to accuse others for the failure of Tigray ? The main cause for existence of the problem in Tigray is TPLF.

  • @Haylemaryam-br4yp
    @Haylemaryam-br4yp24 күн бұрын

    ፦ አብቲ አኼባ ጌታቸው ሃለወ አይሃለወ ናይ ህውሓት ውሳነ አይቅልበስን። ተዝህሉ ፅቡቅ ነይሩ። ንህዝቢ ትግራይ እዩ ክውሰን ዘለዎ።

  • @kidanehaddish

    @kidanehaddish

    24 күн бұрын

    እቱ ኣገዳስነቱኮ ኣብኡ ዘለዉ ብቅዋም ዝሳተፋን ሓሳብ ዘመንጭውን ዘይኮኑስ ኔትወርክን ብተኣማንነትምበር ብብቕዓት ኣይኮነን ከም ብፃዮም ነብስሄር መለስ ዜናዊ ኣስረስ ከምዝበሎም ዘምሀሮምን ንዝውንዩ ናይመሪሕት ውድቀት።

  • @MebrahtenMebre
    @MebrahtenMebre23 күн бұрын

    ትግራይ ካሊእ ሰብ ሙሁር የብላን በቃ ናይ ሌባ መአከቢ ዉዱብ ኣለም ዶሞ እደገና ተሸይሙ ብጣዕሚ የሕዝን

  • @naninani-wx5eo
    @naninani-wx5eo24 күн бұрын

    አንተይ ዕለማነ አፈተነ ነረወም አየ በቢ ሰሙን በዘይ መቀረፅ ሰበሰባደየ አቲ ዕላሞአም

  • @truth3960
    @truth396024 күн бұрын

    Your entro is boring

  • @kingjo7100
    @kingjo710023 күн бұрын

    የሕዝን እዩ ድሕሪ ዝኩሉ ጨፍጫፍን ከቢድ ዋጋን ዉን ተኮነ ህወሓሽ ሎሚ ዉን ኣብ ሞትና ፖለቲኻዊ ን ናይ ፕሮግራምን ለዉጢ ከይገበረ ምስ ምዕራባዉያን ዳተፃረረ በቲ ዘዉደቀና መንጠዲ ይከይድ ምህላዉ እዩ🤔....ፀላእትና ዕድለኛታት እዮም ከም ህወሓት ዘበለ ነቲ ቡሩቱዕ ህዝቢ ኣሲሩ ዘዉቅዐሎም ብምርኻቦም!

  • @user-pu2pz5lr2n
    @user-pu2pz5lr2n24 күн бұрын

    እረትባዓላ ናይትግራይእያ እረትራ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-bh1cq8ym2q
    @user-bh1cq8ym2q24 күн бұрын

    I have tried to correct those media news providers who claim that Irob is predomonantly Catholic. That is simply far from truth. Not more than 40% of Irob is Catholic. Only Buknaita and maybe, Agaralle, are predominantly Catholics. Hassaballa, Algheda, Mossi Gadde and Garabino are Orthodox Tewahedo. Therefore, it is more reasonable to clain that Irob is predominantly Orthodox Tewahedo. Otherwise, since it is unnecessary at all, religion can or should even be avoided fron the news.

  • @tbstig

    @tbstig

    24 күн бұрын

    የቐንየልና።🙏

  • @eyoeltesfay-tf4kl
    @eyoeltesfay-tf4kl23 күн бұрын

    ህወሓት ትድግፍ እንተሃሊኻ ናይ ድንቁርና መጨረሻ ኢኻ እሞ መፅሓፍ ኣንብብ ታሪኽ ትግራይ 50 ዓመት ተይኮነስ 3000 እዩ ኣንብብ

  • @kidanehaddish
    @kidanehaddish24 күн бұрын

    ግዝኣታዊ ሓድነታ ሲሶ መሬታ ኣብ ባርነት ኮይኑ ዓለም ኣብ ምዕባለ ኣላ ምባሉ ኣሐጊስኩም የሕዝንዩ እዚ ሪፖርት ብግዝኣታዊ ሓድነታ ይከበር ብዝብል ክትካእ ከምተጋሩ ክንሰርሐሉ መተገበአ። _2ይ ኣለም መሊሱ ይትረፍ ናብ ስልጣን ምምላስ ቀደሙውን ዋላ ንህወሓት ተኣጊዱውን የሽከርክሮ እዩ ኔሩ። ሕዚ ብትኽክል ኣቦይ ስብሓት ነጋ ኣብስልጣን ደይቡ። ከምሳዕቤኑ ድማ ተጋሩ ብምዕራባውያን ደጊምና ዋጋ ክንስእን ኢና። መሊስና ድማ ናብዝነበርናዮ ቆላሕታ ማሕበረሰብ ዓለም ከጓንፈናዩ። ብኣንፃሩ ድማ ኢድ ኣእታውነት ብፃዮም ኢሳያስ ክነውሕዩ ማለትዩ።

  • @user-yy4op1mf5x
    @user-yy4op1mf5x23 күн бұрын

    ዜናኹም ነቲ ከቢድ ዋጋ ዝኸፈለ ምስኪን ህዝቢ ትግራይ ንመጠበሪ ንመታለሊ ንመደዓኣሲ ደይመደይ ኢልኩም ተቀሪብኩም ትዝርግሑዎ። ጉዳይ ዶብ ኢትዮጵያ ኤርትራ ብህጋዊ ኣገባብ ናይ መወዳእታን ቀያዲን ተባሒሉ ተፈሪዱ እዩ። ናይ ፈረንጅ ጋዜጣ ገንዘብ ከፊልካ ድሌትካ ኣርእስቲ ክተውጽዕ ትኽእል። እገለ ዝበሓል ፈረንጅ ደጊፉና መስኪሩልና ኢልካ ዳንኬራ ኣይረብሕን። ግደፉ

  • @AfariMadSleuthExportedSalt
    @AfariMadSleuthExportedSalt22 күн бұрын

    ቀውስ ውሻ

  • @tesfayberhe9966
    @tesfayberhe996624 күн бұрын

    ናይ ወዲ ዞሞይ ዘና ተስምኡ ቸኸንኩም ዝወረደ ፍልጠት ዘለኩም እኹም ናይ ኢፈርት ናይ ኦሮሞ ብልግና ዝቅለብ ጉህላ ቀጣፊ face book copy????!?????????????????????????????News

  • @kidanehaddish

    @kidanehaddish

    24 күн бұрын

    እሞ እቱ መማረፂ እንታዩ መብርሂ ዘይብሉ ኣጀንዳ ዘይትንትን ምሽጥራዊ ናይ ሕሩያት ኔትዎርክ ስለዝኾነ ነዚ ምቅላዕ ፅድቂምበር ከመይ ሓጥያት ይኸውን? ናይ ልኡኽዩ እንታይዩ መርተዖ ዘለካ ዶስ ከምቀደም ኣንጃ ዓረና እናበልካ ትፍርጅ ኣል ኮይንካ

  • @AfariWackoSleuth.ExportedSalt
    @AfariWackoSleuth.ExportedSalt24 күн бұрын

    ቀውስ የሻዕብያ ውሻ አገርሽ ሂጂ፡፡

  • @peacewins3281
    @peacewins328124 күн бұрын

    ኣታ መፍትሒ ዘይትእዝዙ ! 2 ኣማረጽቲ.... 1)ዓንቀጽ 39 ኣዊጅኩም,ሃገረ ትግራይ መስሪትኩም,ምስ ኤርትራ ተሳማሚዕኩም ወደብ ምጽዋዕ ተጠቒምኩም ወርቅታትን ፖታሽን ጨርቃ ጨርቅን ካልእ ፍርያትን ሰዲድኩም ትምዕብሉ. 2) ኣብ ትሕቲ ኢትዮጵያ ኮንካ ናይ ባዕልኻ TDF ኣርሚ ንዘላቒ ኣይከውንን ! ስለዚ መንግስቲ ፌዴራላዊ ኦሮሙማ ኮይንኩም ዘዝበለኩም እናፈጸምኩም ከም ኢትዮጵያውያን ትነብሩ! ምዕራባውያን, ኣቢይ ምስማዕ ክኣብዮም ከሎ እዮም ጉዳይ ጀኖሳይድ ብካናዳ ወይ ብዩኤን ጌሮም ዘቃላቕልዎ. ህወሓት ግዚኡ ዝሓለፎ ገረድ ስለ ዝኾነ ምዕራባውያን ኣይግደሱሉን...ግን እቲ እንኮ መሪሕ ውድብ ስለ ዝኾነ ንዕኡ ጸቕጢ ጌርካ ሓዲኡ ምውሳንዩ. .እታ 3ይቲ ምርጫ ድማ ከምዛ ሕጂ ትቑዝምዋ ዘለኹም እናቖዘምኩምን እናደከምኩምን ምንባርዩ !!!😢😢😢

Келесі