ነዚ መርበብ ዩቱብዚ ንምድጋፍን እቶም ዘለው ሓለፋታት ንምኽሳብን ኣብዚ ታሕቲ ብምጥዋቕ ኣባላት ኩኑ:---የቐንየለይ!!! Join this channel to get access to perks: / @dryemane
የቐንየልና ቡሩኽ ሓዉናን ኣያናንንን
Goyta barka doctor hawuna
Tebarek bruk hawna yekenyelna🙏🏽🙏🏽🙏🏽🤗
Thanks dr yeman. አሲድ ጊረሲ ጉረረይ እንዳአ ሐርሐረኒ ጊዜ ተረኪብካስ መብርሂ ከነሸግረካ
Amen Amen Amen thank you so much 🙏🏽❤️🥰✝️💕✅
🎉Thanks so much 🙏🏻 doctor ❤️ 🌟🌟🌟🌟🌟✌️
Thank you doctor ❤
Thank you so much Doctor 🙏🙏❤️❤️
Thank you doctor 😊🙏🏼
Amen (3) Thank you selati kulu thebana temerti GBU
I’m Addicted to jalapeño since I was 7 years old, i grow jalapeños in my garden every year. Thank you for the video DR !
Tebarek buruk thank you
Thank you Dr
Thank you doctor
Thank you very
ሰላም ዶር/የማነ ኣቀዲመ ሲለ'ቲ ኩሉ ተገዲስካ ህዝብና ኣብ ጥዕንኡ ፍልጠቱ ከዕቢ ትገብሮ ዘለኻ ብልቢ ❤ከመስግነካ🙏ይፈቱ። ቐጺለ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ተገዲስካ ቪድዮ ኪትሰርሓላ ዝደለኩ ብዛዕባ ዓይነት ደም ብፍላይ RH 0- ብስአሊ ዝተደገፈ ገርካ ከተቕርበልና ተስፋ ይገብር ምክንያቱ ኣብ ገለ ሰብ ሓዳር ጸገም የምጽእ ኣሎ ንኣብነት፦እቲ ወዲ 0- እንተኮይኑ መጻምድቱ እንታይ ክትከውን ይምረጽ እታ ጋል 0- እንተኮይና'ኸ..... ብዙሕ ምኽንያት ኣለኒ ገለ ካቡ፦3ተ ደቀንስትዮ ንዓመታት ጥንሲ ዝኸደን ኣለዋ ገሊአን ሓደ ወሊደን ክደግማ ኣይካላን ገሊአን ጥዕና ዝጎደሎም ይወልዳ ብዙሕ ዩ........ ሓንቲ ብቐረባ ዝፈልታ ሰብ ኣላ ሰብኣያ 0- ዩ ብዙሕ ጊዘ ጥንሲ ከይዱዋ ክትጭነቅ ምስ ጀመረት "እዚ ኢደ ሰብ'ዩ" እናበለት ኣብ ክንደይ ዓድታት ማይ ጨሎት ዘይፈተነት ፈቀዶ ኣዲስ ኣበባ ገንዘባ ወዲኣ ይቅረታ ኣብዚሐልካ ይኸውን'የ ተገዲስካ ገለ በለን ነዘን የሕዋትና የቀንየለይ 🙏
Thanks more
ኣሜን ኣሜን ኣሜን የቐንየለይ
Egziabher Amlak edmen tenan yhabka dr yemane
Thaaxs
ሁድእ መምህር ❤
Selam amlak neaka ykun Doctor, btami yemesgn sile kulu tigebro amlak memelisu ybarika.private kirekibeka deliye neyre zifqed tekoynu.thank u
ተባረኽ ዶር!!!!!!
ሰብ ክጥጲ ክበልዕ ኣለዎ ሰብ ምስ ዝበልዕ ክኣ ጥዑይ እዩ ማለት እዩ። ዶ/ር የማነ ንጥዕናና ዝኸውን መግብታት በዚ ትህበና ዘለኻ ንዓኻ ኽኣ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩልና ንውሕ ዝበለ ዕድመ ኽንጸንሕ።
Thank you doctor bless you 🙏
👍👍👍👍👍
Thanks brother
Thank you doctor I have jalapeno and serrano I eat every day seven days a week
Aseyyyyyyyyy 🥰🥰🥰
Chili 🌶🔥
Hi doctor kemey qenika doctor Galey baby cold agglutinin disease ab team nrie alena elomna tenqun amexaxuun akelakeluen mebrihi tethbena des mbelenii
Ewayyy xbuk enber anes meas eyom bzaeba ግዕ ezom doctor zzarebu eye zbl neyre mknyatu anes ምሒር እየ ዝፈቱ ብሚሒር ምፍታወይ ባዓል ቤተይ ጎዕ gift ሒዙለይ እዩ ዝመጽእ 😂😂😂😂😂😂😂 thanks
ክቡር ሓው ሰላም ንዓኻ ይኹን፡፡ብቐጻሊ ዝሓተካ ሕቶ ኣላ መልሲ ኣይረኸብኩን፡፡ውሽጣዊ ረስኒ ኣለኒ፡እንትርፎ ብኢደይን እግረይን ኣይርህጽን ኢየ፡፡ዝኾነ ነገራት እንተሒዘ ከኣ ቁልጡፍ ረሃጽ ናይ ምፍሳስ ይቀላጠፍ ክሳብ ሕጂ መድሃኒት ኣይረኸብኩን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ስለዚ ነዚ ኣብ ግዜ ዛሕሊ ከይተረፈ ዝስመዓኒ ሙቖትን ረሃጽ ኢደይን እግረይን ብኸመይ ክፍውሶ ይኽእል??
Пікірлер: 34