Gize ግዜ Media- መልሲ ንመልእኽቲ ወካሊ ላዕለዎት ሓለፍቲ ኤርትራ Tesfamicael Tecleberhan

#ERITREA #Eritreanpolitics #Eastafrica#GizeMedia# #ERISAT#Unity#News#news#Eritreannews#ERITREANNEWS#afar#afer#qafar#eritreanmovie#tigrignyamovie#tigrignyafilm#eritreanfilm#eritreanmusic#tigrignyamusic#eritreansong
#eritreanmusic​ #tigrignamusic​
#eritreanmusic​ #tigrignamusic​
#NewEritreanMusic2020#NewEritreanMusic20201​ #Eritreanmusic​ #Eritreansong​ #Eritreannewsong​ #NewEritreansong​ #MusicofEritrean​ #MusicofTgirigna​#EritreanBest ​ #NewEritreanSongs​ #NewEritreanMusic​ #BestEritrean​ #Eritreannewmusic​ #Tigirignamusic​ #Eritreanbestmusic​ #Eritriantigirgna​ #tigirigna#besttigrignamusic​ ​ #EritreanMusic2020​ #Tigrignamusic2020​ ​ #Eritreanderf​ #EritreanDrama​ #EritreanMovie​ #Eritreanfilm​ #Eritreannewmovies​ #EritreanDramas​ #Eritrean2020bestdrama​ #Eritreanbestfilms​ #Eritreanbestfilm​ #Eritreandrama2020#Eritreandrama2021​ #BestEritreandrama​ #EritreanBestdrama2020#EritreanBestdrama2021​ #ERISAT#eritreanprisoners#eritreanesurat#إري سات#Eritrean_music #tigrgna_music #hyesa_music&Politics ኢሰያስ ኩናት እዩ ዘፈትው by Eritrean entertainment comedies, Dramas, movie, film and music video clips for you. Enjoy! #Asmara​#AsmaraERITRAN​#
GizeMedia# ተኪልኩም ሸር ብምግባር ሊንክ ብምዳድ ክትግዙና ከምእዉን Subscribe ብምግባር ክትድግፋና ብሰናይ ይቅሬታ ክንሕብር ንፍትዉ Sport - Digital Media distribution and promotion. Latest habesha Movie, Music, Comedy Drama. || ሓደሽቲ ቪድዮ ንምርኣይ ሰብስክራይብ ግበሩ::
For More Video Please SUBSCRIBE Here kzread.info/dron/RkZ.html... theasmeraeritrea@gmail.com
© 2023 Copyright_Gize ግዜ Media

Пікірлер: 5

  • @woldaislassie2930
    @woldaislassie2930 Жыл бұрын

    ሓደ ሰብ ብቀጥታ ባዕሉ ገበን ስለ ዝፈጸመ ጥራይ ኣይኮነን ገበነኛ ዝበሃል። መንካዕ፣ የሚን፣ ብስም ትሕተ ሃገራውን ዝምቡሉን ላህመት ሕ/ሰብ ኤርትራ ክብልዑ ከለው ንብጾቶም ኣሕሊፎም ሂቦሞም። ኢሰያስ መላኺ ምዃኑ እናፈለጡ፣ ክሳብ ምስ ኢትዮጵያ መንግስቲ ክንምስርት እናበሎም ሒዞሞ ኣትዮም። ብሓጺሩ ንህዝቢ ኤርትራ ገበል ሒዞምሉ ኣትየም። ውጽኢቱ ከኣ እዚ ሕጂ ህዝብና ዘለዎ ህላወ እዩ። ካብዚ ንላዕሊ ገበን የለን።

  • @kaibronabraham3470
    @kaibronabraham3470 Жыл бұрын

    ዝብኢ ጎቲቶም ኣትዮም፥ህዝቢ ለኪሞም ንባአሎም ጠፊኦም፥ድህሪ ዝናብ ናብ ባኣቲ ፥አዞም ሰባት ኩሉ ከርተት ዝበልሉ ናይ 30 ኣመታት ቃልሲ ፥ጥቅልል ኣቢሎም ንሃደ ኣረመናዊ ውልቀመላኪ ሃገርን ህዝብን ኣረኪቦሞ፥ዝሃዙ ዘይብሎም ኣንጻር አዚ ኣረመነ ተሰሊፎም፥ህዝብናን ሃቅናን ከውጻኣና አዩ ብምባል ነቲ ባአሎም ዝሃነጽዎ ዉድብ ባህሪያቱ ኣይፈላትዎን፥ህግ በላአ ሰብ ሙካኑ ረሲኦም፥ነብሶም ለኪሞም ጠፊኦም፥

  • @redaehaile7849
    @redaehaile7849 Жыл бұрын

    ኖኖኖኖኖ ኩሉ ኤርትራዊ ዝሳተፎ አይኮነን ናይ ሐደ ከባቢ ናይ ጸበብቲ አውራጃውያን ዓለታውያን እዩ ገሊኦም ደቃሉ ተጋሩ ሰለዚ እዞም ብርጌድ ንሐማቱ ሐትነይ ትግራወይቲ እያ አኮይ ትግራውያ እዩ ካብ ወዲ ሐማሴን,ወዲ ሽረ ወዲ አድግራት ትግራዋይ ይቀርበኒ ንዝብሉስ ከይሐፈርካስ ናይ ኩሉ,ኤርትራዊ ምቅስቃስ እዩ ክትብለነና ቁሩብ ሕፈር ኢካ አብ ስደትኩም ከንኩም ጥራይ ለለለለለ በሉ ፍትሒ ንሜዳ ኤርትራ ወሪድካ እዩ

  • @woldaislassie2930
    @woldaislassie2930 Жыл бұрын

    ኣታ ስቕ በል በጃኻ። ኣብ ኤርትራ ኤርትራ ዝበሃል ግዝኣት እምበር ኤርትራዊ ዝበሃል ህዝቢ የለን። ንስኻ ንባዕልኻ ይኹን ብርጌድ ንሓመዱ ብመንነት ተጋሩ ኢኹሞ። መንነትካ ዘይትፈልጥ እንተኾይንካ ከኣ ትም በል። ብሄራዊ መንነትካ እንታይ'ዩ ተባሂልካ እንተትሓቲትካ እንታይ ኢኻ ክትምልስ? ብሄረ ትግርኛ !? ኤርትራዊ !?😂

  • @tomasmogos6239

    @tomasmogos6239

    11 ай бұрын

    ኣስኩት ዘ ብሔረ ደንቢያ!

Келесі