Gergis Full Video. ገርግስ ሙሉእ ቪድዮ

ገርግስ ፣ ጉዕዞ ሓምሳ ዓመት ሂወት ንምንዳይ ሙሉእ ቪድዮ።

Пікірлер: 520

  • @astertesfazgi2750
    @astertesfazgi27502 жыл бұрын

    Ab hade mealti wedieya akerarbaka btaemi mesati eyu emo ka hakeyna zanta btaemi zedegts gn mewedaeta yehguseka welidu

  • @F-NG5
    @F-NG52 жыл бұрын

    ብኡነት ድሕሪ ክንደይ ኮለል ምስ ኣዲኡ ምርካቡን ተመርዕዩ ቆልዑ ምውላዱን ልዕሊ ኩሉ የሐጕስኒ ❤❤ኣምላክ ኣቦይ ሓደራካ ከም ገርግሽ ዓድና ተመሊስና ዓድናን ገጽ ወለድናን ክንርኢ ኣብቅዓና🙏🙏🙏

  • @eritreagreatgezavideos7683
    @eritreagreatgezavideos76832 жыл бұрын

    ብጣዕሚ መሳጢት ዛንታ እዚኣስ ፊልም ክትስራሕ ኣለዎ ገርግስ ናይ ብሓቂ ጅግና ኤሪትራዊ ተባዓ ቀባጽ ደስ ዝብለካ እቲ ኤርትራዊ ክኣ ኩሉ ማዓልቲ ዝተሓባበር የሕጉስካ። may his soul rest in peace hero, Thank you for sharing🙏🇪🇷❤❤ I wish we open gofude me to help his family

  • @medajhon1274
    @medajhon12742 жыл бұрын

    ንብዓተይ ኪቆጻጸር ኣይከኣልኩን ሂወት ብዙሕ ኢዩ ዓይነታ ናይ ብሓቂ በዓል ሃፍታም ልቢ ባባ ገርግስ ኣብ ላዕላይ ሰማይ ይጥዓምካ አምበር ዓለምሲ ተጻቢኣትካ ኢያ

  • @mossesteklesonbet6124
    @mossesteklesonbet61242 жыл бұрын

    በል እስከ ጎይታይ መዓረይ ኩሉ ትኽእል ኢካ ሞ ስደትና ከም ኣቦና ገርግስ ግበረልና ስደትና ዕጥመን ሃበና ገጽ ወለድና።😥😓

  • @z1zz954
    @z1zz9542 жыл бұрын

    ብ መጽሓፍ ኣቢበያ ኔረ፡ኣብ ኤሪ ሽዑ ዝንባዕክዎ ንብዓት ክነግረኩም ኣይክእልን ኢየ።ጀርጆ ከኣ ናይ ሂወት መምህረይ ኮይኑ ወትሩ ኢዪ ብ መንፈስ ዘሳሌኒ፡

  • @gezachnteklegeshu9158
    @gezachnteklegeshu9158

    Gergs hawey inkao kulu arayeka amlak biselam tegadilka adeka rieka welidka amlak biyemanay edu yikebelka 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️

  • @centereri8198
    @centereri81982 жыл бұрын

    ትብዓት ፡ብልሒ ፡ተስፋ እትምህር ብልጽቲ ታሪኽ ።ገርጊስ ኤርትራዊ ሰላም ዕረፍ

  • @gazella2867
    @gazella28672 жыл бұрын

    ኣቢ ፊልም ምኮነ documentary

  • @temreyhabtom8475
    @temreyhabtom84752 жыл бұрын

    ናይ ኣቦና ገርግስ ዝሕጎስኒ ኣደእ ብሂወት መጽንሓ እዩ።

  • @ambesajrsemere723
    @ambesajrsemere7232 жыл бұрын

    ዘይምኖ ታሪኽ ገርጊስ እዝስ ብፊልም ምተሰርሐ ግና ዓቕሚ ይሓትት ኮይኑ ገርጊስ መስኪናይ ከይሓለፈሉ ዓለም ኣርኪባቶ ነብሱ ይምሓር፡

  • @user-vy7wk1vu4k
    @user-vy7wk1vu4k2 жыл бұрын

    ኣብ ኤርትራ ኮሎኩ ልዕሊ 4 ግዜ ኣንቢበያ ሰሚዐያ

  • @fetawidka5685
    @fetawidka5685 Жыл бұрын

    Men alo kemay kulu gzie kidkis keleku ysemia so ❤️💔❤️‍🩹 hadesh tebil zanita 100% 😢

  • @berketpeace2021
    @berketpeace2021

    እብ ስደት ምህላወይ ዓባይ ትምህርቲ እያ ንዓይ እብ ኤርትራ እየ ኣንቢበያ ኣብ ስደት ክኣ ደጊመያ ዓቢ ናይ ስሚዒት ፍልልይ ረኺበላ ምስጋና

  • @teklitestifanos9830
    @teklitestifanos98302 жыл бұрын

    ስደተኛ ኩሉ ግዜ ተጓዓዛይ እዩ

  • @biemnethidru5663
    @biemnethidru5663

    ኣነ ይዝከረኒ 2003/2004ዓም ቀዳም መዓልቲያ ትወጽእ ነይረ ሰብ ጋዜጣ ከይውድኦ ብንግሁኡ ዪ ዝትንስእ ነይሩ ናይ ወዲ ሓደራን ናይ ገርግሽ ጉዕዞ ሓምሳ ዓመት ንዓና ነኤርትራ ዛንታ ዓቢ ጸጋዩ

  • @Drar18
    @Drar182 жыл бұрын

    እዚ ታሪኽ ንዘመናት ከም መወከሲ ሂወትን ቃልሳን እናትሓደሰ ክነብር ዩ እንተተኻ ኢሉ ውን ብእንግሊዝኛ እትዝትርጎም ከመይ ደስ ምበሎና ምስታ ህብብቲ መጽሓፍ THE ALCHEMIST ትማሳሰል ግን ከኣ ሕቀጛ ሂወት ኮይና ረኺበያ

  • @BiniBini-bn5em
    @BiniBini-bn5em

    ንጎዓዝ ኣለና መወዳእቱኡ ገጽ ስድራና ይርእየና ፈጣሪ ። ኣቦና ጌርጉስ መምህር ስደተኛ ኣምላኽ ኣብ የማኑ የዕቅቡካ 😢😢

  • @user-io2sg3nx4p
    @user-io2sg3nx4p Жыл бұрын

    ብጣዕሚ ኢዩ ዝገርም እንታይ ዓይነት ሂወት ኢዩ እዋይ ዘይሕለል ኣቦና ገርጌስ

  • @mosfilamosese4923
    @mosfilamosese49232 жыл бұрын

    ስደተኛ ኩሉ ጊዜ ተጎዓዛይ ዩ፡፡

Келесі