Gere emun part 70 ገሬ እሙን ክፋል 70

Комедия

እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም
ገሬ እሙን ኢንተርተይመንት መዘናግዕን መምሃራይ ዝኾነ መደባት ብምድላው ዝቐርበሉ ቻነል ኢዩ። ሳብስክራይብ ብምግባር ናይ ወትሩ ተኸታተልትና ክትክኮኑ ንምነ። የቐንየልና!
Welcome back to Gere emun Entertainment KZread Channel in Tigrinya Language. We Recommend you to SUBSCRIBE us to get the most updated videos. Thank you!

Пікірлер: 778

  • @mesobTigray03
    @mesobTigray033 жыл бұрын

    አምበጣ ጠፊኡ: ኮረና ጠፊኡ: አብ ሱዕዲ ዘለዉ እሱራት አሕዋትና ዓዶም አትዬም በቃ ዓድና ሰላም ኮይኑ ክሰምዕ/ክርኢ ከማየይ ዝናፈቆ ይህሉ ዶ ኣቱም ደቂ ዓደይ???? ብትይ ብቱይ እኮ ተሳቂቅና ሞይትና🤔

  • @Moqareact

    @Moqareact

    3 жыл бұрын

    ኣሕዋተይ ፅቡቅ ነገር ይግጠምኹም ኣብታ ፎቶይ ብምንካእ ብወላዲት እነኩም ብስም ትግራይ ሰብስክራይብ ግበሩኒ

  • @user-pk4zp1qj6l

    @user-pk4zp1qj6l

    3 жыл бұрын

    ኣሜን ግን ካብ ስዑዲ ዝአተው ኣሕዋትና ክንደየናይ ርግጸኛ ኢኪ ገሊኡ ሕሶት ዩ ገሊኡ ከዓ ሓቂ ዩ ይብል አብ ሓበሬታታት

  • @user-hb3gd3sr8g

    @user-hb3gd3sr8g

    3 жыл бұрын

    ኣሜን እግዚአብሔር ፅቡቅ የስመዐና

  • @user-tf2wr8iq5p

    @user-tf2wr8iq5p

    3 жыл бұрын

    እግዚአብሔር ታይ ይስኣኖ ሓሊፉ ክንርኢ ኢና ምቅርተይ ኣጆና😓

  • @dagmatsibaha1712

    @dagmatsibaha1712

    3 жыл бұрын

    ኣታ ነዞም subscriber ዝልምኑ ለመንቲ ከይትገብሩሎም ለማኖ እዮም በጃኹም ስምዑኒ ዋ ታይ ዓይነት ሰባት እዮም ወደይ መሕለፊ ከሊኦምልና

  • @user-hb3gd3sr8g
    @user-hb3gd3sr8g3 жыл бұрын

    ኾረና ጠፊኡ እሱራትና ተፈቲሖም ኣንበጣ ጠፊኡ ንሰመዐሉ ግዜ 😭 ያሃበና እግዚአብሔር 🌺💜

  • @fanafana3949

    @fanafana3949

    3 жыл бұрын

    Amen Amen Amennn

  • @hejebsis8521

    @hejebsis8521

    3 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ምቅርተይ

  • @user-jr8rx8ni4o

    @user-jr8rx8ni4o

    3 жыл бұрын

    Amen

  • @selamtigray8706

    @selamtigray8706

    3 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን

  • @user-dl8eh2oe9i

    @user-dl8eh2oe9i

    3 жыл бұрын

    ኣሜን/፫/

  • @ariamemun9576
    @ariamemun95763 жыл бұрын

    ሰላም ደቂ ትግራይ እንቓዕ ናትና ኸንኩም : : ክልተና ተዛረብቲ ትግርኛ ዝፈለና የልቦን የሕዋት እና ንዘልኣለም : : ሰላም ኤርትራን ትግራይን ❤️🇪🇷🇻🇳👏👏👏👏👏

  • @kunamawedisheraro8918

    @kunamawedisheraro8918

    3 жыл бұрын

    @@nhaqinber4646 men kei 8 baherti elka bexabxe tigray kia 3 baherti

  • @official__tigrigna

    @official__tigrigna

    3 жыл бұрын

    @@nhaqinber4646 mem emo hasibukm eyu habruna tibluna hkot🙄🙄🙄

  • @selotesfagabir8988

    @selotesfagabir8988

    3 жыл бұрын

    @@nhaqinber4646 tim beli gahiba

  • @dareen7588

    @dareen7588

    3 жыл бұрын

    ሰላም አምላክ ምሳኩም ይኩን ደቂትግራይ ማዓረይ ዕዲመኩም ይንዉሕዮ

  • @gshgdudg2013

    @gshgdudg2013

    3 жыл бұрын

    ኣሜንኣሜንኣሜን

  • @user-bq6gk1ot7t
    @user-bq6gk1ot7t3 жыл бұрын

    ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ኣብ ስቃይ ዘለው እሕዋትና ኣብ የመን ስዒዲ ዓረብ ዘለው 👌

  • @wedimokie4968
    @wedimokie49683 жыл бұрын

    ቢቲ ዝፈትዋ መጽያ ታሓጉሰ ከማይ ታሓጎስኩም ብሩኽ ሰንበት ይግበረልና

  • @Isaac_wedi_Humera_Tigray
    @Isaac_wedi_Humera_Tigray3 жыл бұрын

    ርጋኣት ካብዛ ድራማ ክትጠፊኢ ይብላን ትብሉ ብlike ድምጽኩም ኣስሙዑ 📢 👇🏿

  • @user-lu5rd2zf5w

    @user-lu5rd2zf5w

    3 жыл бұрын

    ❤❤❤

  • @wudasemokenen4316

    @wudasemokenen4316

    3 жыл бұрын

    Yekrat may eyorus Gail ab ruxku talofn sedadaly lab esrail

  • @playtigrigna925

    @playtigrigna925

    3 жыл бұрын

    kzread.info/dash/bejne/n4eem6yTcZmzl9o.html

  • @desalegebreyohanes8616

    @desalegebreyohanes8616

    3 жыл бұрын

    ሓቂ

  • @shewitmultimedia

    @shewitmultimedia

    3 жыл бұрын

    ሓፍተይ መዓረይ ግልጺ ንምዝራብ የሸግረኪ ከምዘለኹ ይፈልጥ እየ ግን ንሓፍተይ ዘየሸገርኩ ንመን ከሸግር እማ ኣነ subscribe ደልየ ኣለኹ እንታይ ይመስለኪ፡ዛ ሊንክ ነኺእኺ,, ተገበርክለይመዘናግዒሒዘ ኣለኹ እሞ እዛ link 👉 kzread.info/dash/bejne/k2WK0tuDqbLSnbw.html

  • @yohanneswedimaykadra1746
    @yohanneswedimaykadra17463 жыл бұрын

    ፈትውት ጆኩር ኣለና Like እስከ ብሩኽ ሰንበይ ይግብረልና ፈጣሪ✝️💒✝️💒🤲🏿🤲🏿🤲🏿

  • @mesobTigray03

    @mesobTigray03

    3 жыл бұрын

    ኣሜን🙏 እንካዕ ንአቡነአረጋዊ ክብረ በዓል ብሰላም አብፀሐኩም ደቂ ዓደይ:: ናምግቢ አሰራርሓ ዩቱብ ሰብስክራይብ ብምግባር አበረታትዑኒ💕🙏 👉kzread.info/dash/bejne/oHeo1a2Yg7GXZKw.html

  • @godislove9722

    @godislove9722

    3 жыл бұрын

    Amen

  • @emnet93

    @emnet93

    3 жыл бұрын

    Amen!!! Enda geriye Emun kulom eye zfetwom❤️

  • @user-wy6co5cq6k

    @user-wy6co5cq6k

    3 жыл бұрын

    💜💙💚💛

  • @shewitmultimedia

    @shewitmultimedia

    3 жыл бұрын

    ሓፍተይ መዓረይ ግልጺ ንምዝራብ የሸግረኪ ከምዘለኹ ይፈልጥ እየ ግን ንሓፍተይ ዘየሸገርኩ ንመን ከሸግር እማ ኣነ subscribe ደልየ ኣለኹ እንታይ ይመስለኪ፡ዛ ሊንክ ነኺእኺ ተገበርክለይመዘናግዒሒዘ ኣለኹ እሞ እዛ link 👉 kzread.info/dash/bejne/k2WK0tuDqbLSnbw.html

  • @user-kr6pu8ki2c
    @user-kr6pu8ki2c3 жыл бұрын

    ዘርኣብሩክ ዝፈቱ ብlike 👈 ኣታ ሰብ እንዶ ግበሩና ዋ😁

  • @mesobTigray03

    @mesobTigray03

    3 жыл бұрын

    ኣነ እንካዕ ንአቡነአረጋዊ ክብረ በዓል ብሰላም አብፀሐኩም ደቂ ዓደይ:: ናምግቢ አሰራርሓ ዩቱብ ሰብስክራይብ ብምግባር አበረታትዑኒ💕🙏 👉kzread.info/dash/bejne/oHeo1a2Yg7GXZKw.html

  • @user-qw3bz8xo6y

    @user-qw3bz8xo6y

    3 жыл бұрын

    ዘርኣብሩክ ዓይነይ❤💋

  • @tiktokhabeshanweekly201

    @tiktokhabeshanweekly201

    3 жыл бұрын

    #Ymochiki gal eney

  • @danielkidane7839

    @danielkidane7839

    3 жыл бұрын

    Kkkkkl

  • @meneka6200

    @meneka6200

    3 жыл бұрын

    I love zeraburk ❤️❤️😍😍😍🌻🌻🌻☘️🌼💕💞

  • @letekiroskinfe7979
    @letekiroskinfe79793 жыл бұрын

    ርግኣት ክፈትዋ ብጣዕሚ እየ በጃኺ ኣይትጥፍእና ንስኪውን ካፍቶም ዝስርሑ ስራሕትኩም እናተሓወስኪ ስርሒ ክንሪአኪ መአንታን ምቅርተይ።

  • @user-cq2xj8fe2z
    @user-cq2xj8fe2z3 жыл бұрын

    እንዳ ገሬ እሙን ብሰላም ሙፁና ትግራይ ትዕወት💪

  • @user-db6xm5ti9p
    @user-db6xm5ti9p3 жыл бұрын

    Welcom ዳገሬ ዝፈትወኩም ኣብነ ኣረጋዊ ኣቦና ኣምበጣ ካብ ትግራይና የጥፈኣልና ደሞ መልካም ሰምበት ቤቲዬ ኣነሰ ከፈትወኪ ቀመም ትፈትውዋ like ግበሩ😍

  • @fyoritube
    @fyoritube3 жыл бұрын

    ዝተባረከ ሰንበት ይግበረልኩም፡ኣህዋተይ ኣስከ ንደቅ ኤረ ትፈትዉ ላይክ ርገጹ

  • @SaraSara-wn1iz

    @SaraSara-wn1iz

    3 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @Moqareact

    @Moqareact

    3 жыл бұрын

    ኣሕዋተይ ፅቡቅ ነገር ይግጠምኹም ኣብታ ፎቶይ ብምንካእ ብወላዲት እነኩም ብስም ትግራይ ሰብስክራይብ ግበሩኒ

  • @shewitmultimedia

    @shewitmultimedia

    3 жыл бұрын

    ሓፍተይ መዓረይ ግልጺ ንምዝራብ የሸግረኪ ከምዘለኹ ይፈልጥ እየ ግን ንሓፍተይ ዘየሸገርኩ ንመን ከሸግር እማ ኣነ subscribe ደልየ ኣለኹ እንታይ ይመስለኪ፡ዛ ሊንክ ነኺእኺ ተገበርክለይመዘናግዒሒዘ ኣለኹ እሞ እዛ link 👉 kzread.info/dash/bejne/k2WK0tuDqbLSnbw.html

  • @user-fj4sw9hi8c
    @user-fj4sw9hi8c3 жыл бұрын

    መበል 167 ረኪበያ 👍👍👍👍👍ሃቡኒ ብሩክ ሰንበት ካኣ ፉትዋተይይይይ

  • @esuesey2716

    @esuesey2716

    3 жыл бұрын

    😄😋

  • @esuesey2716

    @esuesey2716

    3 жыл бұрын

    😄😋

  • @Hiran_Wedi_Humera_Tigray
    @Hiran_Wedi_Humera_Tigray3 жыл бұрын

    ሪጋኣት ኣስሊ መክሰብ እንቃዕ ብሰላም መጽእኪ ንሪጋት ካብ ልብ❤ ዝፈትዋ እስከ Like👍🏿ሃብኒ 👇

  • @mesobTigray03

    @mesobTigray03

    3 жыл бұрын

    እንካዕ ንአቡነአረጋዊ ክብረ በዓል ብሰላም አብፀሐኩም ደቂ ዓደይ:: ናምግቢ አሰራርሓ ዩቱብ ሰብስክራይብ ብምግባር አበረታትዑኒ💕🙏 👉kzread.info/dash/bejne/oHeo1a2Yg7GXZKw.html

  • @samelsamel5049

    @samelsamel5049

    3 жыл бұрын

    ንርግኣት መታዕቢተይ ላይኽ ኣይኮነን ካልእ ይግበኣ 🤟🤟🤟👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍🙏🙏🙏

  • @adhanomg9315

    @adhanomg9315

    3 жыл бұрын

    She is an Amazing actor they should bring her more

  • @shewitmultimedia

    @shewitmultimedia

    3 жыл бұрын

    ሓፍተይ መዓረይ ግልጺ ንምዝራብ የሸግረኪ ከምዘለኹ ይፈልጥ እየ ግን ንሓፍተይ ዘየሸገርኩ ንመን ከሸግር እማ ኣነ subscribe ደልየ ኣለኹ እንታይ ይመስለኪ፡ዛ ሊንክ ነኺእኺ ተገበርክለይመዘናግዒሒዘ ኣለኹ እሞ እዛ link 👉 kzread.info/dash/bejne/k2WK0tuDqbLSnbw.html

  • @Feben_Gual_May_kadra_Tigray
    @Feben_Gual_May_kadra_Tigray3 жыл бұрын

    ናይ ትግራይ ድራማ ብዘይ ፖሎቲካ ብዘይ ዝኮነ ይኩን ካብ ለብኩም ❤ ትፈቱው like ሃብኒ 👇🏿

  • @mesobTigray03

    @mesobTigray03

    3 жыл бұрын

    እንካዕ ንአቡነአረጋዊ ክብረ በዓል ብሰላም አብፀሐኩም ደቂ ዓደይ:: ናምግቢ አሰራርሓ ዩቱብ ሰብስክራይብ ብምግባር አበረታትዑኒ💕💕🙏 kzread.info/dash/bejne/oHeo1a2Yg7GXZKw.html

  • @user-wh1sd6yj6r

    @user-wh1sd6yj6r

    3 жыл бұрын

    ብዘይ ፖለቲካ ዓዲ የላን❤❤❤

  • @shewitmultimedia

    @shewitmultimedia

    3 жыл бұрын

    ሓፍተይ መዓረይ ግልጺ ንምዝራብ የሸግረኪ ከምዘለኹ ይፈልጥ እየ ግን ንሓፍተይ ዘየሸገርኩ ንመን ከሸግር እማ ኣነ subscribe ደልየ ኣለኹ እንታይ ይመስለኪ፡ዛ ሊንክ ነኺእኺ ተገበርክለይመዘናግዒሒዘ ኣለኹ እሞ እዛ link 👉 kzread.info/dash/bejne/k2WK0tuDqbLSnbw.html

  • @Meles_Wedi_Maykadra_Tigray
    @Meles_Wedi_Maykadra_Tigray3 жыл бұрын

    ፈትዊ ለምለም ዓይነይ👁 ዝኮንካ Like👍🏿ሃብ 👇🏿

  • @shewitmultimedia

    @shewitmultimedia

    3 жыл бұрын

    ወላዲተ ኣምላኽ ትሓልውኩም ሓፍተይ መዓረይ ግልጺ ንምዝራብ ኣነ ከሸግረኪ እየ ዝመስል subscribe ደልየ ኣለኹእንታይ ይመስለኪ እዛ ሊንክ ነኺእኺ ተገበርክለይመዘናግዒ ሒዘ ኣለኹ እሞ እዛ ሎጎ ነኺእኪ ወይ እዛ link 👉 kzread.info/dash/bejne/k2WK0tuDqbLSnbw.html

  • @mesobTigray03

    @mesobTigray03

    3 жыл бұрын

    እንካዕ ንአቡነአረጋዊ ክብረ በዓል ብሰላም አብፀሐኩም ደቂ ዓደይ:: ናምግቢ አሰራርሓ ዩቱብ ሰብስክራይብ ብምግባር አበረታትዑኒ💕💕🙏 kzread.info/dash/bejne/oHeo1a2Yg7GXZKw.html

  • @liligalitigray4169

    @liligalitigray4169

    3 жыл бұрын

    ሞኩሸየ

  • @mesobTigray03

    @mesobTigray03

    3 жыл бұрын

    @@liligalitigray4169 ሰላም 🖐ናምግቢ አሰራርሓ ዩቱብ ሰብስክራይብ ብምግባር አበረታትዑኒ💕💕🙏 kzread.info/dash/bejne/oHeo1a2Yg7GXZKw.html

  • @iloveadey6110

    @iloveadey6110

    3 жыл бұрын

    ኣለኩ ዝፈትዋ ኣነ

  • @samelsamel5049
    @samelsamel50493 жыл бұрын

    ርግኣት መታዕቢተይ ጋል ገዛዊተይ ባጽዕ🇪🇷🇪🇷 i miss you morr ሮዳስ ጋል ዳንኤል ላይኽ ሃቡለይ ❤❤❤

  • @redaeastbeha5034

    @redaeastbeha5034

    3 жыл бұрын

    entay tibil ab eri dya abya entay teseguiga dya nab Ethiopia ?

  • @nugusegbr1779

    @nugusegbr1779

    3 жыл бұрын

    ኤርትራዊት ድያ ርግኣት ብሮ?

  • @samelsamel5049

    @samelsamel5049

    3 жыл бұрын

    @@nugusegbr1779 ኢወ ኤርትራዊት ኣብ ባጽዕ ተወሊዳ ዓብያ ሕጂ ብስደት ናብ ኢትዮጴያ ከይዳ መታዕቢተይ ኢያ ይፈልጣ ኢየ

  • @ruthsisai7282

    @ruthsisai7282

    3 жыл бұрын

    ለከ'ንዶ: ኣብ ገዛ እዛ ጓል ኤርትራዊት ወይ ኣብ ኤርትራ ዝዓበየት እያ ኢልና

  • @zekointertainment8312
    @zekointertainment83123 жыл бұрын

    ብሩክ ሰንበት ኪዳናምህረት አምበጣ ተጥፈአልና ተሓባበሩ።

  • @lppl1430

    @lppl1430

    3 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን

  • @Mikiele_Wedi_Humera_Tigray
    @Mikiele_Wedi_Humera_Tigray3 жыл бұрын

    Welcome ሪጋኣት ሽኮር ንሪጋኣት ዝፈቱ Like ሃብኒ👍🏿 👇🏿

  • @mesobTigray03

    @mesobTigray03

    3 жыл бұрын

    እንካዕ ንአቡነአረጋዊ ክብረ በዓል ብሰላም አብፀሐኩም ደቂ ዓደይ:: ናምግቢ አሰራርሓ ዩቱብ ሰብስክራይብ ብምግባር አበረታትዑኒ💕🙏 👉kzread.info/dash/bejne/oHeo1a2Yg7GXZKw.html

  • @dagmatsibaha1712

    @dagmatsibaha1712

    3 жыл бұрын

    ኣታ ነዞም subscriber ዝልምኑ ለመንቲ ከይትገብሩሎም ለማኖ እዮም በጃኹም ስምዑኒ ዋ ታይ ዓይነት ሰባት እዮም ወደይ መሕለፊ ከሊኦምልና

  • @shewitmultimedia

    @shewitmultimedia

    3 жыл бұрын

    ሓፍተይ መዓረይ ግልጺ ንምዝራብ የሸግረኪ ከምዘለኹ ይፈልጥ እየ ግን ንሓፍተይ ዘየሸገርኩ ንመን ከሸግር እማ ኣነ subscribe ደልየ ኣለኹ እንታይ ይመስለኪ፡ዛ ሊንክ ነኺእኺ ተገበርክለይመዘናግዒሒዘ ኣለኹ እሞ እዛ link 👉 kzread.info/dash/bejne/k2WK0tuDqbLSnbw.html

  • @shishiAlexander
    @shishiAlexander3 жыл бұрын

    ኢደይ ኢድካ ንበል ንሓረስታይ ብስም ሓረስታይ ሎሚ ጸፋፉዑኒ እግዛቢሄር ምሕረቱ የውርደልና።

  • @Moqareact

    @Moqareact

    3 жыл бұрын

    ኣሕዋተይ ፅቡቅ ነገር ይግጠምኹም ኣብታ ፎቶይ ብምንካእ ብወላዲት እነኩም ብስም ትግራይ ሰብስክራይብ ግበሩኒ

  • @allixomogos9482
    @allixomogos94823 жыл бұрын

    ስወዳቹህ ኣስተማሪና ኣስቂኝ የሆነ ፊልም ነው። ክፈትወኩም ቃላት ይሓፅረኒ ,ዩ ብሓቂ መምሃሪን መስሓቂን ፊልም እዩ።

  • @mesobTigray03

    @mesobTigray03

    3 жыл бұрын

    እንካዕ ንአቡነአረጋዊ ክብረ በዓል ብሰላም አብፀሐኩም ደቂ ዓደይ:: ናምግቢ አሰራርሓ ዩቱብ ሰብስክራይብ ብምግባር አበረታትዑኒ💕🙏 👉kzread.info/dash/bejne/oHeo1a2Yg7GXZKw.html

  • @salmmeruts1904
    @salmmeruts19043 жыл бұрын

    ደቅ 🇪🇹ትግራይ 🇻🇳ዓደይ ማርርርር 🇪🇹🇪🇹🇪🇹❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️ለምለም ዓይንይ የኔቆንጅ 💋❤️❤️❤❤♥♥♥♥❤️❤️💕💕❤

  • @galtigray6523
    @galtigray65233 жыл бұрын

    ዝተባረኸን ዝተቀደሰን ዕለተ ሰንበት ይግበረልና🙏🙏🙏

  • @user-om1rg9ek2f
    @user-om1rg9ek2f3 жыл бұрын

    ኢንኳዕ ዳሓን መጻኩም ዳ ገረ ኢሙን ማርያም ጽዮን ኣንበጣ ካብ ዓዲና ተጥፈአልና ኢቶም ኣብ ስዕዲ ን ሊብያን ዝሳቀዩ ዘለዉ ወገናትና ኣምላክ መዋጾኦ ይፍጥረሎም ትግራይ ንቅዲሚት

  • @mesobTigray03

    @mesobTigray03

    3 жыл бұрын

    እንካዕ ንአቡነአረጋዊ ክብረ በዓል ብሰላም አብፀሐኩም ደቂ ዓደይ:: ናምግቢ አሰራርሓ ዩቱብ ሰብስክራይብ ብምግባር አበረታትዑኒ💕🙏 👉kzread.info/dash/bejne/oHeo1a2Yg7GXZKw.html

  • @user-jl4om7gj7j

    @user-jl4om7gj7j

    3 жыл бұрын

    Amen

  • @user-ze6xb9mg3t
    @user-ze6xb9mg3t3 жыл бұрын

    ትግራዎት ኣሕዋትና ኣስጢምና ኢና ንፈትየኩም ❤

  • @mesobTigray03

    @mesobTigray03

    3 жыл бұрын

    እንካዕ ንአቡነአረጋዊ ክብረ በዓል ብሰላም አብፀሐኩም ናምግቢ አሰራርሓ ዩቱብ ሰብስክራይብ ብምግባር አበረታትዑኒ💕🙏 👉kzread.info/dash/bejne/oHeo1a2Yg7GXZKw.html

  • @mty8737

    @mty8737

    3 жыл бұрын

    yeqeniyelna kibret yihabelna 💖🙏😎; gna xuruy Tigrinja zey tzareb ?

  • @user-ze6xb9mg3t

    @user-ze6xb9mg3t

    3 жыл бұрын

    @@mty8737 sorry ላግጺ ከይመስለካ ኣነስ እቲ ኣዘራርባ ስለ ድስሕበኒ የ ከምዚ ንጹር ድኮነ መልእክቲ ዩ ደለዎ። ብሩክ ሰንበት ግዳ ኣዛሪብካ ኣዛሪብካና።

  • @mty8737

    @mty8737

    3 жыл бұрын

    @@user-ze6xb9mg3t Amen 3 nikuluna ; Emu dya mihratka kemz kemay Lahjiom zfetu 🇪🇷✌😛

  • @user-ze6xb9mg3t

    @user-ze6xb9mg3t

    3 жыл бұрын

    @@mty8737 hahaha ንስካ ወላ ሰሚዕካያ ዲካ ቦኽሪ እዝነይ ኣብ Emu የ ሰሚዐያ ካብኡ ንድሓር ክጥቀመላ ጀሚረ።

  • @user-xj8gj4ry1u
    @user-xj8gj4ry1u3 жыл бұрын

    ቡሱሩሲ ርግኣትማ ኩሉ ግዜ ትምፃእ ኣነስ ክፈትዋ❤

  • @natsnethaile6548

    @natsnethaile6548

    Жыл бұрын

    Wela ane mqrti zikonet eznina endashefena nsemia ena

  • @saba_Gal_Maykadra_Tigray
    @saba_Gal_Maykadra_Tigray3 жыл бұрын

    ብትግራዋነትኩም ትሕበኒ ጥራይ like ሃብኒ።

  • @mesobTigray03

    @mesobTigray03

    3 жыл бұрын

    እንካዕ ንአቡነአረጋዊ ክብረ በዓል ብሰላም አብፀሐኩም ደቂ ዓደይ:: ናምግቢ አሰራርሓ ዩቱብ ሰብስክራይብ ብምግባር አበረታትዑኒ💕🙏 kzread.info/dash/bejne/oHeo1a2Yg7GXZKw.html

  • @tomasgermay677
    @tomasgermay6773 жыл бұрын

    ለምለም ዓይነይ ዓይኒ ኩሉ ንዓኪ ዝፎቱ ላይክ ይግጨ😍😍😍

  • @hyabuberaki5390

    @hyabuberaki5390

    3 жыл бұрын

    Jaaiiio0

  • @yegnatube124
    @yegnatube1243 жыл бұрын

    ሰላማትደቂ ዓደይ ዝረገፅኩሞ ለምለም ኣብ ስደት ዘለኩም ድማ ብሰላም ናብ ዓድኹም ክትምለሱ ሰናይ ትምኒተይ እዩ በይዛኹም Subscribe ግበሩኒ ደቂዓደይ😍❤️😘

  • @daniya4773
    @daniya47733 жыл бұрын

    ኣሕዋተይ ካብ ወራር ኣንበጣ ካብ መከራ ስደት ሃገርና ኢትዮጽያ ሰላም ሓድነት ፍቅሪ የውርደልና መድሃኒ ኣለም እመ ኣምላክ ድንግል ኪዳና ምህረት ናይ ሰላም ግዜ ተምፅአልና ኣሕዋተይ ከማይ ስደት ዘለኩም ውልድን ወላድን ዝራከበሉ ግዜ የሕፅረልና ኣምላክ አሜን አሜን አሜን

  • @user-xd8jm6yh1g
    @user-xd8jm6yh1g3 жыл бұрын

    አብ እስሪቤት ሱዑዲ ዘለዉ መዉፂእ ይፍጠረሎም ኣሕዋትና ብሰላም መሬት ዓዶም የእትዮም👏 ደቂ ትግራይ ዓደይ ብሩክ ሰንበት👏

  • @kbiove7185
    @kbiove71853 жыл бұрын

    ትግራይ ንቅዲሚት ትብሉ layki ወቅጡ👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @mesobTigray03

    @mesobTigray03

    3 жыл бұрын

    እንካዕ ንአቡነአረጋዊ ክብረ በዓል ብሰላም አብፀሐኩም ደቂ ዓደይ:: ናምግቢ አሰራርሓ ዩቱብ ሰብስክራይብ ብምግባር አበረታትዑኒ💕🙏 kzread.info/dash/bejne/oHeo1a2Yg7GXZKw.html

  • @dagmatsibaha1712

    @dagmatsibaha1712

    3 жыл бұрын

    ኣታ ነዞም subscriber ዝልምኑ ለመንቲ ከይትገብሩሎም ለማኖ እዮም በጃኹም ስምዑኒ ዋ ታይ ዓይነት ሰባት እዮም ወደይ መሕለፊ ከሊኦምልና

  • @shewitmultimedia

    @shewitmultimedia

    3 жыл бұрын

    ሓፍተይ መዓረይ ግልጺ ንምዝራብ የሸግረኪ ከምዘለኹ ይፈልጥ እየ ግን ንሓፍተይ ዘየሸገርኩ ንመን ከሸግር እማ ኣነ subscribe ደልየ ኣለኹ እንታይ ይመስለኪ፡ዛ ሊንክ ነኺእኺ ተገበርክለይመዘናግዒሒዘ ኣለኹ እሞ እዛ link 👉 kzread.info/dash/bejne/k2WK0tuDqbLSnbw.html

  • @user-dk6ee9eu5q
    @user-dk6ee9eu5q3 жыл бұрын

    ርጋኣት ተመሊሳትና ምቅርቲ ላይክ ሃቡለይ ደቂ ሓላል መሬት

  • @shewitmultimedia

    @shewitmultimedia

    3 жыл бұрын

    ሓፍተይ መዓረይ ግልጺ ንምዝራብ የሸግረኪ ከምዘለኹ ይፈልጥ እየ ግን ንሓፍተይ ዘየሸገርኩ ንመን ከሸግር እማ ኣነ subscribe ደልየ ኣለኹ እንታይ ይመስለኪ፡ዛ ሊንክ ነኺእኺ ተገበርክለይመዘናግዒሒዘ ኣለኹ እሞ እዛ link 👉 kzread.info/dash/bejne/k2WK0tuDqbLSnbw.html

  • @user-dk6ee9eu5q

    @user-dk6ee9eu5q

    3 жыл бұрын

    @@shewitmultimedia ርጋኣተይ ፍትውትውውውውውውውውውውውውውውውውውውውው ጥራሕ ሰላም ኩንለይ ሓላለይይይ

  • @rahelrahel8397
    @rahelrahel83973 жыл бұрын

    ዋው ሓቅኩም ቆንጆ መልእክቲ ዘላታ ድራማ እያ ናሎምዓንቲ ቀፅልሉ ደቅዓደይ

  • @user-ql7po6ep8c
    @user-ql7po6ep8c3 жыл бұрын

    እንስ ተጋርዋ ብጣዕሚ እየ ዝፎትወኩም ካብራያ ኣላማጣ እስቲ ላይክ በሉኒ

  • @user-dl8eh2oe9i

    @user-dl8eh2oe9i

    3 жыл бұрын

    ሞ ትግራዋይ እነዲካ ከመይ ገይርካ ድኣ ክትፀልኣና ንሕና ውን ፍትው

  • @wubihaile

    @wubihaile

    3 жыл бұрын

    Natka endina kemey dea. Wala nhna fitwtwww ina nebleka

  • @user-ty6bx8ge9p

    @user-ty6bx8ge9p

    3 жыл бұрын

    ንስካ ከ ትግራዋይ ኣይኮንካን ድካ?

  • @shewitmultimedia

    @shewitmultimedia

    3 жыл бұрын

    ሓፍተይ መዓረይ ግልጺ ንምዝራብ የሸግረኪ ከምዘለኹ ይፈልጥ እየ ግን ንሓፍተይ ዘየሸገርኩ ንመን ከሸግር እማ ኣነ subscribe ደልየ ኣለኹ እንታይ ይመስለኪ፡ዛ ሊንክ ነኺእኺ ተገበርክለይመዘናግዒሒዘ ኣለኹ እሞ እዛ link 👉 kzread.info/dash/bejne/k2WK0tuDqbLSnbw.html

  • @trhaskahsayatikemziaytibln5805
    @trhaskahsayatikemziaytibln58053 жыл бұрын

    ዋው ቤት መፃያትልና እቋዕ ብስላም መፃእክ ቤት

  • @hagosaregawi711
    @hagosaregawi7113 жыл бұрын

    ገሬ እሙን😍 ብጣዕሚ ሓሪፍ መልእኽቲ ኣሕሊፉኹም። የቀንየልና ኣሕዋት ቀፅልሉ! ናይ ትግራይ ኣብ ሰናይ ምምሕዳር ዘሎ ፀገም ብሓቂ ገሊፅክምዎ

  • @rahmax8084
    @rahmax80843 жыл бұрын

    ደቀይ ትሓደ ሰኑይ ትሓደ ሰሉስ በቢ ታራ ይዓብዱ 😄😄😄ዘራኣብሩኽ ዓይነይ 🌹💞💞

  • @fitsumfitsum6839
    @fitsumfitsum68393 жыл бұрын

    መልእኽቲ ናይዛ ናይሎሚ ድራም ንፁር እዩ ብጣዕሚ ፅቡቕእዋናዊ ዝኾነ ሓሳብ እዩ። ማለት እቲ ሕብረተሰብ ኣፀቢቑ ይፈልጦ እዩ ግን ከይዛረብ ኣነዶ ክፅላእ ኣነዶ ክፅላእ ኢሉ ካብ ምሕማይን ምጉርምራምን ወፃኢ ኣፋ ከፊቱ ዝተዛረበሉ ነገር ኣይኮነ ንእንተሃለወ እውን ብተናፀል እዩ ሕብረት የብሉን ።ሰለዚ ብኸምዚ ብድራማ መልክዕ ምውፅኡ ምናልባት እቶም ከምኡ ዝገብሩ ዘለዉ ሰባት ነብሶም ሓኺኾም እንተተዓረዩ መን ይፈልጥ ።ኣቱም ኮመንት ትፅሕፉ ግን ብዛዕባ ነብስኹም ጥራሕ ላይክ ግበሩኒ ሽንጥሩኒ ሃጠው ቀጠው ኣይትበሉ ከም ሰብ ሕሰቡ ዘመሓላልፍዎ ዘለዉ ነገር ቀሊል ኣይኮነን ጉዳይ ሃገር ጉዳይ ህዝቢ ጉዳይ መፃኢ ወለዶ እዩ ።ኣብ መሬት ዘሎ ሓቂ እዩ። ክንደይ ኣለዉ ንእሽተይ ጉዳይ ከፈፅሙ ካብ ገጠር ልዕሊ ሓደ ሰዓት ክልተ ሰዓት ብእግሪ ተጓዒዞም ዝመፁ ሓላፊ ኣብ ቤትፅሕፈቱ ኮፍ ኢሉ ጌም እንዳተፃወተ ጉቦ ድልዮ ሓንሳብ ብፀሓፊት ሓንሳብ ብዋርድያ የለን ኣብ ኣኼባ እዩ ዘሎ ሎሚ ኣይመፀን ወ.ዘ.ተ እንዳበሉ ክንደይ ሰብ ኮለል ዘብሉ ብዙሓት እዮም።ስለዚ ነቶም ብድራማ ይኹን ብኻሊእ መንገዲ ከምዚ ዓይነት መልእኽቲ ዘለዎ ሓሳብ ሒዞም ዝቐርቡ ወይ ዘመሓላልፉ ኩሉ ግዜ ኣብ ጎኖም ንኹን ነሓግዞም ኣጆኹም ንበሎ ነተባብዓዮም።ዝተረፈ ሰሰናዩ ይምነየልኩም።

  • @haregebrhane9858

    @haregebrhane9858

    3 жыл бұрын

    ትክክል ኣላካ

  • @oneday9258

    @oneday9258

    3 жыл бұрын

    Yes ብትኽክል ዓባይ ትምህርቲ እያ ተተረዲእዎም ዞም ጉቦኛታትን መዳለይትን ብረሃፅ ሰብ ዝቅልዱ

  • @user-dl8eh2oe9i

    @user-dl8eh2oe9i

    3 жыл бұрын

    ብትክክል ገሊፅካዮ ኩሉ ኣሜን/፫/ሰሰናዩ ንኩልና

  • @user-dd1kw1oq7m

    @user-dd1kw1oq7m

    3 жыл бұрын

    ብትኽክል 👍👍👍

  • @musicsofworld752
    @musicsofworld7523 жыл бұрын

    ርግኣት ዝናፈቀ like ይሃበኒ። 💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎💎

  • @mesobTigray03

    @mesobTigray03

    3 жыл бұрын

    እንካዕ ንአቡነአረጋዊ ክብረ በዓል ብሰላም አብፀሐኩም ደቂ ዓደይ:: ናምግቢ አሰራርሓ ዩቱብ ሰብስክራይብ ብምግባር አበረታትዑኒ💕🙏 kzread.info/dash/bejne/oHeo1a2Yg7GXZKw.html

  • @weldeyesusrezene3117
    @weldeyesusrezene31173 жыл бұрын

    ሰላም ኩኑለይ እሾኽ ኣይጋእኩም ወፊርኩም እተዉ ፡ተጋሩ የሕዋተይ ካብ ሓውኹም ኤርትራዊ ፡ወዲ ጋሽ ባርካ,፡ባረንቱ

  • @galtegeraymehi6532
    @galtegeraymehi65323 жыл бұрын

    waWwww enka besalam matekom laki eski 🇪🇷🇻🇳👈🙏🙏🙏🌹

  • @user-js8td2ls5w
    @user-js8td2ls5w3 жыл бұрын

    ግሬ ን ኣያ ጆኮርን ዝፈቱ ደቂ ዓደይ ላዪክ ክክክክ

  • @Wedi_zobo_Mearab_Tigray_Humera
    @Wedi_zobo_Mearab_Tigray_Humera3 жыл бұрын

    ናይ ትግራኛ ናይ ትግራኛ ድራማ ጥራይ ትፈቱው Like ሕለፊኒ ሎሚ እስከ 👇🏿

  • @rahwarahwa7436
    @rahwarahwa74363 жыл бұрын

    ዋው ርግኣት ሽኮር 💘💘💘💘💘💘💘

  • @user-pd4nl6ww9t
    @user-pd4nl6ww9t3 жыл бұрын

    ቤቲ ና ርግአት ናፊቅክናኒ ነይርክን እንኳዕ ድሓን መፃእክን😍😘

  • @zarasebeneapp4359
    @zarasebeneapp43593 жыл бұрын

    We miss you!!! Enda Gere Emun. I hope you return back to your lovely land.

  • @user-jj1gx2ei5j
    @user-jj1gx2ei5j3 жыл бұрын

    ዋይ አታ ሰብዶ ግዎሩናይ ከሙዙ ከማይ ብኮሜንት ምንባብ ዝትወለፈ 👍ጥውቕ አቡሉለይ

  • @nebyattesfay8266
    @nebyattesfay82663 жыл бұрын

    ፁቡቅ ሓስባ እያ ዓባይ ትምህርት ዝሓዘት እያ

  • @meazygaltigray2892
    @meazygaltigray28923 жыл бұрын

    እንዳ ገሬ እሙን እንኳዕ ስላም መፅኩም ብሩክ ስንብት ይግብረልና ደቅ ትግራይ ማዓረይ

  • @frsfdfgfgggdt4764
    @frsfdfgfgggdt47643 жыл бұрын

    ዳገሬ እሙን ስዓት ብጣዕሚ ይሓፅር ኣሎ ካብ 30ደቂቃስ ናብ 19

  • @ali-zq7ky
    @ali-zq7ky3 жыл бұрын

    ፅቡቅእዪበርትዑ❤❤❤👍👍💪

  • @mussietn1966
    @mussietn19663 жыл бұрын

    ኣብ 20 ደቒቕ ልዕሊ 160 ኮመንት ደኣ ናይ ጥዕና ድዩ 🙄 *ሲንግል ንቕድሚት 😀🔥*

  • @user-yi7vn7kt3u

    @user-yi7vn7kt3u

    3 жыл бұрын

    ኣነ ግን ዛ ስንግል ዕጫካ ድያ ምርጫኻ ይኣከል ዓለም ንብሕትካ ትርጉም የብላን Sorry ግን ኩሉ ግዜ ስንግል እየ ሰለትበል እየ

  • @mty8737

    @mty8737

    3 жыл бұрын

    @@user-yi7vn7kt3u Emo emit mahaza Alatik dya wey nsik ? Nisu,s kab fiqadey Aywexien eyu ☝️👴

  • @rayarayumatube3934

    @rayarayumatube3934

    3 жыл бұрын

    ሲንግል ንቅድሚት ክትብሉ 2020 ብዘይ ንቡር ኣጥፊኤያ እየ

  • @user-yr5qi2wr5o

    @user-yr5qi2wr5o

    3 жыл бұрын

    @@user-yi7vn7kt3u መቀረ ምንባር ሲንግል ዩ

  • @makiwaww9764

    @makiwaww9764

    3 жыл бұрын

    Ataba kema eilka bsngilka aleka hto abzey seatu koynu keytbl

  • @user-tx3dl6zs5v
    @user-tx3dl6zs5v3 жыл бұрын

    እንኳዕ ዳሓን መፃእኩም ደቂ ትግራይ ሽኮራት ናዓኩም ክፅበ ኣነ ስርሐይ ገዲፈ እኮ ዕድመን ጥዕናን ኣብ ዘለክሞ ይሃብኩም ፈጣሪ ቤቲ ኣይ ኣይትሳኣኒ ከ

  • @AAAA-lh1dl
    @AAAA-lh1dl3 жыл бұрын

    ዋው እንካዕ ብሰላም ሞፃአኩም ደቂ ትግራይ ዓደይ

  • @user-js8td2ls5w
    @user-js8td2ls5w3 жыл бұрын

    ክክክክክ ኣታ ናይ ቤቲ ኣዛራርባ ዘስሕቆ

  • @user-rh9so1cv6b
    @user-rh9so1cv6b3 жыл бұрын

    እንዳ ጌረ እሙን መቅሰናት ሎምዓንቲ ኣብ TV ሓሊፋትኒ ኣብዛ ዩቱብ መጺአ ክሪኤኩም ተጋሩ #like እስከ ሃቡኒ ናይ ሰንበት

  • @dagmatsibaha1712

    @dagmatsibaha1712

    3 жыл бұрын

    ኣታ ነዞም subscriber ዝልምኑ ለመንቲ ከይትገብሩሎም ለማኖ እዮም በጃኹም ስምዑኒ ዋ ታይ ዓይነት ሰባት እዮም ወደይ መሕለፊ ከሊኦምልና

  • @user-ci8rs1eh3w

    @user-ci8rs1eh3w

    3 жыл бұрын

    @@dagmatsibaha1712 ክክክክክክክ ክአሎ ዝያዳይ 😁😁😁💕💕💕💕💕💕💕

  • @jemsasli3870

    @jemsasli3870

    3 жыл бұрын

    ኤርትራውያን ከ ዲስ ላይክ? ነዛ ፊልም ኮ ኤርትራውያን እዮም ዝበዝሑ ዝካታተልዋ።

  • @shewitmultimedia

    @shewitmultimedia

    3 жыл бұрын

    ሓፍተይ መዓረይ ግልጺ ንምዝራብ የሸግረኪ ከምዘለኹ ይፈልጥ እየ ግን ንሓፍተይ ዘየሸገርኩ ንመን ከሸግር እማ ኣነ subscribe ደልየ ኣለኹ እንታይ ይመስለኪ፡ዛ ሊንክ ነኺእኺ ተገበርክለይመዘናግዒሒዘ ኣለኹ እሞ እዛ link 👉 kzread.info/dash/bejne/k2WK0tuDqbLSnbw.html

  • @user-rt5py7rm4q
    @user-rt5py7rm4q3 жыл бұрын

    ዋውውው ሎማዓንቲ ፅቡቅ መልእኽቲ አሕሊፍኩም

  • @user-bm6qp3nw2l
    @user-bm6qp3nw2l3 жыл бұрын

    ናይ ልበይ ኢኹም ሰርሑኩምለይ ለመዓንት እንዳ ገሬ እሙን ቀፅልዎ ጎበዛት ♥️

  • @hjcjxjjj8679
    @hjcjxjjj86793 жыл бұрын

    ከመይ ቀንኩም ደስባሃልት ኣዛኹም ደቅ ትግራይ ማዓረይ

  • @Yonas_Wedi_Humera_Tigray
    @Yonas_Wedi_Humera_Tigray3 жыл бұрын

    Nice drama እንዳ ገሬ እሙን Wow Wow🏆

  • @mesobTigray03

    @mesobTigray03

    3 жыл бұрын

    እንካዕ ንአቡነአረጋዊ ክብረ በዓል ብሰላም አብፀሐኩም ደቂ ዓደይ:: ናምግቢ አሰራርሓ ዩቱብ ሰብስክራይብ ብምግባር አበረታትዑኒ💕🙏 kzread.info/dash/bejne/oHeo1a2Yg7GXZKw.html

  • @user-wh7pv4gg7v
    @user-wh7pv4gg7v3 жыл бұрын

    እንዳ ግሬ እሙን እንቃዕ ብደሓን መጻእኩም ብሩክ ሰምበተ ኪዳን ይግበረልና

  • @mesobTigray03

    @mesobTigray03

    3 жыл бұрын

    ኣሜን🙏 እንካዕ ንአቡነአረጋዊ ክብረ በዓል ብሰላም አብፀሐኩም ደቂ ዓደይ:: ናምግቢ አሰራርሓ ዩቱብ ሰብስክራይብ ብምግባር አበረታትዑኒ💕🙏 👉kzread.info/dash/bejne/oHeo1a2Yg7GXZKw.html

  • @user-xs2ev7sk8f
    @user-xs2ev7sk8f3 жыл бұрын

    ሽኮሪናታት ግዜ ኣሕፂርክምዎ ብሩኽ ሰንበት ይግበረልና ኣሕዋት ፅቡቅ መልእኽቲ ሰብ ብዝተማሃሮ እምበይ ዝረኸቦ ስራሕ ክሰርሕ የብሉን ንፉዓት እንዳ ገሬ እሙን ከምኡ ገይርኹም ድምፂ ህዝቢ ኹኑ የቀንየልና 😘🙏🙏🙏

  • @teklayteame9575
    @teklayteame95753 жыл бұрын

    ቅድሚ እቲ ሓላፊ ዋርድያ ና ፀሓፊ ይፍልጥዎ ...

  • @rahwaabrhanemeskel3916

    @rahwaabrhanemeskel3916

    3 жыл бұрын

    Aygermekan kkkkkkkkkk

  • @berihugerezghier6451
    @berihugerezghier64513 жыл бұрын

    እንቃዕ ብሰላም መጽሳኹም እንዳ ገሬ እሙን ብሩኽ ሰንበት

  • @user-dp9sz2ll1w
    @user-dp9sz2ll1w3 жыл бұрын

    አይ ገሬ ለማዓንቲ ናይ ልበይ ረኪብካያ አገናዕ ስብ ብዘተማሃሮ እምብር ብዝረከቦ ስራሕ ከአቱ ይብሉን ሓቅኻ. ፅቡቕ አርእስቲ እየ ናይ ለማዓንቲ. ቀፅልሉ

  • @helloafrica412
    @helloafrica4123 жыл бұрын

    ትኽክል ብሓቂ ጥበበኛታት ኣጀኩሙ ኣስምዕዎም ነዛም ዘይተምሃሩ ወንበር ዝሓዙ

  • @SR-gh5rj
    @SR-gh5rj3 жыл бұрын

    nice nice enda gere emun selamen tinan , asaleto kea ab serahkum, best tigrina film ever....

  • @mg-kb9cr
    @mg-kb9cr3 жыл бұрын

    ናይ ብሐቂ ገሬ ሽኮር

  • @user-hv9yb6pm9z
    @user-hv9yb6pm9z3 жыл бұрын

    ብርኩ ሰንበት ንኩለኩሙ ተክታተልቲ🙏❤💘💘💘💘💘

  • @bribsrat1831
    @bribsrat18313 жыл бұрын

    ሰላም ኩቡራት የሕዋት ሎሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ ኣቅሪብኩም ኣብ ትግራይ ዘሎ ስርዓት ብጣዕሚ መስከፊ እዩ ኣብ ቢሮ ክይድካ ምንም ክትታኣናገድ ኣይትክእልን እቲ ሰልጣን ናይ ገዛ ርእሶም እዮም ዝገብርዋ አብ ዝኮነ ቢሮ ብቀጥታ ኣይቅበሉካን ብጣዕሚ ውረድ ደይብ ክንደይ ፀገማት ኣሎ ክስታካከል ዝግበኦ

  • @user-lh6hy7oq4l
    @user-lh6hy7oq4l3 жыл бұрын

    ሳዓት ዶ ቀስ ናበሉ ይቅንስላለዉ ሓቀይ ካብ 40 ደቂቃ ናብ 17

  • @mesobTigray03

    @mesobTigray03

    3 жыл бұрын

    እንካዕ ንአቡነአረጋዊ ክብረ በዓል ብሰላም አብፀሐኩም ደቂ ዓደይ:: ናምግቢ አሰራርሓ ዩቱብ ሰብስክራይብ ብምግባር አበረታትዑኒ💕💕🙏 kzread.info/dash/bejne/oHeo1a2Yg7GXZKw.html

  • @thth7061
    @thth70613 жыл бұрын

    ደስ ባሃልቲ ሙቁራት

  • @user-lh6hy7oq4l
    @user-lh6hy7oq4l3 жыл бұрын

    ዝፈልጦ ተአምር የበለይ ጋል ቀሺዋ ን ዳኒኤል እፍቀሮዮ አነስ

  • @kirostirhas

    @kirostirhas

    3 жыл бұрын

    ሃፍታም ዲኺ? ቅርሺ ኣለኪ ዶ? እንተዘይኮይኑ አቦይ ዘርኣብሩኽ ኣየሕልፈክን እዩ ዝመስለኒ

  • @user-hy6mb3qo8c

    @user-hy6mb3qo8c

    3 жыл бұрын

    @@kirostirhas 🤔🤔🤔ንምንታይ ደኻ ዳልኻያ 😎

  • @user-lh6hy7oq4l

    @user-lh6hy7oq4l

    3 жыл бұрын

    @@kirostirhas ክክክክ ክንዲ ኩሉ ዝኮዉን ፅሩይ ልቢ (❤)አለኒ

  • @user-lh6hy7oq4l

    @user-lh6hy7oq4l

    3 жыл бұрын

    @@user-hy6mb3qo8c ይሕብረንሎ እዩ። ይመስለኒ ዋ

  • @kirostirhas

    @kirostirhas

    3 жыл бұрын

    @@user-lh6hy7oq4l 🤣🤣🤣ፅሩይ ልቢ ንዘራብሩኽ ከም እንጀራ ይቁፀረሉ ዶ ኢልክዮ ኢኺ? በልስኪ ይቅናዕኪ 😊🤲

  • @user-vy4lt2is4g
    @user-vy4lt2is4g3 жыл бұрын

    እንኳዕ ዳሓን መፃእኹም እንዳ ገሬ እሙን ፍትውትው ነብለኩም በርትዑ♥🆗

  • @rahelhaileadwa6509
    @rahelhaileadwa65093 жыл бұрын

    ደቂ ዓደይ ማዓረይ እግዚአብሔር 🇪🇹💘🇪🇷 ይባርከልና

  • @dralemsegedlecturessimplif4870
    @dralemsegedlecturessimplif48703 жыл бұрын

    ንዕቤት ትግርኛ ፅቡቅ ኣስተዋፅኦ ትገብሩ ኣለኹም ቀፅሉሉ

  • @user-ip6mf3gs5v
    @user-ip6mf3gs5v3 жыл бұрын

    ስላምኹም ይብዛሕ ደቅ ዓደይ ማዓር ኣምበጣና ኮረና ጠፉኡ ኣብ ስደት ዘለና ውን ናብ ዓድና ብስላም ይምለስና

  • @beyney6051
    @beyney60513 жыл бұрын

    ዝተባረከን ዝተቐደስን ሰንበት ይግበረልና well😍😍

  • @lijtommy320
    @lijtommy3203 жыл бұрын

    ና ቤቲ ሃይላይ ኣክት ግን ግነት ይበዝሖሎ ተዝስተኻኸል

  • @rshanhagos1625
    @rshanhagos16253 жыл бұрын

    da gerye emun.shukorat

  • @dahlak3739
    @dahlak37393 жыл бұрын

    ሰሙን ምሉእ ተጸቢና ከሰተ ግደፍ ዘይባል ወላ መቐረት ሲነላ

  • @user-iv7oc6dz2h
    @user-iv7oc6dz2h3 жыл бұрын

    ዋዉ ሙቁራት እንኻዓ ብሰላም መፅኣኩም

  • @user-zf2wr6rf7c
    @user-zf2wr6rf7c3 жыл бұрын

    ካብዚ ኣንበጣ የድሕንኩም ተጋሩ ይሕዋትና

  • @user-dl8eh2oe9i

    @user-dl8eh2oe9i

    3 жыл бұрын

    ኣሜን/፫/

  • @user-wy6to1ff7b

    @user-wy6to1ff7b

    3 жыл бұрын

    አሜን ኪብረተይ

  • @Moqareact
    @Moqareact3 жыл бұрын

    ኣሕዋተይ ፅቡቅ ነገር ይግጠምኹም ኣብታ ፎቶይ ብምንካእ ብወላዲት እነኩም ብስም ትግራይ ሰብስክራይብ ግበሩኒ

  • @yemaneberhe5537

    @yemaneberhe5537

    3 жыл бұрын

    Alemaminaka kebdey beliatni

  • @dagmatsibaha1712

    @dagmatsibaha1712

    3 жыл бұрын

    ኣታ ነዞም subscriber ዝልምኑ ለመንቲ ከይትገብሩሎም ለማኖ እዮም በጃኹም ስምዑኒ ዋ ታይ ዓይነት ሰባት እዮም ወደይ መሕለፊ ከሊኦምልና

  • @juletabrhem6249

    @juletabrhem6249

    3 жыл бұрын

    ተሀጎን ሀወይ ሳብስክራይ ኪረልካ ኣለኩ ካብ ጋል ኢሪ እየ

  • @Moqareact

    @Moqareact

    3 жыл бұрын

    @@yemaneberhe5537 yekenyeley

  • @Moqareact

    @Moqareact

    3 жыл бұрын

    @@juletabrhem6249 yekenyeley mearey

  • @user-zx8tx6sn6y
    @user-zx8tx6sn6y3 жыл бұрын

    Enkan bselam metsakum dki eza halal meret❤❤❤❤❤melaka senbet

  • @salamali6702
    @salamali67023 жыл бұрын

    ፈትውት ለምለም ዓይናይ እሰከ Like

  • @shewitalem7792
    @shewitalem77923 жыл бұрын

    Kemey dye zfetwekum eda gerye emun

  • @tasgyalemat7065
    @tasgyalemat70653 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ፅቡቕ መልእኽቲ ዘለዎ ድራማ ሰሪሕኩም ሎሚ ኣበርቲዕኹም ክትቕፅልዎ ኣለኩም ::እቱ ናይ ህዝብና ስቓይ ኣውፅእዎ

  • @formafireck3833
    @formafireck38333 жыл бұрын

    Gere lomi heyel konegar tezarbka alka bervo💓💓💓💓🇻🇳

  • @birhangebremariyam3954
    @birhangebremariyam39543 жыл бұрын

    እንኳዕ ዳሓን መፃእኩም ደቂ ሓላል መሬት ብሩክ ሰንበት ይግበረልና

  • @mesobTigray03

    @mesobTigray03

    3 жыл бұрын

    ኣሜን🙏 እንካዕ ንአቡነአረጋዊ ክብረ በዓል ብሰላም አብፀሐኩም ደቂ ዓደይ:: ናምግቢ አሰራርሓ ዩቱብ ሰብስክራይብ ብምግባር አበረታትዑኒ💕🙏 👉kzread.info/dash/bejne/oHeo1a2Yg7GXZKw.html

  • @feerddf3760
    @feerddf37603 жыл бұрын

    እንዳ ገሬ እሙን መልእክትኩም ፅቡቅ እዩ ግን ካብ ባህልና ወፃኢ ንዓና ዘይዉክሉ አለዉ ኣርምዎም ከም ል ቤቲ

  • @user-ej1yj7iq3u
    @user-ej1yj7iq3u3 жыл бұрын

    አረ ስዓት ብጣዕሚ ትሕፅርዎ አለኩም ግደፉ

  • @awettsegay7214
    @awettsegay72142 жыл бұрын

    tenafiqtey dese bahalitey Tigray slamkome yimlesikolikom fetary 🇪🇷

  • @egzabherhaylihiweteyeyu4282
    @egzabherhaylihiweteyeyu42823 жыл бұрын

    Gere Emun nay behaki Emun eka jigna wedi jeganu abet zereba is 🥰🥰🥰

  • @Acrotiz
    @Acrotiz3 жыл бұрын

    I like this one

  • @haftombsrat1221
    @haftombsrat12213 жыл бұрын

    ሰማዒ እንተረኪቡስ ፅቡቅ ትምህርቲ ኢኩም ኣመሓላሊፍኩም

  • @user-zp3ts9ji1v
    @user-zp3ts9ji1v3 жыл бұрын

    ሸኮሪናታት እንዳ ገሬ እሙን ስላም ቅሳነት ናዓኩም ኣነስ ክፈትወኩም ማዓት እየ

  • @user-rz9bk5yo5j
    @user-rz9bk5yo5j3 жыл бұрын

    ለሚ እዉን ተቀድመ ፈተውቲ ትግርኛ ድራማ❤👍👈

  • @salam3709
    @salam37093 жыл бұрын

    ደቂ ትግራይ ማዓረይ ዕደመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ

Келесі