gere emun part 149 | ገሬ እሙን ክፋል 149

Комедия

Пікірлер: 746

  • @user-wu4vy5xk1j
    @user-wu4vy5xk1j6 ай бұрын

    ብስም TDF 👍ወቅጡለይ ከይሓመኩም ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና🔥

  • @superjonastic9344

    @superjonastic9344

    6 ай бұрын

    Amhara ይስዕር ኩሉና ኣብ ጎኒ Fano ንኹን ትግራወኒ🎉❤🎉🎉🎉❤🎉❤😊😊❤😊❤😊

  • @akezaberhe6216

    @akezaberhe6216

    6 ай бұрын

    ሆ ኣይስማዕሎይ ቻዕ።

  • @superjonastic9344

    @superjonastic9344

    6 ай бұрын

    @@akezaberhe6216 ቡሱሩ ኣሓተይ ሕማቅ ኣንዛራብ ኣቢ ንእለዮ ኣብ ጎኒ ፋኖ ንኹን ትግራወኒ የሓተይ

  • @LiliWelat

    @LiliWelat

    6 ай бұрын

    @@superjonastic9344 ጉዳዮም ኣይጉዳይናን ታይ ጎኒ ኣለና እዩ😡

  • @user-un8wu8ib3x

    @user-un8wu8ib3x

    6 ай бұрын

    😂😂

  • @__-wj7zq
    @__-wj7zq6 ай бұрын

    _ኣብራሃም መሕረር ናይ ስሓቀይ ምንጭ🤣🤣🤣👍ፀፍዕኩም እስከ ሕለፉ_

  • @DejenTeklay-zi8qi

    @DejenTeklay-zi8qi

    6 ай бұрын

    0

  • @user-mg8hs6im9g
    @user-mg8hs6im9g6 ай бұрын

    ለምለም እኮ ቅምጥ ኣዶ እያ😢🎉❤

  • @user-ul6tx5ob3k
    @user-ul6tx5ob3k6 ай бұрын

    ቅዱስ ገብርኤል ኣብ ዘላናዮ ያሓልወና ሰላም ናዓኹም ገሬ እሙን❤❤❤❤❤

  • @user-op5pi4is7w

    @user-op5pi4is7w

    6 ай бұрын

    ኣሜን (3)❤❤❤❤

  • @yebitgraweyti8489
    @yebitgraweyti84896 ай бұрын

    እንኻዕ ብሰላም መፃኩም ዳገሬ እሙን🥰❤ ከምኡ ድማ ንተኻታተልቲ ገሬ እሙን 💜 ትግራይ ሰላም ኾይና ኣብስደት ዘለና ለ "ብሰላም ብጢዕና ዓድና ተመሊስና ገፅ ንፈትዎም ወለድናን ኣሕዋትናን ቤተሰብናን ንምርኣይ የብቀዐና ፈጣሪ👏💖💙

  • @titilenopo

    @titilenopo

    6 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን🤲🤲🤲🙏🥰🥰🥰🥰

  • @grandprumeplus3479

    @grandprumeplus3479

    6 ай бұрын

    Amen amen amen mearey🙏🙏🙏

  • @user-pj7ge7dh7w

    @user-pj7ge7dh7w

    6 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @szazlzazm9647

    @szazlzazm9647

    6 ай бұрын

    Ameñnn🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @HdidnBdjbxh

    @HdidnBdjbxh

    6 ай бұрын

    Amien amien Amien 🙏🙏🙏

  • @user-km6yz6fr8x
    @user-km6yz6fr8x6 ай бұрын

    ኣብራም መሕረር ናይ ስሓቀይ ምንጭ ፀፍዕኩም እስከ ሕለፋ😅😅😅😅❤❤❤❤

  • @hadgugebremkael9253
    @hadgugebremkael92536 ай бұрын

    ተመስገን ፈጣሪ ገጽ ሰምሃረይይ ዘራኣካኒ so ቡሩክ ሰንበት ኑኩሉ እዝቢ ዓለም❤❤❤

  • @trruauay7592
    @trruauay75926 ай бұрын

    ማርያምን ብጭንቀት ክፍንድ ኢለ እየ ነይረ😢😢 ኣይትሳኣኑ ፈፈግ ኣቢልኩምኒ❤❤❤

  • @user-pu7cg5dt4w

    @user-pu7cg5dt4w

    6 ай бұрын

    ወድ ሰብባ ካብ ጫንቀት ይማሓሮ ክብሪተይ💔🙏

  • @yemanegoitom883

    @yemanegoitom883

    6 ай бұрын

    ክፉንድእ ፈፈግ እንታይ ማለት 😂😂😂😂😂

  • @trruauay7592

    @trruauay7592

    6 ай бұрын

    @@user-pu7cg5dt4w ኣሜን ማኣረይ🙏❤

  • @trruauay7592

    @trruauay7592

    6 ай бұрын

    @@yemanegoitom883 ኤህ ፈገግ ኢለ ክብል እየ ዋይ😂😂

  • @GhGh-ij5ge

    @GhGh-ij5ge

    6 ай бұрын

    ኣነለ 😥😥😥😥😥😥😥

  • @user-ji9os1md9n
    @user-ji9os1md9n6 ай бұрын

    ኣይይይ ኣያ ተኸስተ ናይ ስሓቐይ ምንጪ ኩሉኹም እዳ ገሬ እሙን❤❤❤❤❤

  • @user-yo7oy4fb5x
    @user-yo7oy4fb5x6 ай бұрын

    ሰላምኩም ይብዛሕ ተጋሩዋኒ ሰላም የውርደልና ንዓድና ፅንዓት ይሃብኪ አዶ ትግራይን ዓደይን😢😢😢😢

  • @sinatekle7846
    @sinatekle78466 ай бұрын

    ከም ኤርትራዊ ይብህግ ሰላም ወሪዱልና ናብ ኤርትራ ትነጉዱና ።ኩሉ ጽቡቕ ክኸውን እዩ ።አጆና ክልተ ሃገር እምበር ሐደ ሕዝብ ኢና።ተመላሊእና ንዓብየሉ ግዜ ግድን ክመጽእ እዩ።

  • @jgsg5356

    @jgsg5356

    6 ай бұрын

    አሜን ወዲ እነይ❤❤

  • @user-ep1zz1tb1m

    @user-ep1zz1tb1m

    6 ай бұрын

    Amen ygberelna z hawey ❤

  • @zufanzufan4300
    @zufanzufan43006 ай бұрын

    እዳገሬ ኡሙን በይዛኩም ደቂቃ ወሱኩልና ብጣዕሚ ይሓፅረና ኣሎ ናይ ሳሓቅና ሚንጪ❤❤❤❤😂😂😂😂

  • @emaema-dv7cj
    @emaema-dv7cj6 ай бұрын

    ኣበይ ኣለኹም ናይ ሰምሃር ኣድነቅቲ ❤❤❤

  • @YmochyenaFamily
    @YmochyenaFamily6 ай бұрын

    ከመይ ዓይነት ጀጋኑ ተዋሳእቲ ዳይረክተር ኩሉምሉ ብሉጽ❤❤❤❤( ንዓይ ናይዚ ዓመት ዝበለጸት ፊልም እያ 💎💎💎 ገሬ እሙን

  • @user-ko2hx6mg1m
    @user-ko2hx6mg1m6 ай бұрын

    ለምለም ዓይነይ ክርኢ ከለኹስ ኣደዊተይ ዝራኣኹም ይመስለኒ ሰንበት ሰንበት ፉሉይ ስሚዒት ይስመዐኒ 💖💖

  • @user-wl7vi5qw7g
    @user-wl7vi5qw7g6 ай бұрын

    ናይ ሰምሃር ካራክተር ብጣዓሚ ደስ ዘብል❤❤❤❤❤❤

  • @destusheyeref1260
    @destusheyeref12606 ай бұрын

    ሰናይ ዕለተ ሰንበት ሰላም ንህዝብና🙏🙏🙏🕊

  • @user-lw2gy3or7v
    @user-lw2gy3or7v6 ай бұрын

    ሰናይ ሰንበት ይግበረና ትግሩዋኒ ዉሕዳትን ሱሙራትን ❤😊

  • @YM-mk3mx
    @YM-mk3mx6 ай бұрын

    Enda gere emu, the only film 🎥 l love and watch every week ♥ ❤ 💕. From Eritrea

  • @SnitSenayt-uz4ub
    @SnitSenayt-uz4ub6 ай бұрын

    ምንጪ ሰሓቅና ኣይትሰኣኑ ካብ ዝነበረኒ ውጥረት ኣናጊፍኩምኒ ብሓቂ ሰላም ምሳኹም ይኩን ንስራሕኩም ኣሳልጦ ይሃብኩም ናይና ንዓናለ ክጥዕመና🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤

  • @amanialmtku
    @amanialmtku6 ай бұрын

    ኣብራህም ተልይዋ ዛድራማ ሃመይ ድያ ትምቅር🤣🤣🤣❤

  • @ndjs6045

    @ndjs6045

    6 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂

  • @shewitgeremedhin6058
    @shewitgeremedhin60586 ай бұрын

    ሳመሃለይ ሩፊታ ❤ካብ ስደተይ መፅአ ብኣካል ክረኽበኪ ተስፋ ኣለኒ❤❤❤❤❤❤❤

  • @Mnbar6095
    @Mnbar60956 ай бұрын

    እንቃዕ ድሓን መፃእኩም ተጋሩዋይ ፅረያት ❤❤❤❤

  • @2Corinthians.10-17
    @2Corinthians.10-176 ай бұрын

    ናይ ሎሚ ቅኔ ፍልይ ዝበለ እዩ ልብ ንዘለዎ።ቑጽልዎ እኹም ድምጽ ህዝቢኹም ኹኑ። መራሕትውን ልብ ይግበሩ ቕድም ኹሉ ንህዝቢ የቐድሙ ካብ ስልጣን🥺

  • @user-hc2bf4uz5v
    @user-hc2bf4uz5v6 ай бұрын

    በይዛ ያ😂😂ደጊም መግረፍቲ ናይ ኣብራሂም ጠጠዉ ኢሉ ሎ ተመስገን😂😂 ኣይትሑለፍና❤😢

  • @bestebeste5137

    @bestebeste5137

    6 ай бұрын

    😂😂😂😂

  • @cbffhf1567
    @cbffhf15676 ай бұрын

    እንኳዕ ብዳሓን መፃእኹም ተጋሩዋን❤❤ ኣያኒ ተኸሰተ ምንጭ ሳሓቀይ😹😹

  • @user-wr4tv3lr1s
    @user-wr4tv3lr1s6 ай бұрын

    ሰላም ገሬ እሙን ❤ መጀመሪያ ባዕለይ

  • @gznice183

    @gznice183

    6 ай бұрын

    እሙጳጳጳሸይ

  • @user-vj1zh8bb9b

    @user-vj1zh8bb9b

    6 ай бұрын

    ኣነ እባ ዋይ😂😂😂

  • @user-wr4tv3lr1s

    @user-wr4tv3lr1s

    5 ай бұрын

    @@user-vj1zh8bb9b ኧረ ክክክክ

  • @fanafani2638
    @fanafani26386 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም መልካም ዕለት ሰንበት ይግበረልኩም እንዳ ገሬ እሙን❤❤❤❤

  • @user-lt5oc6fs4h
    @user-lt5oc6fs4h6 ай бұрын

    well come እንዳ ገሬ እሙን ❤💛ደቂ ዓደይ ማዕረይ ከምዚ ከማይ ናይ ኣሕዋትኩም ሓዘን ዘለኹም ኣምላኽ የፀናነዐና እበር ኣብ ስደት ኮይንካ ከብድ እዩ 😢😢😢

  • @laylaal7008

    @laylaal7008

    6 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን እግዚአብሔር ሓይሊ ይሃበና

  • @user-md6yv9zo4i

    @user-md6yv9zo4i

    6 ай бұрын

    Amen😢

  • @user-pr2mi7pz4e
    @user-pr2mi7pz4e6 ай бұрын

    😂ኣነ ሲ ዛ ድራማ ቀልጢፋ ከይትዉዳእ ይስሰዐላ ሰነበት ሰንበት ክዓ ብሃረርታ እየ ዝፅበያ ብዝኮነ ብሩትዑልና ኣሕዋተይ ተስፋ ናይ ትግራይና ኢኩም ኣጆኩም ንቅድሚት መሩሹ 🎉

  • @user-km3qr7ni4q
    @user-km3qr7ni4q6 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ተጋሩዋይ ሰናይ ዕለት ሰንበት ይግበረልና ልቲ አብ ሓዘንን መከራን ዘሎ ህዝብና እግዚአብሔር አምላክ ምሕረቱን ሰላሙን ይላአኸልና

  • @helenfanos7526
    @helenfanos75266 ай бұрын

    ሰላማት እንዳ ገሬ እሙን "አረ መንእሰይ ትግራይ ናብ ስደት ይኸቱለው" ሓዲኡ ይግበር መንግስቲ ትግራይ" ግፋ ዝብል ኣጀንዳ ኣምፂኦም" ዘይሕጋዊ ስደት "በዚሑ ኒኦ ሀዚ😢😓

  • @dswffeef9659
    @dswffeef96596 ай бұрын

    ኣብርሃም መሕረርር ናይ ሰሓቅ ምንጪ ይመችውኻ ሰሓቅና ይመልሰልና🙏

  • @user-fi5ou9hs7l

    @user-fi5ou9hs7l

    6 ай бұрын

    Amennnn amennn amennn

  • @gggds3377
    @gggds33776 ай бұрын

    እዋይ ለማዓኒቲ ገለ ዓነት ንዘተረደኦ😢😢😢😢

  • @dsertfswer5540
    @dsertfswer55406 ай бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤

  • @mamibabi6805
    @mamibabi68056 ай бұрын

    ዋው መልአክቲ ንከደምቲ ሰብ ስልጣን👍👍🤗🤗🤗ይበል እዩ

  • @munaara4780
    @munaara47806 ай бұрын

    ፅብቅቲ መልእክቲ እንዳ ገሬ እሙን❤

  • @user-wi6er8cg3u
    @user-wi6er8cg3u6 ай бұрын

    እንካዕ ብስላም መፅእኩም ተጋሩዋይ ብሩክ ዕለት ስንበት ይግበረልና❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @user-lz1rh4zf1c
    @user-lz1rh4zf1c6 ай бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋኒ ❤❤ኣብራሃም ምንጪ ሳሓቀይ😂😂

  • @user-fd3db4jv4m
    @user-fd3db4jv4m6 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ማዓረይ ቡሩክ ሰንበት ይግበረልና ❤️❤️💛💛🌿🌿💐☘️🌾✝️

  • @user-be1tt7ok5s
    @user-be1tt7ok5s6 ай бұрын

    እንካዕ ብሰላምእን መፃአክም አንዳ ገሬ አሙን መልካም ሰንበት ❤️❤️❤️❤️❤️🔰🔰🔰

  • @SamiForto
    @SamiForto6 ай бұрын

    Tgray zadey selamki ymeles gere amun menchi sehaqey 🎉❤

  • @GshShh-mz5xi
    @GshShh-mz5xi6 ай бұрын

    አቃዕ ብሰላም መፃኩም አዳ ገርየ አሙን ተጋሩዋይ ፀሩያት ናፊቅናኩም ቀኒና💛❤️ ተከታተልቲ ገርየ አሙን ዶሞ ኣለኩምዶ like l love you በቃ ተጋሩዋይ አፈትየኩም አየ።

  • @berihutsegay1472
    @berihutsegay14726 ай бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃክም እንዳ ገርየ እምን ❤️❤️❤️❤️

  • @selam801
    @selam8016 ай бұрын

    ለምለም ዓይነይ አለማድነቕ አይታለፍም❤

  • @mezmurmariyam-ys7dd
    @mezmurmariyam-ys7dd6 ай бұрын

    ኣሰይ ሙቁራት አንካዓ በስላም መፃኩም 🙏🙏🙏❤️❤️🌹🌹🌹🌹😍

  • @user-qi2vk7wd3q
    @user-qi2vk7wd3q6 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም መልካም ዕለት ሰንበት ይግበረልኩም እንዳ ገሬ እሙን❤❤❤😘😘🙏

  • @tesfalemgebretnsae564

    @tesfalemgebretnsae564

    6 ай бұрын

    ❤🎉🎉🎉

  • @AutoMechanic-zd4el

    @AutoMechanic-zd4el

    6 ай бұрын

    Rhus elete senbet eyu zbehal

  • @2Corinthians.10-17
    @2Corinthians.10-176 ай бұрын

    ሰምሃል😂😂😂😂😂 መንዩ ሕዙኪ ዘሎ ገሬ😂😂😂😂😂

  • @mairyali6322

    @mairyali6322

    6 ай бұрын

    😁😁😁😁😁

  • @user-lg1ij5zo6d
    @user-lg1ij5zo6d6 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰሌም መፃኩም ምልካመ ዕለተ ሰንበት❤❤

  • @aabaditmumu2317
    @aabaditmumu23176 ай бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም እንዳ ገሬ እሙን❤❤ አብራሃም😂😂

  • @rsdssvzgdmsc8248
    @rsdssvzgdmsc82486 ай бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም እንዳ ገሬ እሙን❤❤❤

  • @almazgiday9935
    @almazgiday99356 ай бұрын

    እዳ ገሬ እሙን እካዕ ዳሐን መፀኩም ፅቡቅ መልአክቲ እዩ ቀፅሉሉ ።

  • @Brave-Is_Mine1
    @Brave-Is_Mine16 ай бұрын

    ብለምለም ዓይነይ"ማዕቐብ ወሪዱኒ'ዩ"😂😂😂 መልእኽቱ ግን ረዚን'ዩ!! ኣብራሃም ሃሳስ ድማ ካብዛ ካራክተር ተንከስ ምባል ኣብዩ በቃ🤭 ሰምሃል ፍላስፋ ድማ ጽቡቕ ለውጢ እዩ:: ሰላምን ራህዋን ይፍጠረልኩም!!!

  • @BereketAbraha-no1wb
    @BereketAbraha-no1wb6 ай бұрын

    ኣነስ ምስ ለምለም ዓይነይ ፍቅሪ ሒዙኒ😢😢❤❤

  • @melakuethiopia9217

    @melakuethiopia9217

    6 ай бұрын

    ባዓልት ሓዳር ኣይትመነይ ነዉሪ????????

  • @BereketAbraha-no1wb

    @BereketAbraha-no1wb

    6 ай бұрын

    @@melakuethiopia9217 ብ ካልእ ሓሰብ ዘይኮነስ ነቲ ናይ ኣደ ስሚዕታ እየ ክቡር ሓወይ

  • @SaraSara-zu2vl

    @SaraSara-zu2vl

    6 ай бұрын

    😅

  • @wediweyinking

    @wediweyinking

    6 ай бұрын

    ዋ ኣታ ንኣደ ኣርባዕተ ቆልዑ ዝወለደት ሰበይቲ ኣፍቂረያ ክትብልስ ንእሽተን ኣይትሓፍርን ዲካ 😂😂😂

  • @BereketAbraha-no1wb

    @BereketAbraha-no1wb

    6 ай бұрын

    @@wediweyinking ኣታ ኣነ ንሴቲ ዘብራብሩኽ እየ ኢለኩም ንለምለም ነታ ገጸ ባህሪ ዋ ጉድ ተረኹቢ

  • @user-kq3dk6mf5w
    @user-kq3dk6mf5w6 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ብሩካተይ ናፍቅናኩም ናይርና ኢና❤❤❤❤

  • @user-qn2vq4rv3p
    @user-qn2vq4rv3p6 ай бұрын

    ❤😂😂😂😂😂አንካዕ ብሰላም መፃእኹም ሙቁራተይ

  • @SalamSha-wl4tm
    @SalamSha-wl4tm6 ай бұрын

    እንዳ ገሬ እሙን ይሞችይኩም ቀፅሉሉ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም 💞💞💞💞💞💞💞💞

  • @hdhhs8251
    @hdhhs82516 ай бұрын

    እንኳዕ ዳሓን መፃኹም ደቂ ትግራይ ሸኮራት♥️😍

  • @user-si6jk6ve6m
    @user-si6jk6ve6m6 ай бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምኩም ይብዛሕ ክቡራት😊ለምለም ዓይነይ ጓልተን ብዓላልቲ ቅምጥ ❤ አብርሃም 😅 መሕረሪ ክክክክክክክ

  • @albadralbadr945
    @albadralbadr9456 ай бұрын

    እንካዕ ሰለም መፃእኩም እንዳገሬ እሙን❤❤🙏🌿💝💝💝

  • @akezaberhe6216
    @akezaberhe62166 ай бұрын

    _እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም እንዳ ገሬ ሓላላት ብርኽ ሰንበት ይግበረልና_

  • @user-sx1sr1jk7c
    @user-sx1sr1jk7c6 ай бұрын

    ሰምሃለይ ሰለ ዝረእኩኪ ደስ እልኒ😢😢❤❤❤❤

  • @lovezeru1173
    @lovezeru11736 ай бұрын

    ናፊቅናኩም ቀኒና ምንጪ ደስታና!! ኣኞኹም እኙ እኙ ❤❤❤❤

  • @salamsalam1464
    @salamsalam14646 ай бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም😊😊😊

  • @user-mw8wz2qh1u
    @user-mw8wz2qh1u6 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ 💖💖💖💖💖💖

  • @user-pe5ei5fs3b
    @user-pe5ei5fs3b6 ай бұрын

    እንካዕ ደሓን መፃእኩም እንዳ ገሬ እሙኖ❤❤

  • @KsaKsa-mw2pe
    @KsaKsa-mw2pe6 ай бұрын

    ኣብርሃም ምንጫ ሳሓቀይ😂😍😍😍

  • @user-yo7oy4fb5x
    @user-yo7oy4fb5x6 ай бұрын

    አብራም ዘይሎሚ ዘይሓለፈሉስ ሜሳ ኮይነንኦ ክክክክክ😂😂😂😂

  • @user-oe5kj2rt8e
    @user-oe5kj2rt8e6 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩ ዋይ ሓላላት ብሩክ ሰንበት ክርሰቲያን ይግበረልና🙏🥰🥰🥰❤️💛❤💛

  • @salammosa1725
    @salammosa17256 ай бұрын

    ሃሳሲ ገፅ ኣተሩእዩዎ ልፂፂያ ቅስል ኣተሩእዩዎ ድዩ ልባሃል😅😅😅😅ኣብ ራሂም መሕረር😅😅❤❤❤❤❤

  • @SsanaS-me5ed
    @SsanaS-me5ed6 ай бұрын

    አይትሳኣኑ ተጋሩዋኒ ❤❤❤

  • @AaBb-tr6hv
    @AaBb-tr6hv6 ай бұрын

    ❤❤እንካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ፁሩያት ናይ ሳሓቅ ምጨይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-un9ej2vq4k
    @user-un9ej2vq4k6 ай бұрын

    እንካዕ ብስላም መፃኩም ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤

  • @GdgGrh-mz8uc
    @GdgGrh-mz8uc6 ай бұрын

    ከይሓስብናዮ ኣስሕቁምና😅 ወዛ ምስቁምነግር እዳ ገሬዎኒ❤❤❤

  • @user-em7ud6xj6v
    @user-em7ud6xj6v6 ай бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃእኹም ዳገሬእሙን ተናፈቅቲ👏💐🌿

  • @user-ed7oq6yy9p
    @user-ed7oq6yy9p6 ай бұрын

    አንኮዕ ብሰላም መፂኣኩም አንዳ ገሬየ ፅረያተይ ❤❤❤

  • @MarMar-db8tp
    @MarMar-db8tp6 ай бұрын

    ኣየ ኣብራሃም መሕረር ሕትሽትሽ ትብለኒ ኣለካ ኣብ ርእሰይ ያ በለ ሞይተ😂😂😂😂😂😂

  • @helengebreslasie2841
    @helengebreslasie28416 ай бұрын

    ያ ናይ ብሓቂ 👍❤️💛❤️❤️

  • @Meberiht
    @Meberiht6 ай бұрын

    ኣብራሃም መሕረር ናይ ስሓቀይ ምንጭ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😅😅😅😅😅😅

  • @cherkosgebru6525
    @cherkosgebru65256 ай бұрын

    ንኡሸተይ ፍትሕ ኣብልኩሙና 🥰🥰🥰🙏🙏

  • @__-wj7zq
    @__-wj7zq6 ай бұрын

    _ማርሓባ ደቂ ሪመይ😔🎉ብሩኽ ስንበት❤🥰_

  • @akbbbbbhhb

    @akbbbbbhhb

    6 ай бұрын

    kkkkkkkkkkkk

  • @user-xs4kt5cd1i
    @user-xs4kt5cd1i6 ай бұрын

    ይህ ድራማ ስወድው❤

  • @rhdbxhff5098
    @rhdbxhff50986 ай бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ❤

  • @Brey8984
    @Brey89846 ай бұрын

    እንኻዕ ብሰላም መፃኩም ናይ ሳሓቅ ምንጪና 🤣❤ ኣድነቅቲ ለምለም ዓይነይ ኣኹም ዶ 👍ግጨዎ

  • @ngstihaileslassie9337
    @ngstihaileslassie93376 ай бұрын

    ፅብቕቲ መላእክት ❤

  • @mebi-Love
    @mebi-Love6 ай бұрын

    እንካዓ ዳሓን መፃኣኩም እንዳ ገሬ እሙን❤

  • @user-ci5ol8ly4s
    @user-ci5ol8ly4s6 ай бұрын

    ለምለመይ ኮ ፍልይ ዝበለት ኣደ እያ ኣነስ ክፈትዋ መዓት🥰🥰🥰

  • @merigaltewahdo1460
    @merigaltewahdo14606 ай бұрын

    ኡፍፍፍ ኣይትስኣኑ ከ ብሰሓቅ ወዲአያ❤

  • @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
    @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv6 ай бұрын

    እንኮዕ ዳሓን መፃኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tsigealemayoh786
    @tsigealemayoh7866 ай бұрын

    ወይ እንዳ ገሬ ዝኒኤኻ ቅንየ ሐዳራ ትግበር ትግራይና አብውሽጥና ዘሎ ርስሐት ምሕፃብ እዮ አዮኹም እንዳገሬ

  • @ffgtdg8194
    @ffgtdg81946 ай бұрын

    እንኳዕ ብዳሓን መፃኣኩም ሙቁራተይ❤❤❤❤❤❤

  • @HiwotKidanemariam-bu6yn
    @HiwotKidanemariam-bu6yn6 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤እንኮዕድሓንመፅኩምእድገሬእሙን❤❤❤

  • @shishaygeremedhin6227
    @shishaygeremedhin62276 ай бұрын

    ሎሚ ሞይተ ሰሓቅ መን ኢዩ ዘሓዘኪ ገሬ 😂😂😂😂😂😂

  • @rakigabrmdehn6660

    @rakigabrmdehn6660

    6 ай бұрын

    😂😂

  • @tmsgnamlky6344
    @tmsgnamlky63446 ай бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ፅሩያት💖💖💖💖

  • @samehsammm8683
    @samehsammm86836 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ፅሩያት❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @user-tt5yy9hf8c
    @user-tt5yy9hf8c6 ай бұрын

    ኩሉኩም ተፈተውትን ተናፈቅትንንንንን❤❤❤❤

  • @rahewmiks4143
    @rahewmiks41436 ай бұрын

    ኣብራሃም መሕራር ናይ ሰሓቀይ ምንጭ ፀፍዕኩም እሰከ ሕለፉ😅😅😅😅😅😅😅❤❤❤❤❤

  • @wediweyinking

    @wediweyinking

    6 ай бұрын

    ኣነ ንጋል ኣይፀፍዕን እየ 😂😂😂

  • @MedhinDesta-mt5vj
    @MedhinDesta-mt5vj6 ай бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ቡሩካት ዘርኢ❤

  • @user-ij3zk2zc1m
    @user-ij3zk2zc1m6 ай бұрын

    wow 🎉🎉🎉❤❤❤ ፅብቁ እዪ

  • @DgDh-px1wd
    @DgDh-px1wd6 ай бұрын

    እንኳዕ ሰላም መፃኩም ተጋሩዋኒ💖ኣብራሃም መሕረር😁😂

Келесі