gere emun part 119 | ገሬ እሙን ክፋል 119

Комедия

Пікірлер: 861

  • @MusieTV
    @MusieTV Жыл бұрын

    ጥዕማት ገዛ ❤ እስኪ ንእዳ ገሬ እሙን ዝፈቱ ጥራይ like 👍🏼👈 ሰናይ ሰንበት ይግበረልና ፈጥሪ 🙏💝 በቢ ዝኮነ ሰንበት እዩ 😅😅 😂😂

  • @askualaregawi2963

    @askualaregawi2963

    Жыл бұрын

    ክክክክክክክ ጸላኢና ቤብ ይኹን ሞይተ ስሓቕ

  • @ndjs6045

    @ndjs6045

    10 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Yohannes_wedi_Humera_Tigray
    @Yohannes_wedi_Humera_Tigray Жыл бұрын

    ብስም እቲ ጀግና ህዝቢ ትግራይ ሺሕ Like 👍 ሃቡኒ 1k 𝐈♡𝐔 ደቂ ዓደይ 👇

  • @EriLove-op8es
    @EriLove-op8es Жыл бұрын

    ዘረኣብሩኽ😂ኣድነቅቲ ዘብረኣብሩኽ💚

  • @user-uo7iv5zw6y
    @user-uo7iv5zw6y Жыл бұрын

    ዋይ ኣነስ እንዳ ገሬ ንኩሎኹም እንድየ ዝፈትወኩም ብፍላይ ንኣብርሃም ክፈትዎ ኣድነቅቲ ኣብርሃም ኣበይ ኣለኹም❤❤❤❤ቤቲ ኣዋሪድክና😂😂😂😂

  • @lwamhabte4091

    @lwamhabte4091

    Жыл бұрын

    Abzi alku ane

  • @yohni283

    @yohni283

    Жыл бұрын

    ኣብርሸይ ሽኮር ግን ዳኒኤል ጠፊኡ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Rakibella17
    @Rakibella17 Жыл бұрын

    ❤ትግራይን ኤርትራ ን ምስ ተዓረቓ ኣብ ኣስመራ ፓላስ ድራር ክጋብዘኩም እየ ብፍላይ ዘራብሩኽ

  • @naoddemoz7621
    @naoddemoz7621 Жыл бұрын

    እንዳ ገሬ እሙን ጽብቅቲ ፊልም ኢያ ቀጽልዎ ኣድነቕትኹም ኢና ቀጽልዎ ብሩኻት የሕዋተይ ሰላምን ቅሳነትን ይግበረልኩም ተጋሩ የሕዋተይ ብሩኽ ሰንበት ይግበረልና....ካብ ኤርትራዊ ሓውኹም 🤍

  • @akezaberhe6216

    @akezaberhe6216

    Жыл бұрын

    ንኹልና መቅስነይ የቀንየልና

  • @slamslam8991

    @slamslam8991

    Жыл бұрын

    Amen

  • @user-uh7sy9uy6j
    @user-uh7sy9uy6j Жыл бұрын

    ቡሩኽ ሰንበት ይግበረልና 🥰 ኦ ማይ ጋድ ድ ቤቲ 😅 ኣያ ተኸስተ ዝፈቱ 👍ርገፁ❤

  • @mlatmili7624
    @mlatmili7624 Жыл бұрын

    መንፈስ ቁዱስ ዝዓሰሎ እለተ ሰምበት ይግበረልና ተጋሩዋይ👏❤

  • @hamerhamar1635

    @hamerhamar1635

    Жыл бұрын

    Amen🙏🙏🙏👏

  • @danitekeste7277

    @danitekeste7277

    Жыл бұрын

    Amennnn amennnn amennn

  • @suge2370

    @suge2370

    Жыл бұрын

    ኣሜን❤

  • @zaydgadrmkl3278

    @zaydgadrmkl3278

    Жыл бұрын

    ኣሜን ፫

  • @kidane7945
    @kidane7945 Жыл бұрын

    5ይ ሰንበት ደብረ ዘይት እዩ እንኳዕ ኣብፀሐና ሰናይ ሰንበት❤🎉

  • @user-gd3zl6ne5j

    @user-gd3zl6ne5j

    Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን መዓረይ❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤🌺🌺🌺🌺🌺🍀🍀🍀🍀🍀🍃🍃🍃🍃

  • @user-jf3ri3nn8s

    @user-jf3ri3nn8s

    Жыл бұрын

    Amen amen amen

  • @selamgebretsadik6795

    @selamgebretsadik6795

    Жыл бұрын

    Amen

  • @abalisgebru2959

    @abalisgebru2959

    Жыл бұрын

    😊😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅

  • @MaaanjJopnj-pg2bu

    @MaaanjJopnj-pg2bu

    9 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @helenkalaytigraweyti3732
    @helenkalaytigraweyti3732 Жыл бұрын

    ዓባይ ትምህርቲ እያ ልጠመየ ህዝብና ንብፀሓሉ😍🙏

  • @makadasolomon
    @makadasolomon Жыл бұрын

    ፅቡቅ መልእክቲ ዝሓዘ እዩ ደስ ብሃላይ🥰🥰🥰 ኣብኣ ከለና ግን ማዕተብና ኣይንረስዕ ልዋም ጋልያይ ዘርኣብሩክ ማዕተብ እሰሪ ንቶም ኣብ ደገ ዘለዉ እዉን መልእክቲ ክትኮኖም እያ። ምስ ይቅሬታ🙏🙏🙏

  • @user-nv5vt5ct6f
    @user-nv5vt5ct6f Жыл бұрын

    ታይ ታማሂረ ካብ ናይ ሎማዓንቲ ደቂ ሰባት እግዚአብሔር ፅቡቃት ገይሩ ስለ ዝተፈጠርና ምንም ሜክኣብ ከምዘይድልየና ካቡኡ ካዓ ካብ ብዙሕ ቅርሺ ሂብካ ንሜካኣብ ክተጥፍእ ነቶም ናሓንቲ ማዓልቲ ዝኮን ምግቢ ሲኢኑ ዘሎ ህዝብና ተመቂልና ተንበልዕ እዩ ነይሩ ፅቡቅ መልእክቲ እዩ ❤❤ ሰማሃለይ ናበይ ጠፋኣ ናፋቀያ ❤❤❤

  • @user-gm5qr4jk9f

    @user-gm5qr4jk9f

    Жыл бұрын

    #ብትኽክል#😓

  • @selam801
    @selam801 Жыл бұрын

    እንዳ ገሬ እሙን በይዛኹም አብዚ ሐዚ እዋን ናብ ሳውዲ ዓረብ ዝግሰግሰ ዘሎ መንእሰይ ተኮር ጌርኹም ሰርሑ ሰደት አመና ከፊኡን ገኒኑን እዩ ዘሎ መንእሰይና ተደፊኡ ይቀሪ አሎ ሞት ኾይኑ ዕጭኡ🥺😥💔

  • @user-tl4kd3uq8w

    @user-tl4kd3uq8w

    Жыл бұрын

    ናብ ብሓቅ እዞም ደልዳሎ ዝበሃሉ ኣብ አብ ትግራይና ውሽጥ ይኹን አብ ምድር ዓፋር ኮዩኖም ናደልደሉ ህዝብና ወዶኦሞ መንእሰይና ስዴት መርፁ የሕዝን እዩ ብጣዕም ዓድኻ ሰርሕኻ ምልውጥ ናተኸኣለ ብምንታይ ምኽንያት ስዴት ኸም ንመርፅ ኣይርዳኣካን

  • @efsf9587

    @efsf9587

    Жыл бұрын

    ብሓቂ😢😢😢

  • @edon7537

    @edon7537

    Жыл бұрын

    ሰመዑ ይለን😢😢😢😢

  • @user-ys3rw9mg1j

    @user-ys3rw9mg1j

    Жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ፅቡቅ ኣለኪ ክብረተይ ዝጠፈአ ህዝብና ይኣክል

  • @user-si7ek7qc7w

    @user-si7ek7qc7w

    Жыл бұрын

    በሓቂ ትግራይና ጥረሐ ትተርፍ ኣላ 😭

  • @samitigray4537
    @samitigray4537 Жыл бұрын

    ቀደማይ ሎሚ እንዳ ገሬ እሙን እንካዕ ሰላም መፃኩም

  • @selamyemane8048

    @selamyemane8048

    Жыл бұрын

    ሳሚተይ🎉❤

  • @user-yp4yt9qf3f
    @user-yp4yt9qf3f Жыл бұрын

    እንዳ ገርየ እሙን ጥዑማት ተዋሳእቲ እንኳዓ አብፀሐኩም ናብ ደብረ ዘይት ብሩኽ ሰበንት ይግበረልና👏😘

  • @Phrsfora_Media
    @Phrsfora_Media Жыл бұрын

    ሰላም ንዓኹም ተጋሩዋ እንኳዕ ንደብረ ዘይቲ ብሰላም ኣብፅሓኩም ትግርኛ መዝሙራት እትሰምዑሉ ሓዱሽ ቻናል ኸፊተ ኣለኹሞ ኣቲኹም Subscribe like share ግበሩለይ ኣበረታትዑኒ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Sara-ym2dn

    @Sara-ym2dn

    Жыл бұрын

    አሜን ኣሕቢሩ እንኳዕ ኣብፀሐና ክቡር ሓውና እሽኒ ክንገብር ኢና ፀግኡ የብዘሐልካ ዝሓወይ

  • @user-zm4ww6oq6h

    @user-zm4ww6oq6h

    Жыл бұрын

    ኣሜን እሺ🙏❤

  • @user-sy8hs2zj9y

    @user-sy8hs2zj9y

    Жыл бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን ክቡር ሓውና እሺ

  • @samera7043

    @samera7043

    Жыл бұрын

    እሺ ክቡር ሓውና ብሰላም መፀአና ❤❤❤

  • @abuneymaateyotub6589

    @abuneymaateyotub6589

    Жыл бұрын

    አሜን ምዕባየይ ምዓረይ እሹኒ❤❤❤❤❤

  • @azebtigray6298
    @azebtigray6298 Жыл бұрын

    መንጪ ሰሓቀይ ዳንኤል ግን ናበይ ከይዱ ናፍቀዮ❤

  • @Aaa-kx1kb
    @Aaa-kx1kb Жыл бұрын

    ብሩኽ ሰንበት ህዝበ ክርሰቲያን ♥️🙏 I Love My Tigray 💛❤ ትግራየይ 💛❤ Free Tigray♥️

  • @henislmahri1423

    @henislmahri1423

    Жыл бұрын

    ብሩኸ ሰንበት 💘💘💘💘💘💘💘❤❤❤❤🥀🥀((((

  • @user-jf3ri3nn8s

    @user-jf3ri3nn8s

    Жыл бұрын

    Amen

  • @endalkawraris5249

    @endalkawraris5249

    Жыл бұрын

    ​@@henislmahri1423 ኸኸኸኸኸኸወኸጰወኸኸበዐወዐወዐቀበበዐቀዐቀዐቀዐወወዐወቀወጸወዐፀዖጰቀዐወወዐወዐወዐዐዐዐዐቀወዐዐዐወዐበዐወዐወኸወወወበሰወኸወዐወኸወ

  • @endalkawraris5249

    @endalkawraris5249

    Жыл бұрын

    ጨወወ

  • @rishanbitow3197

    @rishanbitow3197

    Жыл бұрын

    ❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛👍

  • @user-xx6nj4hw5p
    @user-xx6nj4hw5p Жыл бұрын

    ብሓቂ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ድንቂ እዩ ስርሑ ኣንሕና ደቂ ሰባት ጊን ልቢ ልድያ ዝኸፈተ ልብና ይኽፈተልና ❤️ ገሬ ❤️

  • @mediwukro6662
    @mediwukro6662 Жыл бұрын

    እንካዕ ኣብጸሐና ንዓመታዊ ክብረ በዓል መስቀል ንደብረዘይቲ ንሰንበተ ክርስትያን ደቂ እመብርሃነይ ናብዚ ዘብጸሐና ይክበር ይመስገን ❤ ከም ንኣምላኽ ምምስጋን ዝበለጸ ጽብቕ ግብሪ የልቦን። ከም ስም እግዚአብሔር ብኸንቱ ምምራር ዝኣመሰለ ክፉእ ነገር'ውን የልቦን። ቅዱስ የውሃንስ ኣፈወርቂ!

  • @selam801
    @selam801 Жыл бұрын

    ብመልክዕኽን ዘይትኾርዓ አጓላት ሎምዓንቲ ካብ ቤቲ ተማሂርኽን ትኾና ኢለ ተሰፋ ይገብር me ብማይን ሳምናይን ተሓጺበ ብተፈጥራዊ ጽባቐይ እየ ዝኮርዕ🥰🙈

  • @user-cm7uh2bc9i

    @user-cm7uh2bc9i

    Жыл бұрын

    ኣነ ውን ከማኪ እንካን ዶ ሜክኣብ ክገብርስ ዘን ዝገብራካ ደስ ኣይብላንን😊

  • @user-vy2fq6xb4c

    @user-vy2fq6xb4c

    Жыл бұрын

    ሸዋዋዊት ዓይነይ አማንኺ😂😅😅😅😅

  • @selam801

    @selam801

    Жыл бұрын

    @@user-vy2fq6xb4c kkkkkk ሞይጠ በሊ አቲ ቆናጭ🙈😉

  • @user-vy2fq6xb4c

    @user-vy2fq6xb4c

    Жыл бұрын

    @@selam801 ጸርፊ ለዶ ይናፍቀካ ሓማርኛ ምጽሓፍ ጀምሪ ደቢሩኒ አኙዋ kkkkk

  • @selam801

    @selam801

    Жыл бұрын

    @@user-vy2fq6xb4c ወይኔ ጉዴ ነፊቁኺ ምሸ ጾም እዩዋ እግርኺ ተሓጺብኺ ደቅሲ🥺

  • @maahiii6
    @maahiii6 Жыл бұрын

    ኦ ማጋድ😅ሳሓቅ ወዲእኩምና ዳገርዬ ኡሙን ብልፅቲ ድራማ🥰🥰🥰ቡሩክ ሰንበትን በኣለ መሰቀል ፀሎት ኣብና ዘወንጀል ኣይፈለዬና ተጋሩዋይ ዱሙቃት🙏♥️🥰

  • @cvxbzfffh8940
    @cvxbzfffh8940 Жыл бұрын

    እንዳገሬ ምንጪ ናይ ሳሓቅና ብሩክ ሰንበት ይግበረልኩም ♥♥♥♥♥😘😘😘😘

  • @mamibabi6805
    @mamibabi6805 Жыл бұрын

    ስድራና እንኳዕ ድሓን መፃእኩም💙💙ሰላም ንዓኩምን ንህዝብናን ንትግራይናን🙏

  • @user-qc7iv6eq7g

    @user-qc7iv6eq7g

    Жыл бұрын

    አሜን (3) ክብረተይ

  • @drtt2855
    @drtt2855 Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም እንዳ ገሬ እሙን ፁሩያት ተጋሩ ብሩክ ሰንበት ይግበርልና ♥️👏 ለማዓልቲ ብዙሕ ተማህርና ዘይመልክዕካ ኣይመልክዕካን ኣሕዋተይ ዶሞ ማዕተብ ግበራ ምስ ይቅረታ♥️💛❤️💛❤️

  • @Tigraweyti_Queen
    @Tigraweyti_Queen Жыл бұрын

    ፅብቅቲ ትምህርቲ እያ ንልቢ ዘለዎ ተጋሩዋይ❤🥰 ግን ዳኒ ኣምፁኡልና🥺

  • @axsumawittigraweyti3970
    @axsumawittigraweyti3970 Жыл бұрын

    ልዋም ማዕተብ ዘይትኣስሪ ማዕተብክን ቀንጥስክን ተምፅኦኦ ሃፍቲ ኣይኮነን በረከት የቡልን ንቅሓት ኣይምሰልክን😢

  • @user-vm8zd1ii7j

    @user-vm8zd1ii7j

    Жыл бұрын

    ብሓቂ😢

  • @mizanmeregu7586
    @mizanmeregu7586 Жыл бұрын

    ተጋሩዋኒ ብሩክ ሰንበት ይገብረሊና❤❤❤❤❤

  • @selamyamenemh1100
    @selamyamenemh1100 Жыл бұрын

    ብሩክ ሰንበት ይግበረልና ተጋሩዋኒ ፅሩያት 🤲🤲🤲❤❤❤

  • @Furutuna
    @Furutuna Жыл бұрын

    ብሩክ ስንበት ደቂ ትግራይ ሽኮራት ግን ዳኒ አምፅኡሉና ናፈቅናዮ እኮ ዳኒ ትብሉ Laki

  • @rahwahrahwah1899
    @rahwahrahwah1899 Жыл бұрын

    እዘን ጽቡቃትስ ድሕረ ባይትአን ሜኽኣብ ማለት ዩ 😅😅እንዳ ገሬ መቅሰናት ብሩኽ ሰንበት 🙏✝️❤

  • @user-ks6dw7nn2r
    @user-ks6dw7nn2r Жыл бұрын

    እንኳዕ ኣብፀሐኩም ናብ ደብረዘይት ኣሜን❤️❤️❤️💛💛

  • @xauliia1661
    @xauliia1661 Жыл бұрын

    እዋይ ኣነስ ርኤዮም ዘይፈልጥ ሕጂ ርኤዮም ሳሓቅ ሞይተ ደስ ክብሉካ ተጋርዋይ👏

  • @frehailu3394

    @frehailu3394

    Жыл бұрын

    ዋይ ኣንሕና ዳ ሰንበት ሰንበት ንፀበዮም ወልፍ ኣትሕዝሙን😳🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @mulushefarawe3880
    @mulushefarawe3880 Жыл бұрын

    ሰናይ ዝተባረኸን ሰንበት ምስ ዳገሬ እሙን ይግበረልና🙏😍😍

  • @medilove9633
    @medilove9633 Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ደቂ ትግራይ ሓላላት❤❤💋💋💋♥️♥️♥️🌿🌿🌿🌿🌿♥️♥️♥️😍😍😍😍♥️♥️🥀🥀🥀🥀🌿🌿🌿🌿ብሩክ ሰንበት ደቂ ዓደይ😍😍♥️♥️♥️🥀🥀🌿🌿🌿

  • @user-tr1pg6rd2v
    @user-tr1pg6rd2v Жыл бұрын

    ጓል ዘብረኣብሩክ እዛ ዓባይስ ክርስትያን እንተኮይና ማዕተብ ግበሪ በልዋ🙏🥰

  • @hemoo_sl9005
    @hemoo_sl9005 Жыл бұрын

    ተጋሩዋኒ ሙሩፃት ዘርኢ እንካዕ ብሰላም መፃኩም ኣቱም ቡሩካት ዘርኢ💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️👑💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪

  • @fabiyanosberhane1309
    @fabiyanosberhane1309 Жыл бұрын

    ዳ ገሬ እሙን እድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሰንበተይ ኣሸኪርኩሙለይ 😂😂😂 ❤❤❤

  • @mekalihtigray8627

    @mekalihtigray8627

    Жыл бұрын

    Make up ድዮም ቐቢአሙዋ😂

  • @mussietn1966
    @mussietn1966 Жыл бұрын

    ብሩኽ ሰንበተቺዳን ቤቲ ዝፈቱ like ኣግርጭው 🔥 #ንፅልንቕድሚት🎉 15:11-15:16 ራዩማ 💚

  • @user-qk9kx2ft5w

    @user-qk9kx2ft5w

    Жыл бұрын

    😂😂😂ንፁል ንቅድሚት ካብ ትብል 10 ዓመት ገይርካ ንሰብ ተቅሪ እበር 5+ቆልዑ ይህልካ😢

  • @temtigebru938

    @temtigebru938

    Жыл бұрын

    አለካዶ አተረብካን

  • @user-ez4zu9uk3l

    @user-ez4zu9uk3l

    Жыл бұрын

    ጽንዓት ይሃብካ ብሮ 5 ዓመት ንጽል ንቕድሚት😁😃

  • @milushmey8397

    @milushmey8397

    Жыл бұрын

    ጊስ

  • @user-yo7oy4fb5x

    @user-yo7oy4fb5x

    Жыл бұрын

    አይ ሙሴየ አለካ ብንፅል አለና ብንፅልና ዳብል ክንኮን ኢና አጆና ሓደ መዓልቲ❤❤😂😂❤

  • @daviddada548
    @daviddada548 Жыл бұрын

    Welcome 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇺🇸🇺🇸🇺🇸🇺🇸 love ❤️

  • @hiwetAtsbahs-bx4yy
    @hiwetAtsbahs-bx4yy Жыл бұрын

    ብሩክ ሰንበት ይግበረልና

  • @user-uw8tf5bw4r

    @user-uw8tf5bw4r

    Жыл бұрын

    ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ❤❤

  • @elsaberhe3671

    @elsaberhe3671

    Жыл бұрын

    Hiwetey 🙏🙏🙏👉💐❤️

  • @ElectronPCFix

    @ElectronPCFix

    Жыл бұрын

    Amen

  • @rishansolomon9726

    @rishansolomon9726

    Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @user-sy8hs2zj9y

    @user-sy8hs2zj9y

    Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን

  • @yekaleenat6552
    @yekaleenat6552 Жыл бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤ብሩክ ሰንበት ይግበረልና ኣቱም ተናፈቅቲ እንካዕ ዳሕን መፃእኹም

  • @user-tw2wv3ei7l
    @user-tw2wv3ei7l Жыл бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃኹም ደገሬ ኡሙን ጣዕማማት እንካዕ አብጽሐኩም/ና ንሓምሸይት ሰንበት ፆም ዓርብዓ ደብረዘይት ዓመታዊ ባዓልን ንባዓለ መስቀልን ናይ ጎይታና መድሓኒትና ኢዩስስ ክርስቶስ ምሕረቱን ቸርነቱን ምስ ኹላትና ይኹን አሜን💐

  • @simoneritrea9223
    @simoneritrea9223 Жыл бұрын

    Keep it guys we love you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-sy8hs2zj9y
    @user-sy8hs2zj9y Жыл бұрын

    ቅዱስ ሰንበተ ክርስቲያን ይግበረልና ተጋሩዋይ ❤❤😊

  • @werkneshmelaw3746
    @werkneshmelaw3746 Жыл бұрын

    ብርኩ ስንበት ይግብርልና እንዳገሬ እሙን ምንጪ ሳሓቀይ 💚💚💚

  • @ngstiabera1085
    @ngstiabera1085 Жыл бұрын

    ብሩክ ሰንበተ ክርስትያን ❤ እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም እንዳ ገሬ እሙን😘🥰

  • @user-kg9sz6tu1w
    @user-kg9sz6tu1w Жыл бұрын

    ዋው እንዳ ገሬ እሙን ይበል መልእኽቲ ናይ ሎሚ❤❤

  • @selam801
    @selam801 Жыл бұрын

    welcome back ደቂ ሪመይ🙈😉 መልካም እለተ ሰንበት ይሁንላችሁ🥰

  • @salemaselama7859
    @salemaselama7859 Жыл бұрын

    በባ ዝከነ ማዓልቲ ብሳሓቅ ሞትኩ 🤣ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክቡራተይ💕💕💕💓💓💓

  • @slamslam8991
    @slamslam8991 Жыл бұрын

    እንካዕ ኣብጸሐና ናይ ዓመት ሰባት ይበለና 🙏🙏🙏

  • @abrehetselomon.1001
    @abrehetselomon.1001 Жыл бұрын

    እንኳዕ ብስላም መፃኩም እንዳ ገሬ ስነይ ስንበት ይግብረልና ደቂ ትግራይ 💛❤️💛❤️💛❤️💛

  • @user-ih3ks1iz4j
    @user-ih3ks1iz4j Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩሙ እንዲ ገሬየ ኡሙን ❤❤

  • @makdatube8713
    @makdatube8713 Жыл бұрын

    ቤቲየ ሽኮር 😂😂😂❤❤❤ ብሩኽ ሰንበት ደቂ ሓንቲ ልቢ ❤

  • @kokobsolomon6830

    @kokobsolomon6830

    Жыл бұрын

    Eway Anes n beti kifetiwa ❤❤❤

  • @TotoToto-kg9lb

    @TotoToto-kg9lb

    Жыл бұрын

    ቤቲ ኣይሓድርይ ድዩ😂😂😂😂😂😂😂

  • @makdatube8713

    @makdatube8713

    Жыл бұрын

    @@TotoToto-kg9lb 😂😂

  • @letishkebede5965
    @letishkebede5965 Жыл бұрын

    ብሩኽ ሰንበት ይግበረና ተጋሩዋይ ❤❤❤❤❤

  • @ritabowrha7056
    @ritabowrha7056 Жыл бұрын

    ዝተባረከን ዘተቀደሰን ቡሩክ ሰበት ይግበረልና 🥰🥰🥰

  • @user-tf5ko7nq8r
    @user-tf5ko7nq8r Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ደቅ ትግራይ ሓላላት❤❤❤❤❤😍😍😍😍

  • @user-fd3db4jv4m
    @user-fd3db4jv4m Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ኣንዳ ገሬ እሙን ሽኳራት ❤️💛❤️💛❤️💛

  • @user-en6ro8nz9f
    @user-en6ro8nz9f Жыл бұрын

    ቤቲ ገሬቅተሉኒ ብሰሓቅ ዘጌም ሃይላይ ዝበሃል ፀላኢ የብለይን😂😅😅😅😅❤

  • @user-lq2kj6yd5t
    @user-lq2kj6yd5t Жыл бұрын

    አሰይይይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ምቁራተይ❤❤❤ ቡሩክ ሰንበተ ክርስትያን ይኩነልና👏💓

  • @Axumawit844
    @Axumawit844 Жыл бұрын

    እንኳዕ ኣብፅሐና ል ደብረ ዘይቲ ❤❤

  • @user-tm4pk3nl4r
    @user-tm4pk3nl4r Жыл бұрын

    ተጋሩ መቕሰናት 💊ብሩኽ ሰንበት 👏

  • @lilitylility4864
    @lilitylility4864 Жыл бұрын

    ቡሩክ ስንበት ይጊበረሊና ንህዝቢናን. ናዓዲናን ስላም ይጊበረሊና🙏🙏🙏💒💒💒💒❤❤❤💛💛💛

  • @galqadi-qalaseraye6561
    @galqadi-qalaseraye6561 Жыл бұрын

    Uyyyyyyy Biebi zkone mealti🤣 🙈 ewayy enda gerye Eumun nayna ❤️

  • @user-ql2nz7yt5o
    @user-ql2nz7yt5o Жыл бұрын

    ሰንበት ተመፃ ማ ምልጭ ኢለእየ ዝሕፀብ ያ😁😁😁መይተ ሳሓቅ

  • @danaitguesh3306

    @danaitguesh3306

    Жыл бұрын

    🤣😂

  • @rgvcfajxf5923
    @rgvcfajxf5923 Жыл бұрын

    ብሩክ ስንበት ይግበረልና እንደ ገሬ ሙቁራት❤❤

  • @rcftcg3667
    @rcftcg3667 Жыл бұрын

    ሙሉእ ሰላሚ ይገበረልና 💖💖💖👍👍👍👍👍

  • @user-yu8uq9ic6r
    @user-yu8uq9ic6r Жыл бұрын

    እንኳዕ ዳሓን መፀኩም ዳገሬ እሙን ዝፈትወኹም💋🥰🥰🥰🥰🥰🥰♥️♥️♥️ብሩኽ ሰንበት

  • @user-zy6bx3hi6q
    @user-zy6bx3hi6q Жыл бұрын

    ዓባይ ትምህርቲ እያ ብሓቂ ካብ እግዚብሔር ብመልክዑ ገይሩ ፈጥርና ባዕልና ንውስከሉለና

  • @amanualkidane-xz6wu
    @amanualkidane-xz6wu Жыл бұрын

    እንኳዕ ደሓን መፃኹም ፍትዋትእንዳ ገሬ እሙን:ብዛዕባ ካብ ትግራይ ናብ ስደት ዝፈልስ ዘሎ መንእሰነይና ኣድሂብኩም ክትሰርሑ ይላቦ ::

  • @tomi2020temsgen
    @tomi2020temsgen Жыл бұрын

    እንዳ ገሬ ኡሙን እንካዕ ብሳላም መፃኩም❤❤❤

  • @azakmashoiiir3413
    @azakmashoiiir3413 Жыл бұрын

    ዝተባረከን ዝተቀደሰን ሰንበት ይግበረልና እንኳዕ ብሰላም መፃኩም እንዳ ገሬ ኡሙን❤❤❤❤

  • @HaEb-oz1ur
    @HaEb-oz1ur Жыл бұрын

    ቀፅልሉ ልዋም ከኣ ማዕተብ ግበሪ❤

  • @musehuluf2526
    @musehuluf2526 Жыл бұрын

    በቢ ዝኾነ ሰንበት ይግበረልኹም ተጋሩዋይ❤❤❤😂

  • @Merhawit213
    @Merhawit213 Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሳላም መፃኹም እንዳ ገሬ እሙን ምጩዋት ንመላእ ኣመንቲ ክርስትና ደቂ ተዋህዶ እንኳዕ ን5ይ ሰንበት ደብረ ዘይት ብሰላም ኣብፃሓና ብሩኽ ዕለተ ሰንበት ይግበረልና ❤❤❤ ዓድና ሰላማ የብዛሓልና ❤❤❤

  • @__-wj7zq

    @__-wj7zq

    Жыл бұрын

    *_አሜን፫ እንኳዕ ኣሕብር ኣብጸሐና♥️♥️🥰_*

  • @Rgat14
    @Rgat14 Жыл бұрын

    እንካዕ ሰላም መፃኩም ተጋርዋይ❤💛👏

  • @user-ep7pk2uq9d
    @user-ep7pk2uq9d Жыл бұрын

    ❤❤❤❤እንካዕ ❤❤❤ደሓን ❤❤❤መፃኩም🎉🎉❤ማራ የፍቅረኩም ቀፅልሉ❤❤❤❤❤

  • @senayitsemere4680
    @senayitsemere4680 Жыл бұрын

    ❤❤❤ሰላማት እንኳዕ ብሰላም መፃኩሙና ስድራና

  • @bahabelomhadgu4567
    @bahabelomhadgu4567 Жыл бұрын

    ብሩክ ሰንበት ይግበረልና❤❤🥰

  • @filigunners2268
    @filigunners2268 Жыл бұрын

    Gerie emun edmen tenan yhabkum tegaruwani !!!! Semun mulue ente tzrghuwa aytmenon !!! Eritrean🇪🇷❤❤

  • @kerkebedeley

    @kerkebedeley

    Жыл бұрын

    ክበረልና ሓውና ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም

  • @filigunners2268

    @filigunners2268

    Жыл бұрын

    @@kerkebedeley thanks bro me too

  • @hdbd9547

    @hdbd9547

    Жыл бұрын

    ንበረልና ክቡር ሓወይ ንሕናውን ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ኣብዘለኻዮ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ክቡር ሓወይ መዓረይ

  • @AA-kt5zj

    @AA-kt5zj

    Жыл бұрын

    🥰🥰🥰🙏

  • @filigunners2268

    @filigunners2268

    Жыл бұрын

    @@AA-kt5zj ente tefaqirna eyu seytan zhred!! Kbret yhabkum kburat yehwatey

  • @kiresaraya7120
    @kiresaraya7120 Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩሙ ሓተይ ማራ እየ ተጨንቀ ዘለኩወአይ አይዘካ በልኒ እስቲ ተስፋ ተኩነኒ 🙏🙏🙏

  • @fretiper

    @fretiper

    Жыл бұрын

    ጸላኢኪ ይጨነቅ ዝያዳይ ኣጀኪ😍❤

  • @gamilahgamilah3329

    @gamilahgamilah3329

    Жыл бұрын

    ኣይዘክይ ዝያደይ ብውሽጥይ ንእይ ንዛነጋእ

  • @akezaberhe6216

    @akezaberhe6216

    Жыл бұрын

    አይዘኽ ማዓረይ ናይ ንሳሃ መዝሙር ስምዕ ወለለኤ አምላክ ምሳአኽ ይኹን

  • @user-fo9yy9vb3j

    @user-fo9yy9vb3j

    Жыл бұрын

    ኣጆኪ ኣምላክ,ምሳኪ ይኩን hubuy🙏

  • @2Corinthians.10-17
    @2Corinthians.10-17 Жыл бұрын

    ቡሩኽ ሰንበት ይግበረልና❤ እውይ ኣዋልድ ብመክኣፕ መልክዕና ይቕየር ኣወዳት ኣሕዋትና ከይትታለሉ ሓደራ😂😂😂😂

  • @frehailu3394

    @frehailu3394

    Жыл бұрын

    😂😂😂😂😂😂

  • @user-om6wo3mh9j
    @user-om6wo3mh9j Жыл бұрын

    ቤቲ ናይ ሕማመይ እዋይ እዛ መኸየፍ ቤትስ እንቃዕ ተፈጠርኪ ክክክክክክክ ሞይተ ሎሚ ስሓቅ i love you ቤቲ ሃይላይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @zenebugebrekidan

    @zenebugebrekidan

    Жыл бұрын

    love you too baby 😂😂😂

  • @baftahadas1264
    @baftahadas1264 Жыл бұрын

    እንኳዕ በሰላም መፆእኩም ኩቡራተይ ❤❤❤

  • @EmuQueen-be3wb
    @EmuQueen-be3wb Жыл бұрын

    ሓይለይ ኣብ ጭፍረይ እየ ነይረ ቤቲ ያ😁💜ጉዳይ ቤብ ግን ገሬ ክሓስበሉ እዩ😂ቤቲ ሽኮር😁

  • @brhangaltigray7221
    @brhangaltigray7221 Жыл бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም እንዳ ገርየ እሙን ምንጪ ሰሓቅና😆 ለምለም ዓይነይ ትፈትው👍 ምስሊ ኣደዋይ❤

  • @gfcjcdfgyu9565
    @gfcjcdfgyu9565 Жыл бұрын

    ቤትና ኣብረሃም ዝፈቲ like ❤❤❤❤❤ ንፀል ንቂድሚት

  • @binyam1578
    @binyam1578 Жыл бұрын

    ዝተባረከ ሰምበት ይግበረልና ፉቱዋተይ 👏🕊✝️💒☔️🍰🥰🌿

  • @user-gm5qr4jk9f
    @user-gm5qr4jk9f Жыл бұрын

    እንካዕ ዳሕና መጻእኩም #ዳንኤል ናፍቅናዮ#😓🌷

  • @jermenwedienday7706
    @jermenwedienday7706 Жыл бұрын

    Well come deqi rimey ብሩኽ ሰምበት እንዳበልና ንቤቲ ኣድነቅቲ 👍👍👍👍👍👍

  • @efesonmamo195
    @efesonmamo195 Жыл бұрын

    ሰናይ ሰምበት ይኹነልኩም ፅቡቃት ደቂ ትግራይ ብሩኽ ሰምበት ደቂ ዓደይ

  • @user-wi6er8cg3u
    @user-wi6er8cg3u Жыл бұрын

    እንካዕ ብስላም መፅእኩም መቁራተይ ስድራ🎉🎉

  • @user-jg8yw7qd4d
    @user-jg8yw7qd4d Жыл бұрын

    ናይ ለሙዓንቲ ፍልይቲ እያ ብሰሓቅ ሞይቸ😂

  • @Lekyelesh9532
    @Lekyelesh9532 Жыл бұрын

    ብርኽ ሰንበት ይግበረልና ተጋርዋይ❤❤❤

  • @user-cf8fo8li4b
    @user-cf8fo8li4b Жыл бұрын

    ብርክ ሰንበት ይግበረልና ደቂ ተዋህዶ ዲኩም ተዋሰእቲ ማዕተብ ገበራ ሰለ ዘይረአክልክን እየ

  • @2Corinthians.10-17

    @2Corinthians.10-17

    Жыл бұрын

    ማዕተብ ኣለዎም እዩ ጎበዛት እዮም❤

  • @user-xt8tj3cj8f

    @user-xt8tj3cj8f

    Жыл бұрын

    በሰመአብ ላበሉ ላማዕተቡስ ደቂ ተዋህዶ ድየን ይብሃል😂😂😂😂ኣስላም ተዝኮናማ ምተዓማማይዶ

  • @ubbubyvububybybyb9754
    @ubbubyvububybybyb9754 Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ትግራይ ናብቲይ ገሬ መጨረሻኡም እንታይ ክኾን😜😍😍😍

  • @user-vw4jt3de5w
    @user-vw4jt3de5w Жыл бұрын

    እንኳዕ ደሓን መፃኩም ሙቁራተይ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @ksu906
    @ksu906 Жыл бұрын

    እንኳዕ ደሓን መፃእኩም እንዳ ገሬ እሙን💛❤💊

  • @mahdergerezihr3811
    @mahdergerezihr3811 Жыл бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃእኩም❤ተጋሩዋይ💋🔥

  • @user-yr7kt5kb6d
    @user-yr7kt5kb6d Жыл бұрын

    እውይይይ ክፋእ ኢሉኒ ነይሩ ብሓቂ አስሂቁምኒ...

Келесі