GEBREWAHID

ERITREAN COMEDY
RUSSOM BARAKIO

Пікірлер: 119

  • @alemsegedkifle7181
    @alemsegedkifle71812 жыл бұрын

    so funny we need more this kind of movies

  • @freedomlife780
    @freedomlife7803 жыл бұрын

    ፓራክዮ ገለ ዓይነት ዘርኣብሩኽ ዓርከይ ኣዘኻኺርካኒ 👍 ❤️👌

  • @weldenegodguad4974

    @weldenegodguad4974

    3 жыл бұрын

    እንታይ ኣግኒዩካ እዩ: ብሱሩ ዘብረኣብሩኽ እዩ ዝብሃል ሃሳስ ሓማሼናይ

  • @amanaltesfalem5983
    @amanaltesfalem59833 жыл бұрын

    መሪት ሓማሸን ወሲድካ ድቃስ የለን ክክክክክክ ኣቢት ጥበብ

  • @michalemichale5880
    @michalemichale5880 Жыл бұрын

    You guys are the best 🎉🎉🎉!

  • @elsagoytom9977
    @elsagoytom9977 Жыл бұрын

    Ane zgermeni si eti zerebaom kkieluwo kkkkkkkk . Erit,,,,, Nice !

  • @weldenegodguad4974

    @weldenegodguad4974

    Жыл бұрын

    ካሕሳ ሓዉተይ ኣነኮ ላብ ሻዓብያ የኸይድን......

  • @elsagoytom9977

    @elsagoytom9977

    Жыл бұрын

    Wayway ,hamasheneyti iye welde hawey kkkkkk,

  • @mussieasterayo7179
    @mussieasterayo71793 жыл бұрын

    ፓራክዮ ይበል ጥበብ ቤላ

  • @Dasmara97
    @Dasmara976 ай бұрын

    Tgray dyu nieru ezi sebay wela entay nay bhaqi ywasae

  • @peaceandlove.
    @peaceandlove.3 жыл бұрын

    They live in the same area bu their tigrigna is different. Funny

  • @yhwh77712
    @yhwh77712 Жыл бұрын

    ❤🇪🇷🙏🏾✌🏾👍🏾🇪🇷❤️🙏🏾……..😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @eritreashikoradijeganu2039
    @eritreashikoradijeganu20392 жыл бұрын

    Kkkkkkkk kkkkkkkkk

  • @bereketmeles-jc1yu
    @bereketmeles-jc1yu28 күн бұрын

    ❤❤❤

  • @melodyentertainment77
    @melodyentertainment772 жыл бұрын

    🤣🤣🤣🤣🤣😂😂🤣🤣🤣🤣🤣

  • @fevenmussie9710
    @fevenmussie97102 жыл бұрын

    Eway tegaru serki hasote geni ny kdamkum u malte u foooo tarikome kmxexe

  • @teklugergar707
    @teklugergar7076 ай бұрын

    Kkkkkk

  • @ablelabraham8066
    @ablelabraham80663 ай бұрын

    Kkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkk 😮😮

  • @teklugergar707
    @teklugergar7076 ай бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @semirabiede9519
    @semirabiede9519 Жыл бұрын

    Agame kehadti weyane rukusat Egziyabhir mziyum delagebenasi entayi girnayou ewyi ewyi resihat

  • @tesmussie4310
    @tesmussie43102 жыл бұрын

    Ata kharma eyu 🤣🤣🤣😂🤣

  • @dekiselamalkumdo7395
    @dekiselamalkumdo73953 жыл бұрын

    Kkkkkkkkkk

  • @abelkidane3375
    @abelkidane33753 жыл бұрын

    Wawww

  • @okbaykesete180
    @okbaykesete1803 жыл бұрын

    Kkkkkkkkkkkk

  • @abelkidane3375
    @abelkidane33753 жыл бұрын

    Waw

  • @yohabarustu4137
    @yohabarustu41373 жыл бұрын

    Kkkkkkk ኣታ በጋኩም ንሰላም ቺና amxuwa

  • @beshe6275
    @beshe62753 жыл бұрын

    good

  • @goitomgera6665
    @goitomgera66653 жыл бұрын

    funny

  • @tesmussie4310
    @tesmussie43102 жыл бұрын

    Tpisom🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @filimonberhane16
    @filimonberhane163 жыл бұрын

    Kkkkkkk

  • @user-ez7hm4qy2r
    @user-ez7hm4qy2r6 ай бұрын

    😂😂😂😂😂😂😂😂❤❤❤

  • @selehaile3895
    @selehaile38953 жыл бұрын

    እዋናዊ_ጉዳይ! #ኣለሊናዮምዶ_መጋይሽታ_ንጁንታ? #ኣዲኦም_ዝሓመመቶም_ናይ_መንነት_ሸቃጦ_ቅጣዋት! ኲናትን ወረ ኲናትን ኣብ ዞባና ቀርኒ ኣፍሩቃ ካብ ዝነግስ፡ ልዕሊ 100 ዓመት ኣቑጺሩ ይርከብ፡፡ዞባና ቀርኒ ኣፍሪቃ ብዝውንኖ ጸጋን ስትራተጂካዊ ሰሓብነት፡ነማኢት ዓመታት ኣብ ምልኪ ሓያላን ሃገራት ወዲቑ፡ህዝቢ ቀርኒ ኣፍሪቃ ግዳይ ዘይዓግብ ሸውሃቶምን፡ውጽኢት ከልበትበት ኣህዛብን ምዕራባውያንን ሸቀልቶምን ክኸውን ተፈሪዱ'ዩ። ሎሚ ሕጽር ዝበለ ትዕዝብቲ ክንትንትን! እዛ ብተደጋጋሚ ሽሻያን ሽግራን ማዕረ ዝኾነት ሃገረ ኩሽ ኢትዮጲያ፡ካብ ትምስራሕ ኣትሒዛ ክሳብ ሕጂ እንትርፎ ኣፋዊ፡ግብራዊ እምነት ዘይብላ "ብስምኣብን_ብኢስም ኣላሕን" ዝብሉ ናይ ምስጋና ቅዱሳን ቃላት ጉሒፋ፡ንጸጋታታ ከይበርበረት ኪኖ ስግር ሃገር ዘሎ ቀይሕ ባሕርን ሃፍታም መሬቱን ከተቓምት ክትብል፡ብኣምዑት ደቃ ክትጻወት እያ ኣብ ዘመናት ከሪማ፡፡ እቲ ናይ ወራርን ዓመጽን ባህሪኦም፡ነታ ኣብ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ተዶኪና እትደጉሕ ሉል ቀይሕ ባሕሪ፡ሃገር ራእሲ ነገስታት፡ሃገረ ምድረ ባሕሪ፡ሃገረ 9 ምሩጻት ብሄራት፡ሃገረ ሰማእቲ ኤርትራ ድቃስ ዝኸልእን፡ብተደጋጋሚ ግዳይ ሞትን ስደትን ዝገበረ ፍጻሜ ተባሂሉ'ዩ ተሰኒዱ ዘሎ። ኤርትራ 1991 ናጽነታ ረኺባ !!! እዛ ብመግዛእታዊ ዶባት ተሓጺራ፡ወናኒት ልዕሊ1000 ኪሎ-ሜተር ገማግም ባሕሪ፡ዝኾነት ሃገርና ግን ብሰሪ ዘይጸግብ ዓማጺ ሸውሃት፡ዳግማይ ክትውረርን፡በታ ንህላዌ ህዝቢ ኤርትራን ኤርትራዊ መንነት ኣብ ምድምሳስ፡ዝተዋፈረት ጉጅለ ወያነ፡ኲናት ከፊታ፡ኣብ መሬትና ኣራጢጣ፡ግዳይ ኲናትን፡ውጽኢት ድሕረ ፍጻሜ ኲናትን ክንከውን ፈሪዳትና እያ። ጉጅለ ህ.ወ.ሓ.ት. ነቲ ዝተሰርሓትሉ ፋብሪካ ህዝባዊ ግንባር ክሒዳ፡ነቲ ብጽንዓቱን ትዕግስቱን ጭውነቱን ዝፍለጥ ህዝቢ ኤርትራ፡ተንበርኪኹ፡ፋሕፋሕ ኢሉ፡ክትርእዪ ናብ ዘይጸለየቶ ጣኦት ኣይነበረን። ኣብዚ እኩይ ስነሓሳባ ምጥፋእ ኤርትራን ኤርትራውያንን ዝብል፡ዝኸሸነቶ ድግስ ዝቃደሱ ኤርትራውያን ዝመስሉን፡ብሽም ኤርትራ ዝሽቅጡን "ቅጣዋት" ኣዋዲዳ ፊዕፊዕ ክትብል እያ ክልተ ዓሰርተ ዓመት ኣቑጺራ። ጽጋባ ዝሸንድሓ እዛ ጓሕናቕ ጭፍራ ግን ምስ ደቂ ዓዳ ክትራጸም ጡብ ወላዲታ ነኺሳ ኣብ ዕርበት'ያ ትርከብ ዘላ። ጁንታስ ሎሚ ወይ ጽባሕ ምጋሻ'ዩ። ኣለዉ ግን መጋይሽታ!እወ'ለዉ እቶም ኤርትራውያን ኢና ኢሎም ብመንነት ዝሸቀጡ። እወ መንዮም ግን መጋይሽታ ንጁንታ? 1-እቶም ንወላዲት ኣዲኦም ንኤርትራ ሓንቲ ሚእቲ ልኢኾም ዘይፈልጡ፡ኣብ Go Fund Me ንወያነ ግን ሕምም ኢሎም 100 ዝቕርቕሩ፡፡ 2-እቶም ዘዕሰበቶም ከብዶም ጎራዕራዕ ዝጀመሮም ጥምየት ዝለሓሶም ግዙኣት። 3-እቶም ብስም ትግራይ- ትግርኛ ዘደላደለቶም'ሞ፡ፍርቂ ጎኖም ከይቆሩ ማሙቕ ኣግኣዝያን ኢላ ዝመስራሓቶም። 4-እቶም ዝበዝሑ ኣብ ስነጥበብ ኤርትራ ዝጠፈሹን፡ብግንዖ ጥበብ ክግብቱ፡ፍቖዶ ናይ መቐለን ኣዲስ ኣበባ ስቱድዮታት ዕንክሊል ክብሉ ዝተዓነዱ ናይ ግዜ ስነጥበባውያን። 5-እቶም ጻማን ጻዕርን፡ከርተትን መስዋእትን ንስለ ሃገር ዝተወፈዩ ሰማእታትና ዘነኣኣሱን ዘቛሸሹን። 6-እቶም ዳግማይ ኣብ ሕነን ደም ጸቢብ ኣውራጃውነት፡መዋእል ክንነብር ዝሓለሙን ከይደቀሱ መሬት ከም ዝብኢ ዝወግሖምን። 7-እቶም ንልዕሊ 20 ዓመት ኣብ መሬትና፡ኣራጢጣ ንዝደቀሰት ወይን፡ንተግባራታ ከም ጽድቂ ቖጺሮም፡ሕጂ ግን ኣዴና ህወሓት ትሞተና ኣላ ኢሎም፡ንሰላማዊ ሰልፊ ጸሓይን በረድን ዝቕጥቐጡላ ዘለዉ ናይ ዲያስቦራ ለማኖ። እዝን ካልእን ክፋኦም ተሰኪሞም ንጃንዳ የካይድዋ ኣለዉ'ሞ፡ሰናይ ጉዕዞ ምስ ጃንዳ ንምነየሎም፡፡ጃንዳስ ትኸይድ ኣላ ንሓዋሩ፡እንተ ንስኹም ግን ኣበየነይቲ መሬት ሰማእቲ ኢኹም ክትነብሩ፡ንነብስኹም ሕተትዋ። ኤርትራ ናይቶም ንስለመሬታ ንእስነቶም ከይመነዉ፡ዝተበጀዉ ኣቦታትና፡ኣዴታትና፡ኣሕዋትናን፡ኣሓትናን ኢያ።ስለዚ ንኸድዓትን ሸያጦ ሃገርን እትኸውን ኤርትራ ኣይክትህሉን'ያ። ነዚ ንዝኸሓዱን ከብዶም መሪጾም ስግኦም ንዘስብሑን እትኸውን ብሽም ኤርትራ ተመሳሲሎም ብላህጃ ንዝልምኑ፡"ውግኣት ጁንታ" እትኸውን ሃገረ ሰማእቲ ኣይክትህሉን'ያ። ንሎሚ ወደሓንኩም ሰላም ንመትከላውያን ጽኑዓት ኤርትራውያን። "መበል 30 ዓመት ግንቦት 24- 2021 ኣብ ከተማ ባድማ የራኽበና"!!

  • @weldenegodguad4974

    @weldenegodguad4974

    3 жыл бұрын

    ምልላይ እንተበሉኻከ.... ንበዓል ልጅ ኢሳያስ ኢትዮጵያዉያን ምኳኖም ጽቡቕ ገይርና ኣለሊናዮም እወታ

  • @holbrook-ul9cf
    @holbrook-ul9cf3 жыл бұрын

    ትግራዋይ ኩል ግዘ ዘይናቱን ዘይመሬቱን ምስ ተተምነየ እዩ ምስዚኦም ጎረቤት ዝኮናላ መዓልቲስ ከመይ መዓልቲ እያ ሓሳዳት ጎረቤት

  • @weldenegodguad4974

    @weldenegodguad4974

    3 жыл бұрын

    ትግራዋይ ንዘይ ናቱ እዩ ዝሕስድ ካርነሽም ግን ንደቆምን ኣሕዋቶምን እዮም ዝሕስዱ

  • @metkeltesfay6516

    @metkeltesfay6516

    3 жыл бұрын

    @@weldenegodguad4974 ata qomal agame abey eika tenber wedi agame wehid neska bekbdka teyt ketwlka eye karshm adi jeganu eu aytelo agame haswi mesaka kenrkb nerna wedi weyane mes abotatka kesbka eye gene kemxare ena mesaka beflay wedi wigin kekatatlka eye kulu natka ķefa bexhyo eye ab reska alku zeytflet mesilka eu

  • @metkeltesfay6516

    @metkeltesfay6516

    3 жыл бұрын

    @@weldenegodguad4974 tegray bahaln tariken zeyblkum fetert ne sedrkum zekbrkum neana ketkbruna aynxben tegraway eti enko zeyemen fetret ab alem

  • @weldenegodguad4974

    @weldenegodguad4974

    3 жыл бұрын

    @@metkeltesfay6516 ካርነሽም ድኣ ከመይ ገይሩ እዩ ዓዲ ጀጋኑ ዝኸዉን? ካርነሽም ዓዲ ባራዩ ናይ ወዲ ተምቤን ኣይተ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብርሃ እዩ:: ባራዩ ወዲ ተምቤን ኣዴኹም ርዉኡ እንተ ኢሉኩም ኣዴኹም ትረዉኡ ጭራ ፍጥረታት ዝርከቡሉ ቦታ እዩ:: ንደቂ ካርነሽም ኣሕዋትካ ምጥላምን ምቕታልን እቲ ዝቐለለ ነገር እዩ:: እታ መሕቢኢት ጉድጓዶም ከኣ ኤርትራን ህግ ን እየን::

  • @metkeltesfay6516

    @metkeltesfay6516

    3 жыл бұрын

    @@weldenegodguad4974 neskum tezarbu maltkum texbyu tegaru beflay mes terf tefat weyane zekonkum bahansab alna

  • @fxumteklit5929
    @fxumteklit5929 Жыл бұрын

    🇪🇷💘👍💪

  • @warsayyikalo6549
    @warsayyikalo65493 жыл бұрын

    Kkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkk hamashenay

  • @wedigula2944
    @wedigula2944 Жыл бұрын

    Baekyo teraray meksen

  • @henoshabtemariam2196
    @henoshabtemariam21963 жыл бұрын

    Nkulu gzie alewo!ewe haqki Gziom akila ala qondafat

  • @saucyydipp4624
    @saucyydipp4624 Жыл бұрын

    Whats the meaning of the stones they were piling?

  • @weldenegodguad4974

    @weldenegodguad4974

    Жыл бұрын

    They are a demarcation point of the border

  • @meharikahsu2923
    @meharikahsu29232 жыл бұрын

    Kkkkkk hamasnay

  • @weldenegodguad4974

    @weldenegodguad4974

    2 жыл бұрын

    ሃውተ ሳሕሳሕ ሓማሼናይ 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @tesfomtekleab1120
    @tesfomtekleab11203 жыл бұрын

    ካካካካካካካካካካካካካካካ ኤርትራዊ ከዉሕይ ኣታ ክሉ ነብሱ ጥበብ ካኣዩ አዚ ኤርትራዊ መደገላት ምሕገላት ኣስሕክምና መቸን።

  • @nevergiveup5521
    @nevergiveup55213 жыл бұрын

    ረኪቡኩመን ነዘን ዳዊዒግን ክክክክክ

  • @weldenegodguad4974

    @weldenegodguad4974

    3 жыл бұрын

    ንልጅ ኢሳያስ ማለትካ ድዩ? ረኺብናዮ ወ ወዲ ዓጣሪት ዋሕድ

  • @hayet5854

    @hayet5854

    3 жыл бұрын

    Ay teref libya suk beli

  • @samuelzeray8804
    @samuelzeray8804 Жыл бұрын

    Kkkk junta ede

  • @weldenegodguad4974

    @weldenegodguad4974

    Жыл бұрын

    ትር ጉም ናይ ጁንታ ትፈልጦ ዲኻ ዋላ ኣብ ካርነሽም ዘዝተባሃልካዮ ምድጋም ባህልኹም'ዩ??????🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @hayet5854
    @hayet58543 жыл бұрын

    Hamasien dea gizekin keriba eya eko

  • @mercinegash8202
    @mercinegash82023 жыл бұрын

    Agame ab 2000 zisereqkmo iyu srqn lmenan natkum iyu, Ab eritrea srqi Newrn iyu nezi ketemarsu hamashen serqomuna shaebiya waza mesilkum 20 amet endera game over

  • @weldenegodguad4974

    @weldenegodguad4974

    3 жыл бұрын

    ኣብዚኣስ ሓሲኻ ዓጋመ እንተሰረቑ ድስቲ ኩስኩስቲ እዮም ሰሪቖም:: ኤርትራዉያን ግን ናይ ደቆምን ደቂ ደቆምን ህይወትን መጻኢታቶምን እዮም ሰሪቖም ፈጺሙ ዘይዋዳደር እዩ

  • @mercinegash8202

    @mercinegash8202

    2 ай бұрын

    @@weldenegodguad4974Hgdef and heehat ayteqemunan hade hzbi knesna dem afasisomuna N sltanom kblu

  • @senay1962
    @senay19629 ай бұрын

    ሓማሸናይ ቀባጽ ዩ❤ 😂😂😂😂

  • @weldenegodguad4974

    @weldenegodguad4974

    9 ай бұрын

    ኣታዮ ጽዋ ኣግኒኻ ዲኻ ሃምዚ ዝበለ ጽዋ ተምጽኣለይ? ሻክሽ

  • @SamsomSemere
    @SamsomSemere3 жыл бұрын

    ዊዒጊን ዳአ ረብሸናና ኢንዲየን የህባይ

  • @weldenegodguad4974

    @weldenegodguad4974

    3 жыл бұрын

    ዉዒጊን ማለት ኣይተ ኢሳያስ ማለትካ ድዩ?

  • @alextek8741

    @alextek8741

    3 жыл бұрын

    @@weldenegodguad4974 we egen is kemzi kemaka eyu, welde agame😅

  • @weldenegodguad4974

    @weldenegodguad4974

    3 жыл бұрын

    @@alextek8741 ከመይከ ዓጋመ ዓጎምቢሑ ማይ ማይ የብልካ ኣንታ ጥሪት ናይ ዓጋመ

  • @okookokmaradespahali3535

    @okookokmaradespahali3535

    3 жыл бұрын

    ዋይ ዚኣስ ጅንጅን መሲላ 😃kkkk

  • @erilove215

    @erilove215

    2 жыл бұрын

    @@weldenegodguad4974 qomal eka gin

  • @amanuelghebrehiwet7609
    @amanuelghebrehiwet7609 Жыл бұрын

    Ata moite bsehak blkea felitomom

  • @meronb3581
    @meronb35812 жыл бұрын

    Amore

  • @weldenegodguad4974

    @weldenegodguad4974

    2 жыл бұрын

    ኣነኮ ላብ ሻዓቢያ የኸይድን

  • @weldenegodguad4974

    @weldenegodguad4974

    2 жыл бұрын

    ልኽብረትኩ..... ም ኢሎም እዮም ለዛ ጠበንጃ ለጎዝጎዙለይ: ትማሙቕ

  • @letenigustekeste1055
    @letenigustekeste1055 Жыл бұрын

    💽📣📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢

  • @Asmerana
    @Asmerana3 жыл бұрын

    አየ : ዓጋመ : ክትከፍኦም : ከላ : " የሕዋት ዶ'ለይኾና?" ይብሉ : እዞም : ቆንዳፋት! 🤣

  • @weldenegodguad4974

    @weldenegodguad4974

    3 жыл бұрын

    ንበዓል ልጅ ኢሳያስ ማለትካ እንተኾይኑስ ሓቅኻ

  • @Asmerana

    @Asmerana

    3 жыл бұрын

    @@weldenegodguad4974 ኖ : "ልጅ ኢሰያስ" ድአ አብ ዓዱ ትራንኪሎ አሎ :: ነቶም ካብ መቀለ ብቅጽበት "እግረይ አውጽኒ" ኢሎም ሃዲሞም ሕጂ አብ ጉድጋድ ተሐቢኦም ዘለው ናይ ሕወሓት መራሕቲ(ነባራት) እዩ ዝበልኩ 😎

  • @weldenegodguad4974

    @weldenegodguad4974

    3 жыл бұрын

    @@Asmerana ልጅ ኢሳያስ ድኣ ከመይ ገይሩ ትራንኪሎ ክህልው ናይዚ ኩሉ ህዝቢ ደም ኣፍሲሱ? ንሱስ ኣብ ዝወዓሎ ዘይሓድር ከም ኣንጭዋ ማይበላ ታሕቲ ታሕቲ ዝኸይድ ሰብ እዩ ኮይኑ ዘሎ::

  • @Asmerana

    @Asmerana

    3 жыл бұрын

    @@weldenegodguad4974 😊 ንሱ ንስኻ እትብሎን ንስኻ እትሓልሞን እዩ:: ግን ክትፈልጦ ዝግባአካ ወላ ሙሉእ ለይትን መዓልትን ንፕረሲደንት ኢሱ እንተጸረፍካ ነቲ ሓቂ ማለት ናይ መራሕቲ ወያነ ቅልጡፍ ውድቀትን ሕፍረትን አይቅይሮን እዩ:: ወዱ ሰብ ብጸርፊ ይመውት እንተዝኸውን ኢሱ ጀግና መጀመርታ ምስ ሞተ ኔሩ:: ከምቲ እንግሊዛውያን ክምስሉ "Action speaks louder than words" ዝብሉ : ንስኻ ኽአ ካብ ምዝራብ ኬድካ ንመቀለ ነጻ ኣውጻያሞ ሸዑ አነን ንስኻን ብማዕረ ክንዛረብ 👍

  • @weldenegodguad4974

    @weldenegodguad4974

    3 жыл бұрын

    @@Asmerana ንስኻ ብዛዕባ ተጋሩን ወያነን ዝበልካ እንተበልካ ንመዓልቲ ዉርደትን ሕስረትን ልጅ ኢሳያስ (ሱሱዕ ኣረጊት ዝብኢ) ናይ ኤርትራና ካብ ውድቀቱ ክተድሕኖ ከምዘይትኽል ተገንዘብ ኢኻ:: ንዓኻ ካብቶም ካርነሽም/ሓማሴን ኢሉ ዝወደቦም ሃላያት ሓደ እንተድኣ ኾይንካ ኸኣ ልጅ ኢሳያስ ኢትዮጵያዊ ምኳኑ ነጊሩካ እዩ:: ስለዚ ንስኻ ምሽከናይ ዘኽታም ፍጥረት ኢኻ.....

  • @Dan-ih3dm
    @Dan-ih3dm3 жыл бұрын

    The lady herself is Tigrian.Her name is Brunesh and I think she is in Mekele now.Not good sign.The actor is gifted though

  • @abelkifle3416

    @abelkifle3416

    3 жыл бұрын

    Kkkk

  • @weldenegodguad4974

    @weldenegodguad4974

    3 жыл бұрын

    no she was eplf fighter and she passed away over 10 years ago.

  • @filmonfilmon2687
    @filmonfilmon2687 Жыл бұрын

    ዓጋመ ተረፍ ድሮን

  • @weldenegodguad4974

    @weldenegodguad4974

    Жыл бұрын

    ፊልሞን ዓጋመ ንዓኻን ንኣዴኻን ኣጎምቢሑ ናይ ኣድጊ ይደቕድቐልካ ኣታ ወዲ ጨናዊት ምጥሪ ድቓላ

  • @filmonfilmon2687

    @filmonfilmon2687

    Жыл бұрын

    @@weldenegodguad4974 ወድታ ምጥራ ኣይፍለጥ ጢዛ ኣይፍለጥ ብርጅንቲ መሸኒትካ ንድሕሪት ኣሲረ ጢዝካ ባዕልኻ ከም ትረውኣ ከይገብረካ ወድቶም ዓሌት የህባይ

  • @isayasambasager2453

    @isayasambasager2453

    Ай бұрын

    WXAE ATA SAHSAH QOMAL QONDAF WEDI SEREQTIY HZBOM BANDATAT SHAFATU RESHAT WEYANE MELMEXI SHAHANI TEREF MEREF WEYANE BANDA CADRE WEDZA GAME OVER

  • @dogmad4358
    @dogmad435811 ай бұрын

    Alkolo guZay koMaRo😂😂😂

  • @isayasambasager2453

    @isayasambasager2453

    4 күн бұрын

    WXAE ATA SAHSAH QOMAL QONDAF WEDI SEREQTIY HZBOM BANDATAT SHAFATU WEYANE

  • @okookokmaradespahali3535
    @okookokmaradespahali35353 жыл бұрын

    Waw👍🇻🇳

  • @isayasambasager2453

    @isayasambasager2453

    Ай бұрын

    WXAE ATA SAHSAH QOMAL QONDAF WEDI SEREQTIY HZBOM BANDATAT SHAFATU RESHAT WEYANE MELMEXI SHAHANI TEREF MEREF WEYANE BANDA CADRE GAME OVER QONDAFAT

  • @mhreteabbrhanetesfay4296
    @mhreteabbrhanetesfay42963 жыл бұрын

    Kkkkk

  • @tekluabrhaley840
    @tekluabrhaley840 Жыл бұрын

    Kkkkkkkk

  • @dariaman5083
    @dariaman50832 жыл бұрын

    Kkkkkkkkkk

  • @weldenegodguad4974

    @weldenegodguad4974

    2 жыл бұрын

    ናይ መን መሬት ዩዩ???? ንሕናስ ናይና ኢና ነብሎ ጓለይ

  • @sikta5440
    @sikta54403 жыл бұрын

    Kkkkkk

  • @solomonestifanos1632
    @solomonestifanos16322 жыл бұрын

    Kkkkkk

  • @luultesfay5076
    @luultesfay50763 жыл бұрын

    Kkkkk

  • @user-ux3ci4gi1n
    @user-ux3ci4gi1n3 жыл бұрын

    Kkkkkk