ጋብር ጨጓር ገብረ መንፈስ ቅዱስ መን'ዩ Part 1 (ካብ ምድሓን ቲቪ - ናይል ኢሳት)

Ойын-сауық

ጋብር ጨጓር ገብረ መንፈስ ቅዱስ መን'ዩ Part 1 (ካብ ምድሓን ቲቪ - ናይል ኢሳት)

Пікірлер: 9

  • @adib4988
    @adib49887 ай бұрын

    ከምዚ ትምርቲ ዝገርም እዩ ብሐቂ መንፈስ ቅዱስ ስለዝገለጸልኩም ጥራሕ እዩ ተባረኩ 🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @adib4988
    @adib49887 ай бұрын

    ንስኻትኩም በረከት ህዝብና ኢኩም🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @KerlinSmoothies-ts8ml
    @KerlinSmoothies-ts8ml8 ай бұрын

    Shalom

  • @sofiahailu6859
    @sofiahailu68597 ай бұрын

    tebareku bebezu 🙏🙏

  • @user-lh5wo1qe7c
    @user-lh5wo1qe7c4 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @brhanalem5387
    @brhanalem53872 ай бұрын

    Galatians 2 ትግ - ገላትያ 16: ሰብ ብእምነት ብየሱስ ክርስቶስ እምበር፡ ብግብሪ ሕጊ ኸም ዘይጸድቕ ካብ ፈለጥና ግና፡ ኵሉ ስጋ ብግብሪ ሕጊ ዘይጸድቕ ስለ ዝዀነ፡ ንሕና ኸኣ ብግብሪ ሕጊ ዘይኰነስ ብእምነት ብክርስቶስ ምእንቲ ኽንጸድቕ ብክርስቶስ የሱስ ኣመንና። Romans 3 ትግ - ሮሜ 22: ማለት፡ ጽድቂ ኣምላኽ ብምእማን ብየሱስ ክርስቶስ ንዚኣምኑ ዂላቶም እዩ፡ በዚ ሌላን ጒሌላን የልቦን እሞ፡ 23: ኲሎም ሓጢኦም ክብሪ ኣምላኽውን ስኢኖም። 24: በቲ ብየሱስ ክርስቶስ ዚርከብ በጃ ምሕላፍ ብኸምኡ ብጸጋኡ ይጸድቁ። 25: ንእኡ ኸኣ፡ ነቲ ቐደም ብትዕግስቲ ኣምላኽ እተገብረ ሓጢኣት ይሕለፍ ስለ ዝሐደጎ፡ ኣምላኽ ጽድቁ ምእንቲ ኼርኢ፡ ብእምነት ብደሙ መተዓረቒ ገይሩ ኣቘሞ። 26: ንሱ ጻድቕ ኪኸውን፡ ካብ እምነት የሱስ ንዝበለውን ኬጽድቕ፡ ሕጂ ኣብዚ ዘመን እዚ ጽድቁ ኺገልጽ እዩ።❤

  • @merhawikhasay43
    @merhawikhasay43Ай бұрын

    ዋይይ ህዝብና ጠፊኡኡ፡ የሱስ ከሎ ብርሃን ፡መድሓኒ ፡ኣብ ጸልማት ይነብሩ ኣለዉ

  • @saronbereket3463
    @saronbereket34633 ай бұрын

    yigerim eyu hezbey sean filetet yitefie alo hezbena eko timket gere ilu ab betekirstian bidehru kea bi guayla zehlefo eyu

  • @AfariWackoSleuthExportingSalt
    @AfariWackoSleuthExportingSalt21 күн бұрын

    ጋብር ን አቡነ አረጋዊ ን መንግስተ ሰማያት አትዮም አለዉ ፡፡ ከም ዕቩድ መናፍቅ በዕረይረይ ናቨሉ ብዕራይ አይኾኑን፡፡እግዚሀር ሕዝኖት አቭ መቁረቪ ዕድመኻ ናይ ኦርቶዶክስ ልቭሲ ለቪስካ ስም ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን ናጥፋእኻ ትውዕል አለኻ ፡፡ የመውጊያውን ብረት ብትቃወም ላንተ ይብስብሃል ፡፡ነቭስኻ አትሒዝካ ቁማር ትጫወት አለኻ ፡፡ምንፍቅና ንገንዘቭ ኢልካ አቲካዮ ተኮይንካ እምነትካ ሼጥካ ዝርከቭ ገንዘቭ ንጥፍአትካ ን ንጥፍአት ዘስሓትካዮም ሰቫትን እዩ ፡፡ክሻቭ ሰማይ ንቭላዕ ስርናይ ሓሳቭ ዓያሹ እዩ፡፡

Келесі