Full Stack Tutorial: Python, HTML, CSS, JS, React, Node, SQL, Git, Data Analysis & Video Editing

venus-online-software-trainin...
ዘለውና ዓይነት ስልጠናታት!
Basic Computer Training
Python programming language
HTML, CSS and JavaScript
React JS
Node JS
Full Stack Web development
SQL and Mongo Databases
Git control version
Data analysis
And other technologies like video editing
ብኸመይ ክትምዝገቡ ትኽእሉ?
መጀመሪያ እቱ እትደልዩዎ ዓይነት course ምረፁ።ከም ኣብነት basic computer training ንምውሳድ እንተመሪፅኩም ካብኡ ት/ቲ ቅድሚ ምጅማርኩም ቀድምኩም ቅርሺ ክፈሉ።
ብኸመይ ትኸፍሉ ትኽእሉ?
ብንግዲ ባንክ , ኣብስንያ ባንክ, ኣንበሳ ባንክ, Tell Birr ወይ ካዓ PayPal
ቅርሺ ኣታዊ ከምዝገበሩ መረጋገፂ screenshot ገይሮም ወይ ብ What’s Up ወይ ብ Telegram ወይካዓ ብ Facebook ይልኣኹ።
ሓደ course ክልተ ሰሙን እዩ ልድልዮ complete ንምግባር ክበሃል ከሎ ነቲ course ንምውዳእ ዘድልዮ ግዜ እምበይ ግዴታ ሐዚ ጀምርካ ኣብ ውሽጢ 2 ሰሙን ትውድኦ ማለት ኣይኮነን ። ኣብ ውሽጢ 2 ወርሒ እውን ክትውደኦ ትኽእል እኻ።
እቲ ዋና 20 ሰዓታት attend ምግባር እዩ እቱ course ንኽውዳእ።
እዙይ ማለት ኣብ ዘይተሞቸወካ ግዜ pause (ጠጠው ተብሎ ) ምስጠዓመካ ካዓ resume(ተጀምሮ)) እትገብሮ ዓይነት ከይዲ እዩ።
ንደንበኛ ከምዝሙቹ ገይርና እና ነኽዶ(flexible schedule)።
ናይ ት/ቲ ደረጃ ኸ የድሊ ዶ?
መልሲ: ናይ ት/ቲ ደረጃ ብዘየገድስ ምንባብን ምፅሓፍን ዝኽእል basic English ኸዓ ዝመለኸ
ንምጅማር ዘድልዩ ነገራት ኸ እንታይ እንታይ እዮም?
እኹል ናይ ኢንተርኔት ኮኔክሽን
ዕብይ ልበለት mobile, tablet ብዝበለፀ ግን laptop ይምረፅ
ኣብ Tigray online #software training center(Venus) ክትመሃሩ ከለኹም!👈
መሰረታዊ ዝኾነ ናይ ኮምፒውተር ኣፍልጦ ይህልወኩም!
ምስ ብጣዕሚ ተፈታዊ ዝኾነ Python programming language ተላልኹም real world problem ንኽትፈትሑ ይሕግዘኩም!
እዙይ ማለት ነቶም ኣብ ታሕቲ ለለው ኮርሲታት ንምምሃር እኹል ኣፍልጦ ይህልወኩም!
👉Data analysis
👉Data science
👉BIG data
👉Data structure and algorithm
👉Machine learning
👉Artificial Intelligence
ካብ basic ጀሚሩ እስካዕ advanced website development ክእለት ይህልወኩም!
ምስ ናይ JavaScript framework ዝኾነ React JS ብደንቢ ተላሊኹም ዝተፈላለዩ web applicationናት ንምስራሕ ይሕግዘኩም
ምስ Node JS ተላሊኹም እኹል ዝኾነ ናይ server environment ፍልጠት ሕዝኩም backend developer ናይ ምዃን ዕድል ይህልወኩም
ምስ relationalን non-relationalን ዝኾኑ databaseዛት ተላሊኹም ኣብ SQLን Mongodbን እኹል ዝኾነ ናይ database ኣፍልጦ ይህልወኩም።
ምስ GitHub ብደንቢ ተላሊኹም እኹል ዝኾነ ናይ git control version ኣፍልጦ ሕዝኩም codeኩም ኣብ ዓለም ሙሉእ ምስ ለለው developerራት ከምዝረዳዳእ ገይርኹም ኣብ ዝተፈላለዩ projectቲታት ንክትሳተፉን ንኽትሰርሑን ይሕግዘኩም።
እኹል ዝኾነ ናይ data analysis ፍልጠት ሕዝኩም data analyst ንምዃን ይሕግዘኩም።
እኹል ዝኾነ ናይ video editingን Photoshopን ብቕዓት ንኽትውንኑ ይሕግዘኩም።
ኣብ ገዝኦም ኮፍ እሎም ብርሕቐት ይመሃሩ🙏

Пікірлер