Fache Tube: New Menfesawi film geradi brhan- ምሉእ ፊልም ገራዲ ብርሃን፡ By Robel&Fitsumbrhan.
Fache Tube: New Menfesawi film geradi brhan- ምሉእ ፊልም ገራዲ ብርሃን፡ By Robel&Fitsumbrhan.@FacheTube1221
ኣብ ፋጨ ቱብ፡ ሓደስቲ ፊልምታት፡ ድራማታት ከምኡ'ውን ሓደስቲ መዛሙር፡ ስብከታት፡ ዛንታታት፡ ታሪኽ ቕዱሳን፡ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ ንምዕዛብ ሳብስክራይብ ምግባር ኣይትረስዑ።
Copyright © Fache Tube: Cutting or downloading from this channel is prohibited. Copyright of this channel is reserved. so Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
ሰላም ተኸታተልቲ Fache Tube፡ ካብዚ ቻነል ቪድዮታት ኣውሪድካ ኣብ ካልእ መራኸቢ ብዙሓን ምጽዓን ኩልኩል ኢዩ። ናብ ኩሉ ንኽበጽሕ ገና ሸር ክትገብርዎ ንላቦ። © ፋጨ ቱብ ©
Support us by subscribing to our channel
@FacheTube1221
Пікірлер: 45
Kalehwete yesemalena ahewat edmen tenan yehadokom fetari ❤❤❤❤❤
ብሓቂ ኣምላክ ሰማይ ይባርክን ኣዚያ ምሃሪት ዝምላስ ልቢ ይሃበና ኣምላክ ኣቦታትና ኣይፈለየና ኣሜን ጅመርቲ ጥራይ ዘይካነ ፈጸምቲ ይበክን ኣሜን::
_ብሓቂ ቃል ሂወት ያስመዐልና ፀጋኡ ያብዘሐልኹም ኣሕዋተይ ናይ ዘመን ኣገልግለትኹም እግዝኣብሔር ኣምላክ ይባረኸልኹም ክብራተይ እሰይይይ ክንደይ ደሰሰ ይብሉ🙏✝️♥️ ካብ ሰደት ምስ ትመለስኹ ኣነወን መንፈሳዊት ትዋሳእት ክኾን ትምንተይ🤲_
ጸሎት ክገብራ ከየንውሓልካ ክትበልዕ ጽናሕ ከርክባኻ ኢየን
ቃል ህወት የስምዐልና 👏♥️♥️
ቃል ህይወት የስመዓልና ክቡራት ኣሕዋተይ❤❤❤
ጸጉኡ የብዝሓልኩም ኣሕዋት. ኣብ ጸሎትኩም 💚
ቃል ህይወት የስመአልና ክብራት አሕዋትና ❤❤❤
Amen agzabher msakum ykun brkat yhwatey
Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna fuqurat yehwateyn/ahateyn nay bhaqi mharit tmhrti eya 🙏🙏🙏🥰🥰🥰❤❤❤
ወይኔ የትርጉም ያለህ መንፈሳዊ ፊልም በጣም ነው ምወደው ❤❤❤
ቃለ ህይወት የስመዐልና ፍቁራተይ
እግዚአብሔር ኣምላክ ፀግኡ የብዘሐልኩም ክቡራት ኣሕዋተይ❤
ብሓቂ ኣምላክ ሰማይ ይባርኹም ኣዚያ ምህርት ዝምላስ ልብ ይሃበና ኣምላክ። ኣቦታትና ኣይፈለየና አሜን ቃለ ህይወት ያስመዐልና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና❤❤❤❤🤲🤲🤲
ቃለ ህወቱ ይሰመዕልና❤❤
Aseyyy egziabher amlak xegu yebzhalkum yehwatey des tbel meharit menfessawit film eya xerkum tegedskum zeserahkma xama rkblu fuqrat yehwatey🙏🙏
Asyyy zen ahwatey amlak edmen tenan yhabkn
ኣበይ እሞ እዚስ ብግብሪ ንገብሮ እንተንኸውንስ ክንደይ ጽቡቅ ነሩ ነዚ ንኽንገብር እግዚኣብሀር ልቢ ልድያ ዝኸፈተ ልብና ይኽፈተልና ንዓኹም ድማ እግዚኣብሀር ጸጉኡ የብዝሓልኩም።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
እግዚአብሔር ፅግኡ የብዝሐልኩም ብሓቂ መሃሪት እያ ቀፅልሉ 😍😍😍
አሰይይይይ ተመሰገን🥺😘ብትሓጋስ ኣንቢዓትኒ ቀፅሉሉ ደቂ እመብርሃነይ
ጸግኡ የብዝሓልኩም ይሓዋተይ
Amen Amen Amen Qal hiwet yesmalna ❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏
Kale hiwet yesmalna zeben agelglotkin ybarek bereket kudusan rediet emebrhan ms kulna ykun bereketom yhderena semaet zenbele dem bxuu wekudus abona entenyos amen amen amen
❤❤❤❤❤
Amen✝️❤️burukatey bmejemerya enkae nabzi kubur beale mesqel abxehana ✝️✝️✝️✝️bteami des zebln meharn tihzto eyu egzabiher amlak memelisu ybarkum qale hiwet yesmalna
❤❤❤
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት ያሰሙዑልና 🙏🙏🙏
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡራት አሕዋተይ እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ በረከቱን የብዝሓልኩም ብጣዕሚ ማሃሪ ፈልሚ እዩ አብ ቤቱ የፅንዕኩም ፈጣሪ❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏 ጸጉኡ የብዘሓልና በዓሉ 🙏🙏🙏
Nfuat amlak xega ab lieli xega yadlkum
አሰይይ በእውነት ጸጋኡ በረከቱ ያብዘሐልኹም ደስስ ድብል ፍልም እግዚአብሔር አምላክ ያሓልኹም ዳሕናውን በጸጋኡ ይደግፈና ብጣዕም የና ናመስግን ክቡራተይ 🤲♥️🤲
Qal hiwet yesmalna yehwat bhaqi mharit drama Amlak b ayni mhretu ytemtena 🙏🙏🙏
ናይ ባሓቂ ደስ ዝብል መንፈሳዎ ፊሊም ጸጉኡ የብዛሓልኩም እዞም የሕዋተይ ሰብ እንተ ኣስንቅካዮ ካብቲ ዓንኬል ናይ ጥፎኣት ጎደና ብቀሊል እዩ ዝወጽእ እሞ ናብቲ እግዚአብሔር ኣምላኽና ዝፈትዎን ነብስና ሳላም ዝረኽበሉ ቤቱ የብለና 💒
Aseyyyy kali hiwet yesemalina nay bhaki maharti drama egezabher nay agoliguleti zebenkum yebarki ezom yehehawtey
ናይ ባሓቂ ደስ ዝብል መንፈሳዎ ፊሊም ጸጉኡ የብዛሓልኩም እዞም የሕዋተይ ሰብ እንተ ኣስንቅካዮ ካብቲ ዓንኬል ናይ ጥፎኣት ጎደና ብቀሊል እዩ ዝወጽእ እሞ ናብቲ እግዚአብሔር ኣምላኽና ዝፈትዎን ነብስና ሳላም ዝረኽበሉ ቤቱ የብለና ♱💐
ጸግኡ የብዝሃልኩም ኣሕዋተይ መዓረይ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሄወት የስምዓልና
Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna
Egizabher xegu yebxhukum
ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ
🙏🙏🙏🤲🤲🤲❤❤❤💐💐💐🇪🇷
Awoy des ktblu kal amlak ksema keloku lbey bhagos ymela kulu gzie lomn xbehan agzeabihier amlak msakum ykun xeguau ybzehalkum burukat
ቃለ ህይወት የስመዐልና ፍቁራተይ