Ethiopia : Enda Tehish part 15 full (እንዳ ትሕሽ)ሲትኮም ድራማ - 15 ክፋል part 14 full

Ойын-сауық

#hanza tube #እንዳ_ትሕሽ #Ethiopia #Eritria
ብስራሕቲ ምልላይን ምስንዳእ ምድላዋት ሃንዛን ብስራሕቲ ምልላይን ኪነ-ጥበባትን ኖላዊት ዝዳለው ተኽታታሊ ሲትኮም ድራማ ኣብ ቴሌቪዥን ድምፂ ወያነ

Пікірлер: 163

  • @eritreamotherland9501
    @eritreamotherland95014 жыл бұрын

    ሰይ ትሕሽን ሸፈናን ተሰማሚዐን ። እንዳ ትሓሽ ርሑስ ኣውደኣመት ንኹሉ ሕዝቢ ትግርኛ ኤርትራን ትግራይን ርሑስ ኣውደኣመት ይግበረልኩም።

  • @hilufbrhane6249
    @hilufbrhane62494 жыл бұрын

    ዋይ እዛ መጀመሪት ክላሲካል ሙዚቃ ክተጸልለኒ ገይረ ዝፈትዋ ብዝኮነ ኣጆኩም ጎብዙ ደቂ ትግራይ ወርቂ

  • @user-fq3cf7bv3r
    @user-fq3cf7bv3r4 жыл бұрын

    እንዳ ቶሕሸ ዝፎቱ👍👍👍ሙቁራት ደቂ ትግራይና💘💘💘

  • @welesilasedumutsu8042

    @welesilasedumutsu8042

    4 жыл бұрын

    T

  • @bhaftaatakhalti3986
    @bhaftaatakhalti39864 жыл бұрын

    ዳኒ ሽኮር ገወዝ ሸፈና ተሖሽ ጽሩያት ተጋሩ ❤❤❤❤❤❤ ሰላምኩም ይብዛሕ 💖💖💖💖👈

  • @user-cq3zs7ku4r

    @user-cq3zs7ku4r

    4 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜንን🌷♥♥🌷

  • @user-ro4nh7jh9e

    @user-ro4nh7jh9e

    4 жыл бұрын

    ኣሜን ማኣርይ ንኩላትና

  • @user-ed7js4ev5f
    @user-ed7js4ev5f4 жыл бұрын

    ዓመተ ሰላም ዓመተ ራህዋ ዓመተ ቅሳነት ይግበረልና ርሕስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና ደቂ ትግራይ ሽኮር

  • @user-yn9ge4ed8n
    @user-yn9ge4ed8n4 жыл бұрын

    ኣታ ተጋሩ ኣበይ ኣለኩም ንዑ ሞራል ናሃቦም እንዶ እንድሕር ሞራል ዘይሃብናዮም እኮ ተስፋ ክቆርጹ እዮም እንዳ ትሕሽ ምቅራተይ ንፍዓት ቆጽልሉ

  • @user-ss9ub4du2u

    @user-ss9ub4du2u

    4 жыл бұрын

    ኣለና

  • @emnet93

    @emnet93

    4 жыл бұрын

    Alena💖💖💖👍

  • @user-jp2rj1kf5h

    @user-jp2rj1kf5h

    4 жыл бұрын

    አለና ምቅርተይ ሓቅኪ

  • @mmm0mmmm125

    @mmm0mmmm125

    2 жыл бұрын

    ኣልና

  • @user-jr8gj4hk6d
    @user-jr8gj4hk6d4 жыл бұрын

    እንዳ ትሕሽ እንኳዕ ዳሓን መፃኣኩም ሽኮራተይ

  • @merilve1869
    @merilve18694 жыл бұрын

    እንኳን ኣብፅሓኩም ፍቁራት ኣሕዋተይ

  • @Sara-sr4sg

    @Sara-sr4sg

    4 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን

  • @sientayhhorma6183
    @sientayhhorma61834 жыл бұрын

    እንኳዕ ኣብፅሓኩም ደቂ ዓባይ ትግራይ

  • @tsiondesalegn2854
    @tsiondesalegn28544 жыл бұрын

    እካዕ ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ሙቁራተይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ብጣዕሚ ኢኹም ደስ እልትብሉ ቀፅልሉ

  • @user-jn7sj3jb4d
    @user-jn7sj3jb4d4 жыл бұрын

    እንዳ ትሕሽ እንኳዕ ደሓን መፃኹም ሩሑስ በዓል ልደት ይኽነልኩም

  • @user-gc4lv1bv3j
    @user-gc4lv1bv3j4 жыл бұрын

    እሰይ ጥዑማት ጀጋኑ ትግራይ ደስ ብሃሊ ኩሉ መናኩም

  • @user-ed7js4ev5f
    @user-ed7js4ev5f4 жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ፅሩያት ደቂ ትግራይ ርሕር ሓድሽ ዓመት ይግበረልና ኣብ ስደት ዘለና ኣምላክ ስደትና ድማ የሕፅረልና

  • @NaTe-ep6be
    @NaTe-ep6be4 жыл бұрын

    እንቋዕ ንብርሃነ ልደቱ ብሰላም ኣብፀሐኩም/ኣብፀሐና ኣሜን ኣሜን ኣሜን፣፣፣ ርሑስ ብሩኽ ልደት፣፣፣፣፤፤

  • @SalamSalam-bb6qx

    @SalamSalam-bb6qx

    4 жыл бұрын

    እንኳዕ ንብርሃነ ልደት ብሰላም አብፀሐኩም

  • @emnet93
    @emnet934 жыл бұрын

    Eseyyy deki tigiray meareyyy mukuratey rhus Beal ygberlkum btaemi eye zfetwekum azekum ketsllu tsryateyyy 💖💖💖👍👍👍

  • @user-uy9zi5jb7w
    @user-uy9zi5jb7w4 жыл бұрын

    ዋውውውውው እንኮዕ አብፀሐኩም ሽኮራት ልሎመይ ሳሓቅ ተመችየትኒ ንበሩልና ሽኮራት❤❤❤❤❤❤❤😍😍😍😍👉🇻🇳🇻🇳👈

  • @kahsayemane4559
    @kahsayemane45594 жыл бұрын

    Welcome እንዳ ተሐሽ ፅቡቓተይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ፡ እዚ መዓር ኣፉ ኬፍ ዘለዎ 😀😘👌

  • @user-xd8jm6yh1g
    @user-xd8jm6yh1g4 жыл бұрын

    እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣብፀሓና ደቂ ትግራይ ዓደይ❤🙏🙏🙏

  • @kindhaftiabadi9055
    @kindhaftiabadi90554 жыл бұрын

    እንዳ ትሐሽ እንኳዕ ንበዓል ልደት ብሰላም ኣብፀሐኩም ስራሕኩም እውንን ቀፅሉሉ

  • @SunShine-xx5mq
    @SunShine-xx5mq4 жыл бұрын

    😍 welcome love the comedy ❤️🇪🇷

  • @MaryMary-wq9iy

    @MaryMary-wq9iy

    4 жыл бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤😍😍😍💋💋

  • @user-ot7nj4uh7x
    @user-ot7nj4uh7x4 жыл бұрын

    ፍትዋት ኣሕዋት እንካዕ ኣብጸሐኩም በዓል ዓመት ደቂ ትግራይ ዓደይ ቃጽልሉ

  • @aabiaabi5919
    @aabiaabi59194 жыл бұрын

    አሰይይይይ ብፍቅርኩም ንበርለይ ደቂ ዓደይ ማዓረይ ክንደይ የፅብቅ እቲ ባህልና. ደሞ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ንምላእ ህበ ክርስትያን

  • @user-ni1fx8qp2m
    @user-ni1fx8qp2m4 жыл бұрын

    እንኳዕ ዳሐን መፃኩም

  • @SalamSalam-ke1iu
    @SalamSalam-ke1iu4 жыл бұрын

    ዋዉ እንዳ ትሖሽ እንኳዓ ብስላም መፃእክም😘😘😘😘

  • @zd6493
    @zd64934 жыл бұрын

    እንዳትሐሽ፣ዓይነይ፣እንካዕኣብፀሐኩምምም

  • @zenebeshneby9485
    @zenebeshneby94854 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ ብሩክ ኣውዳኣመት ሰናይ ዘመን ይግበረልና ፈጣሪ ኣሜን

  • @mengstabrezene5484
    @mengstabrezene54844 жыл бұрын

    ክክክክ ኣታ ሎሚ ብሰሓቕ ቀቲሎምና እንዳ ትሕሽ ሓላላት እንቋዕ ንዚ ኽቡር ዕለት ኣብፀሐኩም ኣቱም ለባማት🌺💜💛💝💖ትሕሽን ሸፈናን እንቋዕ ተዓረቓ

  • @user-vs2ww6vr7m
    @user-vs2ww6vr7m4 жыл бұрын

    ዋዛ ምስ ቁምነገር ለባማት ደቂ ትግራይ ኣጆኩም❤💛❤

  • @NaTe-ep6be
    @NaTe-ep6be4 жыл бұрын

    ኣውሊዕ ናይ ስኒ መወፅ እዩ ፀገም የብሉን ተፈጥሮ እዩ ባህልና እዩ፣፣፣፣

  • @Saraanitwushtmiawashitelfsiabi
    @Saraanitwushtmiawashitelfsiabi4 жыл бұрын

    ቢጣዕም ደሲ ዚቢል ኡዩ ቀፂሉሉ ሺኮራት ደቂ ትግራይ

  • @letuhgerwmaryam4805
    @letuhgerwmaryam48054 жыл бұрын

    እውይ አነስ ብጣዓሚ እየ ዝፈትወኩም ደስ ክብሉካ ቀፅሉሉ ፍትዋተይ

  • @user-uu5gn9mq6b
    @user-uu5gn9mq6b4 жыл бұрын

    እንኳዕ ኣብፀሐኩም ብጣዕሚ ፅቡቅ እዩ ግን ሓደ ነገር ፅሕዲ ከምፅአልኩም ነይረ ዝብል ኣፈተኽወን ማለት ተከተልቲ እምነት ክርስትና ዝኾና ፅሕዲ ክንጥቀም ኣይብልናና መፅሓፍና ኣይፈቅደልናን ምኽንያቱ ንጣኦት ምምላኽ ስለ ዝኾነ ብዝተረፈ ንፉዓት ቀፅልሉ

  • @user-eq4ix3kl3m
    @user-eq4ix3kl3m4 жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ደስ ምባልኹም❤❤❤❤❤

  • @user-uy9zi5jb7w
    @user-uy9zi5jb7w4 жыл бұрын

    ሎማዓንቲ ዋውውውውውውውውው👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌ቀፅልሉ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😍😍😍😍😍😍ዝባህልና ምፅባቁ ተሓባቢርኻ 👌👌👌👌👌❤❤❤😍

  • @user-jp1mi1ik6y
    @user-jp1mi1ik6y4 жыл бұрын

    አሕቢሩ አብፅሐና ዓመት ዓመት ይደገምና 🙌🙌🙌💞

  • @user-iv3gi7rg1n
    @user-iv3gi7rg1n4 жыл бұрын

    እንኳዕ ድሓን መፃእኹም ኣሕዋት

  • @akcbfvczfdfgff7046

    @akcbfvczfdfgff7046

    4 жыл бұрын

    😍😍😍😍😍❤❤❤❤❤😘😘👍👍🇻🇳🇻🇳🇻🇳

  • @user-tm6hr5or6i
    @user-tm6hr5or6i4 жыл бұрын

    ብስሩ ታይ ኽወፀኩም ሽኮራት ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏

  • @user-fq5pg1hs7i
    @user-fq5pg1hs7i4 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ፅቡቅ ትምህርቲ ዘለዎ 😍😍

  • @elenikahsay803
    @elenikahsay8034 жыл бұрын

    እንካዕ ኣብጻሐኩም እንዳ ትሕሽ

  • @moobo9496
    @moobo94964 жыл бұрын

    ጎበዛት ቀፅልሉ💖💖💖💖💖♥♥♥♥

  • @NaTe-ep6be
    @NaTe-ep6be4 жыл бұрын

    እንቋዕ ብሰላም መፃኹም ደቂ ዓበይቲ ማዓር ኣፎም ደቂ ትግራይ ብሌን ዓይኒ ፍትውውውውውው እየ ዘብለኩም😘😘😘😘😍😍😍😚😎😎😎😌😚😘😘😘😘😘😘

  • @user-fh8sj5ch9d
    @user-fh8sj5ch9d4 жыл бұрын

    እንካዕ ዳሓን መፃኩም እንካዕ ኣብፀሐኩም ደቂ ዓደይ ማዓር ኣፉ ክክክክክክ

  • @monumonyo6370
    @monumonyo63704 жыл бұрын

    እዳ ትሖሽ ማዓረይ እኳዕ ኣብፀሐኩም ሙቁራተይ ኣዮኩም ቀፅሉሉ

  • @user-ww4hz1nf2y
    @user-ww4hz1nf2y4 жыл бұрын

    አይትጥፍኡ ደቅ ዓደይ ማዓረይ ቀፅልሉ

  • @azemeraazemar1543
    @azemeraazemar15434 жыл бұрын

    እንካዕ አብፀሐኩም አብፀሐና ደቅ ትግራይ ምዓረይ

  • @MaryMary-wq9iy

    @MaryMary-wq9iy

    4 жыл бұрын

    💋💖💖💖💖😍😍😍😍

  • @merhawiteame224
    @merhawiteame2244 жыл бұрын

    ዋው❤❤❤❤

  • @safiqsajab8520
    @safiqsajab85204 жыл бұрын

    እንካዕ ኣብፀሐካትኹም ሽኮርናታት ርሑስ በዓል ልደት ይግበረልኹም

  • @NaTe-ep6be
    @NaTe-ep6be4 жыл бұрын

    እወ ጓል ትሕሽ ጅግና ልክዕ ኢኺ፣ እዚ ፅሕዲ ቆሪፅካ ምጥቃም ዓብዩይ ሓጥያት እዩ ዘይባህልና ክንወርስ የብልናን ሃይማኖትና ኣይኮነን ኣመፃፁ ካብ ሳይነሳዊ ሰይጣን ዝመፀ ኣተሓሳስባ እዩ ብፅዕዲ ምኽባር ናይ ፀዓዱ ባህሊ እዩ ትኽክለኛ ናይ ሃይማኖት መንገዲ ኣይኮነን ካብዙይ ክንርሕቅን ክንነቅሕን ኣለና፣ ናይ ክርስትያን ተዋሕዶ ኦርቶዶክስ ምልክቱ መስቀል እዩ እበር ፅሕዲ ኦም ገለመለ ኣይኮነን ስለዚ እምነትናን ምልክትናን ባህልና ንዓቅብ ሓደራ ክብል እፈቱ፣፣፣፣ ብዝተረፈ ማራ ነፍቅረኩም ኢና ቀፅልሉ ኣጆኹም ባህልና ኣፍልጡና ኣምህሩና ናይ ፃዓዱ ባህሊ ኣይንደልን ኣይጠቅመናን ትኽክለኛ መንገድ ስለ ዘይኮነ፣፣፣

  • @fikirabrham6191
    @fikirabrham61914 жыл бұрын

    እንቋዕ ኣብፀሐና ንባዓል ልደት እዳ ትሐሽ ካብኩሎ ዝሐሽ ቀፅልዎ ወገናተይ

  • @TV-nm3fy
    @TV-nm3fy4 жыл бұрын

    እንቋዕ ኣብፀሐና ኣብፀሐኹም ንባዓል ልደት ደቂ ዓደይ ሽኾር 😍😘😘😘😍😍😍😘😘😘😘😍😍😍

  • @user-ed7js4ev5f
    @user-ed7js4ev5f4 жыл бұрын

    ፅብቅ መልአክቲ ደቂ ዓደይ ማዓረይ

  • @dawithaile9237
    @dawithaile92374 жыл бұрын

    ፅቡቅ ስራሕ

  • @tsegaarefayne438
    @tsegaarefayne4384 жыл бұрын

    እንካዕ ኣብፀሓኩም ደቂዓደይ ደስ ይብል

  • @axum5878
    @axum58784 жыл бұрын

    Enda tihsh enqoue abzehakum 😘😘🙏

  • @user-gw2fc7gg7c
    @user-gw2fc7gg7c4 жыл бұрын

    እውይ መምህረይ ትፅቅጥ አለካ 👍❤

  • @melatabreha1239
    @melatabreha12394 жыл бұрын

    እንካዕ ኣብጸሐኩም በዓል ዓመት

  • @user-ss9ub4du2u
    @user-ss9ub4du2u4 жыл бұрын

    እካዕ ብሰላም መፃእኩም እዳ ትሐሽ

  • @aml1213
    @aml12134 жыл бұрын

    Wawww des ktblu deki tgray shkor selamn fkrn mskulatna ykun

  • @ilovetigray2337
    @ilovetigray23374 жыл бұрын

    Enko abthuekm deky aday Tegray 🙏🙏🙏🙏enko bselam matekhum❤️💯

  • @yutub1531
    @yutub15314 жыл бұрын

    ዳነኤል ብጣዕሚ ይዋሳእ ኣሎ ዝተረፍኩም ከዓ ጎበዛት

  • @user-tm6hr5or6i
    @user-tm6hr5or6i4 жыл бұрын

    መምህር ልኡል i love u ❤❤❤❤

  • @lyricssongs4387
    @lyricssongs43874 жыл бұрын

    I love this dream.

  • @mahari.zeraye2804
    @mahari.zeraye28044 жыл бұрын

    Tgray tgray tgray tgray tgray tgray tgray tgray tgray tgray tgray tgray tgray tgray tgray tgray tgray tgray tgray tgray tgray tgray

  • @selamyemanesol4639
    @selamyemanesol46394 жыл бұрын

    እንዳትሕሸይ ይፈትወኩም እየ😍

  • @formafireck3833
    @formafireck38334 жыл бұрын

    ♥️😍❤️

  • @user-uc3fv4qi5l
    @user-uc3fv4qi5l4 жыл бұрын

    ልሎም ፈቅር❤️💋❤️

  • @biniamandegiorgis7081
    @biniamandegiorgis70814 жыл бұрын

    ጽቡቕ ስራሕ ኣጀኹም ቀጽልዎ

  • @filimongebrelibanos7349
    @filimongebrelibanos73494 жыл бұрын

    እንኳዕ ኣብጸሓኩም

  • @user-yv2cs8ml7k
    @user-yv2cs8ml7k4 жыл бұрын

    ❤❤❤💖💖💖💓💓💓💓💓

  • @yeshuhayill4071
    @yeshuhayill40714 жыл бұрын

    ዋውውውው

  • @genetbirhane817
    @genetbirhane8174 жыл бұрын

    Enda tihsh shkorat nafikekum kenye, enqua'e abtsehakum kea. Nfaker kem shefenan tihshn❤❤❤

  • @mebrhitberhe9816
    @mebrhitberhe98164 жыл бұрын

    አሰይ ደቂ ትግራይ ማዓረይ

  • @user-vs2ww6vr7m
    @user-vs2ww6vr7m4 жыл бұрын

    ሽኮሪናታት😘😘😘😘😍

  • @hnhdegubdhjdhgdjjd8534
    @hnhdegubdhjdhgdjjd85344 жыл бұрын

    wow wow enka Dahan mxakuem

  • @kuluweyo4820
    @kuluweyo48204 жыл бұрын

    Aseyyy deki tgirayy meareyyy nfik ablekum neyre

  • @user-tc5vv1rw4t
    @user-tc5vv1rw4t4 жыл бұрын

    አንዳ ትሐሽ ሽኮሪናታት

  • @lapatiencepaye6996
    @lapatiencepaye69964 жыл бұрын

    Mar Afu mukur kulu gza ftwtw from eri

  • @zd6493
    @zd64934 жыл бұрын

    ኣፍመዓርእትብልዎዘለኩም፣ወዲ፣ብጣዕሚእዩጎበዝ፣ኣስሒቁኒክክክክክክ

  • @brhanteklye4126
    @brhanteklye41264 жыл бұрын

    💞💞💖💖💖💖🥀👍🥀

  • @user-xn6zr5nj2i
    @user-xn6zr5nj2i4 жыл бұрын

    ልሎም ፍቅር

  • @user-tm6hr5or6i
    @user-tm6hr5or6i4 жыл бұрын

    ኑሮ ሰማይ ደሞዝና ማማይ ክክክክክ

  • @amnham3376
    @amnham33764 жыл бұрын

    Wawww♥️♥️♥️♥️

  • @user-ot8xz9vy3j
    @user-ot8xz9vy3j4 жыл бұрын

    ልሎም ሽኮር

  • @user-tm6hr5or6i
    @user-tm6hr5or6i4 жыл бұрын

    ዋይ ኣውሊዕ ማ የድልየና ዩ ሆ ብሩሽ ኮልጌት ማ ኣይምቸወንንንንንን

  • @user-gw2fc7gg7c
    @user-gw2fc7gg7c4 жыл бұрын

    ሀቅካ ናብራ ሰማይ ደሙዝና ማማይ

  • @user-hj8ud2ep2t
    @user-hj8ud2ep2t4 жыл бұрын

    😍😍😍💗

  • @salamispa3389
    @salamispa33894 жыл бұрын

    Eway fkri thshn shefenan des kbla awdamet seb aybasn

  • @user-lc8ob3sq7g
    @user-lc8ob3sq7g4 жыл бұрын

    Aseyyyyyyy dika adey marey enka abtshkam

  • @fithawit3642
    @fithawit36424 жыл бұрын

    Wawwww deqi Tgray shekakuri wieter so

  • @NaTe-ep6be
    @NaTe-ep6be4 жыл бұрын

    በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ፩ዱ ኣምላክ

  • @ietosheasefa3943

    @ietosheasefa3943

    4 жыл бұрын

    ቃለ ህይወት ይስመዕልና

  • @user-fq5pg1hs7i

    @user-fq5pg1hs7i

    4 жыл бұрын

    ቃለ ሂወት የስመዓልና 🙏🙏🙏 ብቅንዕና sub ገይረ ኣለኹ። ብናይ ባዕልኹም channel ክትመፁና ተስፋ ንገብር ።

  • @lppl1430

    @lppl1430

    4 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን

  • @firstronaldo1951
    @firstronaldo19514 жыл бұрын

    Enda thesh enkuaw dehan metsakum

  • @genetgg5991
    @genetgg59914 жыл бұрын

    💖💕💖

  • @heucgsyx5609
    @heucgsyx56094 жыл бұрын

    ሙቁራትትትትት ደቂ ትግራይ ሽኮራትትትትso wuddddd

  • @user-hj8ud2ep2t
    @user-hj8ud2ep2t4 жыл бұрын

    💗💗💗💗💗

  • @mekele2976
    @mekele29764 жыл бұрын

    Esyyyyyyy dek ade mehr

  • @tggaltigray9566
    @tggaltigray95664 жыл бұрын

    ከዚ ደስ በሃሎ ከይንክን ተሖሽን ሸፈናን

  • @Menke_24_gut
    @Menke_24_gut4 жыл бұрын

    Well come tsubukat 🥰😂😂😂😂

  • @user-bl8hv7ux4o
    @user-bl8hv7ux4o4 жыл бұрын

    አሰይደስብሃልተኣጆኩምቀፀለሎ

  • @saraabad6332
    @saraabad63324 жыл бұрын

    Meksebeyyy🏆🏆🏆🏆🏆🏆🏆🏆

  • @titigalray9341
    @titigalray93414 жыл бұрын

    Asyyy Dasi bhalit

Келесі