erittrean orthodox tewahdo mezmur &cilasical ናይ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ቅዱስ ገብርኤል ሮኾቨት ቤት ክርስትያን መድሃኔ ኣለም ኣብ

ሮሜ 16 1፤ ንፌቤን ሓብትና፡ እታ ኣገልጋሊት ማሕበር ክንክርኤስ ግዳ፡ ኤማዕቊበኩም ኣሎኹ።2፤ ንሳ ድማ ንብዙሓት ንኣይ ንርእሰይን ደጋፊት ነይራ እያ እሞ፡ ንቕዱሳን ከም ዚግባእ ጌርኩም ተቐበልዋ፡ ብትደልየኩም ዘበለ ተግባርውን ደግፍዋ።3፤ ነቶም ብክርስቶስ የሱስ መዓይይተይ፡ ጵርስኪላን ኣኪላስን፡ ሰላም በሉ። እዚ ንብዙሓት መንፈሳዊ ሂወትቶ ዝመዝኑሉ ዝተባብዕሉ ቻነል እዩ እሞ ኩልና በዚ ኣጋጣሚ subscribe sher like comment ብምግባር ንበረታዕ ብስም እግዚኣብሄር ነመስግን

Пікірлер: 3

  • @Efokeradyon
    @Efokeradyon4 жыл бұрын

    ኩቡራት ተከታተልቲ ሃናጺ ዝኮነ ነቄፌታ ንእትጽሑፍልና ብልቢ እንዳኣመኣገና

  • @gebarkeyahtay9870
    @gebarkeyahtay98704 жыл бұрын

    ማሕበርና ከመይ ኣለኹም ሰላም ኣምላኽ ምስኩልና ይኹን እዛ ኣብ ቁርን ዛሕልን እንዳ ሳዕሪ ዝመስረትናያ ማሕበር ኣብቲ ዝዓበየ ደረጃ ንቕሓት ቤተክርስትያን ብዙሓት መዘምራንን መእመናትን ዘፍረየት ቤተክርስትያን ሎሚ ተበቲና ክሰምዕ እንከለኹ ዘለኒ ጋሂ ክቆጻጸሮ ዘይክእል ካ እንተኾንኩ ግን ኣብ ኩሉ ቤተክርስትያናት ፈተና ሰይጣን ነጊሱሉ ዘሎ እዋን ምኻኑ ከም ኩሉ ቤተክርስትያናት ኢለ ምሓለፍክዎ ግን ኣይከኣልኩን እግዘኣቢሔር ኣምላኽ ናብቲ ንቡር ቤተክርስትያን ክመልሳ ንእግዘኣቢሔር ይልምኖ ሓውኹም ገብሪሂወት ነጋሲ ስዊዘርላንድ

  • @Efokeradyon

    @Efokeradyon

    4 жыл бұрын

    ገባር ሓውና ቃለ ሂወት እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ኣብታ ናይ ሓቂ ቤቱ የጽናዓና ጾሎት ኣይንግደፍ

Келесі