Eritrean Series Movie 2024- ካትሪን 1ይ ክፋል/Katrin Part 1- By Filimon Teweldebrhan(ሰሓ)
#eritreanfilm #eritreanmovie #eritreancomedy #eritreaninterview / @bietsalemmedia Eritrean Series Movie 2024- ካትሪን 1ይ ክፋል/Katrin Part 1- By Filimon Teweldebrhan(ሰሓ)
#eritreanfilm #eritreanmovie #eritreancomedy #eritreaninterview / @bietsalemmedia Eritrean Series Movie 2024- ካትሪን 1ይ ክፋል/Katrin Part 1- By Filimon Teweldebrhan(ሰሓ)
Пікірлер: 97
ስለ'ቲ እትህቡና ሃናጺ ርእይቶታት እናኣመስገንና እዛ ቻነል ንኽትዓቢ ከም ወትሩ ሳብስክራይብ፡ ላይክ፡ ሼር፡ ኮመንት እናገበርኩም ደገፍኩም ኣይፈለየና የቐንየልና።
@user-vm2wg9ku6q
27 күн бұрын
Part endadegemkum se degef delikum guhafat😂😊
እፍፍፍፍፍ ከምዚዓይነት ሓው ኣይቃርበልና ፈጣሪ😢😢😢😢😢
ፊሊ ሓወይ ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦ ይግበረልካ ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቀካ ❤🎉🎉🎉🎉🎉👑👑👑👑👑👑👑👑
ካትሪን ግን ብጥዓሚ ከብደይ በልዓትኒ😢
እቲ ኣብ ርእሲ ኣሕዋትካ ብረብሓ ምጥምማትስ ዘሎ እዩ ካብ ቅንእን ሕስድናን ዝተለዓለ እቲ ኣብ ርእሲ ሓፍትኻ ፆታዊ ዓመፅ ምፍፃም ግን ናይ ሕብረተሰብና መግለፂ ኣይኮነን ንመርዓ ከማን ክሳብ ሓሙሽተ ሽድሽተ ትውልዲ ዝቆፅር ክቡር ባህሊ እዩ ዘለና ናይ ምዕራባውያን እናምፃኹን ኣይትፀይቑዎ😏
@enzeshgebrekidan4317
26 күн бұрын
ብደንቢ እንተድኣ ኣዳሚፅኽያ (ኻ )ሓፍቱ ኣይኮነትን
@vipvip3278
26 күн бұрын
@@enzeshgebrekidan4317 ግን እቲ ወዲ እኮ ኣዲኡ ኣሕዋትካ እዮም ትብሎ እሞ ኣይከውን እዩ ሐዚ ኣሕዋትካ እዮም ትብልንስ ነዚ ሃፍቲ ክማቐሉኒ ማለት ድዩ ኢሉ እዩ ዝምልሰላ
Nice story Gen keytequarexewa 🙏 🙏 ❤❤❤
Waw beautiful movie keep it up well done to the writer. Well done to actress too deki Erey Ajokum ❤
Slam Nabha Sbkt iy An Family Msrhk Ahwty
Wawwww nice film please ayi tehxrwa and ayitdngyu
ብሓቂ ብጣዕሚ ብልበይ ደንጊጽላ ካትሪን ,,,ምስኪን
Good job ❤❤❤
ፅቡቅ ስራሕ ቀፅሉሉ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Ay kemzin eyu gn❤❤❤
nice job deqi rimey xebuqat❤❤❤❤❤❤❤❤
2 Part please
❤❤❤❤ desssss ktblu
ዊይ ምሲኪነይት ካትሪን ብጣዕም ተሕዝን ❤
ኤርትራዊያን ከሙዙይ ዘኣመሰለ ጭካነ የብልናን እቲ ሓዋ ንኻትሪን ንርእስኡ ባስታ እንዳ በልዔ ከሎ ንሳብሪን ጎቲቱ ንኸውጻኣ ከሎ ከብደይ በሊዓትኒ ምስኡ ድማ ዓይነይ ብንብዓት ምቁጽጻር ሲኢነ በጃኻትኩም ከምዙይ ዝኣመሰለ ሙቪ ንቡዛሓት ስድራ ቤት ከምዝሃሲ ፍለጥዎ እንደገና ንሓፍቱ ምስኡ ክተድቅስ ሓቲትዋ ንሙኳኑ እዚ ሰብ ኣእሙሩኡ ጥዑይ ድዩ በጃኻትኩም በጃኻትኩም ምኽሪ ሃቡለይ ሐደራኹም ደም እባ ይውለድ ረሳሕ ሰብ እዩ የቀንለይ ቻው
❤❤❤❤❤❤❤❤ amelak yahagezkum
ከመይ ዓይነት ረሳሓ እዩ እዚ ምስ ሓፉተስ ርክብ ክፊፂም😢😢😢😢😢😢
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
deqi rimey ❤❤❤
❤️❤️❤️
🎉🎉
ታይ ዓይነት ት/ቲ ክንወስድ ካብዚ😢 ብስሩ ኸ እስኪ ገለ በሉና ባእ😕
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ኣይትዘንጉዕና በጃኩም ❤❤❤❤❤
Katrin Meskin 😢😢😢
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
👍👍👍👍👍👌👌👌👌💪💪💪💪🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@AbiAbiHadgu
27 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ምቅርተይ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤👍👍👍
❤❤❤❤❤❤💕💕💕💕💕💕💕💕
❤❤❤❤❤❤❤❤waw
Tsebuk srah fili hawey ajoka berte ab 2 kfal amekirka srhaya jgna zhawey
❤❤❤❤❤😊❤❤😢❤❤🎉🎉🎉
Kemzi aynet filim Helen yhewat emo ka mes haftu Ana felete
😢😢😢😢😢
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
ካትሪን ምስኪን
❤️❤️❤️❤️😥😥😥🥺🥺🥺😥😥😥👈
ኣነ ግን ኻብደይ ቦሎዖምን እዞም ኽልተ ኣሕዋት 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ኣይ ስእነት ገንዘብ😢😢😢😢
😅😅😅😅😅
Kewly bana tdgemena ala deqi eriiiiiiiiiy
ታማ ካልኣይ ደጊምክምዎ😮
Gega hasab iyu ezi zeyele agatimu keman zeyfelet beka snksar hasab amxikas series movie elka tezeregeh abey alem ena rina mo ka ab eritrawiyan kab haftka mwlad bay achehimkumna ko zom gele gele deresti nay addis esi 😢
እፍፍ ክጭክን እቲ ወዲ
Katrin ketedengxni nay
ታይ ዓይነት ፊልሚ እዩ ወዲ ነካስ ኣብ ክንዲ ዝዕመፅካ ዝካላከልሲ ዓመፅ😂😂😢😢
እንታይ እና ክንማሃር ካብዚ ቦኢ😢😢😢😢😢😢
Abye eya Eza Film 🎥 tesarehi????
ከይታቆርፅዋ
Guhaf nahaftka kemau ygber
aqarixo batu iza film keitiqxiliwa inte zeuele ka you tube kialyaye nimejemerta himaq film teriyeni aleka tetew abila iza film bi kibretka
Hawa hamimwa berbere defdifom endabeleu abkomzi geza ynebru kemzi geza eko eti endatahawele znebr keman dbezhe ab kemzi aynebrn eu
ባጡ ገደፍ ኣይት ጨክን😢
O my god he is not respected
ካትሪን ዝብል ስም ኣይናይ-ኣቦና ኣይናይ- ኣዴና ሰነፋት ኩፉእ ዘፍትወሎም ንስኹም ሰነፋት ኢኹም ሞጓሃይቲ ህዝቦም 😢
ወዲ ሰብ ካብ ሃህሊ ሃይማኖት ወጻኪ ኩሉ ነውሪ ዩ
ብስም ኣማን ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትዋተይ ❤መድነቅቲ ኣማን👍❤
ኣዚያ ተንጠልጥል ፊልም። ምናልባት እዛ ፊልም ኣወዳት እትጸልእ ጓል ደሪሳታ ክትከውን ኣለዋ። ክሳብ ክንድዚ ዝጭክን ወዲ ክሳብ ሎሚ ሪኢና ኣይንፈልጥን። ኣማን ንካትሪንን ካለኣይ ግዜ ክረኽባ እንከሎ ኣበይ ብኸመይ ረኺቡዋ ከተርእዩና ኔርኩም። ከመይ ጌሩ ክረኽባ ከም ዝኽእል እንዳተጨነቐ እንከሎ ከም ኖርማል ምሳኡ ክትጸንሕ ከላ ቁሩብ ተነጢሩ ከም ዘሎ ይመስል። ናይ ዘሙይ እሞ ኣብ መወዳእታስ ኢዱ ክረኽባ ይኸውን። ናይ ካትሪን ህይወት እሞ ፍጹም ህይወታ ተበላሽዩ ኢዩ። ኣብ ጽቕጽል ክሳብ መወዳእታስ እንታይ ኢያ ኮን ክትከውን እንድዒ በቃ😢😢😢
❌❌❌❌❌
@TesfaAlem-ko2cd
20 күн бұрын
Gega tmhirti
❤❤❤❤❤❤❤
❤️❤️❤️
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤😍😍😍
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤