No video

ERITREAN MUSIC - by Henok Teklay (NAGO) Msea Aleku

Пікірлер: 90

  • @MosayGergis-ww6vk
    @MosayGergis-ww6vkАй бұрын

    5/7/2024😢❤❤

  • @simonboss7351

    @simonboss7351

    Ай бұрын

    ehi arku xegam alo diu

  • @SamiAlem-zl5rd

    @SamiAlem-zl5rd

    26 күн бұрын

    𝐁𝐫𝐨 11/7/2024 😢😢

  • @YohanaEstifanos-mt8sx

    @YohanaEstifanos-mt8sx

    25 күн бұрын

    Ane wela lomi semiaya 11 7 2024😢❤

  • @kingarnaf
    @kingarnaf2 жыл бұрын

    ። ኣነስ ጽሉልየ በዛ ደርፊ

  • @naodnaodi3344
    @naodnaodi33443 жыл бұрын

    My favoraite song ya kemzzi kemaey aelkum do 😭😭😭bzi derfi tnbeu

  • @trhasgebrebrhan2678

    @trhasgebrebrhan2678

    3 жыл бұрын

    Ja🖤

  • @eritrealove5757

    @eritrealove5757

    2 жыл бұрын

    Bitami ydegagima neyre

  • @sadatghidey5924

    @sadatghidey5924

    11 ай бұрын

    Ewe yeak ahh

  • @AmanuelZakarias

    @AmanuelZakarias

    11 ай бұрын

    ​❤🎉

  • @AmanuelZakarias

    @AmanuelZakarias

    11 ай бұрын

    ​❤

  • @sababrhane
    @sababrhane3 жыл бұрын

    Alodo kemzi kamay degagimu zezma 13.2021 zesma zeli like aske gebroly besem Hanok Nagu

  • @hanatsegay6485
    @hanatsegay6485 Жыл бұрын

    እዛ ደርፊ ምስ ሰማዕክዋ ውሽጠይ ጥልጥል በለኒ ገለ ስምዒት ፈጢራትለይ እንተስ ምስ ሂወተይ ኣተኣሳሲረያ እንተሳ እታ ዝደርፈላ ዘሎ ጎል ኣደንጊጻትኒ ምስ ሰማዕክዋ ንቁሩብ ደቃይቅ ኣብ ገለ ሓሳባት ገሽኩ ደሓር ጸኒሐ ነዓይ ውን ትምልከተኒ ኢያ ኢለ ድምጺ ኣውጻኩ ኣጋጣሚ ኣብ ባስ መጸበይ በይነይ ኢየ ኔረ መዓስ ኣብ ጎነይ ኮፍ ኢሉ ዘየስተውዓልኩሉ ሓደ ከማይ ሓበሻ ኣየነይቲ ደሓን ዲኪ ሓፍተይ በለኒ ይቅሬታ ደሓን ኢየ ኢለ ብሕፍረት ካብቲ መጸበይ ኣውተቡስ ተኣለኩ። ብድሕሪኡ ከም ዕለታዊ መግበይ ኩሉ ግዜ ይሰምዓ ናይ ብሓቂ ከኣ ነዓይ ውን ትምልከተኒ ኢየ ናብቲ ሓጺር ዛንታይ ከብለኩም። ኣብ ኤውሮፓ ካብ ዝመጽእ ከባቢ 7ተ ዓመት ጌረ ኣለኩ ኣብዚ 7ተ ዓመት ብዙሕ ናይ ውረድ ደይብ ሂወት ሰጊረ ኢየ። ኣብ ሂወተይ ካብቲ ዝከበደ ዘጋጠመኒ ክሓስቦ ዘይክእልን ግን ጥልመት ናይ ፍቅሪ'ዩ ኣሰኒፉኒ ዘሎ፡ ሓደ ግዜ ኣብ ጽምዋ ኮፍ ኢለ ከለኩ ሓደ ጉበዝ መጽዩ ይላለየኒ እሞ ሰላምታ ተለዋዊጥና ኮፍ ክብል ፍቃድ ሓተተኒ ኣነ ግን ናይ በይነይ ግዜ ስለዝደለኩ ይቅሬታ ሰብ ኣለኒ በልክዎ ንሱ ግን መልሰይ ዕጅብ ኣይበሎን ብዘይ ፍቃደይ ኪፍ በለ። ክትስእ ምስ በልኩ ንኢደይ ሒዙ ኮፍ የብለኒ ሓንሳብ ክዛረበኪ ደልየ ይብለኒ ኣነ ድማ ትቅብል ኣቢለ ደፋር ኢካ ሰብ ኣለኒ እንዳ በልኩካ ኮፍ ትብል ኢለ ኣፋጠጥኩሉ በጃኪ ሓንሳብ 5ተ ደቂቅ ጥራይ በለኒ ተሰማሚዐ ኮፍ በልኩ ደሓን ዲካ ብታህዋክ ሓተትክዎ ራሄል ሓፍተይ ሕጂ ሰብ ኣለኒ ስለዝበልክኒ ከዕልለኪ ኣይክእልን ኢየ ቁጽሪ ቴለፎንኩ ሃብኒ ድሞ ክድውለልኪ ይብለኒ ካብታ ዝመጽእ ቅንዕ ኢለ ኣይጠመትክዎን ኔረ ጸኒሐ ምስ ጠመትክዎ ግን ኣብ ውሽጠይ ገለ ስምዒት ወረረኒ ከይሓሰብኩ ከኣ ሰብ የብለይን በይነይ ኢየ በልክዎ እሞ ከነዕልል ንክእል ኢና ሓተተኒ እወ ንክእል ኢና በልክዎ ብዙሕ ኣዕሊልና ገለ ካቡኡ ግን ካብ ነዊሕ ከምዝፈልጠኒ ከምዘፍቅረንን ነገረኒ ኣነ ግን ኣብ ፈለማየይ ዝኮነ ክብል ኣይከኣልኩን ንሱ ድማ ጸገም የለን ግዜ ክህበኪ ኢየ ሓሲብኪ ብገርኒ በለኒ በዚ ተሰማሚዕና ቁጽሪ ቴለፎን ተለዋዊጥና ነናብ ገዛና ተፈላለና ብልክዕ እቲ ግዜ ኣይዝክሮን ኢየ ግን ኣብ ውሽጢ ሰሙን ናይ ሌላና ሐራይ በልክዎ ንቁሩብ ግዜ ጽቡቅ ብሓደ ሻሂ ሰተና ኣጋጣሚ ኮይኑ ናብዚ ዘለክዎ ቦታ ብመገሻ'ዩ መጽዩ ኔሩ ኮይኑ ድማ ድሕሪ ሰለስተ ሰሙን ናብ ዓዱ ተመልሰ ድሕሪ ምምላሱ ግን ምድዋል ገዲፍዎ ደዊለሉ ኣይቅበለኒ ሓንሳብ ድሕሪ ወርሒ ንራከብ እንታይ ደኣ ጠፊእካ ይብሎ እሞ ዘይከውን መመክኔታ የቅርበለይ ብስድራ ድማ ንመርዓ ይሕተት ኣነ ግን ንሱ ኣለኒ ኢለ ኣቅበጽክዎም ንዕዑ ውን ስድራ ይርብሹኒ ከምዘለው ነገርክዎ ቁሩብ ጥራይ ተጸበይኒ ሕጸ ክንገብር ኢና እንዳ በለ ክሳብ ክልተ ዓመት ቀጺልና መጨረሽትኡ ግን ከምቲ ባዕሉ ብዘይ ምክንያት ኣብ ልበይ ዘኣተወ ብዘይ ምክንያት ምሳኪ ኣለኩ እንዳ በለ ተመርዕዩ ሓዳር ጌሩ ውራይ ምስ ቆጸረ ክንቅጽል ከምዘይንክእል ብዘየእምን ምክንያት ተፈልዩኒ ብሓደ ሓደ ፍተውቱ ቅድሚ ነዓይ ንፈላለ ምባሉ ምሳይ ፍቅራዊ ርክብ ከምዘለዎ ዘይፈለጡ ብገርሆም ኣዕሊሎምኒ ኔሮም ኣነ እቲ ዘረባ ምስ ሰማዕኩ ብስንባደ ቀልጢፈ ደወልኩሉ ንሱ ግን ከምዛ ወላሓንቲ ዘይሓሰበ ብጡዑም መልሓሱ ተቀበለኒ ክዛረቦ ዝሓሰብኩ ኣቆረጽክዎ ዝኮነ እንተ ዝሓስብ ኣይምተቀበለንን ኔሩ ወይ ምቃለይ ኢሉ ኣይምጸወዓንን ኢለ ተዓሻሽየ ወረ ሰብ ኢዩ ከምኡ ክገብር ኣይክእልን ኢዩ ኢለ ነብሰይ ኣእሚነያ ኣይጸንሐን ወራዩ ወርሒ ምስ ተረፎ ደዊሉ ክንቅጽል ከምዘይንክእል ሓቢሩ ምስ ንብዓተይ ቴለፎን ኣብ እዝነይ ዓጸወኒ ዓቢደ ነቢዐ ጨጉረይ ነጽየ ንመሓዙተይ ከየማክረን ኣፍቃሪ ከም ዘለኒ ኣይነገርክወንን ዘይመንገርየይ ከኣ ንሱ ክሳብ ዝኮነ ንገብር ንዝኮነ ሰብ ከይነግር ቃል ኣእትዩኒ ኔሩ ብዝኮነ ብሂወተይ ተጻዊቱ ተላጊጹለይ ሓዳሩ ይመርሕ ኣሎ ሕማቁ ኣይምነን ኢየ ምውቅ ሓዳር ይግበረሉ ትርጉም ፍቅሪ ንተፍቅሮ ሰናይ ምምናይ ስለ ዝኮነ ግን ስለ ምንታይ ሰባት ባዕሎም ተላልዮምካ ብዘይ ምክንያት ዝሃድሙካ ስለምንታይ ኣነ ድማ ናቱ በደል ኣሰንቢዱኒ ካብቲ ዝነበረኒ ጉዕዞ ቁሩብ ተሰናኪለ ይነብር ኣለኩ ባህጊ ውሽጠይ ተተንኪፉ ስድራይ ንክምርዖ ክሓቱኒ ከለው ናቱ በደል ይሰኣለኒ እሞ ድሕሪ ሕጂ ከኣ ምስ ወዲ ክቀርብ እንዳበልኩ ይበሳጮ እዛ ደርፊ ድማ ትምልከተንን ፈረቃን ዋንነተይ ክብላ ከማን ክደፍር እየ ምክንያቱ ታሪከይ ዝሓዘት ስለ ዝኮነት ኣብ መርዓ መሓዙተይ ውዒለ ክመጽእ ከለኩ ዝስመዓኒ ስምዒት ባዕለይ ይፈልጦ ኩለን መሓዙተይ ተመርዕየን ኣብ ናይ ኩለን ከኣ መሓዛ ኮይነ ውዒለ እንተ ኣነ እሞ ከምዛ ዘለክዋ ይሕሸኒ

  • @Mun0022

    @Mun0022

    Жыл бұрын

    Hanu shkor lewah slezkonki eki !Enkua nski bedalit aykonki ember ab hiwet hargoxgox kemzelo aytresi. Hiwet kemu eya. Nkulu kekem amexaxeu ktbdhyo aleki sweety 😉ytref do afqari mot weladi ko nqbelon nrseon. Kab weladi zqerb men do alo eyu? Please shkorina haftey kulu resiki bhluf keytedahalki neaki zkewn seb ktrekbi tesfa ygebr.Bhluf aytsembdi aytzekryo keman.Ajoki xbuq fqrawi hiwet rekibki mamuk hadar ktrekbi mnyotey ygelxelki🥰 Ajoki Bertie!

  • @hanatsegay6485

    @hanatsegay6485

    Жыл бұрын

    @@Mun0022 ነጁ ሓፍተይ ክቡር መጠን ነብሱ የክብረካ ስለቲ ሞራልኪ ኣዝየ የነስግነኪ ብምቅጻል ሓቂ ይሓይሽ ኣብቲ መጀመርታ ቁሩብ ዘይሓሰብክዎ ኮይኑኒ ተጨናኒቀ ናይ ኣእምሮ ጸቅጢ ጌረ ክሳብ ነፍሰይ ከጥፍእ ፈቲነ ኔረ ደሓር ግን ኣብ ምንቲ ምንታይ? ንመን ኢለ? እቶም ስድራየከ? ዝብል ሓሳባት ኣብ ርእሰይ ኾፍ ኢሉ ዘይፈልጦ ሓይሊ ረኪበ ረሲዐዮ ወላ ውን ኩሉ ክቅበሎ እንተ ከኣልኩ ስለምንታይ ከም ዝምርዖ ዘይነግረኒ ብሰናይ ምተፈላለና ክሳብ ክንድኡ ድየ ዓሻ ኢለ ነብሰይ እኮ እንተ ኣዋደቅኩ ክሳብ ለይቲ ሎሚ ግን ሕማቁ ኣይምነን'የ ኣብ ዘለዎ ምስ በዓልቲ ቤቱ ሰናይ ይምነየሉ ንዓይ ግን ብጎዲብ ካራ ብክሳደይ ኢዩ ሓሪዱኒ ካብቲ ዘሐጉሰኒ ነገር እንተ ኣሎ ግን ክብረ ንጽህናይ ሓልየ ከይቀረበኒ ስለዝተፈላለና'ዩ ብዝኾነ ካብቲ ኣዝዩ ዝሃሰየኒ ግን ድሕሪኡ ንፍቅራዊ ሂወት ኾነ ንሓዳር ርእሰይ ክቅበሎ ኣይከኣለን ምስ ዝኾነ ወዲ ይላለ ብሕውነት ይስሕቅ ይጻወት'የ ናይ ፍቅሪ ሕቶ ምስ ዘቅርቡለይ ግን ደጊመ ክርእዮም ይጽየን ብከምዚ ምስ ስድራይ ተባኢሰ ቀርኒ ዲኪ ከተውጺኢ ኢሎም ኣነ ድማ ሓዳር ምግባረይ ሕጉስቲ ኣይገብረንን ኢዩ ብዓቅመይ ንዓኩም ስድራይ እንዳ ኣለኩ በይነይ ምንባር'ዩ ሕጉስቲ ዘብረኒ ኢለ ኣቅቢጸ ማማ ከኣ ሓራም ገንዘብኪ ኣይደልን ውላድኪ እንበር ኢላትኒ ኣብ ስደት ንበይነይ ይሓስብ ይጭነቅ ከኣ እንተ'ኮነ ግን ስረሐይ ይወፍር'የ ኣምላክ ይመስገን።

  • @nishteykante

    @nishteykante

    Жыл бұрын

    🥰🌹

  • @user-iu9tj6bg3f
    @user-iu9tj6bg3f11 ай бұрын

    King of king Nago Kab Libya ❤❤❤ wedi Eray

  • @haniloveyoni428
    @haniloveyoni42810 ай бұрын

    ናይ በረከት መለስ ድምጺ ይመስል❤

  • @henokbrhanen3460
    @henokbrhanen34603 жыл бұрын

    Ksab hji zsema alo do kemzi natey 2020

  • @efremteklezghi9940
    @efremteklezghi99405 жыл бұрын

    Asey ezi arkey marey kifi aleka

  • @Kemlbeyyy
    @Kemlbeyyy17 күн бұрын

    20/7/2024😢😢😢

  • @user-lj3ch4qc9z
    @user-lj3ch4qc9z8 ай бұрын

    ❤❤❤❤ kab lbey zfetwa derfi nago king

  • @user-zl4zq2bu7g
    @user-zl4zq2bu7gАй бұрын

    Henok ❤❤❤

  • @Network3231
    @Network32313 жыл бұрын

    Nago and grmay andom still listening ygbera aleku

  • @readsea7933

    @readsea7933

    Жыл бұрын

    Nago,ms zeyamia goitom negasi eyom, ghirmay aykonen kbur hawey

  • @mihretabtesfahanes9353
    @mihretabtesfahanes93532 жыл бұрын

    Eway kutum derfi kemzi kemay men alo 26 5 2022

  • @andomyemane1143
    @andomyemane11435 жыл бұрын

    nago meksen

  • @abelbtsamlak9936
    @abelbtsamlak99362 жыл бұрын

    Derfi xebkti gan kalay seb alu mas henok

  • @enbabakeshi3541
    @enbabakeshi35412 жыл бұрын

    Nago mexelel ❤️

  • @lwamlwamm207
    @lwamlwamm2073 жыл бұрын

    Ab Mealti 10 sai yisemia nere 2013 😭😭😭😭😭😭😭 i miss my High school friends

  • @finally5782

    @finally5782

    3 жыл бұрын

    I miss you too my friend 😒

  • @lwamlwamm207

    @lwamlwamm207

    3 жыл бұрын

    Eza derfi nay hanti fekar gal tarik ya broye

  • @finally5782

    @finally5782

    2 жыл бұрын

    Ya tkkl aleki gn nay kulna temesasali hluf hiwet u zelena

  • @johnboy609

    @johnboy609

    2 жыл бұрын

    @@finally5782 😁😁 me 2🤗☝ my friend

  • @lidyateklit-xh2rh

    @lidyateklit-xh2rh

    Жыл бұрын

    Ane wela fuluy zezkera love you

  • @HermonBokre
    @HermonBokre6 күн бұрын

    30/7/2024❤😢

  • @habenyriga6197
    @habenyriga61973 жыл бұрын

    Henok beal tuem demxie

  • @fthitsegay2655
    @fthitsegay2655 Жыл бұрын

    Nay muday darfe mare eyi zfatwe ezi darfe 2013 betame tzakero alone

  • @alsahshe4605
    @alsahshe4605 Жыл бұрын

    nago yaki😘

  • @user-tf7my2te5g
    @user-tf7my2te5g6 жыл бұрын

    زكرتني قلوج الاغني دي واللة ناقو

  • @Gezana.21k
    @Gezana.21k10 ай бұрын

    10.10.2023❤

  • @GualEri13
    @GualEri13 Жыл бұрын

    Lovely Voice 🇪🇷🙏❤️💯

  • @jmtv5568
    @jmtv5568 Жыл бұрын

    እዛ ደርፊ ናይ ናጎ ኳ እንተ ኮነት ኣብዛ ድጋም ግን ናጎ በይኑ ኣይኮነን ዝደግማ ዘሎ,፡ 2ተ ሰባት እዮም ዝደርፉዋ ዘለው,፡ እቶም ከምዚ ከማይ ብፉሉይ ኣስተማቂርኩም ፍልልይ ዝረኸብኩም 👍 ግጨው,፡

  • @sirajsied4588

    @sirajsied4588

    Жыл бұрын

    Kem zmesleni grmay andom alo ms nago

  • @yonasfissehaye4490

    @yonasfissehaye4490

    10 ай бұрын

    ጎይትኦም ነጋሲ ኢዩ።ዜማ ውን ንሱ ኢዩ ሰሪሕዋ።ኣብዛ ደርፊ እታ ናቱ ክፋል ማራ ኢያ ትትንክፈኒ።ደርፍታቱ ኣዝዮም ኢዮም ጥዑማት ኢዮም።ዳርጋ ኩሎም ዜማታት ሽላን፡ናጎ፡ሳንድሮ፡ቀልኣብን ብዙሓትን ዜማ ዝሰርሐ ኢዩ።ናቱ ውን ኣብ ዩትዩብ ኣለካ ስምዓዮ።

  • @user-pu7dm7qe4q
    @user-pu7dm7qe4q4 ай бұрын

    🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤ nago king

  • @atg3865
    @atg38654 жыл бұрын

    ትታንክፈኒ ደርፊ እንኮ ዝክርታት ዘለዋ ደርፊ ናይ ሃገርና ።

  • @user-hv6yq9cr6j

    @user-hv6yq9cr6j

    2 жыл бұрын

    ኣለኹ

  • @user-qe4qn5jh4y
    @user-qe4qn5jh4y4 жыл бұрын

    ኣብ ጥዑም አዋን ዘስተማቀርኩዋ ሙዚክ 2013 /2016 ኣሎ ዶ ከማይ ኣብ 2020 ዝሰምዓ

  • @user-wi1dh2pe5d

    @user-wi1dh2pe5d

    3 жыл бұрын

    19 10 2020 me

  • @selam841

    @selam841

    3 жыл бұрын

    27/11/2020

  • @user-id5mp1tr9i
    @user-id5mp1tr9iАй бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @rahsienterteiment1491
    @rahsienterteiment1491Күн бұрын

    B Goitom fetieya anes kyar diu koinuni??

  • @wediteklay-so3ms
    @wediteklay-so3ms5 ай бұрын

    N nago zfetu liek❤❤❤

  • @michaelgherie-chimar7842
    @michaelgherie-chimar7842 Жыл бұрын

    ምሳኣ ኣለኹ ርገማ ኣይትበለኒ ልበይ ፡ እንታይ ኣቢሳ ክረግማ ኣብ ዘይሓጥያታ ፡ ከመይ ኣቢለ ከጸልማ፧ ሰብ ዝኽእሎ'ዩ ዝገብር... ክንደይ ኳ ተጸሚማ ኤእ !......... ሕጂ ግን ለሽ'ላ ለሽ'ላ ደኺማ። ንስኻ ትቐርበኒ ልበይ ፡ ክንዳኻ ምተሓለቕኩ ሓቂ ዓቢጠ ግን ፡ ኣይዉዕሎን እንተሞትኩ ዕድመን ግዜን ፡ ትርጉም ኣለዎ ናብኣ መልክዕ ረጋፊ እዩ ፡ ግድን'ዩ ክስማዓ። ባህጊ ስድራ ቤታ ፡ ትምኒት ወለዳ ዝፈጠሮ ጸቅጢ ፡ ኣዝዩ'ዩ ዝኸብዳ እሞ ድማ ከኣ ፡ ንገዝኣ ዝኩሕኩሑ ፍቅዲ ዘይብሎም ፡ ደለይታ እናበዝሑ። እዚ ኩሉ ተጻዊራ ፡ ተጓዒዛ ክነሳ ንምንታይ ትኽንና ፡ ብጸላኢት ትኸሳ ምስኣ ኣለኹ ኣነ. ..ንዘይንጹር መደምደምታ እንታይ ክጠቕማ'ሉ ፡ ትርፎ ከሀዉትታ። ኣብ መርዓ መዛኑኣ ፡ ዊዕዒላ ከም መሓዛ ዉራየን ክተጸብቕ፡ እወ ቬሎ ሒዛ ካልእ ይትረፍ'ሞ ፡ እዚ 'ኳ የቕንኣ ግደ ሓቂ ተመጺእና ፡ በዲልካያ'ኻ ነዛ ቆልዓ። ናይ ሓባር ድምጺ'ዩ ፡ ኣብ ፍቕሪ ዝስማዕ ብናይ ሓባር መረዳእታ ፡ ይቕለስ ይምራሕ ነዚ ባይታ'ዚ ግን ፡ ፍጹም ተሲኢናቶ ሓቃ'ላ ሓቃ'ላ ፡ እናረኣኻ'ዶ ገደል ይእቶ። ግጥሚ፡ ሳሙኤል ኣልመደ ዜማ ፡ ጎይትኦም ነጋሲ ድምጻዊ ፡ ሄኖክ ተኽላይ ( ናጎ) kzread.info/dash/bejne/aoSjr9OKgZasfto.html

  • @ademsifaf483
    @ademsifaf483 Жыл бұрын

    What good Henok Nago Hot I wish you come back in the San Francisco 😀😀😀😀😀😀😀😀😀😀😀😀😀😀😀😀😀😀😀😀🇪🇷❤️👍

  • @user-gt5lv6he4t
    @user-gt5lv6he4t4 жыл бұрын

    Fili hawey gele aynet song bro

  • @yosiefgebremedhin2626
    @yosiefgebremedhin26264 жыл бұрын

    Fili bro 10q kibrom tesfay miyyami

  • @user-qe4qn5jh4y
    @user-qe4qn5jh4y4 жыл бұрын

    ደረፍቲ ክልተ አዮም ሓቀይ

  • @mera5209

    @mera5209

    3 жыл бұрын

    Ja mn u eti kalau

  • @user-hv6yq9cr6j

    @user-hv6yq9cr6j

    2 жыл бұрын

    ሮቤል ቻሩ ኢዩ ኣሎ ምስኡ

  • @semuhaftiselu4782
    @semuhaftiselu47824 жыл бұрын

    💔😉

  • @filmontesfalem209
    @filmontesfalem2093 жыл бұрын

    I love the song bro ❤❤❤❤❤❤

  • @eyobtekie2719
    @eyobtekie27192 жыл бұрын

    I Love This song keep going bro

  • @yoniyebyo1318
    @yoniyebyo13186 жыл бұрын

    Nago aykonenn ezi derafie seb alo msu

  • @theskyentertainment2977

    @theskyentertainment2977

    5 жыл бұрын

    Nsu eyu nay Computer dmxi xegem Eye

  • @bibibibi6400

    @bibibibi6400

    4 жыл бұрын

    germay andom alo mesu

  • @merihwedishishy4848

    @merihwedishishy4848

    4 жыл бұрын

    ግርማይ ዓንዶም ኣሎ

  • @user-et9kw3zd7l

    @user-et9kw3zd7l

    3 жыл бұрын

    Kem zmesleni gn gotom negasi ytem dmxu

  • @ZEMU-W
    @ZEMU-W6 жыл бұрын

    Henok beynu du zderfa zelo pls

  • @Hintsa.Solomon1

    @Hintsa.Solomon1

    6 жыл бұрын

    ZEMU WELDIT no no

  • @bibibibi6400

    @bibibibi6400

    4 жыл бұрын

    Germay andom

  • @lcgoitom6875

    @lcgoitom6875

    4 жыл бұрын

    No Nago and Goitom Negasi eyom zderfu zelewu.

  • @user-et9kw3zd7l

    @user-et9kw3zd7l

    3 жыл бұрын

    @@bibibibi6400 sorry bibi andom aykonen goitm negasi eyu hayal zeyamn gtamn eyu hiji ab Germany yqmet alo mesleni gega yklaley

  • @readsea7933

    @readsea7933

    Жыл бұрын

    @@user-et9kw3zd7l Xbuk aleka goitom negasi eyu, ab swiss msay alo gorobitey u

  • @amineteklemaryam9032
    @amineteklemaryam90322 жыл бұрын

    dg

  • @raheltsegay3631
    @raheltsegay36314 жыл бұрын

    💔🇪🇷❣️

  • @tomastekia5007
    @tomastekia50074 жыл бұрын

    👍🤜❤🤛

  • @debessyzeregaber8808
    @debessyzeregaber88082 жыл бұрын

    Www

  • @rahsienterteiment1491
    @rahsienterteiment1491Күн бұрын

    Men eu eti kaliay Dmxawi lslus dmxu

  • @albatube2452
    @albatube24526 жыл бұрын

    nix mixs

  • @RezeneTekeste
    @RezeneTekeste8 ай бұрын

    JJ

  • @luwamgeremedhn6223
    @luwamgeremedhn62232 жыл бұрын

    ❤❤❤

  • @anditshishanditshish-qe5td
    @anditshishanditshish-qe5td23 күн бұрын

    13/7/2024🥲🥲🥲💔💔💔

Келесі