ERITREA SHUKOR NAYI ERITRA PRESIDENT KITIKEWIN ALEWA, YIZI KULU FILTET HIZA, oh my God. Nobody told us all these fantastic things. Thank you Eritrea Shukor
Abzi zela tiree 😂😂
Selam❤❤❤😂😂😂🎉🎉🎉
❤
Sister you are 100% correct. ቻነሉ ከዕቢ ጌሩዎ
Haqeky.meqrety
አሩ ሺኮር ነዚ ማዕበል ጽቡቅ ገርኪ ፈሊጥኪዮ ኣለኪ ገንዘብ ገንዘብ በየን ትርከብ ዮ ስርሑ👍😍
Bejaki rizin belli
Tselae tselolo qebae kab Ethoibia Etay tetsube you zhaftey hewet keflkalom tsubaq aytetseby
ኣቱም ሰባት እንታይ ኢዩ ወሪዱኩም ሰላም ዘይትህቡና ኣብ ማስ መዲያ ወጺእካ ኣፍካ ዝሃበካ ምልፍላፍ ብውሽጥኩም ዘይትራዳዱ መፍቶ ጸላኢ ኣይትግበሩና ሃገር ዋናታት ኣለዉዋ ለይትን መዐልትን ዝደኽሙላ እንተኪኢልኩም ቁምነገር ግበሩ ነንሕድሕድካ ምውንጃል ግደፉ።
መን እዮም ዩኒስኮ?
እቲ ስእሊ ካብ ሳተላይት ክትርእዮ ትኽእል ኢኻ። እቶም ሰብስልጣን ኣፍቂዶሙሉ እንድዮም። ማዕበል ሓደ መዳናገሪ ሰብ ኾይኑ ይስምዓኒ ፡ ንገሊኦምስ ወረ ኣባላት ኩኑ ኢሉ ከም መንግስታዊ ርክብ ዘለዎ ጌሩ እዩ ዝዛረቦም። ብዛዕባ ምስኣል ናይ ከተማታት ግን ኣይትሸገሪ ምኽንያቱ ኩሉ ስለዝፈልጥ፡ እቲ ጽቡቕ ዝብል ሓሳዊ ወይ ክጥቀም ኢሉ ዝሓስብ እዩ። እቲ ዝተባላሸወ ስለዝተዛረብካ ኣንጻር መንግስቲ ማለት ኣይኮነን።
Adey homlos hasawit gohaf
ስዲ።
🐒👎
እዞም ሃገራውያን እና ትብሊስ ነዝሰርሐ ሃገራዋ ኣብ social media መጺኹም ክተነኣእስዎ ኣኻልኩም። እቲ ዘረባኺ እዃ ኣይጥዑይ። ናይ። social media ውርዝይቲ።
Ab Eritrea temelesi zbeleze biet tmhrti alo ilki imo n-aki tmhrti yedlyeki iyu bzuh hray do anti hlna albo..
ባእ ኣታ ነዚኣ ኣፋ ዝዓብሰለይ ሰብ ተሳኢኑ ስቕ በሊ ሱቕ 'ዩ ዘጸብቐልኪ።
እዋይ አንቲ ቅሩብ እባ ሕፈሪ ንስኪ ገሽላዕ ኢልኪ ክትጻረፍስ እዋ ዓገብ ከምቀደሙና ንቅድሞም ገሽላዕ በልያ ከይትቅድመኪ ወያ ገሽላዕ ጠምባርስ ገሽላዕ ኢላትኪ እዩ አደይ ትዕበ ገሽላዕ 💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀💀ሬሳ
Do your job fris off all you talk too much
Пікірлер: 22

@shemtebraykasa7828
6 ай бұрын