Eritrea Orthodox Tewahdo || Zmut Tenktatun Mefthieun || kesis Tewelde G/tnsae || ዝሙት ጠንቅታቱን መፍትሒኡን |
Ойын-сауық
ንሎሚ ምሸት ሓደ ብሓደ ሰሚዕና ዕረፍቲ ውሽጢ ንዓድግ
1 • ውልድተይይ || WLDTEY
2 • Ftwey || ፍትወይ || Kesis...
3 • ሰዓበኒ || SEABENI 2022
4 • ሓይሊ ሓያላን ከለኒ አይፈርሕን ||...
5 • ጸሎት ንቀትርን ለይትን ዝሕልወና ሓ...
6 • ምሕረት አምላክ አሻዲንኒ || MHR...
7 • ጣዕሚ ህይወተይ ዘፍቅሮ ክርስቶስ ኣ...
8 • ከመይ ኩርዕርዕ ዘይብል | ቀሲስ ተ...
9 • ማርያመይ ከመይ ዘይጸምኣኪ ||MAR...
10 • MESHANIEALEM MEDHANIT ...
11 • ስለ ግዜ አስተንትኖ። ምስ አቡነ ብ...
12 • ዕላል ነፍሲ 1ይ ክፋል ብቀሲስ ተወ...
orthodox©2022Share፡subscribe፡like፡comment#ኔስታሊ_ኦርቶዶክስ# #ተዋህዶ_ቤተክርስርያን#
Пікірлер: 67
አሜን አሜን አሜን ቃል ህወት የስምዓልና
አባና ቃል ህወት ቃል በረከት ያስመዐልና ፀጋኡ ያብዘሐልኹሙ እግዚአብሔር አምላክ ብምሕረቱ ያጠምተና አሜን ፫ አባና በጃኹሙ ንደቅኹሙ ነበርት ስዕድ ዓረብ እንንብሪ ንድውለልኹሙ ብዙሕ ስልክ አይታልዑሉይ ብትኽአለኩሙ መጠን ግዚየኩሙ ሰውኡኹሙ መልሱሉና ምስ ይቅርታ አብ ጭንቀትን መከራን ዘለና ድልይትኻ ደይትገብረሉ መሰቀቅ በታ እዩ ሓጢያትና ዘክሪና ምስ ንብዓትና ትቃልስና ሱቁ ንብል በጀኹሙ ብስም እመብርሃን ብትሁቡና ግዚየን ትምህርትን ነመስግነኩሙ❤❤❤
Amen amen amen abona qale hiwet yesmalna
ኣዚና ኢና ነምስግን ኣቦና ስለቲ ዘሃብኩምና ትምርቲ ተዛረብክሞ ቀልም ትረግጽዎ ለምለም ይግበረልኩም ❤❤❤
ቃል ሂወት የስመዐና ኣባታችን ኣቦና🙏ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ🙏ሓንቲ ሕቶ ክሓተኩም ኣቦይ እንተ ሪእኽሞ ሞሉሱለይ በእግዘኣቢሀር👈🙏ስም ሓፂር ክዳን ምክዳን ወይ ድማ ቅዳድ ዘለዎ ክዳን ምክዳን👈🙏ብሃይማኖትና👈🙏ይፍቀድ ድዩ በፍላይ ኣብዚ ኸዚ ስዓት መብዛሕትና ሓፂር ቅዳድ ዘለዎ ኢና ንክደን ናብ ሲኦል ንኣቱዉ ኣለና ማለት ዱዩ ኑኡሹተይ እስከ ኣበራህሩሁና ኩቡር ኣቦና🙏ምስ ይቅርታ ኣባታችነይ👈🙏🙏🙏
amen amen amen kali hewhit yesmalen abona 🙏🏾🙏🏾🙏🏾
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና
Qal hiwet yesmalna Kubur Abona Egzabhier Xegu yebzhalkum
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna nay agelglot zemenkum ybarkelkum Egzabher amlak xega ab leli xega yadlkum
Amen (3) qela hiwet yesmalna abona ❤❤❤
Amen (3) qalehiwetu yesimialina abona
ቃል ህይወት የስማልና ኣቦና ጸጉ የብዝሃልኩም አግዛብሄር ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Kal hiwet yesmalna Abona. Egziabher bmhretu temitu yedeana.
ኣሜን ክቡር መምህርና ቃለ ህይወት የስምዓልና
Amennn
♥️ኣሜን አሜን ኣሜን ♥️
❤️🙏❤️🙏❤️
Egziabher amlak abzihu yibarkkum Abona neti etihbuna dma ayni libonana yikfetelna Ab xelotkum degfuna GBU💕💕💕💕💕💕🙏
ቃል ሂወት የስምዓልና።
ቃል ሂወት የስመልና amen🙏❤🙏
እሜን እሜን እሜን
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት ይስማዓልና ኩቡር አቦና ጸጋ አብልዕሊ ጸጋ ይወስክኩም እግዝአቢሄር🙏🙏🙏
እሪኣነስ መንፍሳዊ ናስማዓኩ ክልኩ እዩ ዝም ፅኒ 😢😢😢
ቃል ሂወት የመዓልና ኩኑር መምህርና እግዚኣብሄርናይ ናይ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
ቃለ ህይወት ያስማልን አባታችን እግዚአብሔር ይመስገን ስለ ሁሉም ነገር🙏🙏🙏💒💒💒
@niestaliorthodox5249
Жыл бұрын
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ
@xhvudv4292
Жыл бұрын
@@niestaliorthodox5249አሜን አሜን አሜን💌💒
ቃል ሂወት የስምዐና ኩቡር ኣባታችን ኣቦና ፈጣሪ ቃል ሂወት የስመዐና🙏🙏🙏
ቃል ህወት የስምኣና ክቡር መምህርይ ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልካ ወዲ ድንግለይ 🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤
ኣሜን ብሰላም ምጹና ኣቦና ብሰላም ንጽንሓኹም
Kale hiwet yesimalna abona bhaki ane amani orthodox iye kemzi aynet sibket tekatatile rie ayfeltsin iye nebisey abeny hiwet kemzelku fetishya kab hiji nidahr kemzi aynet timhrty haymanotawi hiwetka zikyir menfeska zhdis kisemin kimharin amlak yihagizeni::
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦና
Kalehiwet yesmalna abona
ቃለ ሂወት የስማዓልና ኣቦና ናይ ኣጎልጉለት ዕድሜኽም የባርክ
ቃለ ሂወት የስማዓና እግዛኣብሄር ይመስገን
ኣሜን ዝተማህርናዮ ኣብ ልብና የህድሮ፡
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቓል ሂወት የስዓልና ኣቦና ንእግዚአብሔር ኣምላኽ ናይ ኣጎልጉለት ዕድሜኹም ይባርኸልኩም ኣብ ጸሎትኩም ዘኩርና ኣቦና🙏🙏🙏❤️
@niestaliorthodox5249
Жыл бұрын
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ
ቃለ-ህይወት የስመዓልና ኣቦና።
Kal hiwet abona
እግዚአብሔር ይመስገን ቃል ሂወት የስምዓልና በረከት ፈጣሪ ምሳኩም ይኩን ብሩክ አቦና ተባረኩ 💙🇪🇷
@niestaliorthodox5249
Жыл бұрын
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ
Amen Amen Kal hiwet yesmalna
❤❤❤🤲🏾🤲🏾🤲🏾
ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣቦና ቃሉ ሰሚዕና ሂወት መታን ክንረክብ ምስትውዓሉ ጥበቡ የዓድለና ፈጣሪ። እዚ ትምህርቲ ልክዕ ኣብዛ ሰዓት እዚኣ ንነብሮ ዘለና ሂወት ተዘንቱ ኣበይ ይፈልጡኒ ነዓይ ድዮም ድዛረቡኒ ዘለው ክብል ጸኒሐ።
እንታይ እዋና ደኣ ተወዲኣ ዶስ ኣብ ስምዒት የእትያትኒ ነብሰይ ኪፍትሽ ጸኒሐ ኪርደኣኒ ኣይከኣለን ፡ ዘገርም ስብከት ኢዩ ናይ ኣቦታትና ዓጽምካ ሰይሩ ናብ ኣንጉዕ በጺሑ ኣካላትካ ዝሕልሕል ክብል ይፍለጠካ ። ቃል ሂወት የስሚዓልና ኩቡራት ኣቦታትና እግዚኣብሄር ኣምላክ ነዊሕ ዕድመን ሙሉእ ጥዕናን ይሃበልና ንዓና ክሕሸና ። ኣቦና ካልኣይ ክፋል ገለ የብላን ?
kale hiweit yesmalna abona
Amen amen amen kal hiwet yesmaelna Abona egzabhier edimen tienan yhabka 🙏😔
ኣሜን(3) ቃል ሂወት የስምዓልና እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሕ ተገበርቲ ኮይና ክንርከብ እግዚአብሔር ይሓግዘና
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና ፀጉኡ የብዝሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ እቲ ዝቅፅል ድማ ብሃንቀውታ ንፅበ ብሰላም ምፁና
@niestaliorthodox5249
Жыл бұрын
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ
ቃለ ሂወት የስመዐልና ኩቡሩ ኣቦና👏👏👏
ቃለሂወት የስመአልና አቦና እግዚአብሄር ይመስገን።
ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር ኣቦና ናይ ዘመን ዕድሚኹም ይባርኽ እግዚአብሔር ኣምላኽና : ካብ ናይ ዝሙት መንፈስ ኣርሒቁ ብቅድስና ክንመላለስ እግዚአብሔር ኣምላኽና ቅዱስ ፍቃዱ ይኹነልና ኣቦና ሂወት ዝህብ ቃለ እዩ ነዚ ክንገብር ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩና ንድኹማን ደቅኹም ።
Amen (3) kale hiwet yesmealna abona egzabher bmhretu ytemtena
😊😊😢
ኣቦና ቃለ ሂወት የስመዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ🙏🙏🙏 ኣቦና ብምንታይ ክረኽበኹም ይኽእል
@niestaliorthodox5249
Жыл бұрын
አሜን፡በዚአ facebook ክትረክበኒ ትኽል ኢኻ።
Amen kal hiwet yesmialna.abona.
ክቡር መምህርይ ሓንቲ ሕቶ ኣላተኒ ናይ መንፈሳዊ ፍሊም ኣምጻልና እባ መብዝሓቲኡ ብ ኣማሓኛብ እንግልሽ እዩ ብ ትግርኛ ኣምጻልና ክቡር መምህርይ ❤
@niestaliorthodox5249
Жыл бұрын
ኣሜን አብ መስርሕ ኣሎ
qale hiwet yesmaalna abona amlak msakum ykun amien bahaqi
@niestaliorthodox5249
Жыл бұрын
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ
👏👏👏👏❤️
Abona qal hiwet ysmalna nay agolglotka zman ybarklka
ቃል ሂወት የስምዐና ኩቡር ኣብና ዕድመን ጥዕናን ይሃቡኩም ፈጣሪ እግዘኣቢሀር ኣምላክ ብዓኑ ምሕረቱ ይጠምተና🙏🙏🙏