መሳጢ ዕላል ምስ ጀጋኑና፤ ኤልሳ ገብረሃንስ፤ ሓላፊት ማሕበራዊ ኣገልግሎት ሃማድኤ ጨ/ዞ ማእከል
ጅግና ጋል ሰገን፡ ጋል ሰለድ ሓፍተይ! ልክዕ ሓቀኛ ታሪክ ናይ ብዓል ሓፋሽ ውድባት! ናይብዓል ዓዲካንታ ክስንክታ ዝከዳዝነበራ ዓበይቲ ኣሕዋትናን ደቂ ዓድናን ዝካፈል'ኦ ዝነበረ ኩነታት ንእሽተይ ኔረ ብሓቂ ትዝታ ናይ ንእስነትይ ጊዜ ተዘኪሩኒ ፡ጅግና ጛል ኤረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልይ!!!!!!!
Elsa jigna gual segen xaeda long live. ...
ኤልሳ ገብረሃንስ ከም ሓፋሽ ውድባት ኣብቲ መጅመርያ ጉዕዞ ምካድ ንዓድካንታ ግንባር ዓዲቀይሕ ምሳና ኣይነበረትን፣ ኣብቲ ዝነበረ ዝጅግነት ምምጋብ ተጋደልቲ፣ኣብ ግዜ ኩናት ንተጋደልቲ ምሕጋዝ ምስቲ ኩሉ ተኩስሳት ከፈራሕና ኩለን ተወፍይነተን ብግቡእ የማልኣ ኔረን። እተን ዝዝክረን ውፉያት ዝነበራ፣ ተክኣ ትብለጽ ሃይለ፣ሳራ፣ሓረጉ ተስፋሚካኤ፣ ደሃብ፣ኪዳነ ማና ብርሃነ፣ ካልኦትውን ኔረን ኢየን❤ ኤልሳ እንቋዕ እዝጋብሄር ኣውጽኣኪ!!! ስለ ዘለኪ ትምስክሪ ኣሎኪ!!! ብዛዕባ ተክኣ ሃይለ ምስሳኪ ኔራ፣ትብዓታ ክትገልጺ ኣይከኣልክን።ንተክኣ ግን ጸላኢ ሒዝዋ ክንደይ ሽግር ኣሕሊፋ ሒዞም ስገነይቲ ኣእቶማ፣እዚስ ኩነታታ ክትገልጽዩስ ነሩኪ። ማና ኪዳነ ጽቡቅ እቲ ትገብርዩ ኢንተርቭው፣ ኮይኑ፣ እቲ እንተርሽው ተብተብ ክከውን የብሉ ይብል፣እቲ ስብ ብልክዕ ክገልጽ ግዜ ሃልዎ ክህልዎ ጽቡቅ ይብል። ኤልሳ ታሪክ ምግላጽ ጽቡቅ ኢንድዩ፣ነቲ ምግላጽ ናይስባት ግን ነጻ ኮንኪ ብዘይፉርሓት ግለጽዩ ክንደይ ታሪክ ዝተዓበጠ ስለ ዘሎ😢
Ajokennnnn adetateyyyyy anabessss nakefaaaaaa
ናይ ኣከለጉዛይ ድዩ ኔሩ እቲቃልሲ ? ኩለን ዝሰማዕኩወን ካብ ከባቢ ሰገነይትን ደቀምሓረን ሰሓርትን ኢዮም። ሰራየ ከ ? ጀብሃ ስለዝነበሮ ድዩ እቲ ጸገም ዋላስ ንህግደፍ ስፍታ ሙካኑ ድሮ ፈሊጦም ኔሮም ? ፖእ ሰራየ ጀጋኑ ! ኢሰያስ ወዲ መድህን በራድ ተጻዊትካሉ ባ ህዝበይ ቴንቤናይ ናትካ ስቃይ ሲ የርእዮ ዶ ይከውን ህዝቢ ኤርትራ ? ናይ ሞትን ኩናትን ጽልእን መንነት ኣስሪጽካዮ ትከይድ ኣለካ ።
ቃልሲ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ እዩ ነብስኻ ኣይተናኣእሶ
Meley Meley the
Jeganu ekin nay mecheresta
Meley Meley አየእ ጀጋኑኩለንደቂ አንስትዮዘምጻክንኦ ጅግነት ዘርሳዕ እዩ
Meley Meley ብዓል ገብርኤላ ጋልአኩርር አይትረስዕያ ኤልሳ
Пікірлер: 11

@isyasasfaha3482
6 жыл бұрын
ቃልሲ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ እዩ ነብስኻ ኣይተናኣእሶ
@abimarley2182
6 жыл бұрын
Meley Meley the
@yakobtesfamichael1516
5 жыл бұрын
Jeganu ekin nay mecheresta
@gfhggxgg8597