Eritrea, ሂወት ኣብ ውሽጢ ሓ/ምክልኻል ኤርትራ /ሱሌማን ሸይጣን/

Ойын-сауық

recorded live #paltalkroom #eritrea #tefetawitalkshow #story

Пікірлер: 33

  • @gorginobere921
    @gorginobere9214 күн бұрын

    እዝስ ጅግና ነረ ኢሉ ዲዩ ባእባእ ዝብል ሓደ ትሩፉ ኢዩ ዝኸውን

  • @lemlemberhe149
    @lemlemberhe1499 күн бұрын

    በዚኦም ኽትምራሕሲ መርገምዩ :: ኻብታ ዓባይ መዓልቲ ፍርዲ ኣምላኽ ግና ኣኸምልጡን ዮም ::

  • @TN-ie1yh
    @TN-ie1yh15 сағат бұрын

    ኣቱም ሰባት ዘይወዓልኩሞ ኣይትዘንትዉ። ሓሶት ነዊሕ ዕድመ የብላን። ውዕሎታት ሰራዊት ብጽውጽዋይ ምዕላል ገበን ኢዩ። ካብ ሃገራዊ ጉቡእካ ተገሊልካስ ዘሎን ዘየሎን ዓዘፍዘፍ ምባል ትርጉም ኣልቦ ኢዩ።

  • @lemlemberhe149
    @lemlemberhe1499 күн бұрын

    እንኻዕ ኣምላኽ ኣውጻኻ ኻብዞም ኣረሜን ::

  • @berihuzeray6724
    @berihuzeray672423 сағат бұрын

    ጸሃየ ጸጋይ ኢዩ

  • @user-cf2yu1qr2w
    @user-cf2yu1qr2w2 күн бұрын

    አግላይ ናይ ወያነ እዮም ናትና ኣይኮኑን ሓሳዊ ዓጋመ

  • @siumlebasi4061
    @siumlebasi40613 күн бұрын

    Bravooo

  • @haisemshifa4347
    @haisemshifa43475 күн бұрын

    ab buzuhat zegatem agatamitat eyu abaka terai aikonen temesasasali tarik zelewom buzuhat eyom enquae beselam wetsaka zehawei.

  • @Eri-blue
    @Eri-blue9 күн бұрын

    Like and subscribe ✌✌✌

  • @Wediharestay
    @Wediharestay9 күн бұрын

    Welcome

  • @seareabraham6840
    @seareabraham68402 күн бұрын

    ኣብዛ ወዲ ዝትዓዘብክዎ ኣብቲ ሃገራዊ ተሳትፍኦ ድሌት ከም ዘይነበሮ ኮይኑ የዘንትዉ ኣሎ እንተኾነ ግን ማዓኣልቱን ስዓቱን ብተገዳስነት ይትንትኖ ኣሎ ፡ ምስ ጠራራይ ተቀያይሙ ሃገር ምሉእ ኽሒድዋ ።😢

  • @biniamge875
    @biniamge8755 күн бұрын

    Entay hatela eu wedey😊

  • @lemlemberhe149
    @lemlemberhe1499 күн бұрын

    ወዲመድህን በራድ ነዝን ኸምዚኢታትን ዝፈልጦዶ ይመስለኻ እምበርኻ ንሱ ዘይፈልጦ የለን ::

  • @user-nl1hv7ni2l
    @user-nl1hv7ni2l2 күн бұрын

    Say clearly that you only love yourself!!!!.

  • @Insider24840
    @Insider248409 күн бұрын

    ሳላሰ 😂😂😂😂

  • @hayletkle2197
    @hayletkle21978 күн бұрын

    ጊዜ ናቱ ዳይናሚካዊ ሕጊ ስለ ዘለዎ ፡ ናይዚ ብሸፋቱ ዝተፈራረቐ ፡ ውድብ ሰይጣናዊ ኢሳያስ ፡ ኣብ ታሪኽ ክስነድ ስለ ዘለዎ ፡ ብጽሑፍ ሰሊድካዮ ጽናሕ ዝወደይ ፡ ዝወዓለ ይንገርካ ስለዝኾነ ፡ በቲ ዝገበርካዮ ሰናይ ተግባር ኣምላኽ ዕድመን ፡ ጸጋን ይሃብካ !

  • @M.G-j5w
    @M.G-j5w8 күн бұрын

    Nezi Wedi biaka zifelro zeybilu tewelkilulka imber zirishinuka neyruwom

  • @aleferej7014
    @aleferej70145 күн бұрын

    ሕልኩስ ሙሽሙሽ

  • @M.G-j5w
    @M.G-j5w8 күн бұрын

    Inte zirishinuka tsjbuk Neyru mis haleftika kitiizrzom neyrukA😊

  • @user-bz1fb5no9j
    @user-bz1fb5no9j8 күн бұрын

    Emo nska dea humum ika texawiremuka qulqul afka kdefuka neyrwom shifta abzi wexika kea tzareb zeytster qowsi

  • @M.G-j5w
    @M.G-j5w8 күн бұрын

    Halewlew natka sidinet iyu nedika Ni Aboka zeyekbsrka Ni halafty Serawit Eritra ketekibr ay tikiilin ika

  • @merhawiangesom1021

    @merhawiangesom1021

    5 күн бұрын

    😢😢😢

  • @betriHaqi2462
    @betriHaqi24622 күн бұрын

    ተበንቆር ክንደይ ይሕሱ እዩ ወደይ

  • @user-cf2yu1qr2w
    @user-cf2yu1qr2w2 күн бұрын

    ፎእ ግናይ ምትሩስ ሓሳዊ ትሩፎ ፍሹል, ከማኻ ሲ የለን መን ዩ ብኣካ ዝሕሎ ሓሳዊ ኣታ ወሸለ ትሃድም ከማኻ ኣየድልየናን ኮ ትግራዋይ ዩ መስለኒ ክክክክ መን ገጽ ክህበካ ክሕሱ 😂 ቁም ነገር ዘዕልል ዘሎ ይመስሎ ኣሎ

  • @AffectionateBeachCoast-lu6ot
    @AffectionateBeachCoast-lu6ot5 күн бұрын

    እንታይ ዓይነት ሃላው እዩ። አጸብቅለይ እሉ ዲዩ ክንድዚ ዓዘፍዘፍ ዝብል ዘሎ ።

  • @fitsumtekle7069
    @fitsumtekle70695 күн бұрын

    Kla gahtaf

  • @user-cf2yu1qr2w
    @user-cf2yu1qr2w2 күн бұрын

    ኔርናዮ ኮ ድፋዕ ኩሕሊ ኣይንገበርን ኢና ነርና ከዛብ ሓተላ ዋሕድ ከዛብ መጅኑን ኹሉ ጅግና ዩ ኔሩ ሓሳዊ ዕዋላ ኣይነበረን ከዛብ ኣንታ ሓሺሽ 🤣

  • @barbinopeteros5603

    @barbinopeteros5603

    20 сағат бұрын

    ኣይነበርካን እኮ ኣይበለካን ግን ሰብ እናተረሸነ ስቅ ኢልኩም ኣሕሊፍኩም ሂብኩሞ

  • @user-cf2yu1qr2w
    @user-cf2yu1qr2w2 күн бұрын

    ኣታ ለባ ሰራቒ ዋይ ክሕሱ ኣይንሰርቅን ኢና ሓሳዊ ሽፍታ

  • @Abraham-wj8xt
    @Abraham-wj8xt5 күн бұрын

    ለኽባጥ ሓሳዊ

  • @M.G-j5w
    @M.G-j5w8 күн бұрын

    Kemey gherka felitka ahaduka ikim serikumo kititsetiwo ni hagher eritra awaridkuma ikum

  • @aleferej7014
    @aleferej70145 күн бұрын

    ከምዚ ኢልካ ክትዛረብ ከለካ ሰብኣይ ትመስል ሓሳዊ

  • @seareabraham6840

    @seareabraham6840

    2 күн бұрын

    ጽንጽዋይ " ጠራራይ " ዝርእስታ

Келесі