ERISAT: ንህውሓት ከም የሕዋትና ክንፈትዎም ንኽእል ኢና፡ ከም ጓና ግን ክንጻባጸቦም ይግብኣና | መምህር ወልዱ ተኽለ
SECOND CHANNEL : SUBSCRIBE
/ @erisatentertainmented...
ኤሪሳት ካብ ጥቅምቲ 2018 ጀሚራ፡ ናብ ውሽጢ ኤርትራ፡ ማእከላይ ምብራቕን ምብራቕ ኣፍሪቃን ኣብ መዓልቲ 24 ሰዓታት፡ ሰሙን ምሉእ፡ ብሳተላይት መደባት ቴለቪዥን ትፍኑ። ክሳዕ ሎሚ ብኣርባዕተ ቛንቋታት እትፍኑ ዘላ ኤሪሳት፡ ዓቕሚ እናወሰኸት ብኹሉ ኤርትራዊ ልሳናት መደባታ ክትፍኑ እያ። ኤሪሳት፡ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ሃገራዊ ጉዳያቱ ዘገድሶ ሓቂ ንኽድህስስ፡ ኩነታት ሎሚ ንኽርዳእ፡ ንጽባሕ ሰላም ከምጽእ ዘተ ኽካይደላ ዝቘመት ሃገራዊት መስመር ቴለቪዥን እያ። ኤሪሳት፡ ኣብ ሓንቲ ልኡላዊት ኤርትራ፡ ምእንቲ መላእ ህዝቢ ኤርትራ፡ ንናይ ሓባር መጻኢ፡ ብናይ ሓባር ራኢ፡ ኣብ ፍቓድ ዜጋታት ተሰሪቱ ኣብ ዝትከል ደሞክራሲ ትኣምን።
ራኢኹም ከም ራኢና እንተዀይኑ፡ ንስራሕና ውን ክትድግፍዎ ምስእትደልዩ፡ ኣብዚ ዝስዕብ መተሓሓዚ ጠዊቕኩም ተዓወቱ፥
erisat.org
paypal.me/erisat
ERISAT is a diaspora based independent Eritrean satellite television channel which is run by exiled journalists and activists. ERISAT broadcasts 24 hours of programming every day of the week on issues that raise the most repressed issues in Eritrea in the last 20 years. Our aim is to promote a national discussion based on learning from our recent past, being well-informed abut today and setting the agenda for tomorrow’s peace. We strive for a common national destiny towards a free and democratic Eritrea.
ERISAT Agat addal tan ni Ummatta Baadal geyneh nan currik yan woyti affaf geyaana gidah ERISAT Sittlite gitak baxsale Rasi agatinaaneh afaiteh Ayrol 24 saaqat Programat tatrusam abbinosseh tan, Ta taama bisoh intuh maali cato ERISAT TV abaamih fayxi le toboko kee maqanxiixik ahak gubal siinih yambule gitak nee eleltaanam duude liton.
ኤሪሳት ኣርባ መተሉትሪ 2018ትልድ ተርስረ፡ ኤርትራ ኮሪል፡ ነበካ ብርክስጛዲ ብርክስጛ ኣፍሪቂዂዲትል ግርግል 24 ሰዓት፡ ኡናር ተማም፡ ሳተላይት ሳብድ ስታት ቴለቭዥኑ ጠለቐቲ። ንኪ ኣኽራሲክ ሰጃ ጋብድ ጠለቕረሪ ኤሪሳት፡ንር ግርስሲ ለገድሩ ኤርትራ ጋብ ናትክድ ስታት ጠለቕቶ ግን። ኤርሳት፡ ኤርትሪ-ከው ፡ ና በለዲር ጋራትድ ሓሰርደውሎም እምን በሓስትሮ፡ ኣዋይን ሁመቱ ፈሃምስስትቶ፡ ኣመሪር ደባን እንትሮ ፍዲ-ጉዲር ኮዳ ወሸቕድቶ ተወብስረሪ በለዲር ቴለቭዥን ሳብ ግን። ኤሪሳት ፡ ላሪ መጆባ ኣኽረሪ ኤርትራ፡ ናውክ ኤርትሪ-ከዋ መታን፡ ላትሩዂ ኣመሪዲ፡ ላትሩዂ መኸላዲ፡ ኪን በለዲ-ቁሩዂል ትንክብሶ ተከልሳዂ ዲሞክራሲትል እምነቲ።
እንታ መኸላ ይና መኸሊሰና ኣከን፡ ይና ክድመትስኽር ካቢትኖ ጀረብደነን፡ እና ተለያዂ ክታርሊ ሰጐጥነድ ሰርገላ።
Click here to donate -- erisat.org
paypal.me/erisat
لتأكيد حق شعبنا في الداخل في الحصول على المعلومات التي يريدها، تعمل قناة (إري سات) على بث برامجها داخل البلاد وخارجها على مدار الساعة.
استمراريتها بحاجة إلى تضافر جهود الجميع؛ سيما توفير الدعم المادي. على الراغبين في دعم قناة (إري سات) الفضائية المستقلة ماديا، يمكنكم استخدام الخيارات التالية:
erisat.org : الخيار الأول:
paypal.me/erisat : الخيار الثاني
#ERITREA #Eritreanpolitics #Eastafrica #ERISAT#Unity#News#news#Eritreannews#ERITREANNEWS#afar#afer#qafar#eritreanmovie#tigrignyamovie#tigrignyafilm#eritreanfilm#eritreanmusic#tigrignyamusic#eritreansong
#eritreanmusic #tigrignamusic
#eritreanmusic #tigrignamusic
#NewEritreanMusic2020#NewEritreanMusic20201 #Eritreanmusic #Eritreansong #Eritreannewsong #NewEritreansong #MusicofEritrean #MusicofTgirigna#EritreanBest #NewEritreanSongs #NewEritreanMusic #BestEritrean #Eritreannewmusic #Tigirignamusic #Eritreanbestmusic #Eritriantigirgna #tigirigna#besttigrignamusic #EritreanMusic2020 #Tigrignamusic2020 #Eritreanderf #EritreanDrama #EritreanMovie #Eritreanfilm #Eritreannewmovies #EritreanDramas #Eritrean2020bestdrama #Eritreanbestfilms #Eritreanbestfilm #Eritreandrama2020#Eritreandrama2021 #BestEritreandrama #EritreanBestdrama2020#EritreanBestdrama2021 #ERISAT#eritreanprisoners#eritreanesurat#إري سات#Eritrean_music #tigrgna_music #hyesa_music
Пікірлер: 79
ናይ ብሓቂ መምህር ወልዱ ልቀ ልቃውንቲ ኢኻ ሕቡን ኤርትራዊ ብቁዕን ብሱል ን ሓሳባት ኣለካ
Excellent explanations. Bravo Bravo.
ምስጋና ፣የቅርብ ።✊✊✊✊💝🇪🇷👈
I really admire this man .
Well explained.
ብጣዕሚ በሊሕ
Betami xebiq reito eyu qexlwo♥♥♥🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መምሕር ካብዘረበሓ መለስሓ ብተወሳኺ ቆራጽ ከመሓ ዝመስሉ ኤርትራውያን ይብዙልና 😍😍😍
መምህ ካብ ተመኩሮ ንሕውሐት ፈሊጥካያ ብፍላይ አብቲ ቀዳማይ መድረኽ ናይ ስምረትንከም በዓል ተስፋይ ተምነዎ አብ ዲ ሲ ትግራይ መቃለሲ ቦታና አይኮነን ምስበለ ዝነበረ ታዕታዕ አይትስሕቶን 2 ብወገነይ ዝርኦ ካብዞም ኩሎም ፖለቲካውያን ብአርትራን ኤርትራውነትን ንጹር ርእይቶ ዘለዎ አባሳ ዓንደብርሃን ብድፍረት ዝምጉት እንኮላ ንስካ ብድፍረት ምዝራብኩም የመስግን
Weldu you are smart, weyane nay eritra hilawe aydelyun eyom
መምህር ለባምን ወረጃን መልሲ ቃለ መሓትት ከማኻ ይብዙሑ። ሄኖኽ ተስፉ መጻኢ ዘለካ በሊሕ ጋዜጤኛ በርትዕ።
My dear Eritrean brother worry about መደመር with Gondare
ሓሳዊ ስራቒ ንወያነ ከምትድግፍ ኩሉ ሰብ ይፈልጥ እዩ
ምሳኹም ዋላ ምስ ሬሳኹም ክንቃለስ ኢና ከዳዓት ደቂ ሃገር
Mr teacher,ሃለውለው ኣብዚህኩም,ወያነ ኣብ ዐዶም ምስ ህዝቦም ናይ ሰብኡት ስራሕ ይሰርሑ ኣለው, ናትካ ኣርእየና, ኣብይታ ውረድ,ተሕዝኑ ኣፍካ ምግፋሕ ትራይ
ዋላ ዕዳጋ ዓርቢ ናትና እያ እንተብልዎም የወ እዮም ክብሉ እታ መሻርፍ አይረኽብዋን እዮምፕ
Amen.
Hey Henoc, I have been watching your the interview with Teacher Woldu. Before I jump into the comments, I would like to thank you for allowing me to comment my views regarding to the topic of Today.any how to. Begin with the Weyane strategy in the Horn of Africa has been dangerous and mass of valuation of human rights and political crisis. Imagine, this party has been in power for the last 27 years.after the coup of 2018, Weyane has escaped to Tigray regions Capital Mekele to hid and use the Tigray people as a shade from the prosperity party in Ethiopia. Mind here, if Weyane has , had a visionary or the Tigrays people independent, where about were being TPLF. 1. Weyane had accomplished its mission fully with no mistakes. Why, because from day one Weyane plans were 2. After the Derge regime had gone, Weyane has to implement the Constitution of Ethiopia by pursuing as. a fake Federal Government and state. 3. Weyane has to pursuing foreign companies and corporations to looting the wider resources of Ethiopia cooperating with the foreign company investment. 4. The above keys cases were Weyane
@teweldeghebre1688
2 жыл бұрын
Has been helped to stay in power for a decade with out any opposing from the Ethiopian public’s and private sector, or opposition parties. 5. Being in power for a decade any one can imagine that how mint Millions and Billions could have been invested with its foreign allies and investors. 6. Even the prosperity party of Ethiopia has been knowing that the foreign investors would not allowed to erase Weyane from the political arrays of Ethiopia. In the End the Tigray people are risking their lives and they are not even knowing what can happen in near future as the Communities of the planet.unless the Tigray people have to be courteous more than any time to get an insurance from the rest of the world Communities to be able to have their own way of life by asking the new generation of the Tigrays Defence forces (TDF) by categorising the future of Tigray people . 1. Eliminated Weyane from the image the Tigray parliaments and transform into a new constitution of modernism and talented young Tigrean leader ship. 2. The new constitutional leader ship of Tigray must have a reconcilable relationship with the brotherly hood of the Eritrean people in terms of people to people integrity, trading, prosperity and security as well.
Enitay zefito tegibar ewom 1998 hibri aynikum dessi aybelenan zibelena men’du 1998 ሕብሪ ዓይኑኩም ደስ ኣይበለናን
ጣዕሳ ተጣዒሶም ትብል ቃል ካብ ቡዙሓት ሰባት ኽትወጽእ ትስማዕ፥ ንምንታይ እዮም ተጣዒሶም እንታይ እዩ ኸ ዘጣዕሶም ዘሎ ንዝብል ሕቶ ግን ካብ መሰረቱ ብምጅማር ብሰፊሑ ካብቶም ዝተጣዕሱ ክስማዕ ይምረጽ። መኽንያቱ እታ ንሕና ንፈልጣ ትግራይ ዶ ኣይኾኑን ዝቅመጡ ነሮም እቲ ዝነበረ ሂወት ናይ ኩሉና ንሕና ንፈልጥ ንሶም'ውን ይፈልጥዎ እዮም. የዋዳድር ኣይኾንኩን ዘለኹ ነቲ ዝነበረ ሓቂ ንምግላጽ'የ ገለ ንምዝኽኻር ኣብ ግዜ ደርጊ መንግስቱ ብዛዕባ እቶት ትግራይ ኣመልኪቱ ማዕረ ምስ ንዓመት ዝኣክን ዋጋ ኩሪሽ ዘይተምርት ብምባል ብዓውታ ተዛሪቡ ኔሩ (ኦኬ ከም መራሒ ሓላፍነት ዝጎደሎ ቃል'ዩ ግን ንኡ ይምልከት)ይኹን እንበት፣ ከምቲ ኩሉና ንፈልጦ ህዝባዊ ግንባርን ወያነን ድሕሪ ነዊሕን መሪርን ሓበራዊ ቃልሲ ምክያድ ቃልሶም ብዓወት ዛዚሞሞ። ንምንታይ ድኣ ጣዕሳ ብዘይ ሓገዝ ህዝባዊ ግንባር ወያነ ኣይሽንዃ ዶ 30 ዓመት ንኢትዮጵያ ክመርሑስ ኣዲስ ኣበባ ንምእታው ከማን ኣብቲ ግዜ'ቲ ቀሊል ኣይመስለንን። እቲ ጣዕሳ ኣብ ገዛ ምስ ኣእተውዎም ቅድሚ ምፍራሞም ስለ ዘይጠለሙ እዩ መስለኒ፥.ከምኡ እንተዝገብሩ ዕዳጋስ ከም ዝጸንሓካ'በር ከም ዝሓሰብካዮ ኣይኾነን ከም ዝብሃል ካልእ መልክዕም ምሓዘ ኔሩ ክብሃል ይክል፥ መልእኽቲ ንተጋሩ ኣሕዋትና ስብ ፕላን የውጽእ እግዚኣብሔር ከአ ክምስ ይብል እዩሞ ኣይትጣዓሱ እመኑ ይብል።
ባእለን ተዛሪበን አለምስሚእወን ጋልስሳንክንደይን ዝገበራእየንብኡሰበብ ምይትን ሰሚእካ ዝሐውይ ተዛረብ
ከምኡ በል
ክተት ንልምዓት እዩ ዝበለ እዝኒ እንተ አለካ
ገልዳም ባዕላቶም ክሕነቁ ወያነ እኮ እያ ተናብሮም ዘላ ብመሻርፍ
እሞ አንበሳ እዩ
ብሕማም እዩ ተፈቲሑ ስብሀት ነጋ
ኣብ ኣመሪካ ኮፍ ኢልካስ ምስ ደመኛና ጃንዳ ስልታዊ ምሕዝነት ትብል ኣለኻ ጀልፋፍ ሰራቒ ናይ ብሕሶት መምህር
ማርሻ ቀይርና ክተት ንልምዓት እዩ ዝበለ
Sahash ekubat agame
Wow እቶም ዓበይቲ ሓለፍቲ አምሓራ ትግራዋይ ካብ ገጽ ዓለም ክጠፍእ አለዎ እና በሉ ።ጽቡቅ ምህሮ መምህር። ኤሪ ሳት መዕቀኒ መማህራን ሕሰቡላ ። ኩሉ ዝተማህረ ስ ፈላጥ አይ ኮነን ይብሉ ሱዳናውያን ። ما كلو قاری متعالم አበይ ከይዶም ባዓል ኻልድ kkk .
ሐሚሙ እዩ ዘሎ ስብሀት ነጋ
አምሰሉ
Ata aythmena nska sebay kea tmesil ab smret kelena hanti mealti afka kefitka nwedi atsbaha tezaribka aytfeltin bferhi tehabieka tkeyd zeneberka hadami
ሸያብ አይትጸውዕ ለባም ጸውዕ ዝብሃል ከምዚ እዩ ፣ ኤሪሳት ከም ብዓል መምህር ወልዱ ተክለ ጸዊዕኩም አቅርቡ ስቅ ኢልኩም ገልጣም ወዲ ገልጣምን ዑሱቡን አምጼኩም አተጽምሙና፣ ሙሁራት እልኩም ተምጽእዎምሲ የሕዝኑ።
እዚ ሰባይ ጥዕና ዘለዎ ኣይመስለንን, ባቃ ህውሓት ክትብል ዶ ትኣርግ ኢኻ: ኣብ ጽልኢ ምንባር ጥራሕ እዮም ዝሓስቡ:: ነዚ ንእሽቶ ወለዶ ዕድል ዘይትህብዎ, ድሓር ክኣ ፈቲና ጸሊእና ህውሓት ብ ህዝቢ ትግራይ ተመሪጾም ኣብ ስልጣን ዘሎ ውድብ እኮ እዩ:: ብኸመይ ምስኦም ከም ንሰርሕ ግዳ ዘይንሓስብ::
እሞ ሆም ለስ ክኾኑ ደሊኻዮም ስአን መሻርፍ
ካብ ነብስኻ ንላዕሊ ነቶም ትግረዎት የዕሩኽትኻ ተኣምን እንተኮንካ ብናቶም ሓሳብ ኢኻ ትኽይድ
ገምቢ ዝኮነ ወዲ! ወዲ ፋፋ ወዲ ኢምቦርቶ
@chriskesete2112
2 жыл бұрын
junta gena alakum
@tesfuberaki2776
2 жыл бұрын
ንስኻ ኢኻ ገምቢ ደንቀሮ መምህር ወልዱ ጂግና
@mulugetahadush7599
2 жыл бұрын
@@tesfuberaki2776 ወዲ ትሽዓተ ድስቲ ወዲ ተርፍ ጥልያን
Kla mejemerta katwu fkad dyu Ezi kulu hzbi deken zteketela ayrakan Dhan hfret dfret sle zkone enber xbah kmexe eyu haki
መምህር ዘይኮነስ ደፋር ተዛረባይ እዩ
Hakika hmmmm welidu...
እዚ ደኣ ሓሶት ኪኸውን ኣለዎ እምበር ኣተሓዛ ወተሃደር ኣብ ኤርትራ ክሳብ ክንደይ ጽኑዕን ጥቡቕ ቁጽፅርን ከምዝኮነ ጽቡቕ ጌርና ንፈልጦ ኢና ።
@ነሽነሽ
2 жыл бұрын
ባእ ክክክ
ንመጀመርያ ንዓኻ ደላይ ፍትሒ ሰሚዓ አምላኽ ሰላም የወርደሎም ክትብል ካብ ትግራይ ትስዕር ኢልካ አብ ሐዊ ትጠብሶም
ኣብ ጎድኒ ሰራዊትና ኢና ክበሃል ከሎ ኣብ ትግራይ ዝተገብረ ወረራ ምድጋፍ ማለት ኣይኮነን፣ ሰራዊት ኤርትራ ኣራዊት ክበሃል ከሎ ግን ነዓይዉን ይስመዓኒ እዩ፣ እንተደልዮም ነቲ ዝለኣኹዎ ትካል ወይ መንግስቲ ኣራዊት ይብሉ፣
المجرم اسياس أفورقي ارتكب إبادة جماعية Geno Clde اولا علي الشعب الاءرتري وبعده علي الشعب تقراي من يقول غير ذالك انا اعتبره ليس ابن ادم او انسان هذه هي الحقيقة
CAMEL ASTYLU BAHRKUM ZBELU WEYANE DO ICONUN ENTAY DELIOM HIJI
Any support you are seeking to get from TPLF doesn’t come without a huge cost dude! They can’t even help themselves, but if, big if, u managed to get something from them it should be a poison coated with honey! And, U and ur supporters will devour it!
ቀኒእካ ዲኻ አዋጽኡለይ ዘይትብል
አብዛናይትግራ ናይአድኩምዶተዛረቡ አብዘይ ፃሕልኩም ሞኮስምምሳልይትረፍ አፍኩም ተቀዲዱሞይቱ እውይ ከመይሉ ክሐልፈልኩምአዲአዲ ከምድሙ ክትሐልፍዋኢኩም ሩጉማት እስከ አፈለጥኩምን እበርርግምን እስከ ካብእዝጋቢሔር የድሕንና
እዚ ስብኣይ ብዙሕ እዩ ዝጎድሎ፣ ናይ ጽልኢ ኣእምሮ እዩ ዘሎዎ.. ኤርትራ ሃገር ምኻና ትርስዑ ኣለኻ... ናይ ምሁር ደንቆሮ
@jerryjerry4050
2 жыл бұрын
በዘይ ማንነቱ ትግርኛ እዬ ዝብል ስደተኛ ኣብ መሬት ኤሪትራ ኣድጊ ተረዋእ
Anbesa
ኣንታ ወዲ ወልደፍደፍ ኣይተብሎ ነዚ ዘርውባ ተሳዓ ዓመት ኣይኮነትን ሲሳን ሰለስተን አየን ገረን መንኮሲን ካኣ አየን
ባህልን ስነ ምግባርን ዝውንን ሰራዊትን መሪሕነትን ዘርኢ ምጽናት ተፈጺሙ ኣብ ትግራይ ምባልካ መርኣያ ክድዓትካ እዩ
እንታይ አሕፈረካ አዋጹኡለይ በል
Entay kitstbastebu kkkkll Aytegagekan hade ena
Sheyniti bigagame texegiekin siltan kihiza yelen
I WILL SUPPORT MY COUNTRY RIGHT OR WRONG
@aman-wg1bz
2 жыл бұрын
wgat You have No County that's why You are a refugee.
ረዚን መልእክቲ ለባም ዘረባ
nay junta media
መን ትበሃል እሰኻ ኸ ?መምህር ዶ ኢለሙኻ.
እቶም ክህልው ዝኽእሉ እትብሎም ዘለኻ ናይ ኢሱ "Death Squad" ዝተባህሉዎ ዝገብሩ ኩሉ ዓይነት ክትኣምኖ ዘሸግር ገበናት (ጉዳይ ባህልና'ሞ ግደፎ- ህዝባዊ ዉግእ ስለዘይኮነ) ብትእዛዝ ገይሮሞ ክኾኑ ዶ ኣይክእሉን?
ዎልዱ ብዛዕባ ጆኖሳይድ ክትትንትን ዘይትበቅዕ ባኣይንኻ ትርእዮ ዘሎኻ ጽንተትት መላገጺ ጌርካዮ ሱቅ መን ከልኡካ ኬኑኡ ሕማምካ ካብ ነዊሕ ስለዘምበብናዮ ንፋለጥ አና ክትንትን ብዛዕባ ኣድሃሎ ተንትን
አንታ ሐውና እንታይ ገደስካ ብዛዕባ ካልኦት ምውጻእ ጨርቂ አንጺፍካ አዋጽ ኡለይ ዘይትብል
መን ክፍጽሞ
ሓደ ሓቂ ግን ኣሎ እስኹም ይኹን ጃንዳ ወያነ ንህዝብን መንግስቲ ክትስዕርዎ በፍጹም ኣይትስዕሩዎን ኢኹም
ድንቁርና ናይ መምህር ወልዱ ተክለ እንታይ እካ'ከ ክትጻባጸቡ ንሕዋሓት ቁሩብ መሕፈሪ የብልካን ንሕና ኤረትራውያን ብሽምና ኣብ ትግራይ ዝተገፊዒ የሕፍረና እዩ ፡ንባዓል ንስካ የኩራዓኩም ኩፉኣት መሕፈሪ ዘይብሎም ኣዋርዶምና ውርደተኞታት
@ነሽነሽ
2 жыл бұрын
ብውልቅኻ ዘይትሓፍር ንምንታይ ኣታሓፍሩኒ ትብል
ኣብ ትግራይ ዝተፈጸመ ገበን የለን በንጻሩ ህወሓት እዩ ገበን ፈጺሙ ግን ብጽልኢ ህዝቢ ኤርትራ ስለ ዝዓወርካ ሓቂ ምዝራብ ስኢንካ
ዎልዱ ሓርኢ እኽሊ ጆኖሳይድ ደኣ 100% ፈጺሙ እምበር ሻዕብያ ሻዕብያ ኖን ሰብ ገረብ ኣይገድፍን እዩ ዘይትብል ኣኽላባት እሰያስ እኹም ብዓል ዎልዱ