ERISAT: "ደም ረሃጸይ ንዓኪ ፥ ዓጽመ ስጋይ ንዓኪ ፥ ንሃገረይ ንሃገረይ ንህዝበይ" ተጋ/ስነ-ጥበበኛ ሰናይት ደበሳይ

SECOND CHANNEL : SUBSCRIBE
/ @erisatentertainmented...
ኤሪሳት ካብ ጥቅምቲ 2018 ጀሚራ፡ ናብ ውሽጢ ኤርትራ፡ ማእከላይ ምብራቕን ምብራቕ ኣፍሪቃን ኣብ መዓልቲ 24 ሰዓታት፡ ሰሙን ምሉእ፡ ብሳተላይት መደባት ቴለቪዥን ትፍኑ። ክሳዕ ሎሚ ብኣርባዕተ ቛንቋታት እትፍኑ ዘላ ኤሪሳት፡ ዓቕሚ እናወሰኸት ብኹሉ ኤርትራዊ ልሳናት መደባታ ክትፍኑ እያ። ኤሪሳት፡ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ሃገራዊ ጉዳያቱ ዘገድሶ ሓቂ ንኽድህስስ፡ ኩነታት ሎሚ ንኽርዳእ፡ ንጽባሕ ሰላም ከምጽእ ዘተ ኽካይደላ ዝቘመት ሃገራዊት መስመር ቴለቪዥን እያ። ኤሪሳት፡ ኣብ ሓንቲ ልኡላዊት ኤርትራ፡ ምእንቲ መላእ ህዝቢ ኤርትራ፡ ንናይ ሓባር መጻኢ፡ ብናይ ሓባር ራኢ፡ ኣብ ፍቓድ ዜጋታት ተሰሪቱ ኣብ ዝትከል ደሞክራሲ ትኣምን።
ራኢኹም ከም ራኢና እንተዀይኑ፡ ንስራሕና ውን ክትድግፍዎ ምስእትደልዩ፡ ኣብዚ ዝስዕብ መተሓሓዚ ጠዊቕኩም ተዓወቱ፥
erisat.org
paypal.me/erisat
ERISAT is a diaspora based independent Eritrean satellite television channel which is run by exiled journalists and activists. ERISAT broadcasts 24 hours of programming every day of the week on issues that raise the most repressed issues in Eritrea in the last 20 years. Our aim is to promote a national discussion based on learning from our recent past, being well-informed abut today and setting the agenda for tomorrow’s peace. We strive for a common national destiny towards a free and democratic Eritrea.
ERISAT Agat addal tan ni Ummatta Baadal geyneh nan currik yan woyti affaf geyaana gidah ERISAT Sittlite gitak baxsale Rasi agatinaaneh afaiteh Ayrol 24 saaqat Programat tatrusam abbinosseh tan, Ta taama bisoh intuh maali cato ERISAT TV abaamih fayxi le toboko kee maqanxiixik ahak gubal siinih yambule gitak nee eleltaanam duude liton.
ኤሪሳት ኣርባ መተሉትሪ 2018ትልድ ተርስረ፡ ኤርትራ ኮሪል፡ ነበካ ብርክስጛዲ ብርክስጛ ኣፍሪቂዂዲትል ግርግል 24 ሰዓት፡ ኡናር ተማም፡ ሳተላይት ሳብድ ስታት ቴለቭዥኑ ጠለቐቲ። ንኪ ኣኽራሲክ ሰጃ ጋብድ ጠለቕረሪ ኤሪሳት፡ንር ግርስሲ ለገድሩ ኤርትራ ጋብ ናትክድ ስታት ጠለቕቶ ግን። ኤርሳት፡ ኤርትሪ-ከው ፡ ና በለዲር ጋራትድ ሓሰርደውሎም እምን በሓስትሮ፡ ኣዋይን ሁመቱ ፈሃምስስትቶ፡ ኣመሪር ደባን እንትሮ ፍዲ-ጉዲር ኮዳ ወሸቕድቶ ተወብስረሪ በለዲር ቴለቭዥን ሳብ ግን። ኤሪሳት ፡ ላሪ መጆባ ኣኽረሪ ኤርትራ፡ ናውክ ኤርትሪ-ከዋ መታን፡ ላትሩዂ ኣመሪዲ፡ ላትሩዂ መኸላዲ፡ ኪን በለዲ-ቁሩዂል ትንክብሶ ተከልሳዂ ዲሞክራሲትል እምነቲ።
እንታ መኸላ ይና መኸሊሰና ኣከን፡ ይና ክድመትስኽር ካቢትኖ ጀረብደነን፡ እና ተለያዂ ክታርሊ ሰጐጥነድ ሰርገላ።
Click here to donate -- erisat.org
paypal.me/erisat
لتأكيد حق شعبنا في الداخل في الحصول على المعلومات التي يريدها، تعمل قناة (إري سات) على بث برامجها داخل البلاد وخارجها على مدار الساعة.
استمراريتها بحاجة إلى تضافر جهود الجميع؛ سيما توفير الدعم المادي. على الراغبين في دعم قناة (إري سات) الفضائية المستقلة ماديا، يمكنكم استخدام الخيارات التالية:
erisat.org : الخيار الأول:
paypal.me/erisat : الخيار الثاني
#ERITREA #Eritreanpolitics #Eastafrica #ERISAT#Unity#News#news#Eritreannews#ERITREANNEWS#afar#afer#qafar#eritreanmovie#tigrignyamovie#tigrignyafilm#eritreanfilm#eritreanmusic#tigrignyamusic#eritreansong
#eritreanmusic​ #tigrignamusic​
#eritreanmusic​ #tigrignamusic​
#NewEritreanMusic2020#NewEritreanMusic20201​ #Eritreanmusic​ #Eritreansong​ #Eritreannewsong​ #NewEritreansong​ #MusicofEritrean​ #MusicofTgirigna​#EritreanBest ​ #NewEritreanSongs​ #NewEritreanMusic​ #BestEritrean​ #Eritreannewmusic​ #Tigirignamusic​ #Eritreanbestmusic​ #Eritriantigirgna​ #tigirigna#besttigrignamusic​ ​ #EritreanMusic2020​ #Tigrignamusic2020​ ​ #Eritreanderf​ #EritreanDrama​ #EritreanMovie​ #Eritreanfilm​ #Eritreannewmovies​ #EritreanDramas​ #Eritrean2020bestdrama​ #Eritreanbestfilms​ #Eritreanbestfilm​ #Eritreandrama2020#Eritreandrama2021​ #BestEritreandrama​ #EritreanBestdrama2020#EritreanBestdrama2021​ #ERISAT#eritreanprisoners#eritreanesurat#إري سات#Eritrean_music #tigrgna_music #hyesa_music

Пікірлер: 55

  • @abrehetmengis5160
    @abrehetmengis5160 Жыл бұрын

    Ahhhh senu meskineyti 😭😭😭😭😭😭

  • @genettekle8928
    @genettekle892810 ай бұрын

    ብሐቂ ዘሕዝን እዚ ምዃኑ ታሪኽና አምላኽ ዳግማይ ክትዛረበሉ ይግበራ።🙏🙏🙏

  • @teckleabhagos8773
    @teckleabhagos8773 Жыл бұрын

    She is beatful fighter and singer

  • @samueltesfamichael1118
    @samueltesfamichael11186 ай бұрын

    😢😢😢😢😢😢😢

  • @bestemusic2480
    @bestemusic2480 Жыл бұрын

    😭😭😭😭💔💔💔😭😭

  • @almazzehaie5766
    @almazzehaie576611 ай бұрын

    Miskneyti😢😢😢

  • @merci0961
    @merci0961 Жыл бұрын

    Once a person made a covenant with the ambassadors of the Dragon, which is the god of this world and trying to make his own independent views and conscious decisions, and confront the dragon's principalities, and authorities, it would cost him/her beyond considerable scenarios in his/her life. This former Eritrean fighter and artist singer was one of the committed artist for her country's independence and spent her young age singing revolutionary songs in times of Eritrean armed struggle for independence. Unfortunately, after Eritrean independence some years later, this lady and other fighter ladies were swallowed by the dragon representative political authorities of the Eritrean despotic regime. It is right when the dragon says that revolution eats its own children. **More than two decades still she is suffering in prison and no one knows whether she still lives or not.

  • @samsonnegashtesfazgi8239
    @samsonnegashtesfazgi8239 Жыл бұрын

    ካብ ዘገልገለ ዘውደልደለ ዝኮነ ግዜ

  • @momona369
    @momona369 Жыл бұрын

    💔💔😭😭

  • @alganeshassefaw1670
    @alganeshassefaw1670 Жыл бұрын

    መስኪነይቲ ሰናይት ሽኮር እንታይ እሞ ጠሊምናኪ ዶ 😭😭😭😭😭

  • @brottekle5301

    @brottekle5301

    Жыл бұрын

    Brot She is my cousin In 1975 i met her in khartoum and told me she will go to hizbawi hailtat even if i begged her to change her mind she decided already to go My final words i said to her if she can go to Elf.she said no Now she ended with the criminals.i wish her to be alive until the change of this regime

  • @brottekle5301

    @brottekle5301

    Жыл бұрын

    Brot Sorry in 1979

  • @Shakura71

    @Shakura71

    10 ай бұрын

    @@brottekle5301ኣበዩ ዓዶም?

  • @rttr3992
    @rttr3992 Жыл бұрын

    😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔😭😭😭😭💔💔💔💔💔⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❓❓❓❓❓❓❓

  • @zibanhgi8472
    @zibanhgi8472 Жыл бұрын

    senait has brothers abroad however I never seen them talk in public. it is really a shame.

  • @shabaymender9126

    @shabaymender9126

    Жыл бұрын

    ንስኻ ጥራይ ኢኻ ዘይሰማዕካዮም ። ድሓር ድማ ስድርኦም ቃለ መጠይቕ ብምግባር ዘምጽእዎ ለዉጢ እንተዝነብር ከም ኣቶ ሰንጋል ወ/ትንሳኤ ቃለ መጠየቕ ዝደጋግም ሰብ የሎን --- ዝመጸ ለዉጢ!ግን የለን

  • @zibanhgi8472

    @zibanhgi8472

    Жыл бұрын

    @@shabaymender9126 ለውጢ ዘምጽእ የለን ህግደፍ ክርስዑ ስለ ዝደሊ ግን ታሪኸን ኣተዓባብየን ብየሕዋተን ቀጻሊ ክንገር ጹቡቅ ዩ :: ኣነ ዘይሰማዕኩዎ የለን ኣይተዛረቡላን የሕዋታ ኣብ ደገ የብላን ትኸውን

  • @fursonstwas7390
    @fursonstwas7390 Жыл бұрын

    Atenballadey ahh zewahasene do siene atahezbey kab bet mahebus?

  • @hailewolde1816
    @hailewolde1816 Жыл бұрын

    ሕጂ ግን እምቢ ከም በጊዕ ንማሕረዲ ምባል ናይግድን ።

  • @saminegassi
    @saminegassi Жыл бұрын

    😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @rit6091
    @rit6091 Жыл бұрын

    Hizbi Eritra gena ayhalefelun zelo abahagotatna ab Nakura abotatna ab Mariam Gibi tesakyom!! Ayatatna dima ab Era Ero yisakeyu alewo! Slezi eza serie hansabn nihawarun kitsber alewa!!

  • @teckleabhagos8773
    @teckleabhagos8773 Жыл бұрын

    Beliekum dem lemidu

  • @sabatesfay9779
    @sabatesfay9779 Жыл бұрын

    ኣንታ መርገም ድዩ አንታይ አዮም አዞም ተጋደልቲ መወዳአቶኦም ከደንግጸካ

  • @vilja25
    @vilja25 Жыл бұрын

    ብሃገር ዝተጣልዓ ኣብ ካልእ መንግስቲ ከም ደርጊ ይርሽንዎም እኳ። ኣብዘይትፈልጥዎ ሃለው ኣይትበሉ፤ መውጽኢ ይፍጠረሎም ጥራይ በሉ።

  • @romahagos2615
    @romahagos2615 Жыл бұрын

    Senayt debesay dem rhaxa hiba naxnet amxia kem eda zerekebet wxeti amlak msaki ykun enber kab hzbnas terifkum

  • @teckleabhagos8773
    @teckleabhagos8773 Жыл бұрын

    Dem or blood seb aysedekan eyu bmeretin bezgihern

  • @DasnaMefrena-xj7dy
    @DasnaMefrena-xj7dy11 ай бұрын

    ዝኸበርካ ስነ-ጥበባዊ ትጋ/ ኢሰይያስ ኣስፍሃ፡ልዕሊ ኩሉ፡ ስለ'ቲ ውርዙይን ምቕልሉን ኣገላልጻኻ የመስግን።ብርግጽ እዚ ስርዓት'ዚን ቀንዲ ኮራኩሩን፡ንብዙሓት ሰባት ምቕታሎም ምእሳሮም ምንግልታዖምን ጥራይ ዘይኮነ፡ኣዝዮም ጨካናትን ንናይ ቀረባ ኣዝማድን ቤተሰብን ከይተረፈ፡ምሕረት ዘይብሎም ኣረሜናት ምዃኖም'ዩ።

  • @meriyyohannes1632
    @meriyyohannes1632 Жыл бұрын

    ኣበይ ኮን ይነብሩ ይህልዉ ይኮኑ ደቂ ሰናይት ደበሳይ? ብዝተኻእለ መጠን እባ ኣብዚ መደብ ኣምጽዎም ምስክነይቲ ሰናይት ደበሳይ። ይሕዋት ይህልውዋ'ዶ ኾን ይኾኑ? ኣበይ ኮን ይህልዉ ኣሕዋታ

  • @tomorrowisgift7723

    @tomorrowisgift7723

    Жыл бұрын

    Ewe yehwat alewuwa eti hade erimias papayo yebhal teasiru alo.eti hade kea yonas shemu hade tsegabenga eyo neru ab asmera tegahifu alo.

  • @eyobteweldemedhin
    @eyobteweldemedhin5 ай бұрын

    ሀገራዊ ምዕነዊ ንህዝቢ አጥፊኡ እዚ ሐሳብ ከአ ንተጋደልቷ አጥፊኦሙና ስድራና ወለድና አሕዎትና መምሀራና ንቤተሰብ አጥፊኡ ሒማቕ ሐሳብ ደራፉይ ኢሰያስ ክሳብ ሕጂ አይተድኦን አሎ እቷ ሀገራዊ ሐሳብ

  • @tesfamariamtewoldeberhan4731
    @tesfamariamtewoldeberhan4731 Жыл бұрын

    ተጋደልቲ ናጽነት ኣምጺኩም ስለ ዝፈጠጥኩም ኢዩ ኣብዚ ሃሰማ ወዲቅና

  • @jesusislord3894
    @jesusislord3894 Жыл бұрын

    ውፅእቲ እያ:: I wish she had a son so her husband could pay the price. 😢😢😢

  • @teckleabhagos8773
    @teckleabhagos8773 Жыл бұрын

    Gidef nsa nhna nbeki alena

  • @cobraabraham5259
    @cobraabraham525910 ай бұрын

    Doesn't give me sense what does straying to say?

  • @emanuelmsgun8463
    @emanuelmsgun8463 Жыл бұрын

    መጀመርታ ስጋ ስውአት ኢልኩም ትምሕሉ ዝነበርኩም ብምልእኩም ነቲ ሀገር ገዲፍኩም ዝወጻእኩም ብፍላይ ሐለፍትን ስነጥበበኛታት ጠላማት ኢኩም አብ መራከቢ ብዙሀን ወጺኩም ቅድሚ ሰናይት ዶ ፔጥሮስዶ ምባልኩም ነቲ ህዝብን ሀገርን አብሐደጋ አውዲቅቅኩም ካይ አክል ነቲ ስጋ ስውአት ጭርሖኩምን ማሓላኩምን ተተርኢስኩሞ ተሪፍኩም ሕጂ ዝአረገ ጽውጽዋይ ገዲፍኩም መንእሰይ ዘድልዬ ፍትሒ ዝመጻጽአሉ መንገዱ ምድላይ እዩ ታሪክኩም አቤት መዘክር ኬድና ክተንብቦ ኢና ህዝቢ ይጠፍእ አሎ ደቅኩም ደቂደቁኩም እዩ አራዊት ትግራይ ዝበልኩም ዘሎ ድምጺ ኩኑዎም ነቲ ሰራዊት ነብሱ ከድሕን ነቲ ህዝቢ ካአ ነብሱ ክከላኸል መልእቲ አመሐላልፋ ዝአረጉ ሐርበኛ ወዲ ኢድሪስ ተኸስተ መስፋን ዑስማን እናበልኩም አይተዎጃቡርና ናብ ማህደረ ታሪክ ቀይርኩሙና ትንተና አምጽኡ ካባኩም ዝናአሳ ዬቲባት ይሕሻ ቅንኡ አድማስ ሜድያ (ካልድ) ዝገብሮ ትንተና አብ ባይታ ዘሎ ,ፍናን አፕ ውፋይ ዬሴፍ ,ዓማር ዝገብርዎ ስራሕ ተማሀሩ

  • @wintahabtom9894
    @wintahabtom9894 Жыл бұрын

    ሄኖከይ እዚ ወዲ አሰፋሃ ዝባሃል ተጋዳላይ ግን ናይ አኽረርቲ ክርስቲያን ጥርኑፋት ናይ ትግራይ ትግሪኛ ስነ-ሐሳብ ዝንባለ ቅድም ንነብሱ ሐራ ከውጽእ አለዎ ቅድም ቀዳድም። ብዙሕ ግዜ ውን ንአስላም ኤርትራውያን ብፍላይ ካኣ ንደቂ: አውራጃ ሳሕል አውራጃ ሰንሒት አውራጃ ደንካላያ አውራጃ ሰምሃር አውራጃ ጋሽ ባርካን ዳርጋ አብ ሰውራ ኤርትራ ኢቲ ዝዓበየ መስዋእቲ ዝኽፈሉ ዝተሰውኡ ዝደመዩ ብሐዊ ዝነደዱ ዝተሰደዱ ክንሶም ማለት ብሰንኪ ኢቲ ኩናት ኢትዮጵያ አብ ልዕሊኦም ስለ ዝነበረ ከምኡ’ውን አብ መሬቶም አብ መሬት ቆላ ስለ ዝነበረ ምዃኑ ኮይኑ አብ ናይ ኤርትራ ገድልን ኩናትን ኢቲ ዝዓበየ ቱዋጾኦ መስዋእቲ ወይ ድማ አበርክቶ ዝገርዎ ክድምስስ ብዙሕ ግዜ ከፍትን ሰሚዔዮ ኢየ እዚ ሰብ ኢዚ።

  • @shabaymender9126

    @shabaymender9126

    Жыл бұрын

    ኩሉ ከማኺ ሃማም ኣይምሰልኪ ! ብልክዕ ከምዚ ትብልዮ ዘለኺ እንተኾይኑ ጭብጢ ኣምጽኢ ። ኣበየናይ እዋን ፡ ምስ መን 'ዩ ቃለ መጠይቕ ኣካይዱ ? # ጭብጢ እንተዘይኣቕሪኪ ግን ጸለመ 'ዩ

  • @wintahabtom9894

    @wintahabtom9894

    Жыл бұрын

    @@shabaymender9126 ኪድ ስደተኛ!! ካብ ሽራሮ ክረውረው ኢሎም ስድራቤታካ ናብ መሬት ኤርትራ መጺኦም ሕጂ ባዓል ንስኻን ከምዚ ከማኻን ሰላም ከሊእኩሙና ብሐይሊ ካብ ኤርትራውያን ንላዕሊ ኤርትራውያን ክትኮኑ ትፍትኑ ዘለኹም ስደተኛታት ክንስኹም። ንስኻ ጽሩይ ኤርትራዊ ኢየ እንተዳኣ ኮይንካ 3 ጭብጢን መርቶዖን አምጽእ ማለት: 1. ጠሳ 2. መሬት ናይ ሕርሻ 3. መሰል መሬት መቅበሪ ስድራቤትካ አብ ኤርትራ አብ መሬት ናይ ኤርትራ አውራጃ ወረዳ ከምዘለዎም።

  • @wintahabtom9894

    @wintahabtom9894

    Жыл бұрын

    ጭብጥታት ዶ መርቶዖ ዶ ዝብል ናይ ስደተኛታት ሕቶ ንኽምልስ ግዜ የብለይን እቲ ሐቂ ብዛዕባ ኢሳያስ አስፋሃ ድማ አብ ኢቲ ናይ ኮመንት ቦታ አምቢረዮ አለኹ። ንስኻ መንኣደኻ አፍቂዱልካ ኢዩ ናይ ማሕበራዊ መርበብ ( social media) ፖሊስ ገሩካ መርተዖ ዶ ጭብትታ ዶ እንዳበልካ ንሰብ ትርብሽ ተዕገርግር። ስዲ ስርዓት ዝይብሉ ሃማም ሰብ

  • @wintahabtom9894

    @wintahabtom9894

    Жыл бұрын

    ደጊም ህዝቢ ኤርትራ አውራጃታቱን ወረዳታቱን ኩሉ ነናብ ዋናታቱ ክመልስ ብናይ ሕጊ ዓለም ገሩ። ከም ኩቡር ጀነራል ተኽስተ ዝበሎ " ድሕሪ ፋጣሪ ወለዲኻ ድሕሪ ወለድኻ አውራጃኻ ወረዳኻ ድሕሪኡ ካኣ ባይቶኻ/ ሃገርካ" ኢዩ ኢሉ እዚ ካኣ ንጹር ዝኾነ መንነት ህዝብን ሃገርን ዝገልጽ ሳይኒሳዊ ዓለማዊ ዝኾነ መንነትን ምሕደራ ናይ ሐንቲ ሃገር ዝገልጽ ኢዩ። ወዲ አከለጉዛይ አበዩ ዓድኻ ኢሎም አሕዋቱ ደቂ ጋሽ ባርካ ሐቲቶሙዎ ሲ አነ ወዲ ደቡብ ድዩ ክብል?

  • @wintahabtom9894

    @wintahabtom9894

    Жыл бұрын

    @@shabaymender9126 ናይ ሐቂ ጹሪይ ኤርትራዊ እንተኾንካ ኪድ ህዝቢ አንቂሐዮ። ኢሳያስ ወዲ ጎንደር ታሪኻዊ አስማት አውራጃታት ኤርትራ አስማት ወረዳታት ኤርትራ ደምሲሱ አብ ዓለም ተገሩ ዘይፍለጥ ብጀካ አብ (እስራኤል) ሐደሽቲ አስማት አጠሚቁ ነውራጃታትናን ንወረዳታትናን ባህሊናን ልምድታ አካፊኡ ሎሚ ዘይ ኤርትራዊ ትግራዋይ አፍልቡ ነፊሑ ዝነብረላ ኤርትራ ሰሪሑ ደቀባት ኤርትራውያን አብ ገዛእ መሬቱ ገዛ ተኻሪዩ ወይ ውን አገልጋሊ ተጋሩ ወነንቲ ትካላት ኮይኑ ይነብር አሎ ዝበዝሕ ካኣ ከርፋሕ ናብራ ይነብር አሎ ገላኡ ካኣ አብ ስደት ከርተት ይብል አሎ።

  • @vilja25
    @vilja25 Жыл бұрын

    በጃኻ ኣይትሓሱ ሓዋዩ ምስ ዘምኡ ስልጣኑ ተጠቒሙ ኣውጺእወን። ናይ ምንታይ ትምህርቲ ሱዳን ኢኻ ትብል ዘለኻ? ነቲ ሕሶትኩም ወሰን ግበርሉ።

  • @mehreteabgebreyesus8208
    @mehreteabgebreyesus8208 Жыл бұрын

    በጃ ሰናይት ደበሳይ ተኣሓረድ ሓሳዊ ፡ሌባ እንታይ ሓሊኹምላ

  • @gizegize4486
    @gizegize448611 ай бұрын

    ሕጂሰለምታይትድፈአታሰብአይ

  • @tesfamariamtewoldeberhan4731
    @tesfamariamtewoldeberhan4731 Жыл бұрын

    ንስዝካ የቅላሳይ መርካ ኢዲኻ ንስኻ ኢንድህር ሃዲምካ ካልአ ክገሩልካ ምጽባይ በለጽ ኮይና ትስምኣኒ ኣቶ ኢሳያስ ንስኻ ዘይገበርካዮ ካልአ ስርብ ክገረልካ ምጽባይ ንኣይ በለጽ አያ

  • @sofimed7056

    @sofimed7056

    Жыл бұрын

    Nskas zeytafr ka nsus bnsnetu eti zgbeo geru eyu n dergi abarrwo eyu ms bxetu bmukan wedi seb ab hiwetu hansb eyu tamr zfxm.

  • @shabaymender9126

    @shabaymender9126

    Жыл бұрын

    ኢሳያስ ይኹን ኩሎም ተጋደልቲ ሓርነት ሂወቶም ከፊሎም " ሃገር " ኣረኪቦም ግብኦም ፈጺሞም እዮም ። ሰብ ድማ ኩሉ ግዜ ጅግና ኮይኑ ኣይነብርን 'ዩ ። ምስ ዕድመ ምዉሳኽ ሓይሊ ፡ ሓንጎል ፡ ኒሕ ናይ ቃልሲ መንፈስ ፡ ብልሓት ይጎድል 'ዩ!። # ኢድካ ናብ ክልእ ክድሚ ምዉጥዋጥካ ግን ፡ ንስኻ 'ኸ እንታይ ኣፍሪኻ ? እቲ ናትካ 'ኸ ህድማ ኣይኮነን ?

  • @jesusislord3894
    @jesusislord3894 Жыл бұрын

    😢😢😢😢😢😢😢😢

Келесі