EriPlanet : Meazn [መኣዝን] - Book Analysis ሰብ ከም ዝሓስቦ እዩ [As a Man Thinketh] ሳሚኤል ቢዘን
Ойын-сауық
The mission of Meazn is to encourage Self-education among the youth and empower them by providing summarized version world-class books, which help them, acquiring knowledge, skill and tools to shape and own their future.
ተልእኮ ናይ መኣዝን ኣብ መንእሰያት ባዕልካ ናይ ምምሃር ባህሊ ከምዝስስን ንምግባር፡ ጽማቕ ሓሳባትን ቀንዲ መልእክቲ ኣብ ዓለምና ፍሉጣት እዋናውያን ዝኾኑ መጻሕፍቲ ብምቕራብ መንእሰያት ፍልጠት ንምስናቕዕምን፡ መጻኢኣኦም ክውስኑ፡ ከንኑ ዘኽእሎም መሳሪሕታት ብምልላይ ምሕያሎም እዩ።
Пікірлер: 66
ዋውውውው ኣዙዩ ሂወት ዝህብ ትምህርቲ። ብጣዕሚ የቐኔልና መምህር ሳሚኤል ኩቡር ኣያና። ተስፋ ከይቆረጽክ ወላ ውሑዳት ንኹን ተኸታተልኻ ከይትሓለልካ መሃረና። ስለምንታይ 'ሲ እዞም ውሑዳት ጸባሕ ካዕቢትና ስለ ንፈሪ።
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ወደ ቢዘን ቀጽለሉ ኩልና ድማ ተሓጋጊዝና ክንጽዕረሉ ኣለና:: ብዙሕ ሰብ ክስዕቦ:: ሪኢቶይ:- ብናእሽቱና ከለና ዝቀረጹና ብዙሓት ፍትወት ናይ ትግርኛ መጽሓፍቲ እውን እንተዝቀርቡ:: ኣብዛ ናይ ሎሚ መደብ ኣካላትና ንሓሳባትና ከም ጀርዲንዩ ከምቲ ልክዕ ጀርዲን ጽቡቅ ኰይኑ ደስ ዝብልን ጥዑም ፍረን ክህብ ክንክን ዘድልዮ:: ማይ ማዕድን ጸሓይ ብርሃን ኰስኳስ ከም ውን ጻህያይ ዘድልዮ ኣካላትናውን ብጥዕና ብሰላማዊ ቤት ጹሩይ ማይን ተስፋን መኣዛዊ መግብን ጽሬትን. ሓቅን ሂብና እንተሃኒጽናዮ ኣእምሮና ናይ ምሕሳብ ክእለቱ ዓቢ ርእሰ ተኣማንነት ዘለዎ ርጉእ ተባዕ ወዘተ ክህልዎ ይሕግዞዩ:ዝብል ሪኢቶ ኣለኒ:: ሳሚ ወዲ ስለቲ ምእንቲ መጻኢ ወለዶ ዘይድቅስ ሕልናኻ ጎይታ ይባርኽካ::
" ስለዚ እንታይ ትሓስብ ተጠንቂቅካ ሕሰብ እንታይ ሓሳባት ኣብ ልብኻ ትዘርእ ኣለኻ ተገዲስካ ኣስተብህለሉ ።" 😘 ሳሙኤል ~ ቢዘን 👑
ሰሚኤል ወዲ ቢዘን ናይብሓቂ መሃርን ገላጽን ትምህርቲ ኢኻ ሂብካና ሞራልን ተስፋና ተሰሚዕኒ ከምዚ ዓይነት መደባት እንዳሃብኩም ካብ ጎንና ኣይትፈለዩና።
Sami Wedi bizen bhadushe ketmexena nxibeyeka alona bsimiat👍🇪🇷
God bless you
10q we are proud of you sami hawey
Great person bring a great things. Many thanks
Tnx more Wedi Bizen ‘Think and grow rich’ and The law of success by Napoleon hill kea enteteqrbelna xbuq neru Kbur haw
እንኳዕ ሓወይ ኮንካ 10q sami ሓወይ ተስፋ ይገብር ካብዚ ንላዕሊ ማሃርን ጠቃምን ሒዝካልና ክትመጽእ
Well said sami hji gn tefiekana
My most motivation quote when about to give up “He who would accomplish little need sacrifice little; he who would achieve much must sacrifice much. He who would attain highly must sacrifice greatly.” I read it many time, yet I can’t get enough.. thank you so much brother!
Job well done Wedi Bizen!
Nay bhaki
Binezawi, impressive as expected.
What you think determine how to live. What you saw...what you grow. /harvest/ nab zeweteno mazen ..success or failed.
Thanks sami
Kebur seb kubur Hasab yekereb thank you Sami hawey keep it up
Thankyou! We are Proud of you.
Thank you ሳሚኤል :በርትዕ ከማኻ ይብዝሑ ::
Thanks bro 🙏
Thanks for your contribution wedi bizen
Welcome brother thank you for sharing
Wedi Bizen abi seb!Keep it up
Thanke you zahawey 🌹💞 qexelu zahawey smart Mann
Thank you 🙏, “ your thought create your reality “ I heard it one of the most wise man EKHAR TOLLI THE TEACHER OF LIVING IN THE PRESENT MOMENT.
Keep it up Wedi Bizen jigna
Thank you btaemi nemesgen yekenyelna.
Thank you bizenawi, Great Annalise.
Important thanks
Excellent review! Thanks Samuel!
Thankyou powerful speech especially number 5
I’m proud of you sami hawey
Thank u.
Xbuk srah wedi bizen kexlo
Wow wow wow i m proud that u r my bro
GBU!
Wedi Bezen welldone excellent message
thank you so much bro
Wedi Bizen the great. Thanks bro.
Proud of you Bizenaw!
Well done !
ከምቲ ኣተሓሳስባና ንጥዕናና ጽልዋ ኣለዎ ዝበልካዮ, ናይ ብሓቂ አዚ ተመሓላልፎ ዘለካ ስነ ሓሳብ ንሂወትና መግቢ አዩ. Thanks ትርጉም ናይ the top five regrets of the dying ትብል መጽሓፍ ባ ንገረና please ክቡር ሓውና
Well done Bizanawi. If we pay attention to the message, I am sure we all can make a progress.
Tnx
Wedi bizen thank you ab metsei kbaka bzuh kntsbe ena ajok
well done Bizen
keep it up !
የቐኔልና ሳሚኤል ኮሙኡ ውን ተስፊት ኣብርሃ እዚ ህዝቢ ከምዚ,ዩ ዘድልዮ ዘሎ ቡዙሕ መጻሕፍቲ,r ከተምጻኣልና ክንጽበ ኢና
Mentality is the key 🔑
Bzaba law attraction amxalna hawey the secret
Merhaba Sami (wedi bizen) meteabity kemey aleka xbuq medeb qexlo ajoka.
Now, a good move, excellent, you don’t need my motivation, though.
selam kbur haw btami des zibil akerarba hanti hto nieratni mexhaf nay jemmes allen nab tigrina dtetergomet aladiya ?
ወዲ ቢዙ እዚኣ ድማ ካሌይቲ ጽብቅቲ ጎል ጎል ክብል ከሎኹ ልክዕ ካምታ ኣብ ፕሪቶርያ እንዳተጻወትና ኸሎና ካብ ማእከል ኮብኪካ ብውሕሉል ቅላዕ ቀሊዕካ ዘእተካያ እያ ሕጂ ድማ ብ ንጹር ሓሳብ እተላዕጠተ ጉሩም ዝኾነ ዱሙቅ ትሕቶ እሞ ኣጆኻ ቀጽሎ። ሓንቲ ሓበሬታ ግና እታ መሰጋገሪት ሙዚቃ ኣብ ናይ ካሊእ መደብ ሰሚዔያ ኣሎኹ እሞ ካብቲ ናትና ሙዚቃ ሃሰው በሉ።
Sbuk wedi bizen bruk bitani sbuk akerariba.
Niccc
@hannakidane6690
2 жыл бұрын
Thank you wedi Bizen. Keep up the great work.
ሐራይ ጽቡቅ ምሕሳብ ዝመስልዎ የለን ግን ከመይ ኢልና ኢና ጡዑይ ሓሳባት ክንሓስብ ንክእል እቲ ኣወንታዊ ሓሳባት ስቅ ኢሉ ድዪ ዝመጽእ ኮይኑ ?! ብከመይ ኢና ኣወንታዊ ክንሓስብ ንክእል ?
@bizenawi7372
2 жыл бұрын
ተስፋ እገብር እዛ ሕቶካ ኣብተን ቀጺለን ዘለዋ ተመሊሱልካ ክኸውን
ንፍዑ ሳሚ ሽኮር ቀጽሎ
ሰላም ወዲ ቢዘን፡ ግሩም ስራሕ እዩ፡ ኣብ ሓንቲ ሓሳብ ግን፡ ቅሩብ ዕቃበ ኣሎኒ፡ "ድኻ ተኾይንካ፡ ናይ ድኻ ሓሳብ ትሓስብ ኣለኻ፡ ሃብታም ተኾይንካ ናይ ሃብታም ሓሳብ... " ኣብ ዝብል። ኣብዚ ናይ ሎሚ ዓለም፡ ምኽዕባት ሃብቲ፡ ብቐጥታ ምስ ነብስኻ ቅድሚ ካልኦት ምቕዳምን፡ ብዋጋ ኻልኦት
@ambesmeb4239
2 жыл бұрын
ዕላማኻ ክትወቅዕ፡ ኣሳሕኮ ዘይምህላውን እተትሓሓዘ እዩ፡ ብሓጺሩ፡ ናይ ዘበንና ምህብታም፡ ምስ ናይ ምብላጽን ምምዝማዝን ዓቕምኻ ብቐጥታ ዝተታሓሓዘ እዩ። እዚ ኣብ ውልቀ ሰባት ጥራይ ዘይኮነ ኣብ ደረጃ ብዓል ቮልክስ ዋገንን፡ ኣማዞንን ዝርኤይ ዘሎ ሓቂ እዩ። ስለዚ፡ ድኻ ትኾንካ...ከም ውጽኢት ኣተሓሳስባኻ ኢኻ ደኺኻ ዝብል፡ ኣምር ኣዝዩ ግጉይ እዩ። ምኽንያቱ፡ ድኽነትን ሃብትን ብመጀመርታ፡ ውጽኢት ናይ ዕድላትን ድሕረባይታን እዩ።
@bizenawi7372
2 жыл бұрын
ሃብቲ ማለት ብዙሕ እዩ ትርጉሙ:: ከምዚ ዝበልካዮ ስስዐ ዝዓብለሎ ሃብቲ መናብርቲ ደቂ ሰብ እዩ:: እቲ ነባሪ ሃብቲ እንዳተካፍልካ ምንባርእዩ:: ኣብዚ ግን ከም ኣብነት ዝጥቀስ ዘሎ እቲ ክውንነትካ ምስ ኣተሓሳስባካ እዩ ዝክይድ::
reat