ERi-TV - ጽንብል ስርዓተ ሲመት ወጸሎተ ብጽእ ወቅዱስ ኣብነ ቄርሎስ - 5ይ ፓትሪያርክ ወርእስ ሊቃነ ጳጳሳት ኦርቶዶክስ ተዋሃዶ ቤተ-ክርስትያን ኤርትራ
ERi-TV, Eritrea - ጽንብል ስርዓተ ሲመት ወጸሎተ ብጽእ ወቅዱስ ኣብነ ቄርሎስ - 5ይ ፓትሪያርክ ወርእስ ሊቃነ ጳጳሳት ኦርቶዶክስ ተዋሃዶ ቤተ-ክርስትያን ኤርትራ | Eritrean Orthodox Church celebration of the election of 5th Patriarch Abune Qerlos
Пікірлер: 236
ተመስገን አምላክ ስለ ኩሉ ነገር እግዚያብሄር ይመስገን እልልልልልልል እልልልልልል እልልልልልልልልል አሜን አሜን አሜን🌹🌹🌹🌹🌹🌹❣️❣️❣️❣️❣️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒🏰🏰🏰🏰🏰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏ተዋህዶ ሀይማኖተይ ተመስገን ተመስገን ተመስገን ,🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹💒💒💒💒💒💒ተፈጸመ እግዚያብሄር ይመስገን አሜን አሜን አሜን💒💒🌹🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Abouna Carlos /Kyrillos God bless the Orthodox Christian Church Tewahdo and Coptic may You be Blessed I was baptized in this Church. God Bless His people
I wish peace and prosperity for my beloved country Eritrea 🇪🇷. From Northern Virginia
@sarazeray3586
3 жыл бұрын
Amen amen amen
@tesfahnstesfahns2442
3 жыл бұрын
.
ኣቦና እዝጋቢሄር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሰላምን ፍቕርን ንሃገርናን ህዝብናን ይሃበና ኣምላኽና።
እግዚአብሔር ይመስገን ፈጣሪ ንአቦና እድመን ጥእናን ይሃቦም ናይ አገልግሎት ዘመኩም ይባርክ ንሃገርና በረከትን ረድኤትን ንህብና ሠላምና ፍቅር ; ምስትውአልን ይሃበና ፈጣሪ አሜን
አቦና በረኽትኩም ይህደረና አሜን🙏🏼🙏🏼🙏🏼🇪🇷
HAPPY HAPPY HAPPY MEASKEL TO ALL ERITREAN PEOPLE. ERITREA 🇪🇷🇪🇷🇪🇷WELL DONE 💯. THANK YOU FOR YOUR TIME AND SERVICE 🇪🇷.
ተመስገን ኣምላከይ።
እግዚአብሔር ሰላምን ፍቅርን ንሃገርና ነቦና ድማ ፀጋን ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና
ዓለምን ፍትወትን ሓላፋ ኢዩሞ ንዘዓለምን ኣብዘዓለም ዘሎ ኣይተፋቆረዎ ልቦም ዘጥፋኡ ደቂ ሰማንያ ደኣ ወ ትመርጹ
Elllllll Elllllllll Elllllllll Egzabehr ybark Abona tslotm aygadefena selam nhagerna🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Abona btsue wekidus Abune Kierlos like papasat nay Eritrean orthodox betkirstyan Egzabhier edmen tenan yhabom Egzabhier Betekirstyanan Hagernan ybark fekirn selamn yowrdelna amlak
ነቦና ምሉእ ዕድመን ጥዕናን ንሃይማኖትና ድማ ሰላምን ፍቅርን ስኒትን ሓድነትን ንሃገርና ድማ ሰላምን ቅሳነትን በረኸትን ዘውርድ ይግበረልና🇪🇷
@sarazeray3586
3 жыл бұрын
Amen amen wedi eri
God bless us Our church our people and our country Prayer 🙏🙏🙏🙏🙏🙏Amen
⛪❤⛪⛪⛪⛪⛪🙏 goyttay hagerna hezbenan halwalelna❤
Asiyy asiyyy abona aidimeni tsianani yohabika igiziabiheri amilaki nihizibinani hagerina dima tsolotikumini bereketikumeni ayi feleyena amen amen amen 🙏🏽🇪🇷🇪🇷🐫🇪🇷🇪🇷🌻🇪🇷🌻🇪🇷
እግዚኣብሄር ይመስገን እግዚኣብሄር ምሳኹም ይኹን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏
ኣጆኹም ደቂ ተዋህዶ እግዚኣብሔር ግዜን ሰዓት ኣለዎ ደሓን እንተ ናታትኩምሞ እግዚኣብሔር ናብ ልብኹም ይምለስ 😭
Amlak Mhret awrdelana ykre belelna😭😭😭🙏🙏🙏
Edemen tenan ne abona cherlos🙏🙏🙏.
ኦ እግዚኣብሔር ኣምላኽ፡ ከም ምሕረትካ እምበር ከም በደልና ኣይኹን።
@eritreatebareki4750
3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ብሩከይ ተባረክ
🙏🙏🙏🇪🇷🙇🏻🙇🏻🙇🏻
Egzabher amlak nay mihret nay selam zemen yigberelna hagernan hizbnan yibarkelna amen amen amen eleeeeeeeeeeeee
Thanks God for this Gift of Spirit 💫🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🏅♥️🏅💫💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️God Bless Eritrea and Eritreans Everywhere and Forever🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💝🙏🙏🙏🙏🙏🙏💝Amen and Amen our Holy Fathers.
Thank you GOD
@helenkahsai4982
3 жыл бұрын
Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏
Tebareki hagereyy 💒💒💒🙏💘🙏💘🙏💘🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Temsgn fetri nezi zebkakna kulu kem fikdka yikunlna abona nay agelglot zemnkum yibrk temsgen abo zhbkan lulu amlkna amen🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Asey. Asey. Temesgenka. Amlaky. Burukat. Abotatns edmen tenan. Yhabukum. Ezgabher. Nihina. Keyntefe 🙏💒🙏✝️🙏💒
Long life for our beloved father abune antonius......
@Filipos_woldeyohannes
2 жыл бұрын
Hell no he in hell
@saron2297
2 жыл бұрын
@@Filipos_woldeyohannes Ewa gega zhawey.
@Filipos_woldeyohannes
2 жыл бұрын
@@saron2297 teraway aney tabatay hgdefawi mas gdas siney
Aseyy admen tanan yhabkum Abona ⛪🙏🙏🙏
ተመስገን አምላኸይ አቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
ኦጎይታ ህዝብናን ሃገርናን ባርኽ
🙏💒✝️🙏
Edmen tenan yhabkum abona tehagusna .
@sarazeray3586
3 жыл бұрын
Amen
🙏🙏🙏🙏🙏🙏GOD BLESS MY BEAUTIFUL COUNTRY ERITREA 🇪🇷AND MY BEAUTIFUL PEOPLE BLESS YOU MORE AND MORE 💘❤♥💕💖GOD IS 🙏GOOD
Amlak xegou jbzhlkum
Bereketkum ykfelena abotatna Amlak selamn qsanetn yhabena nebona Amlak ybarkom
Elllllllllll Elllllllllll Elllllllllll Asey Asye Asey Amen amen amen kbrin msganan n lul fetari
@robelghirme3470
3 жыл бұрын
Beka anti kurub eti reski yserh dyu patryarik ab leli patryark enda teshemes elll tbli beli lbona yhabki amlak
Elelelel Amlak ymesgen
እልልልልልልልል እልልልልልልል እልልልልልል እግዚአብሔር ይባረኽ ዓደይ ኃሳ ኣቦ ዝፈጠረልኪ በረኸትኩም ጸጋኹምን ኣይፈለየና ኣቦና ኣሰይይይይይይይይይይይይይይ ደስስስስስስ ኢሉና ሞ ኣቦና እንቃዕ ነዚ ኣብቃዓኩም ጸሎትኩምን በረኸትኩም ኣይፈለየና::
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️❤️ Gob bless Eritrean people
ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም ፀጋኹም አይፈለየና ኹቡር አቦና አሜን አሜን አሜን 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
Amen amen amen aseyyyy ellllllllll elllllllll elllllllll
Asey Elllll Abona xelotkum ayfelena
@helenkahsai4982
3 жыл бұрын
Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏
ኣቦየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ናይ ሰላምና ይግበረልና ፈጣሪ ነቦና ኣንጠኖስ ከኣ መዋጽኦ ይፍጠረሎም
Temesgen,fetari kulu alem,nebona edmen tienan habelna
Ellllllll🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Nebona mulua tna nhagerna mluselam ygberlna egzabher
Bereketkum misana yikun abona
Amen Abona butue wo kudus Egziabiher Yemesgen nezi zerayena. ⛪️❤️⛪️❤️⛪️❤️
🇪🇷💒♥️🙏
Edmen tienan yhabkum kbur abona fkrn selamn n hagerna
ነዚ ዘብጽሓና ኣምላኽ ክብርን ምስጋናን ይኹኖ፡ ኩሉ ዝሓሸን ዝጸበቀን ንሃገርና ይሃብ ፈጣሪ ሲመትኩም ይርሓሰና።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን አግዚኣብሄር ይመስገን ንብጽሁ ኣቦና ቄርሎስ ኣብዚ ዘብጸሖም አግዚኣብሄር ይመስገን ዕድመን ጥዕናን ንቦና ቄርሎስ አግዚኣብሄር ሃገርናን ህዝብናን ዓለምናን ይባርኽ ከም ክሉ ፊቃዱ ይክን።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦና እግዚኣብሄር የኽእልኩም በረኸትኩም ይሕደረና እልልልልልልልልልልልልልል
God bless patriarch abona cherlos
እልልልልልል ቃል ህወት የስምዓልና: ክቡሪ ንኣምላክ ይኹኖ ነዚ ዘርኣየና እመብርሃን ምሳኩም ትኩን ደስ ይበለና ደቂ ተዋህዶ ። ነዚ ንክፍጸም ዋጋ ዝኸፈሉ ኩሎም ቡጹኣን ኣቦታትናትን ድያቆናትን እግዚኣቤሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃቡኹም።🙏🙏🙏ብጽእ ወቁዱስ ኣቦና ቄርሎስ 5ይ ፓትርያርክ ሃገረ ኤርትራ ቤተክርስትያን ቁዱስ ሲኖዶስ ኣባ እንቃዕ ኣብዚ ኣብቅዓና ዕድመን ጥዕናን ይሃቡኹም: ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም እግዚኣቢሄር ኣምላኽ ይባርኾ: ናይ ሰላም ሓድነት ፍቅሪ ዘመን ይግበረልና ጸሎቶም በረኽቶምን ኣይፈልየና ።ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏💒💒💒💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍
ክቡር አቦና እድመን ጥእናን 🙏🏽🙏🏽🙏🏽‼️
ንበሩለይ ደቂ ኤረይ
ኣሰይ ዕድመን ጥዕናን ነቦና ብጽእ ወቅዱስ ኣብነ ቄርሎስ ምስ ምሉእ ጸጋ እግዚአብሄ ይሃብኩም ❤❤❤🙏🏼
Nbat hagos nebiana 😭agziabher nbetekrstyanan hzbnan hagernan ybak nabona ka admen tianan yhabelna ♥️🙏🏾
Amen
💒💒💒💒🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
ብስርዓት ህግደፍ ዝመሓደርን ዝእዘዝን ዘሎ ቤተክርስትያን ኤሪትራ ከምድላዮም ሕግን ክብርን ናይ ቤተክርስትያን ጥሒሶም ነቦና ኣንጠንዮስ ብሂወቶም ከለዉ ካልእ ፓትያርክ ክሸሙን ጰሕጋዊ ፉቓድ ኮነ ስልጰጣን የብሎምን ናይዛ እከይ ተግባሮም ከኣ ክፈደይዎ እዮም።
@fre5647
2 жыл бұрын
Nblo eiko tefana Loms. N 17 Amet b Dikuna tegazna, hiji gn ab nkedo tefina ab geza kof mbal merixna bjeka abune Entenyos Kali aynfeltn.
Ellllllllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllllll
ኣሰይይይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣቦታትና ብጣዕሚ ታሓጊስና
Xelot nay abona buxu kerlos mes kultna yekun berktun redetun Amen 3🙏💒 ftari ab emntkum yexnkum ab xelotkum zekurna 🙏💒💒🙏💒💒🙏
ከም እምኒ ማእዘን ነዚ ፍልልይ ዘሎ ኣብ ሓደ ከትምጽን ክታስሩን እግዛብሄር ጥበብብ ነዊሕ ዕድመ ይሃብኩም ኣባ🙏
አምላክ ይባርኮም
በረኸት ናይ ኣቦና ቅዱስ ፓትራሪክ ርእሰ ሊቃነ ጳጵስ ኣብነ ቄርሎስ ። ቤተክርስትያን ኦርቶዶጽ ተዋህዶ ኤርትራ ሰናይ ናይ ኣጎልግሎት ግዜ ይግበረልና ሃገርና ትባረኽ ኤረEri tvi ብጣዕሚ ነመስግን ንኹሎም በዓለ ስልጣናት መንግስቲ ኤርትራ ነመስግን ኣግዚኣብሄር ይኽብርኩም ። ይትባረኽ ኤርትራ ሃገርና።
His Holiness Abune Qierlos🙏🏽 Tselotom ayifeleyena❤️
ዕልልልልልል ኣቦና ብሩክ ዘርኢ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ሰላምን ክሳነትን ይፍጠረሉ።ህድኣት ዘለዎ ዝመን ይግበረልኩም እግዚኣብሔር ብዘመንኩም ጽድቂ ይዓንብብ ዓመጽ ይጥፋእ።
🙏🙏🙏🙏
Agaste alem slasie tsegueu yebizehalkum abotatna
ዕልል ዕልል ዕልል ቃል ህወት የስምዕና ሰላም እግዚአብሔር አምላኽ ምስ ኹልኹም ይኹን 🙏 ብፅዕ አብና ቄርሎስ 5ይ ፓትርያርክ ቤተክርስቲያን ቁድስ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃገረ ኤርትራ. አባና እንቓዕ አብዚ አብጽሐና እንቓዕ ሐጎሰና. ንዓኹም ክአ ዕድመን ጥዕናን ጸጋ አብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኹም 🙏ናይ ጊዜ አገልጉሎትኹም ዘመን ይባርከልኹም እግዚአብሔር አምላኽ አሜን ከምኡ ክአ ንሃገርና ኤርትራ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ይባርከልና አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏❤❤❤💖💖💖💝💝💝💕💕💕💘💘💘
Elllllllll Egziabiher edmen teinan yehabom ne Eritrea kia yebarkelna 🌹🌹🌹🌹🌹
Amlak xegau yebzahalkum Kbur abona
Tamsgean ❤❤❤❤🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዚኣብሄር ኣምላኽ ዝተመስገነ ይኹን። በረኸቶምን ጸግኦምንናይ ኣቦና የካፍለና። ንሃገርና ሰላም ንህዝብና ፍቕሪ የውርደልና ኣምላኽ።
Ezgbaiher yemesgen nezi zerayena. Absoltkum zekuruna Abotatna 🙏🏽
Aseyyyyyyyy Eiiiiiiiiiiiiiiiiii edmen tenann yehbokom abona
@aastersamuel4175
3 жыл бұрын
mehayim devil
So Beautiful God Bless you ERITREA for ever Amen Amen Amen 🙏🙏🙏❤❤❤❤💖💖💖💝💝💝💘💘💘💕💕💘
Egziabhier ymesgen Amlak Eritrean hzban ybark Abo selamn fkrn bereketn ygberelna. AMEN AMEN AMEN
እንካዕ ወመዳእታ ሰብ ዝፈርድ ኣይኮነ ዓይኒ ዝፈጠረ ኣምላኽ ኣሎ ኣቦና ከኣ እዛ ወንበር ክንዴየናይ ከይትጥዕመኩም ሓቢርና ክንሪኢ ኢና
@zarahiwet1
3 жыл бұрын
እግዚኣብሔር ፍርድኻ ፍረድ ፡ ሓቂ ኣርእየና ኣንታ ሓቀኛ ክርስቶስ ፡
@danieltesfay23
3 жыл бұрын
Sik Bel
@eritreaadey5961
3 жыл бұрын
ንስኻ ንባዕልኻ ትፈረድ ኢኻ ዘለኻ ብሩኽ ፡
God Bless You Abona 💒💒💒🇪🇷🇪🇷❤❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም, እግዚሃብሄር ሃገርናን ቤተ ክርስትያናን ይሓልወልና 🙏🙏🙏
edmne tenan yhabkum abona
Amliak obey ykeri balelna betamie zehfer eyu dhan noey edkom ketrkbu ekiom enti netom esrbeut zelwu abona amliak barket yebzhlom mewxeio yeftrlom😭😭😭😭😭💒💒💒💒💒🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏
Aseyyyy Ellllllllll
Abetu Geta hoy ykre gberelna .butsean sle kdsna yeseru wageom gin ab zeythalif Mengste semay ya. Emnetna abey alo mask gerka bitsina yehfr u mstuwal gin yebilnan .
ዓገብ ኣቱም ሰባት ዓገብ ዓገብ ኣቱም ሰባት ዓገብ እግዚኣብሔር ይርእይ ኣሎ። ኣባ ኣንጦንዮስ እንከሎው ብሕይወት ። ጽባሕ ክወግሕ እዩ እካ። ጽቡቅ ኣይኮነን ንኣምላክ ምእዛዝ ይበልጽ ነይሩ ካብ ንሰብ ኣባ ኣንጦንዮስ ኣብ ዕጹው ገዛ ይበክዩ ይነብዑ ንሱኩም ከኣ ንስልጣን ትቀዳደሙ ኣቱም ሰባት ኤረትራ ክሓልፈላ ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ምእንቲ ሓቅን ርትዕን ምስዋእቲ ክትከፍል ይግባእ። ኣቱም ኣብ ቤት ኣምላክ ክነገልግ ዝበልኩም ምስቀል ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ዝተሰከምኩም ኢትፍርህዋ ለሞት ፍርህዋ ለሃጥኢኣት ከምዝተባህለ ሰሚዕኩም ኣሎኩም እሞ ናብ ኣምላክ ተመለሱ ። ብመገዲ ጽድቂ ምምልላስ ይሓይሽ። ስልጣን ሓላፋይ እዩ። ኣቡነ ኣንጦንዮስ ኣቦ ፍቅሪ ኣቦ ሰላም ኣቦ ሓድነት እዮም። ኣብ ግዝይኦም ሃገርና ሰለማዊት ነይራ እንተ ሕጂ ግን እንድዒ ኣይግድን። ንሶም ምስ ኩሎም እምነታት ብፍቅርን ስኒትን ይጋዓዙ ነይሮም ድሕሪኦም ግን ሃገርና ቆሪራ ሕልና ኣልቦ ኮይኑ ። ስለዚ ንኩልኩም ኣመንቲ ኦርቶዶግስ ኣሕዋተይ ፍቅሪ ካብ እምነት ትዓቢ እያ እሞ ተፍቀሩ ኣብ ሓደ ስመሩ ዘይግባእ ነገር ካብ ምግባር ኣቦና ኣቡነ ኣንጦንዮስ ካብቲ ዘለውዎ ኣውጽእኩም ብጸሎትን ሱባኤን ተሰኒኩም ሃገርና ናብቲ ፍጹም ታሕጋስ ዝተሓጎስናሉ ናጽነትና ብደም ሰምእታትና ብናይ እኖና ማርያም ወላዲት ኣምላክ ኣማልድነትን ብሓገዝ ፈጣሪናን ዝረከብናዮ 1991 ንመለስ እሞ ኩሉ ክስልጠና እዩ።ሃገርና ናብ ምድሓን ህዝብና ናብ ምእካብ ደኣ ንጉየ እንበር ንውልቀ ሰባት ክተሕጉስ ኢልካ ዝግበር ጉያ ጉያ ይኣክለና። ፈጣሪ ንሃገርና ካብዚ ኣትያቶ ዘላ ዓዘቅቲ የውጻኣልና እሱራትና ካብቲ ኣትዮም ዘለው ምቁሕ ይፍትሓልና። ኩለን ሃይማኖታት ከም ናይ ቀደመን ኢሂን ሚሂን ተባሂለን ህዝበን ዝእክባሉ ከምኡ ከኣ ኣምላክ ሰለማዊ ዝኮነ ብክያትን ንብዓትን ህዝቡ ዝርዳእ ሕልና ዘለዎ መራሒ ይልኣከልና። ሕልና ናይ ውልቅና ዓርኪ እያ እሞ ንሕልናና ሰሚዕና ጽን ኢልና ንሓቂ ንሓሶት ከኣ ሓሶት ክንብል ኣምላክ ብመንፈስ ቅዱስ ገሩ የብርሃልና። ኣሜን።
Congratulations 👏 this is our tradition. The tuwhdo fight for evil 😈 pinte konti and jhadist Catholic because this is the enemies of the eritrean unite.
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷👍👍👍👍💪💪💪💯💯
Amlak ybatkum abona, xegu yebzshalkum 🙏
Eway ezy bahlnas kt-em nafknayo maryam Asmereyty ne Eritrea adaey helwelay abotatna burkat xolotkum ay-feleyena kibrne mogosn ne Swatna
ኣሜን ኣሜን
አግዛኣቢሄር ይመስገን አግዛኣቢሄር ኣቦይ ሃገርና ባርኽ
🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿
ኣታ ኣይትሃፍሩን ከማን ፓትራሪክ ኣቦና አንትንዮስ ኣስርኩምስ ካሊ ኣቦ ክትሰቅሉ ፍርሃት አግዛብሀር የብልክሙን ደኩም ኦ አግዛቢሀር ኣቦይ ዝገብርዎ ኣይፈልቱን አዮም አሞ ይቅረ በሎም ።
@aronmesgena6684
3 жыл бұрын
ብሩክ ካብቲ ኣጸሓሕፋካ ይፍለጥ ብዘይ ትፈልጦ ትዛረብ ከምዘለካ የረድእ ፡ እስከ ንዉሽጣዊ ሂወትካ ንሓንቲ ደቂቅ ፈትሽ ። እንተዘይ ኮይኑ ኣብዘይ ምልከተካ ኣይትጠምት ።
@mikelegeberyonas5065
3 жыл бұрын
@@aronmesgena6684 kbur hawy namtay neti haqi ketqobro delka namtay ke nsom tasrom kelwu kali patraki merxom
@wedieritrea1193
3 жыл бұрын
@@aronmesgena6684 sqbel hasawi hgdef antay koynu zeymlketo nska aka ymlketeni eyu elka tzareb aloka
@aronmesgena6684
3 жыл бұрын
@@wedieritrea1193 ,እሞ ክጸርፈፋ ደሊካ እንታይ ኢልካ ከምዝጽረፍ ዘይ ፈልጦ ኮይነ እምበር ካልእ ኢዩ ነይሩ ። ሊቀ መላእክት ቅዱስ ሚካኤል ንእፍካ ቀፈር ይግበረሉ ምሕረት የዉርደልካ ብሩክ
@aronmesgena6684
3 жыл бұрын
እቲ ትኣምነሉ እምነት ሒዝካ ስቅ ምባል ናይ ለባማት ኢዩ። ኣብዚ ጉዳይ ምምራጽ ፓትራሪክ ግን ዘይምልከተካ ተኮይኑ ወይ ደስ ተዘይ ኢልካ መን ጠዊቁ ተዛረብ ዝበለካ ኣሎ ኢዩ ኩሉ ባዕልካ ኢካ መን ምኳንካ ትነግረኒ ኣላካ ።
Abet Egzabher Amlak Aboy gibrin gedfka tarqen netom Aeb bet misert Zelewu Abona kea edmen tinan habelna nana kihshena