"ኤርትራ ሀገር ኮይና ኣይትፈልጥን። ንኤርትራ ክንቀብፃ ኣለና!" ተ/ፕሮፌሴር መረሳ ፀሃየ _Interview With Meresa Tsehaye
Well Come To Berakhe Show KZread Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Brakhe_Show
#ሾው_ብራኸ #ብራኸ_ሸው
#brake_show
#Berake_Show
#Brake_Show
#Medhin_Gebreslassie
#ቃለ_መሕትት-ትግራይ_ፖለቲካ
#Amhara_criss
#Ethiopian_criss
#eritrean_community
#Eritrwan_Poletics
#Tigiray_poletics
#Meresa_Tsehaye
#Interview_with_ass_professer_Meresa_Tsehaye
Пікірлер: 1 141
ኣንታ እዛ ምህሮ ኣብ ጸገም ኣኣምሮዶ ከይዳትካ ንሰላም ዘይትዝሙሩ ብመንእሰያትና ትጫወቱ ግደፊናይዶ ንእሽቶይ ኣዕሩፉና ሓዘና ያኣክለና ዳግማይ ትግራወይቲኖ ኣዕርፉዋ
@HAWI-SO
8 ай бұрын
He was one of the instigators before the war , and comes back again .
@selamlekulekimu2393
7 ай бұрын
ታይ ግበር ትብሎ ኣለኻ? ኣበየናይ ሓሳቡ እዩ ንዋጋእ ኢሉ? ወይስ ሙሁራዊ ትንተና ኣይርደአካን?
ምርሳዕ 'ዶ መዘንግዕ ሃቶውቶው ብፕሮፌሰር።
ስብ ሕልሚ አብ ሕልሚ !
@woldaislassie2930
8 ай бұрын
ክላእ መሃይም፣ ንዓኻ ክጥዕመካ ልዕሊኡ ሕሰብ። ዘይቀንእ ኣየውልደኒ ክትብል ኣዴኻ ሰሚዕካያ ኣይትፈልጥን ዲኻ!? ዶ ወይስ ከምዚ ከማኻ መሬት እሳት እናተፍአ ክሕርንኽ ነይሩዎ!? 😂😂😂 ጓሳ።
@chuksokadigbo4750
8 ай бұрын
@@woldaislassie2930 woldaiድያብሎሳትslassie 😊😊😊 😂😂😂🎉🎉🎉🎉 ዕልልልልል ርሑስ ዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ more than 1.5 million Rest in HELLፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ትግራዋይ ሰማእታት.
Kakkkk aye nay Tegrai Doktor & Professor abayenai alem ekum tenebru 😂
መድህን ምልክዕቲ ንፍዕቲ ስንዱ! መረሳ is genious Tigrian! We are proud to have both of you as our own!
@user-ls9oh7wr8m
8 ай бұрын
😂😂😂😂
Eway nay tigray professor. Kemzi aynet halewelew zezarebka professor kkkk.
@user-ls9oh7wr8m
8 ай бұрын
ብዘመነ ወያነ ኢትዮጵያ መሊኦም ዶኻትርን ፕር ፌሰራትን ሊቃውንት ኢያኮ ኣፍርያ !!! ወይ ደኣ ኩሎም መሃይማን ኮይኖም እምበር 😂😂 እቲ ንጽበዮ ስራሕ ጽርየት፣ ነዚኣቶም ኢዩ ቅድም ክጉሕፎም!!!
I have greatest admiration for this respectful man. 👌 Indeed Profesor Thank you Love from 🇪🇷
መድሂነይ ብጣዕሚፅቡቅ።
@user-jt9ge3bw2b
8 ай бұрын
❤
ተጋሩ ጌና ካብ ድቃሶም ወይ ናይ ዓባይ ትግራይን ናይ መንነት ጸገም ዝድግሶም ኣሎ።
@haftomteklemedhn3810
8 ай бұрын
እንታይ እዩ ፀገምኩም ትግራይ እንተዓበየት ዓባይ ኤርትራ ምህናፅኩም ዘናድዶ ትግራዋይ የለን ንስኻትኩም ሲ ዓባይ ትግራይ ክንሃንፅ ኢና እንተበልና እንታይ ኢኹም ትጉድኡ ንስኻትኩም እስኪ ኣረድአኒ መልሰለይ እስከ
@Warsay4565
8 ай бұрын
@@haftomteklemedhn3810 ንሕና ኤርትራውያን ብዛዕባ ትግራይ ተዛሪብናን ዕላማ ገርናን ኣይንፈልጥን ኢና። ብክልል ትግራይ፡ ኣብ ንዛረበሉ፡ብዛዕባ ስለምንታይ ፡ኣብ ዝፈረሙሉ ውዕልን ኣብ ሕጊ ዘይምውዓልኩምን፡ብሕጊ ክትምእዘዙ ዘይምድላይኩምን እዩ። እቲ ካልኣይ፡ ዘይናትኩም ሃገር ምስ ክልልኩም ክትሕውሱ'ሞ "ዓባይ ትግራይ"ናይ ምግባር ሕልምኹም ኮይኑ፡ኣንቱም ሰባት እዞም ተጋሩ ዘይናቶም ዝደልዩሲ እምበር'ዶ ጥዕና ኣለዎም'ዩ ክንብል ከለና'ዩ።እዚ ዘይናትካ ምድላይ ከኣ ውጺኢቱ ክሳብ ልዕሊ ሓደ ሚልዮን መንእሰያት ከምትኸፍሉ ኮንኩም። እምበር ነታ ክልልኩም ከምድላይኩም ክትገብሩዋ ንዓኹም ዝምልከት'ዩ፡ሓደ ኤርትራዊ ከኣ ኣብ ክልልኩም እትገብርዎ ተገዲሱን ተዛሪቡን ኣይፈልጥን'ዩ። ስለዚ፡ ንኤርታራ ዛዕባ ገርኩም ምዝራብ ሕደጉዎ። ኣብ ዝኾነ ፖለቲካዊ ዘረባኹም፡ምሁራትኩምን ደገ-ሓደርኩምን ኤርትራ ከይጠቐስኩም ሓሊፍኩም ኣይትፈልጡን ኢኹም፡ከም ጎረባብቲ ስለምንታይ ሰላም ዘይትህቡና?
Can these people learn from their mistakes to say the least 🤔 ?
@chuksokadigbo4750
8 ай бұрын
Not only this EDUCATED ILLITERATES, but the entire ፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ትግራዋይ from the pit of HELL have not yet learned fom their mistakes right from day one, because the are CURSED from the Almighty God.
@danieltesfaye9133
8 ай бұрын
@@chuksokadigbo4750how stupid and deep stick are you to think like that about human being that much hate WTF
@danieltesfaye9133
8 ай бұрын
Stupid comment
@rahelhagos8660
5 ай бұрын
Wow, it is unbelievable there are people who are just junks. At least Tigrians died but freed their people. How about u who have a tiny country with higher education nor parliamentary vote. Issyas have being dictated u for the past 30 yrs, ur family are slaves in 21 century because no one can be brave to fight for their freedom rather get comfortable at someone else country or be the lunch of sharks in Mediterranean Sea. So, if u want to be a good neighbor have some respect to the great people of Tigray because we are proud people who love our freedom , ur people are in famine as well but no one can report
ብራኸ ሸው ፡ እላኧበየ ፣እላተመዘዘ ምሁራትይ ጀጋኑይ ምስ ሕዝቢ እላፋለጠ ፣ ፀላእቲ ይኹኑ ፈተውቲ ምስ ሕዝቢ ሓሳቦም እላፋላጠት ዲሞክራሲ እላምሀረት እላኧበየት ትመጽእላ ሐፋሽ እላፈተዋ ልትመጽእላ ሚድያ እያ ። ብራኽ ሸው መራሂት ተጋዳሊት መድህን ገ/ሥላሰ TMH ሐም ጡው እንኧ ትሪኤኪ እያሞ ደጊም የለይ በልያ ጀግና ውላድ ትግራይ ኢኺሞ ኧዮኺ ❤ ክንብለኪ ንፎቲ ። ገረዚሀር ዓለማዮ ካብ አሜሪካ ።
Tigray First Needs to Solve its Internal problems.
ኣብ ትግራይ ክሳብ ሕጂ ፖለቲከኛ የለን ሓሳዊ ኢዩ ደሎ
ካብ ዓባይ ትግራይ ዓባይ ኢትዮጵያ ተሐሸና ዝብል ትግራዋይ ንሱ ይሁዳ ምስ ኣደኡ ዝደፈረ ምስ ሓፍቱ ዝዓመፀ ምስ ኣቡኡ ዝቐተለ ምስ ሓዉ ዝረሸነ ክነብር ዝደሊ ዕሱብ ሕልና ዘይብሉ ፍጥረት እዩ።
@chuksokadigbo4750
8 ай бұрын
-- 😊😊😊 😂😂😂🎉🎉🎉🎉 ዕልልልልል ርሑስ ዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ more than 1.5 million Rest in HELLፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ትግራዋይ ሰማእታት
@user-xm2un2sl7e
8 ай бұрын
እታ ትግራይ ካበይ ኣምጺኣ ያ ክትዓቢ?
@JjJj-rg1xo
8 ай бұрын
@@chuksokadigbo4750U R right. This people R living in dream.👎
@peacetotheworld8226
8 ай бұрын
@@chuksokadigbo4750ኣነቱሙ ጉሓፋኣት ናይ ዓለሞ ተረፋ ጥልየን ኔርኩሙ ሕጅ ኻኣ ተረፋ ኣሞሓሩ ደመከል ኮይኑ ደሞኩ ሕጂ እንታትገብሩ ኣንቱሙ በላዕቲ ሰብ ሕጂ ኻኣ ባሕርኹሙ ክትሞጠሉ ኢኹ ኣቱሙ ደፈርቲ በጊዕ
@noreyyaibrahim7190
8 ай бұрын
አረ በይዛኩም ካብ ምስ ኤርትራ ኢትዮጵያውነት ይመርጽ ሙልእ እንደርታ ራያ ኤርትራ ትብሉ ግን ኤርትራውያን ስለ ዘይ ሓረዱኩም ድዩ
❤❤❤❤ ንሕና ዝጎደለና እውን ሃገር ዘይምምስራትና እዩ። ምሁራን ትግራይ እውን ብዘይካ መ/ር ገብረዳን ደስታ ን መ/ር መሓሪን ። መራሕቲ ትግራይ ብሓፂሩ ስትራተጂካዊ ኣኮኑን ንመሃያን ንጥቅምን ዝጓየዩ እዮም ። ርዳእታ ፣ ሓፂነ መፂን ፣ ዘይቲ ንመኸተ ዝተሰብሰበ ዝካፈሉ ከሓድቲ እዮም። ህወሓት ከም ሃይማኖት ዝክተል ሰብ ዋላ ይውሓድ ኣሎ።
ናመረሳ ፀሃየ ትንታነ ብጣዕሚ ፅቡቅ ሸውሀትካ ዝኻፍት ናይታ ጋዜጠኛ ሕቶ ግን አብ ሐደ ፓርቲ (ህወሓት) ብጣዕሚ ብፅልኢት ዝሰኸረት ትመስል ኩሉ ግዜ እትሓቶ ሕቶ ሐደ ጋዜጠኛ ፅልኢት ዘይኮነ ክሰብኽ ዘለዎሲ ካብ ዝጥይቆ ሰብ ሐዱሽ ሓሳብ ንክረክብ ኢዩ ክጥይቅ ዘለዎ ናዛ ጋዘጠኛ ሕቶ ግን ብወገነይ ክርድኦ ከለኹ ፀረ ህዝቢ ትግራይ ይመስል ንዙይ ክብል ዘገደደኒ ብምኽንያት ኢዩ ዝመርሐና ፖሎቲካዊ ሐይሊ ከየዛጋጀኺስ አብ ኢድና ዘሎ ዝመርሐና ሐይሊ ብቁሉጡፍ ክፈርስ ትደልዪ ብሐፅሩ ክብለኪ ዝደሊ አብ ነብስኺ ዘሎ ክዳን እንተፀሊእኽዮሲ መቀየርታ ከየዳለኽሉ ክቶርብዪዮ ትደልዪ ዶ? ምኽንያቱ ስለዝፀላእኽዮ እንተደርብኽዮ ዝገደደ ጥራሕኺ ስለ ትወፂ አይምረፅን ። ታይ ደአ ተኢል እታዘለትኪ ሒዝኪ ግን ካሊእ ዝሐሸ ክዳን (ክተዳልዊ ) አለኪ ብሐፂሩ ክዳን ከይገዛእኺ ክዳንኪ አትደርብዪ ንመድሂን ይአክል ። ንመረሳ ፀሃየ ግን ካብዙ ኩሉ ማሕልኻታት ሐሊፍካ ብሐግስ ናብ ትምህርቲ ዓለም እንኳ ተመለስካ ካባኻ ብወገነይ ከም ህዝቢ ትግራይ ብዙሕ ትንታነ ኢና ንፅበ ብወገነይ ናትካ ቃለመጠይቅ ናሐንቲ መዓልቲ እኳ ሐሊፋትኒ አይፈልጥን ብፅሞና ኢየ ዘዳምፀካ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ። እተ ንመድሂን ግን ዝረአየኒ ጉድለትኪ ንምምኻር ተደልኽኒ ብወገነይ ይከአል ኢዩ።
Halewlew yu nay meresa
Anta moyte Israel mis kilil Tigray 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 kemiu endabelkum tetsenaniu
Yes good thanks so much 🙏 for You 🥰💙💙💙💙🙏🙏🙏
I am Eritrean guy in order to know me. I would like to say very good explain ❤
@germenakaleweldi2098
6 ай бұрын
Go to class to improve ur English grammar
I’m Eritrean I like your knowledge I wish we all come on something better for our lives
ኢለ ነይረ ዝብል ኣብ ትግራይ ቡዙሕ እዩ....
@user-zy6tz3wi3u
8 ай бұрын
ስለዚ ሰማዒ ኣይነበረን ማለትዩኮ።
@haylshgebre698
8 ай бұрын
Atum sebat beyzakum sle baelkum endo hsenu eti mnteysi kab siderin maesertin nktidhnu ezi nana ymlket
@chuksokadigbo4750
8 ай бұрын
@@user-zy6tz3wi3u ዕልልልልል…መጀመሪያ እንቋዕ ንዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ more than 1.5 million Rest in HELLፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ትግራዋይ ሰማእታት ኣብ ምድራዊ ሲኦል ዘርኢ ድያብሎሳት ጋንየናት ሕዝቢ ትግራይ መንሃርያ ክልል ትግራይ ኣብፀሓኹም: ኣሜን! ኣሜን!
Brilliant Journalist,,, 👍! Keep up the great work. It's time for Tigreans to make peace with Ethiopians & Eritreans.
ንምንታይ ኣምሓራይ ዝተቀየሩ ኣሕዋትኩም ዘይትዛረቡሎም ቒቒቒ ተጋሩኣገው ደም ደምብያ ደምበዛን ማለት ጠፊእኩም ብኣምሓራይን ዘምሓርሓርኩምን ንዘመናት ይሳቀዩ ኣለው ብሰንኪ ርኹስ ኣምሓርኛ ርጉማት ጠላማት ምዃንኩምዩ ንምንታይ ተጽቅጡ
Hey lemano fo, hasewti
I have written on this subject in the past. Diplomacy is based on the framework of modern nation states and not on past empires. For instance, Italy cannot claim all the regions controlled by the Roman Empire. The same could be said of the Axumite kingdom and several other past empires in the world. In fact, the modern state of Italy was created in the 19th century. And this is the framework which is used for current diplomacy. The modern states of Eritrea, and Ethiopia (which looks like kittle on the map of Africa) were created independent of each other, in the latter half of the 19th century. The same is true for the countries in Africa and most in Asia and Latin America. So, claiming Assab and/or any other port of Eritrea on the basis of Axum empire is a false and an infantile argument. In spite of this, however, the desire of Ethiopia to have access to the sea is everlasting. What is important for those who craft the diplomacy of Eritrea is to take this as an important existential threat and to remain very vigilant. Eritreans should not always be taken by surprise.
@user-zy6tz3wi3u
8 ай бұрын
Ethiopia empire must divided for the sacke of peace in the region in general .and it will be soon
@chuksokadigbo4750
8 ай бұрын
@@user-zy6tz3wi3u Really???The GOOD NEWS is that at least 1.5 millions your fellows ፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ትግራዋይ from the pit of HELL are ERASED out of the surface of the earth, is that not so SWEET as HONEY?
@ethiogeotech4695
8 ай бұрын
Actually military and economic power matters. Such analysis may be good for academics, but not for real politics. Pres. Isayas himself said that "might is right" and we Ethiopians observe his work because it fits our narration. 🥰
@heruy8274
8 ай бұрын
Ethiopia cannot claim Eritrea on the basis of Aksum anyway. Who has a more legitimate claim to Aksum than the Tegrena-speaking descendants of the Aksumans? The Tegrean people are divided between Eritrea and northern Ethiopia, while the Afar people are divided between south-eastern Eritrea and northeastern Ethiopia. I think that it is Eritrea that has a better legitimacy to claim Ethiopian territories in order to unite its transborder ethnic peoples, not on the basis of having once ruled them but on the basis of national self-determination. It is absurd that we have yet to entertein and contemplate the prospect of increasing the popuation and territory of Eritrea through political union of transborder ethnic groups as a narrative to combat and undermine Ethiopia's enduring narrative of having non-existent legal and historical rights to Eritrean territory, which it sold to Italy for money and weapons. Ideally Eritrea would have formed an alliance with a united Somalia, with whom it would share an irredentist political interest. Listen to the Ethiopian that responded to you. Ethiopians believe in might is right. You cannot peacefully coexist with such a people. Our recent history is a testamony of that. Eritrea's peace and development is ultimately best secured through an aggrandizement and integration of ethnic territitories and a territorial reduction of Ethiopia.
@chuksokadigbo4750
8 ай бұрын
@@heruy8274 ካብ ጌግኡ ዘይማሃር ሓጥያቱ ተናሲሑ ሰብአዊ ኣታሓሳስባ ዘየማዕብል እቲ ካብ ዓለም ዝደንቆረን ትሕቲ ዕቡድ ኸልቢ፡ ዕቡድ ዝብኢ ኣራዊትን እንሰሳን ዝስራዕ ህዝቢ እንተሎ ዉርጋጣት ዉርደተኛታት ሓይማኖት ዘይብሉ፣ ባሕሊ ዘይብሉ፣ ፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሉ ብስብስ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ረሳሕ ለሓሲ ጥላም ሕዝቢ ህዝቢ ትግራይ ጥራሕ ዩ። ንህዝቢ ኤርትራውያን/ ኢትዮጵያዉያን ካብ ጥንቲ ካብ ምፍጣር ዓለም ጀሚሩ ጸላኢኡን ደመኝኡን ፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሉ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ረሳሕ ለሓሲ ጥላም ብስብስ ሕዝቢ ትግራይ ኢዩ ! ብበረኺና ኣሲድ ተሓጺቡ ዘይጸርይ ሽንፍላ አእምሮኡን ልቡን ብኽፍኣትን ተንኮልን ዝመልአ ባዓል ማንታ ኽልተ መልሓሱ ፀሊም ዝኾነ ተዛረብቲ ትግሪኛ + ኣምሓራ + ኦሮሞ መልሓስ ኣዘንጊዑን ኣድብዩን ዘጥቅዕ ሚሒሉ ጥሒሉ ናብ ማዕሙቕ ዘጥሕል ናይ ሰብን ናይ ጎረቤቱን ጽቡቅ ባህ ዘየብሎ ብሕስድናን ቅንኣትን ክፋሓስ ዝሓድር ካብ ተመንን ዕንቅርቢትን ዝኸፍአ መርዛም ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ረሳሕ ለሓሲ ጥላም ብስብስ ሕዝቢ ትግራይ ፍጥረት ኢዩ ። ከም ዝብኢ ሕድሕድ ዝባላዕ ከም ዝብኢ ኣዘንጊዑ ዝሃጅም ሃንጎሊማ ሱሱዕ ዘይዓግብ ሸውሃት ዝተዓደሎ ብኣምሳል ተዛረብቲ ዕቡድ ኸልቢ ዝተፈጥረ ህዝቢ እንተሎ ብስብስ ጥምባም ዘርኢ ድያብሎሳት ሓቐኛ ተወጋሪ ሕዝቢ ትግራይ ጥራሕ ዩ።
Why is Medhin silent today? Dunkurunue diyu gerimuwa
@jubilee_john4862
8 ай бұрын
😂
SAHSAH KONDAF
Thanks medhin g/sellase ❤❤❤❤❤
Eway hasot eziem eyom mhratkum
ትግራይ ትበሃል"ኤንቲቲ" ኣብ ታሪኽ ኣይነበረት!!! ተኣረም ረዳት "ፕሮፌሰር"፣ ድልየት ሃንቀውታ ትምኒት ባህጊ.,.... እዚ ኹሉ ፍልጠት ኣይኮነን !!! ረዳት ናይ ፕሮፌሰር !!! ሕልምኻ ኣብ ቤት ማሕቡስ ክፍትሓልካ ኢዩ። በትሪ ጌታቸው ናባኻ ኢያ ጽንሕ ኢልና።
I wish this assistant professor were to be in position of leadership. The professor is well read, level headed, calm, patient, wise . I pray that you run for a political position in near future. I respect you professor. God bless you !!
@NatalBruck1948
8 ай бұрын
I never realized delusional thoughts like this dummy So-called professor. ❗️
Enough death and destruction. Leave Eritrea poor and unhappy and Love your Ethiopia and live in peace with your people. Eritrea can take care of her self no matter what.
@dagmawiadwa8882
8 ай бұрын
Why you didn’t take care of your snake leaders until now?
@ahmedmusa9821
8 ай бұрын
Because i am happy with what he i doing. No name calling please.@@dagmawiadwa8882
ድሕሪ ሐዚ ናብ ኢ/ያ ምምላሰ በዓልካ ምማት እዩ ❤❤❤
@chuksokadigbo4750
8 ай бұрын
@@emahatsionyohannes2272 ካብ ጌግኡ ዘይማሃር ሓጥያቱ ተናሲሑ ሰብአዊ ኣታሓሳስባ ዘየማዕብል እቲ ካብ ዓለም ዝደንቆረን ትሕቲ ዕቡድ ኸልቢ፡ ዕቡድ ዝብኢ ኣራዊትን እንሰሳን ዝስራዕ ህዝቢ እንተሎ ዉርጋጣት ዉርደተኛታት ሓይማኖት ዘይብሉ፣ ባሕሊ ዘይብሉ፣ ፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሉ ብስብስ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ረሳሕ ለሓሲ ጥላም ሕዝቢ ህዝቢ ትግራይ ጥራሕ ዩ። ንህዝቢ ኤርትራውያን/ ኢትዮጵያዉያን ካብ ጥንቲ ካብ ምፍጣር ዓለም ጀሚሩ ጸላኢኡን ደመኝኡን ፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሉ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ረሳሕ ለሓሲ ጥላም ብስብስ ሕዝቢ ትግራይ ኢዩ ! ብበረኺና ኣሲድ ተሓጺቡ ዘይጸርይ ሽንፍላ አእምሮኡን ልቡን ብኽፍኣትን ተንኮልን ዝመልአ ባዓል ማንታ ኽልተ መልሓሱ ፀሊም ዝኾነ ተዛረብቲ ትግሪኛ + ኣምሓራ + ኦሮሞ መልሓስ ኣዘንጊዑን ኣድብዩን ዘጥቅዕ ሚሒሉ ጥሒሉ ናብ ማዕሙቕ ዘጥሕል ናይ ሰብን ናይ ጎረቤቱን ጽቡቅ ባህ ዘየብሎ ብሕስድናን ቅንኣትን ክፋሓስ ዝሓድር ካብ ተመንን ዕንቅርቢትን ዝኸፍአ መርዛም ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ረሳሕ ለሓሲ ጥላም ብስብስ ሕዝቢ ትግራይ ፍጥረት ኢዩ ። ከም ዝብኢ ሕድሕድ ዝባላዕ ከም ዝብኢ ኣዘንጊዑ ዝሃጅም ሃንጎሊማ ሱሱዕ ዘይዓግብ ሸውሃት ዝተዓደሎ ብኣምሳል ተዛረብቲ ዕቡድ ኸልቢ ዝተፈጥረ ህዝቢ እንተሎ ብስብስ ጥምባም ዘርኢ ድያብሎሳት ሓቐኛ ተወጋሪ ሕዝቢ ትግራይ ጥራሕ ዩ።
@yemanehabte5190
8 ай бұрын
Ms Eritrea zelekum zmdna amahayshwo Hawna Kalie blash eu
@user-xm2un2sl7e
8 ай бұрын
ናብይ ዳኣ ክትከይድ ? ናብ ኤርትራ?
@abrahamhagos1938
8 ай бұрын
@emahatsionyohannes2272. You and the other guy whom you insulted are two arrogants.
@mizaanberhane4002
8 ай бұрын
@@kaprino እንታይአዴኻ አእተወካ ተረፍ መረፍ ደርጊ ወዲታ ተካል በደው ሓንጀመንጂ ሑሕ 👹👹👹👹👹👹👹👹👹👹👹ኦሮማራ መጹኹም
መልሓስ ስለዝሓዝካ አብ ተለቪዥን ስለዝለፍለፍካ ፕሮፌሰር ስለዝተብሃልካ ካብ መርሸንቲ ትድሕን ከይመስለካ ካብ መርሸንቲ ከድሕነካ ዝኽእል ብምልኡ ትግራዋይ ክዕጠቅ አለዎ አብ ሜሬት ትግራይ ዘለዉ ኤርትራዉያንን አምሓሩን ብዘይ ንሕስያ ሕነ ፈዲኻ መሬት ትግራይ ክጸሪ ግዝኣት ትግራይ ምስ ባሕራ ሓራ ወጺኣ ሃገረ ትግራይ ጋህዲ ንምግባር ስርሑ ካብዚ ወጻኢ ዓጆዉ ጆዉ አይትበሉ አብዚ እናመጻእኹም ዱሁላት
ብቅዓት መሪሕነት ትግራይ አብ ፈላጣት ክምስረት አለዎ ::
ስቅ ነል ወሽላኽ
ኣታ ከመይ ዩ ኮይኑ ዘሎ እዚ pro ክክክ
@kidusgirma7909
8 ай бұрын
አካልብ ኤርትራውያን እስኪ ካብ እንዳማትኹም ዉፁ🤮
@kidusgirma7909
8 ай бұрын
ከልቢ get out of here🤮ሰራቂ መንዲል
ፕሮ መረሳ ዓሚቅ ፍልጠትን ልቦናን ዝውን ተስፋ ብሄርና እዩ፡
ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና
Prof. Meressa, I sympathize with the people of Tigrai for what has happened. I also want to send my condolence to the 😅 bereaved families. Prof.Meress,you seem to portray Eritrea same as Essayas. Not at all, Eritrea is a casuality of Essayas. The Eritrea, all Eritreans, inunison dream, is yet to come. And believe me, it shall come.That liberated and prosperous Eritrea will, I hope, live in peace with all her neighbors, especially with Tigray.
@chuksokadigbo4750
8 ай бұрын
😊😊😊 😂😂😂🎉🎉🎉🎉 ዕልልልልል ርሑስ ዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ more than 1.5 million Rest in HELLፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ትግራዋይ ሰማእታት
@user-zy6tz3wi3u
8 ай бұрын
It will !!
@yafietdawit6325
8 ай бұрын
@@chuksokadigbo4750 I am sure you are not Eritrean
@chuksokadigbo4750
8 ай бұрын
@@yafietdawit6325 Really???The GOOD NEWS is that at least 1.5 millions your fellows ፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ትግራዋይ from the pit of HELL are being ERASED out of the surface of the earth, is that not so SWEET as HONEY?
@user-ls9oh7wr8m
8 ай бұрын
For this to happen the primary cause of all this misery in the region must be buried as an organization, as an ideology and culture: I named WOYANE!!! Get ride of Woyane and Woyane affiliated terrorists groups and you will see the broken promises of 1990 full filled 😊
ነዚ ደንቆሮ ካብ ተምፅኢ ምትራፍ ምሓሸኪ ሕሽክርና ጉጅለ ባንዳ ህወሓት ዘይበለየሎም ሰባት ኣይተምፅኢ። ብሄራውያን ውድባት ትግራይ ብሓንሳብ መድረኽ ፈጢርኪ ቀፃሊ ክትንትኑ ግበሪ።!
@nabhade3470
8 ай бұрын
@@gebmeb1193 ኪድ ኣታ ኣድጊ ቀይሕ ባሕሪ ናይ ኣኹሳማውያን እዩ።
Yosef gebrihiwet wedi adka eritrea ziabeye eyu eritreawi gerka aytzarev kulu negerkum hasot
ፀሐይ እድሜና ጤና ይስጣህ መሰረት ያለው ንግግርነው ተባረክ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@kassugebreyes6266
7 ай бұрын
15:50
Pow ti professor zebhal kemzi tehasibu tom mahymat dea kemey yehasbu malet yu hazinelki tegray hiji wen degdede ekum ketmxlu zi hezbi 😢
ድሕሪ ደጊም ትግራይ ብደረጃ ሃገር ክትሓስብ ኣለዋ ::
@kerkebedeley
8 ай бұрын
Thank you ብርጌደይ ✊❤️💛
@naduabaaba9585
8 ай бұрын
Aye tegaro hilmi dorho 😂😂😂😂😂
@jhonocbay693
8 ай бұрын
Tegray hager ketkwn okmi yeblan atwia kuonti geso. Beles. Enkulalih..etc ...mes obay Ethiopia. Kem kelele kona ketnber eya esukem xebib odel eyu game over 🇻🇳🇻🇳
@user-xt6lt2zf3k
8 ай бұрын
@@naduabaaba9585 ደንብያ 🇪🇹
@user-xt6lt2zf3k
8 ай бұрын
@@jhonocbay693 ካብቶም ሃላያት ኢኻ ምሽ 😂😂 ኣላ ንስኻትኩም ኣብዑር 🐂🐂🐂🐂
Yesef gebrehiwet eritreawi aikonen
What happened to the people of Tigray is completely appalling. But now all the people of the region should work together for peace and prosperity of all the people. It's time to look forward.
መድህን መደባትኪ ከም ኩሉ ግዜ ብሉጻት ኢዮም ቐጽልሉ ❤❤❤
ምስ ኢትዮጵያ ወይ ምስ ኤርትራ ልተደመረት ትግራይ አይደሊ ነፃ ሀገረ ትግራይ ኢና ንደሊ
@dawasolo6804
8 ай бұрын
እንታይ ክትበልዒ
Always living under Eritrean shadow!
@heruy8274
8 ай бұрын
And you are living in the shadows of Western government in white man's countries far away from Eritrea. Don't act like you've earned the right to be haughty and deserving of respect when your leader has condemned the people of Eritrea to a life of exile as refugess for decades.
@user-ls9oh7wr8m
8 ай бұрын
@@heruy8274Heruy are you party to the human trafficking network Obama told us he work with ?
Thank you
ሕልሚ ሕልሚ እዩ ። ዘዝራኣኻዮ ኮኾብ ናተይ ክብል ንኻሎኦት ክትመስል ምፍታን ። ሑሙም ጥራይ ክትከውን ኣለካ
ርኹስ ኣምሓርኛ ምዝራብ መዓስ ኢኹም ተቋርጽዎ ?
I like the discussion and very professional. Thanks
Extremely matured individual
Anta ezis professor u ? " tom kalot win bkemu Yom zruna warriors Yom Yom zbluna" ab resi professor zelo superiority 😂😂
ሐውና መረሣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩሉ ግዜ እተቅርቦም ሓሣባት ምዕቡላት እዮም ሰማዒ እንተዝህሉ እቲ ብጣዕሚ ዘሕዝን ግን እቲ መሪሕ ውድብ ይኹን እቶም ተናሓናሕቲ ውድባት ኩሎም አብ ሕቱኽቱኽ እዮም አትዮም እንተ ንስኻ ግን ዕድመን ጥዕናን ሂቡ መዋእልካ የፀብቆ ፈጣሪ
Fara prof
Nskum ekum tkberu agame
መጀመርያ 'ሕገ መንግስቲ ንምኽባር'፣ ጽንሕ ኢሎም 'ምእንተ ናፅነት ትግራይ'፣ ጽንሕ ኢሎም 'ኲናት ኣንጻር ጽንተት'፣ ጽንሕ ኢሎም "ዕፅዋይ ክባይ ልምፍንፃሕ" ዝብል ጭርሖ ሒዞም፣ ኣማኢት ኣሽሓት ተጋሩ ንኾንቱ ሃሊቆም
@user-un1fk8xe2q
8 ай бұрын
Moyte beka
@user-iz5ws3tz3t
8 ай бұрын
ናይ ኤርትራውያን ኮንቱ አሟሟት እዩ እንበር ተጋሩ እማ ጠጠው ኢለ አይመውትን ፣ አደይ አይትድፈርን ፣አቦይ እና አሕዋተይ አይርሸኑን ኢሉ ይመውት አሎ ኤርትራውያን ግን ደም ከልቢ እዩ
@melathaile1561
8 ай бұрын
@@user-iz5ws3tz3t ክክክ ተሰዊካ እንታይ ኣፊሪኻ እዩ እቲ ሕቶ። እታ ዝመጸት ኣብ መወዳእታ ከዳሚ ናይ ኦሮሞ ብልጽግና እዮም መራሕትኻ። nothing achieved except death of thousands of youth.
@mizaanberhane4002
8 ай бұрын
አይ እንዳ ህግድፍ በጥራዕራ አብዚኩም ኮነ ተረፈ እንዳ ሻዓቢያ ናብ ጊላነት ኦሮማራ ምኻን አይተረፈክንን, ወያኔ ሓዚላ ሓንጊራ ስረ እዕጢቓ ሰብ ገራትክን ነይራ ግና አምል ምስ መግነዝ ናብ ከም ሽቲ ግመል ንድሕሪት ከም አቦታትኩም ናብ ባርነትኩም.
@meleykidane838
8 ай бұрын
You are laying
Ass. Professor Meresa Tsehaye ' great analysis. Thank you for your thorough and clear explanation. Amazing tigraway.
@chuksokadigbo4750
8 ай бұрын
😊😊😊 😂😂😂🎉🎉🎉🎉 ዕልልልልል ርሑስ ዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ more than 1.5 million Rest in HELLፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ትግራዋይ ሰማእታት!
@heruy8274
8 ай бұрын
@@chuksokadigbo4750Get a life Barya. Its funny to see you comment the same thing over and over again like the toughtless adgi you are.
@user-ls9oh7wr8m
8 ай бұрын
😂😂😂😂
@chuksokadigbo4750
8 ай бұрын
@@user-ls9oh7wr8m . ዕልልልልል…መጀመሪያ እንቋዕ ንዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ more than 1.5 million Rest in HELLፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ትግራዋይ ሰማእታት ኣብ ምድራዊ ሲኦል ዘርኢ ድያብሎሳት ጋንየናት ሕዝቢ ትግራይ መንሃርያ ክልል ትግራይ ኣብፀሓኹም: ኣሜን! ኣሜን!
For 20 years, there was NO war NO peace b/n Ethio &Eritrea, why? Was it because of TPLF or EPLF?
I like this guy and support him,Tigray free from Ethiopia?
@user-ls9oh7wr8m
8 ай бұрын
😂😂😂😂😂
ኣብዚ ከተስተውዕሉላ ዘለኩም ቃል "በዓል የሰፍ'ኮ ናብዚ ገጽኩም'ዶ ንዑ እዮም ዝብሉ" ትብል'ያ እሞ ሕጂ ነታ ረሳሕ ሃገርኩም ፈንፉንኩምስ ናብ ኤርትራ ዲኻ ክትሕወስ? ዝገርም ግን ህዝቢ ኤርትራ'ኮ ብዝኣመኖም ደቀይ ኢሉ ኩሉ ዝሃቦም'ዩ ተበዲሉ እምበር ጅግና ህዝቢ ንዓለም ቃልሲ ንናጽነት እታይ ምዃኑ ዝመሃር ህዝቢ'ኳ'ዩ። ነዚ ከይተረዳእካ ናብ ኤርትራ ገጸይ ኽግብት'የ ዝበለ ከኣ ጽገም የለን ሽዑ ብግብሪ ዝምለስ'ዩ
ናይ ኢድኩም ኢኩም ረኪብኩም 27 ዓመት ኣብ ኢቶዮጵያ ዝገበርክሞ ክፍኣት ኢኩም ትፍደዩ ዘለኩም
@yonassolomon7711
8 ай бұрын
eziom si entay aynet fetret eyom...kehadeti
@samcity7267
7 ай бұрын
ተረፍ ዓሳ
አብ ጽንተት ትግራይ ካብቶም ዝሑተቱ መራሕቲ ትግራይ ንስኻ መረሳ ሓደ ኢኻ፡ ንሕወሓት ደግፍካ ብሓሶት ትግራይ ነጻ ከነውጽአ ኢና ኢልካ ኹናት ከፍትካ መንእሰይ ትግራይ ምስ ረገፈ ንስኻን ብጾትካን ነብሱኹም ከተድሑኑ ሕራይ ኢትዮጵያዊያን ኢና ኢልኩም ለሚንኩም ኢትዮጵያዊያን ኮንኩም ህዝቢ ትግራይ ንኹንቱ ህወቱ ጠፊኡ ንብረቱ ዓንዩ አብ ድኽነት አትዩ ይሳቀይ አሎ፡ ንስኹም መራሕቲ ግን ናብ ኩሉ ዝደለኽሞ አሜርካ አውሮፓ እስራኤል ካልእን እንዳኸድኩም ነብሱኹሙን ስድራኹሙን ትነብሩ አለኹም።
Thanks professor
Think Globally Act Locally!
ሕጂ ውን ትግራይ ክንሕሪራ ኢና🇪🇷💪💪💪
@tiamirkidane7715
8 ай бұрын
ኪድ ሕሩር ሓሪርካ ከለኻስ እንታይ ከተሕርር ኢኻ ክክክክክክ ሕጂ ካኣ ኣቢይ ድሮን ጌሩ ከሕርረካ ኢዩ ብጽብጽ
@CherinetAyele-nr8yn
8 ай бұрын
ናይ በጊዕ ታሪኻ ረሲአዮ'ዲካ።
@user-tl1ef3zi2e
8 ай бұрын
@@tiamirkidane7715eta diron nay Debrich diya 😅😅😅 🧤 🧤 geru zifikirela zinebere 😅
@woldaislassie2930
8 ай бұрын
የዋርድካ፣ ንባዕልኻ ተዋሪድካ ንሰብ ትልክም እንስሳ። ዱሑር፣ ደንቆሮ፣ መሃይም ምዃንካስ ባዕልኻ ትለፋለፍ ኣለኻ። ኣብ ክንዳኻ ሓፊረ ገጽካ ትርሓቕ፣ ከብቲ።
@user-tl1ef3zi2e
8 ай бұрын
@@woldaislassie2930 hakika eka komu ayibahalin eyu gin ezi professorkum win kabu ayhayishin eyu. Nue Hiferelu, zehifir eyu
Right analysis on the right time . Thank you Medhine for inviting Meresa Tsehaye to your show.
@lilytony3299
8 ай бұрын
You so wrong in someways (eti chifchefa ahmesaselin semayn mdrin eyu hade(1) nska amaratsi neyruka kilite(2)
ድኻስ ብህልሚ ለይቱ ጠስሚ ተዘይ ሰቲስ ነቂጹ ምስ ሓደረ ዝብሃል ምስላ, ንከምዚ, ዓይነት ናይ ኣእሮ, ናይ ቅንኢ, ናይ ሕስድና, ስሰዐ, ናይ ፖሎቲካ ዝሞት ሙሉእ ፕሮፈሶር መልኣከ ሞት
ሕጂ ውን ከም ቀደምና ሓቢርና ንሓንቲ ዓባይ ሃገረ ትግራይ ንቃለስ ይኣክለና ኣሕዋት ንክንስና ነንባዕልና ምብላዕ ዓባይ ትግራይ ይኩን መውጺኢ ኣፍና
ተጋሩ ጥራይ ጠሊቀፊቀፍ ቦሉ ሞ ኢቲ ሓዊ ኣብ ገዛኽም ኢያ ኽትከውን 🇪🇷💪
@Berekettesfaye05
8 ай бұрын
ኣየ ህግደፍ? ፈቲኻ ዝገደፍካ ትመስል።
@kerkebedeley
8 ай бұрын
አይ ፈኸራ ህግድፍውያን 🤣😂
@yonas5644
7 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷👑👑👑👑
Professor Meresa Tsehaye is the best & the brightest ! I love His analysis about the East African geopolitical situation & the Ethio-Eritrea current situation & Tigray’s lack of strategic leadership, Thank you professor Meresa Tsehaye for your insightful analysis about the Tigray crisis, Brakhe show thank you as always.
@chuksokadigbo4750
8 ай бұрын
😊😊😊 😂😂😂🎉🎉🎉🎉 ዕልልልልል ርሑስ ዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ more than 1.5 million Rest in HELLፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ትግራዋይ ሰማእታት!
ኣነ ዝገርመኒ እቲ ክመርሕ ዝኽእል ጭራ ተሰሪዑ እቲ ክመርሕ ዘይኽእል ግን ቅድሚት ተሰሪዑ ንባዕሉ ዘይመረሐ ንትግራይ ዝመርሕ ብምርኣየይ ኢዩ።ከምኒ መረሳ ትግራይ ክመርሑ ይኽእሉ ኢዮም።
ተንገብር ተንኮን ኝኝኝኝኝኝኝኝኝኝኝኝኝኝኝ ታይዶስ ከመይዶ አፅሊኡና ኮ አቂደ ገይረ ፈፂመ ዝብሉ ቃላት ይናፍቁና
ናይ ኣልጀርስ ውሳነ ኣተግብሩ ሕዝብታት ተፋቂሮም ክነብሩ ምሰ ኤርትራውየን!:: ወይካኣ ቪክቶርየ ተቀቢልኩም ምስ ኣብይ መሽረፋት ኤርትራዊ ኢትዮጵያ ከይትበታተን ኢልካ ዝስዋ መንእሰይ የብላን ንሓድነትን ሠላምን ኤርትራ እንተዘይኮይኑ ጓሮባብቲ ተከባቢርና ንምበር ሰላም እንፍጠር!::
@user-zy6tz3wi3u
8 ай бұрын
ናይ ኣልጀርስ ውዕሊ ትፈልጦዶ? ባድመስ ውሰድ ፀሮናኸ ትህበና ቅሩብ ዲኻ?ካሕሳውን ዝብል ኣለዎ። ኣብ ባድመ 17.000 ነባሪ ኣለዎ ። አብ ፆረና 320.000
ነገ ለኤርትራ መልካም ይኦናል
Thanks so much prof. The real solution for Tigray and Tigreans to survive is to declare independence. Otherwise, as long as we live with this country, other genocide will follow.
ሚድያ ሒዝኪ ድምጺ ተጋሩ ዘይትኮኒ ዘይትባህለ ግደፉ
መጥፊኡኡ ዝብረሆ ሕብረተ ሰብ፡ በዘመኑ የማይከናወንለት፡ የተረገመ ህብረተሰብ፡ ያሳዛናል፡ ተሕዝኑ😢
@yared928
8 ай бұрын
ወረ መወዳእትኦም እንታይ ኢዮም ክኮኑ
@frehiwotwoldemariam3528
8 ай бұрын
@@yared928denkoro mewdaeteu tekalat
@chuksokadigbo4750
8 ай бұрын
@@frehiwotwoldemariam3528 freጋንየንhiwotwoldeድያብሎሳትmariam ዕልልልልል…መጀመሪያ እንቋዕ ንዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ more than 1.5 million Rest in HELLፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ትግራዋይ ሰማእታት ኣብ ምድራዊ ሲኦል ዘርኢ ድያብሎሳት ጋንየናት ሕዝቢ ትግራይ መንሃርያ ክልል ትግራይ ኣብፀሓኹም: ኣሜን! ኣሜን!
@brinel4462
7 ай бұрын
Deddeb hangover derho
@brinel4462
7 ай бұрын
Deddeb hgdefawi hangol derho
ኣንታ ክንዳይ ትሕሰው ኢኻ።ምኻን ሓሶት ባህልኹም እዩ፧፧ ትገርሙ ኢኹም ።ሳጛኻ ካብ Professor ናብ ኣቦሓሶት ቀይርናዮ ኣሎና።
ኣነ ዞም ህዝቢ ብጣዕሚ አዩ ዝገርመንን ዘሕዝነን
I ❤ it just great !!
ሕውሓት ናይ ሓሳብ ድርቀት ዝገጠማ ውድብ እያ።
@haylshgebre698
8 ай бұрын
Ata wedey esti ab hagerkum hazi ltiyek muhur amtsealey chiba
Hallucinations
Muhur denkoro zeytmeharu mkankum tray u zgerm, ente hzbi tgray emo rahwa ,selam, yfterelu
እስካን ተንታኒ ፖለቲካ እዋይ
I admired your analysis ❤
@chuksokadigbo4750
8 ай бұрын
ካብ ጌግኡ ዘይማሃር ሓጥያቱ ተናሲሑ ሰብአዊ ኣታሓሳስባ ዘየማዕብል እቲ ካብ ዓለም ዝደንቆረን ትሕቲ ዕቡድ ኸልቢ፡ ዕቡድ ዝብኢ ኣራዊትን እንሰሳን ዝስራዕ ህዝቢ እንተሎ ዉርጋጣት ዉርደተኛታት ሓይማኖት ዘይብሉ፣ ባሕሊ ዘይብሉ፣ ፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሉ ብስብስ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ረሳሕ ለሓሲ ጥላም ሕዝቢ ህዝቢ ትግራይ ጥራሕ ዩ። ንህዝቢ ኤርትራውያን/ ኢትዮጵያዉያን ካብ ጥንቲ ካብ ምፍጣር ዓለም ጀሚሩ ጸላኢኡን ደመኝኡን ፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሉ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ረሳሕ ለሓሲ ጥላም ብስብስ ሕዝቢ ትግራይ ኢዩ ! ብበረኺና ኣሲድ ተሓጺቡ ዘይጸርይ ሽንፍላ አእምሮኡን ልቡን ብኽፍኣትን ተንኮልን ዝመልአ ባዓል ማንታ ኽልተ መልሓሱ ፀሊም ዝኾነ ተዛረብቲ ትግሪኛ + ኣምሓራ + ኦሮሞ መልሓስ ኣዘንጊዑን ኣድብዩን ዘጥቅዕ ሚሒሉ ጥሒሉ ናብ ማዕሙቕ ዘጥሕል ናይ ሰብን ናይ ጎረቤቱን ጽቡቅ ባህ ዘየብሎ ብሕስድናን ቅንኣትን ክፋሓስ ዝሓድር ካብ ተመንን ዕንቅርቢትን ዝኸፍአ መርዛም ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ረሳሕ ለሓሲ ጥላም ብስብስ ሕዝቢ ትግራይ ፍጥረት ኢዩ ። ከም ዝብኢ ሕድሕድ ዝባላዕ ከም ዝብኢ ኣዘንጊዑ ዝሃጅም ሃንጎሊማ ሱሱዕ ዘይዓግብ ሸውሃት ዝተዓደሎ ብኣምሳል ተዛረብቲ ዕቡድ ኸልቢ ዝተፈጥረ ህዝቢ እንተሎ ብስብስ ጥምባም ዘርኢ ድያብሎሳት ሓቐኛ ተወጋሪ ሕዝቢ ትግራይ ጥራሕ ዩ።
I have been listening to u pro Mersea tsahayee until now and ur point of view leave me with more questions than answers.what about give us a direction by establishing a political party what ever the name is? I think u should mobilized a single party with the grassroots. U have big ideas ,but u need to have a political party to implement ur vital virtue….!!
@user-ls9oh7wr8m
8 ай бұрын
Why? Do you want another 1.5 million death ? This fake « professor » will answer for the 1.5 million desth in due time, marke my word.
I’m Eritrean 🇪🇷 , but I appreciate how you're analysing the geopolitics of East Africa. And thank you for providing an example of the state of Israel, as they share a similar political struggle and culture with us.
KKKK fake professor 😅😂
❤
Halewlow
ኣበይ ኢዩ ዝነብር❓
@chuksokadigbo4750
8 ай бұрын
Jupiter ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ትግራዋይ
እዋይ ፕሮፊሰርነት ሓሲሩ፡ ኣብ መሬት ዘየለ ሃለውታ።
@peacetotheworld1737
8 ай бұрын
እቲ ትፈልጦ መፂኻ ብስርዓት ተዛረብ:: እቲ ዝክእሎ ይገብር ኣሎ:: ተማጎት ፍልጠት እንተኣለካ::
Isgabher sey bila kilel tigray,belayet deqa
ደስ ዝብል ሕቶን መልስን ነይሩ ግን ትግራይ ሃገር ትከውን እዩ ዘለዎ ካልእ ምንም አማራጭ የብላን ግን ህዋሓት እንተ ዘይወረደ ካብ ኤርትራ ይኹን ካብ ኢትዮጵያ ምሕላይ ክወፅእ እዩ ኢልካ ምሕሳብ ከብድ እዩ ህዋሓት እናሃለየ ሃገር ምግባር ሕልሚ ጥራሕ እዩ ህዋሓት ክእለ አለዎ
ን ዓለም ሲ ጌሶ ፡ድዩ ቀይሕ ባሕሪ ዘድልየን፡ክክክክ