EMNA ኢትዮጵያዊ ሻለቃ ማሞን ናቕፋን ERITREAN HISTORY AND CULTURE

Ойын-сауық

EMNA ኢትዮጵያዊ ሻለቃ ማሞን ናቕፋን ERITREAN HISTORY AND CULTURE Eritrean Media Net Asmera is your news, entertainment, music fashion . We provide you with the latest breaking news and videos straight from the entertainment industry Eritrea Asmara
#EMNA #Eritrea #Eritrean_news

Пікірлер: 143

  • @selamhadgu4628
    @selamhadgu46286 ай бұрын

    መርሓባ ወዲ ሃይለ ኣጆኻ ዳሕዳሐዮ እቲ መሪር ዝሐለፈ እዋን ነዞም ናይ ሕጂ ወለዶ መታን ክማሃሩሉ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኻ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️

  • @erinabella5455
    @erinabella54556 ай бұрын

    እቲ ዝመረረ ሂወት ገድሊ ዝሕለፍኩም ጀጋኑ መሰረት ሰውራ ኤርትራ ሓበን ህዝብኹም ኢኹም : ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @mesfinabraham6412

    @mesfinabraham6412

    6 ай бұрын

    * ሳሕል ወሪድና እንታይ አምጻዕና **??? *ሓደ ዲክታቶር ዓጋመ ንኢሳያስ ሸይጣን አዲ ሓሎ ** አረኪብኩምና !

  • @erinabella5455

    @erinabella5455

    6 ай бұрын

    @@mesfinabraham6412 ሳሕል አይትፈልጦን ኢኻ ዕሱብ 😂😂😂😂

  • @mesfinabraham6412

    @mesfinabraham6412

    6 ай бұрын

    @@erinabella5455 ጥሪት ህግደፍ ባንዴራ ኢትዮጵያ ተሰኪምካ ዝተደመርካ ውን ፈሊጥካያ ለኻ ! 😂😂

  • @erinabella5455

    @erinabella5455

    6 ай бұрын

    @@mesfinabraham6412 ምድማር ማለት ንስኻን አብይን አይትፈልጥዎን ኢኹም : ምድማር ማለት ግም ባድመ ካልኦትን ዳግም እብኢድ ቁጽጽርካ ምእታው ማእለያ ዘይብሉ መሳርያያት ጃንጃ ምምራኽ ንጃንድይ ብዓብኡ ምድዕማኽ : ስልዚ መድማር ንዓና ንወያነ ምልማስን ክባን ዕጽዋን ሴርካ ምውጻእን ብዲፕሎማሲ ጸብለል ምባልን እዩ: ምድማር አንታ ዕሱብ እዚ እዩ ትርጉሙ :: ሃማም 😂😂😂😂😂😂

  • @mesfinabraham6412

    @mesfinabraham6412

    6 ай бұрын

    @@erinabella5455 ወያነ'ዳ አቀዲማ ለሚሳስ ካብ ጸወታ ተኣሊያ'ላ ! *ጥሪት ህግደፍ ክንዲ ዲማርኬሽን ጌርካ ሰላም ትነብር * እቲ አብ ውሽጥኩም ዘሎ ኢትዮጵያዊነት ደፊዑ ወጺዑ ተደሚርና ሓደ ኢና ኢልኩም ኢሳያስ ወዲ ተምቤን ናቱ ህልሚ ስልጣን አብ ኢትዮጵያ ምጭባጥ'ዩ ኔሩ * ሳላ ፕሪቶርያ እልምኹም ተኾሊፋ እንቋእ ተኾለፍኩም !😂😂 ** ሕጂ ውጽዒት ሪዒኻ ንወያነ ምድስካል ኔሩ ዝብል ዒባራ ሽጣራ ነዴኻ ንገራ ** በቀደሙ አብ ውግእ ሐድሕድ ኢትዮጵያ ዘእቱ የብልናን ኔሩ 69000 መንእሰያት ሰራዊት ኤርትራ ከም ከልቢ አብ ትግራይ ሞይቶም ! ብረት ዘሚትና ምባል እቲ ዶንቆሮ አታሓሳስባ ጥሪት ህግደፍ'ዩ።✅🇪🇷😂 ህግደፋውያን ጊላ ኢሳያስ ዓጋመ ብ ኢድ ናይ ወያነ አሎዎ ኢባራ ሽጣራ ዝደንዘዝኩም ኢኹም ። ** ንህግደፍ ክትድግፍ ዘገድደካ ድንቁርናኻ ጥራይ'ዩ ።**

  • @user-np1jn3se5d
    @user-np1jn3se5d6 ай бұрын

    ሰላም ኤፍሬም ብጣዓሚ ዝስሕብ ዝምስጥ ዕላል ወትሩ ክብርን ዝክርን ንሰማእታት ዓወት ንሐፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ehabhaile467
    @ehabhaile4676 ай бұрын

    ክብርን ሞጎስን ንተጋደልቲ ::⭐️ ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና :: 🕯️ ወትሩ ዓወት ን'ሓፋሽ‼️ 🇪🇷✊️🇪🇷

  • @erinabella5455
    @erinabella54556 ай бұрын

    ሓደራ ኤፍሬም ሓውና ዕላል ምስ ወዲ ሃይለ 3ይ ክፋል ከትዛዝሞ : አዚና ብዙሕ ክንሰምዕ ንደሉ እና ካብኡ : ኩሉ እቲ አዝየ ክእመን ዘይከአል ጽንኩር ኩነት ዘሕለፎ ውድብና ህዝባዊ ግንባር ብዕሸሉ እንከሎን ዳሕራይን በጃኻ ኤፉ ሓውና አንውሓዮ 🙏❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️

  • @user-et1ls7pk8k

    @user-et1ls7pk8k

    5 ай бұрын

    ጉ15 ዘይብሉ እንታይ ዓይነት ህዝባዊ ግንባር ኢኩም ክትሰርሑ ደሊኩም 😂

  • @eritree9794
    @eritree97946 ай бұрын

    *🌴🇪🇷ኤርትሪያ🇪🇷🌴* *ዘልዓለማዊ ክብርን ሞጎስን* *ንጀጋኑ ስዉኣትና ።* *✌ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ✌*

  • @mesfinabraham6412

    @mesfinabraham6412

    6 ай бұрын

    ነቶም ኣብ ቤት ማእሰርቲ ህግደፍ ዘለው'ኸ ????

  • @gze2055

    @gze2055

    6 ай бұрын

    ​@@mesfinabraham6412, KONDAF, KOMAL NAY-DHRIT KELBI AAGAME SHAHSA

  • @mesfinabraham6412

    @mesfinabraham6412

    6 ай бұрын

    @@gze2055 ኢሳያስ ወዲ ተምቤን ይንበረልና እንዳበልካስ ነዝማዱ ዓጋመ ክትጸርፍ'ዳ በየናይ መለኪዒ'ዩ 🇪🇷✋ ጥሪት ህግደፍ ባንዴራ ኢትዮጵያ ተከዲንካ ደቅስ 😂😂 ደንቆሮ

  • @giromkidane2994
    @giromkidane29946 ай бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ሩሑስ ልደትን ሓዲሽ ዓመት ንኹሉ ምኽልካል ሓይሊ ንህዝቢ ኤርትራን ሰላም ራህዋን ቕሳነትን እንዳ በልኩ ስዋአትና ወትሩ ይዘከሩ ዓወት ንሓፋሽ💐💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎤🥀🥀🥀🥀🥀✊✊🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @WarsaYYikealo1249
    @WarsaYYikealo12496 ай бұрын

    Eternal glory to our martyrs and victory to the masses ✊🏿🇪🇷🐪

  • @Gigihabte3
    @Gigihabte36 ай бұрын

    Kbryn Msganan N’Semaetatna Zelalemawi Zikri N’sweatna Awet N’Hafash 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @issakmenghistab5271
    @issakmenghistab52716 ай бұрын

    Tack!

  • @bene4809
    @bene48096 ай бұрын

    ኤፍሬም ሓውና ፡ ንዓኻን ዝኸማኻን ጋዜጠኛታት፡ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ኣቦይ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም!!!ሰስኑልና። ነያታትና ገና ብህይወቶም ከለዉ ኣርኪብኩም original & true ታሪኽናን ሰረትናን ትስንድዎ ኣለኹም ። ፈጣርየይ እንተሰሚዑኒ ፡ ኻብ ናተይ ዕድመ ኣጉዲሉ ይሃብኩም ። ንበሩልና ክቡራት።

  • @saimon7892
    @saimon78925 ай бұрын

    ደስ ዝብል ኣገላልፃ ኩቡር ኣያና ንሕናውን ኣብ ኣሰርኩም ኢና ቅሰኑ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏽💪🏽💪🏽

  • @akliluzemed9904
    @akliluzemed99046 ай бұрын

    Amazing interview! Proud of Eritrean history.

  • @fevenhaile2699
    @fevenhaile26996 ай бұрын

    Wedi Haile you have explained the historical time of Nakfa and Hsbawi Hayltat to the high level. Can't wait till the next part.

  • @tsigeredaocubamiceal1671
    @tsigeredaocubamiceal16716 ай бұрын

    We are proud to be Eritrean Awetnihafash 🎉❤🇪🇷 ❤❤❤

  • @musazghiasfha8361
    @musazghiasfha83616 ай бұрын

    Welcome deqi Eri jeganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍❤️🇪🇷

  • @muzitgebre478
    @muzitgebre4786 ай бұрын

    Izy kolu ahlfom gognunas izom❤khadty aby dhry mestat thboms ny Eritrea ysaytom izom kahdty blity klyty xhly. Gygna Eritreawe kolugzy aymwtyn iy❤️❤️🙏🇪🇷

  • @fevenhaile2699
    @fevenhaile26996 ай бұрын

    Eritrea for Eritrean land and sea ❤

  • @ZYosef-sd7wu
    @ZYosef-sd7wu6 ай бұрын

    Thank you so much. This is a great interview with Tegrdalaye Wude Haile. I found this his direct and honest sharing of his experiences very mesmerizing. This should be written as part of the history of our struggle. Please keep interviewing all our great fighters so that it will remain the glorious history of Eritrea.

  • @meazaeyab4380
    @meazaeyab43806 ай бұрын

    Zelealemaw zkirn kibrn Nsematatna 🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤💪💪💪🙏🙏🙏

  • @Fishaletesfa-kw1ci
    @Fishaletesfa-kw1ci6 ай бұрын

    We are so proud to be our fathers ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @asmarabella5354
    @asmarabella53546 ай бұрын

    Our dear brother Ephrem, please keep going the interview with Wedi Haile at list till part 5 . I and many others are eager to learn and to know our heros history of the biggest of Eritrea n Revolutionary war. Thank you do much for your consideration. I appreciate you. Thank you Our Hero's for all you have done for our beloved Country, Eritrea an d our people❤

  • @lemt.6753
    @lemt.67536 ай бұрын

    💙❤💛💚🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💙❤💛💚

  • @sammyabraham6645
    @sammyabraham66456 ай бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 God bless Eritrea 🇪🇷 & people the land of heroes “ AWET NIHAFASH “ 👍

  • @mesfinabraham6412

    @mesfinabraham6412

    6 ай бұрын

    ዓወትን ሓፋሽን ተራኺቦም አይፈልጡን!! እቲ ዓወት ናይ ኢሳያስ እቲ ሓፋሽ ወዲ መድሕን በራድ'ዩ እቲ ስውእ ኤርትራውያን እቲ ድሌት * ኢትዮጵያዊነት ፣ ተደሚርና ፣ አይከሰርናን ፣ ኪኖ ቦርደር ኢና ንጥምት ባንዲራ ኢትዮጵያ ተሰኪምካ ትርዎእ ! ሽኡ ዓወት ንሓፋሽ ትብል ** ጥሪት ህግደፍ

  • @user-wn2ke3zx6y

    @user-wn2ke3zx6y

    2 ай бұрын

    ​@@mesfinabraham6412እዚ ገዛ ናይ ኤርትራውያን እዩ ተጋጊኻ ኣለኻ ወዲ ክልል ሓንካሳት ወዲ ክልል ሰረቅቲ መሸማዕ ናትካ ግበር ድሁል በዳን ወዲ ክልል ኩዕንቲ

  • @mekonenfshaye9619
    @mekonenfshaye96196 ай бұрын

    Hzbawi gnbar ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-rt7gs1st6h
    @user-rt7gs1st6h6 ай бұрын

    እቲ ዝበለጸ ወሎዶ ኤርትራ ወለዶ ግድሊ እዩ። ክብረት ይሃብኩም ጀጋኑና ❤❤❤

  • @russomsemere7088
    @russomsemere70886 ай бұрын

    Eritrea for ever 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍

  • @zakarianiegasieeritrea7559
    @zakarianiegasieeritrea75596 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌👌

  • @tesfaldetgebrgergis6859
    @tesfaldetgebrgergis68595 ай бұрын

    Zelalemawi kbrn mogosn niswatna awet nhefash ❤❤❤

  • @zeraygebre5746
    @zeraygebre57466 ай бұрын

    America kab riesna eba wredi. Ksab meas eki weyane hiski ktnebry . Ay tkebstn diki. Akabistwom eko eu medelay❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @temesgentesfai5521
    @temesgentesfai55216 ай бұрын

    ኤፍረም መጽሓፍ ዝኾነ ሰብ ኣምጺኻ ኔርካ ግን ኣገዳሲ እትብሎ ሕቶታት ኣዳልወሉ ንወድ ሃይለ ድማ ኣገናዕ ጅግና

  • @asmaratimes3140
    @asmaratimes31406 ай бұрын

    Brillant questions

  • @luwamnatey245
    @luwamnatey2456 ай бұрын

    🇪🇷🇪🇷❤❤

  • @user-dc3dl5wm6q
    @user-dc3dl5wm6q6 ай бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ermiasnagash88
    @ermiasnagash886 ай бұрын

    አዝዩ መሳጥን መሀርን ዝኮነ ብሉጽ ታሪካዊ መደብ:: ቀጽሎ ሓውናን አያናን ኤፍሬም::🎉🎉❤

  • @user-pw2bn3vq9h
    @user-pw2bn3vq9h6 ай бұрын

    ሰብኣይ ልዕሉ ኩሉ ዘረብኡ ኣገላልጽኡ ታሪኩ ጂግና ❤❤❤❤

  • @angosommichaele5368
    @angosommichaele53686 ай бұрын

    Great job ❤

  • @user-ts9cf3yt4z
    @user-ts9cf3yt4z5 ай бұрын

    💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌💚❤️💙

  • @fevenhaile2699
    @fevenhaile26996 ай бұрын

    ❤❤❤ Very interesting what a life they had.

  • @medhanieteklehaymanot8841
    @medhanieteklehaymanot88416 ай бұрын

    ሰላም ሕቡን ጋዘጠኛ ኤፍሬም ፡ነዞም ዘይድገሙ ሰብ ዓቢ ውዕለት ወርቃውያን ወለዶ ገድሊ እንዳኣምጻእካ ታሪኽ ናብ ናኣሽቱ ወለዶ ንክማሓላለፍ ትገብሮ ዘለካ ጻዕሪ ብልቢ ነመስግነካ ቀጽሎ ንብለካ! ክቡር ሓርበኛ ተጋዳላይ ተስፋሚካኤል ሃይለ ነመስግነካ ንሙቅሉል ኣገላልጻካን ዕምቆት ዘለዎ ዕላልካን ፡ ነመስግነካ ንስለ ኤርትራና ዝሓለፍካዮ ከርተትን ምረትን! ዘልኣላማዊ ክብርን ዝክርን ንሰማእታትና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ!

  • @dawitmaekele1140
    @dawitmaekele11406 ай бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷Ereyyyy halali meret i love yuo

  • @salembeyene6239
    @salembeyene62396 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @yodittesfeaye5169
    @yodittesfeaye51692 ай бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏

  • @fisgebre461
    @fisgebre4616 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @militegebrenegus6390
    @militegebrenegus63906 ай бұрын

    Merhaba deki.erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🐅🐪🐅

  • @AbdallaERl
    @AbdallaERl6 ай бұрын

    Gazetnia Efren gide nakfeta aleni abaka selmintay eka darga kab tejmir kisab heji yektatelka aleku nay ali seid Abdella Foto zeytmxi abzi Channelka / Ali seid Abdella abo hezbawi ginbar kuluna Eritrawian abi akbirot alena selzi dehri heji nay ali seid abdala Foto ketmxalna tesfa yegbr ✌️

  • @user-mf1bh8oy8n
    @user-mf1bh8oy8n6 ай бұрын

    Eritrean hero father's

  • @beletseasgedom1132
    @beletseasgedom11326 ай бұрын

    Great History❤ tnx🎉

  • @asmaratimes3140
    @asmaratimes31406 ай бұрын

    Mewedadrti zeyblom jeganu HZBAWI GNBAR

  • @yoabredseaeritrea4608
    @yoabredseaeritrea46086 ай бұрын

    Efi jigna keep going this is our history ❤❤

  • @abdelletifmuhammed836
    @abdelletifmuhammed8366 ай бұрын

    ኣዚዩ መሳጢ መደብ 😍❤️👍

  • @chapstar1328
    @chapstar13285 ай бұрын

    Woww so amazing

  • @hizbawiginbarginbarghinda3872
    @hizbawiginbarginbarghinda38726 ай бұрын

    👍 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @fisgebre461
    @fisgebre4616 ай бұрын

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @abrahmhaileslase5127
    @abrahmhaileslase51276 ай бұрын

    ጽኑዐት ከም እምኒ ዐረ እኩም ፍረ ጻእርኩም ተባሃጊት ኤርትራ ካብ ዐመጽቲ ሓራ ገርኩማ እድመን ጥእናን ይሃብኩም

  • @mesfinabraham6412

    @mesfinabraham6412

    6 ай бұрын

    ብጀካ ኢሳይያስ ወዲ ተምቤን ካልእ ኣማጺ አሎና ???

  • @dawitgebrat1878
    @dawitgebrat18786 ай бұрын

    ናቅፋ! "ፍልማዊት ኣደ ናይ ሞራል ናይ ተስፋ ቦክሪ ሳሕል ዓባይ ናቅፋ ወይ ናቅፋ ናይ መባእታ ዓወት ፈጺሙ ዘይሓልፋ መርዛም ንጸላኢ ትህቦም የሕሊፋ" ሓርበኛ ስውእ ስነጥበባዊ ዑቁባጋብር! ዓወት ንሓፋሽ! 🤝🇪🇷❤🐪💐🌍🕊☀

  • @mesfinabraham6412

    @mesfinabraham6412

    6 ай бұрын

    ህጅ'ኸ አበይ አለና ! * አስመራ ምይታ ፣ ባጽዕ ሉል ዝነበረት ህጂ የላን ፣ ፋብሪካ ፣ ዮንቨርሲቲ ፣ ኤሌትሪክ ፣ ማይ ፣ ቀረብ መድሓኒት የለን ኹሉ ሞይቱ'ዩ ባንዴራ ስለዝሰቀልና ናጻ ሃገር አሎና ኢሉ ዝኣምን ኣሻ ጥራይ'ዩ !* ቃል ኢሳይያስ ሸይጣን አዲ ሓሎ ወዲ ተምቤን ነጊሩኻ'ሎ ። 😂✋✋✋✋ ጥሪት ህግደፍ ድማ ባንዴራ ኢትዮጵያ ተሰኪምካ ** ኤርትራዊነት ክቡር መንነት ** እንዳበልካ ትጭድር 😂😂😂😂 * ኣሻስ ጥኢምዎ'ሎ ......

  • @user-vu3zf3fb4k

    @user-vu3zf3fb4k

    6 ай бұрын

    ​ Hije natqa seinfena eiyo eritreawi einte quynqa hadimka neibseqa fetiqa aytihaferin qaman senef

  • @yodithailehagos1326
    @yodithailehagos13262 ай бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @natsnetmehari5271
    @natsnetmehari52716 ай бұрын

    ❤🇪🇷❤🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @nahomalem6477
    @nahomalem64776 ай бұрын

    wedi hayele derfi aloto sdedelna aski

  • @edenpazom9452
    @edenpazom94526 ай бұрын

    ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @sembetoabrahm4386
    @sembetoabrahm4386Күн бұрын

    🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @avgasbbs7173
    @avgasbbs71736 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @edenkidane1625
    @edenkidane16256 ай бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍

  • @user-ec8ix4oj4j
    @user-ec8ix4oj4j6 ай бұрын

    ኤርትራውነት ክቡር መንነት። ጆጋኑ ጆጋኑ ጆጋኑ ።ክብሪ ሞሳን ንህዝባዊ ግንባር ኩሉ ዝምልከተና ረሲዕና ነብሱኩም ምርሳዕኩም ግን ብመክንያት ኢዩ። ንሃገርን ንህዝብ ክትብሉ ፍሉያት ኢኩም ጆጋኑ።ክብርን ሞሳን ንሓይልታት ምክልካል ኤርትራ።ክብርን ሞጎስን ንሰማኣታትና።❤❤❤❤❤❤❤

  • @mesfinabraham6412

    @mesfinabraham6412

    6 ай бұрын

    ጥሪት ህግደፍ ኤርትራውያን ናጽነት አለና ? መሰልና ፣ ክብረታትና ቀንጢጡ ብዘይ ሕጊን ቅዎምን ብሓደ ዲክታቶር ዓጋመ ኢሳያስ ሸፍታ ድሰራጠ ዘሎ ህዝብና ገለ አዲ ገዲፋ ይሓድም ገለ ብጥይት ህግደፍ ይመውት አሎ። አየናይ'ዩ እቲ ክቡር መንነት ? ወይጦ ህግደፍ 😂 ህግሓኤ ካብ ዝመውት 28 አመት ሓሊፋ ንስኻ ጌና ህግ ከምዝመተ አይፈለጥካን * 1994 ንጊዚያዊ መንግስቲ እልዎ ጌሩ ሰልጣን ዝጨበጠ ሓደ ዓጋመ ህግደፍ ዝብል ሸም ተጠሚቁ ✅ አበይ ኣዴኻ'ሎ ህዝባዊ ግንባር ??? ተሰከምቲ ባንዴራ ኢትዮጵያ ጥሪት ህግደፍ ጓሓፋት 😂😂😂

  • @mihreteabgebrekidan3144
    @mihreteabgebrekidan31446 ай бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤

  • @wudasewoldemariam6451
    @wudasewoldemariam64516 ай бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤jeganu

  • @zeresenaytecle9988
    @zeresenaytecle99886 ай бұрын

    👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yemanetesfagiorgis922
    @yemanetesfagiorgis9226 ай бұрын

    Ajoka Efrem hawey kulu gzie eye zsemaka hade malti dma krekbeka eye

  • @ZerayElfu
    @ZerayElfu5 ай бұрын

    Asma ayom nezom halemti

  • @yodithailehagos1326
    @yodithailehagos13262 ай бұрын

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @yodithailehagos1326
    @yodithailehagos13262 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @dejenhagos6604
    @dejenhagos66046 ай бұрын

    Naqfa ኣደ ሰውራ ሰፈር ጀጋኑ

  • @leteabkesete2026
    @leteabkesete20262 ай бұрын

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉🎉🎉🎉

  • @tesfaiasbu6694
    @tesfaiasbu66946 ай бұрын

    ክትአምኖ ዝገርም ሰነዳዊ ትራኬ። ምስተንክር ጅግንነታዊ ፍጻሜታት። ክበሩ ንበሩ.....ታሪክኩም ስንቅና ስለዝኮነ ንህዋሳትና ርግአትን ፍስሃን ይፋጥረሉ።

  • @dawitberhe459
    @dawitberhe4596 ай бұрын

    🇪🇷❤️❤️❤️❤️

  • @Nesereab
    @Nesereab6 ай бұрын

    ካብተን ዝተላዕላ ኣርእስቲ ናቕፋ ዝሰፍሕ ካልእ ኣዝዩ ብዙሕ ክትርኽ ዝኽእል ብዙሕ ተመኩሮ ዘለዎ ሰብ ኣምጺእካ ኣለኻ'ሞ፥ ንዕኡ ዝምጥንን ነቲ ኣብ ውሽጡ ዘሎ ታሪኻት ንኸውጽእ ዝድርኹ ሕቶታት ከተቕርበሉን ይምሕጸን።

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi35266 ай бұрын

    አሞ ሕጂኸ ሓደ ህዝብና ዩቡሉና ነዚ ዘይኣምን ሓቂ ኣፈልስትንዩ መልሾ ም ክኣ ተኮልፍና ምርሓና dr ኣቢ ዓሊ መሓመድ ይብኩና ኣብርሃም ኣፋ አንተዝብሉና ሓውናዩ ምበልና አዝስ ኣብነራኸብ ሚስ እሮሞናአሱካ ተንባንንና ትግራይ ኢትዮጵያ ኤዩ. አዝኣያ ባንደራ ኣቦታትና 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜ሓቕካ ባርነት ድኣ ኣቢ ኣስመራንድያ ክይድኣረዛ ትስኣስደላ ግደፈነ ገደዩ አፍርዮም ላምባ ፍስና ኣሎና. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜.

  • @user-et1ls7pk8k
    @user-et1ls7pk8k5 ай бұрын

    ኣዛዚ ቦጦሎኒ ምስ ሓሰን መሓመድ ኣሚር ኮምሽነር ብርሃነ ገረዝጊሄር ንምንታይ ጽቡቕ ጌርካ ዘይትገልጾ፡ ታሪኽ ብግቡእ ዘይትገልጾ ።

  • @tesghazeremariam3887
    @tesghazeremariam38876 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @eriiq8208
    @eriiq82085 ай бұрын

    ረዚን ዝኽሪ ብሓቂ ወዲ ሃይለ ንኩሉ እንቃዕ ኣርክብካሉ ሓርበኛ

  • @goytompetros469
    @goytompetros4696 ай бұрын

    Andebrhan(jab) alo Interviewer tetgebrelu xbuk neru

  • @brhanalem5387
    @brhanalem538712 сағат бұрын

    እዋይ ኮ ር ዒ ዳ ታ ት ! እንታይ ዓይነት ሰባት ምዃንኩም ኢኮ ግርም እዩ ዝብል ብኩሉ መስገደል ኣሎ ዝተባህለ ሃሊፍክምዎ ምስ ሽሾ ሰራዊት ኢትዮፒያን ዓለምን ጸሓይን ቁሩን ጥምየትን ኣምላኽ ኢዱም ኣንብሩልኩ ነሩ ኣምላክ እድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላኽ ንኩሉ ህዝብናን መርየትናን ይባርኽ❤ ዝገርመና እኮ ገና መንግስቲ ከይኮንኩም ናይመንግስቲ ኣሰራርሃ እዩ ኔርኩም ማለት እተን ዓጋዝየን ክትዕቅቡ እኮእዩ ዋላ ኣብ ካልእ ዝተማሓላለፈ ብ መርከብ ጓሓፍ ክጉሕፋ መጺ ኤን እስከ ትብሉ

  • @rigmeb3294
    @rigmeb32946 ай бұрын

    እዋይ እዚ ጅግና ተጋዳላይ የዘክሮታቱ ክምስጠካ እዚኹሉ መሪርኩነታት የሕሊፉስ ከዘንቱ ምብቅዑስ ዕድለኛ እዩ።

  • @nonice5196
    @nonice51965 ай бұрын

    I am proud to be Eritrean❤ 🇪🇷🇪🇷 Good Job Efrem . Thank you so much❤

  • @abrhamtareke6075
    @abrhamtareke60756 ай бұрын

    እታ ቀንዲ ንከተማ ናቅፋ ንምሕራር ዝተመደበት ኣሃዱ ኔራ እያ ንምንታይ ዘይትገልጻ ? ታሪኽ ትኽ ኣቢልካ ኣምጻዮ ታርኽ ኣይትሓዋውስ

  • @AT2405-d4q
    @AT2405-d4q5 ай бұрын

    EMNA እዚ መደብ ተቕርብዎ ብጣዕሚ መሃርን ሰሓብን ሓቀኛ ታሪኽ ብሰራሕቲ ታሪክ ስለዝኾነ ንዝያዳ ዕብየት ክትጽርትሉ እላቦ። ካልእ ኩልኻ ድሕሪ ናጽነት ዝተወለድካ ሞ ኣብ ድያስፖራ እንዳነበርካ ታሪኽ ኣቦታትና እትኽሕድ ዓሊ ሰይድ ዓብደላ ኩናት ኣይመረሐን ትብል ሕንጻይ ናይ ከድዓት ሕጂ ስማዕ እቲ ታሪኽ ዓሊሰይድ ዓብደላ ብመዋዕልቱ ይዝንተወልካ ኣሎ። ልብኻ ብኸድዓት ስለተጎብአ ድኣ ክንደይ ከይተስተውዕል እምበር።

  • @user-jc2vb6bc8r
    @user-jc2vb6bc8r6 ай бұрын

    Efiryo gde naber telefon xahafeley

  • @geriegerie503
    @geriegerie5036 ай бұрын

    Hi

  • @zerayohannesghebreyesus8466
    @zerayohannesghebreyesus84666 ай бұрын

    The first liberated town was Karura not naïfs.

  • @fintra26
    @fintra266 ай бұрын

    Deki anistoyo tegadelti mimtsa tewhudu

  • @brehanbekele1345
    @brehanbekele13456 ай бұрын

    Hager kajoche zerachu yetfa !!!

  • @isaactekie5085
    @isaactekie50856 ай бұрын

    ኤፍረም ኣነ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ? ንሳ ካኣ ገጋ ይክላኣለይ ዳኣምበር ቦጦሎኒ ናይ በርሄ ጻዕዳ ካብ ከበሳ ተበጊሳ ብቐትሪ ኣብ ዝተወሰነ ሳዓታት ንናቅፋ ሓራ ኣውጺኣታ ዩ ዝባሃል ወይ ውን ተሰኒዱ ኣሎ ዝባሃል ስለዚ ነዚኣ ብኑጹር እንተ ዘነጽረልና ክንደይ ጽቡቅ ነሩ

  • @wudasewoldemariam6451
    @wudasewoldemariam64516 ай бұрын

    Bidemkum ina netefis delena

  • @henokhiyabu9981
    @henokhiyabu99816 ай бұрын

    ዘድንቅ

  • @originalabesha7480
    @originalabesha74806 ай бұрын

    The cause was shifted by hegdef lebaw!

  • @milieteghebremariam8866
    @milieteghebremariam88666 ай бұрын

    Jeganuna haben hager

  • @galaxy7056
    @galaxy70566 ай бұрын

    እዚ ሻለቃ ማሞ ድባሐል ሠብአይ ናይ ጊዘ ሐይለስላሴ ሰጋብ ደርግ ዝነበረ 19 አመት አብ ኤርትራ ነይረ ኢሉ ይዛረብ ነይሩ ዋላ ነቲ አብ ኤርትራ ንዚ ነበረግፍታት ይዛረብ ነይሩ ብአምሐርኛ

  • @sabatekle6948
    @sabatekle69485 ай бұрын

    እዚ ኹሉ ምረት ገድሊ ብዓል ደንበ ዕግርግር ኣበይ ክጻወሪኦ ነዚ ታርኽ ከንኣእስኦ ይውዕላ ጅጋኑና ግን ወትሩ ኣብ ልብና ኢኹም

  • @yemanemehari1742
    @yemanemehari17426 ай бұрын

    ክላእ ቆራጽነት ኤርትራዊስ እንዲዒ ብምንታይ ኮን ንዓለም ይንገር ይኸውን😊

  • @debesaisolomon7880
    @debesaisolomon78806 ай бұрын

    ዑቕባይ ኣብርሃ ዝበሎ ብጌጋ ዑቕባይ ደበሳይ ክብል እዩ