EMN - 17 ክፋል - ዕላል ምስ ወዲ ጀበሊ - Eritrean Media Network

/ officialeritreanmedian...
****************************************************************
EMN - 17 ክፋል - ዕላል ምስ ወዲ ጀበሊ - Eritrean Media Network

Пікірлер: 183

  • @munasiraj5611
    @munasiraj56112 жыл бұрын

    የናስ ሓወይ እንቃዕ ወዲ ጀበሊ ኣምጻኻልና ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልኩም ደቂ ኤረይ

  • @kobekifle4724
    @kobekifle47242 жыл бұрын

    ወዲ ጀበሊ ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምህርቲ ኢዩ ኩሉ ዘረባካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ!

  • @medaestif5671
    @medaestif56712 жыл бұрын

    ወዲ ጀበሊ መምህር ሂወት ገላጺ ቱርጉም ሕልና♥️ .

  • @Ourvision971
    @Ourvision9712 жыл бұрын

    ጀበሊ ናይ ብሓቂ ካብ ምሑሮ ኣእሙሩ ልቦና መሊኢኳ እዩ እድመን ጥእና ይሓብካ EMN ክብረት ያሓብኩም።

  • @fithawitzenagebriel1953
    @fithawitzenagebriel19532 жыл бұрын

    ኣብየት ርእሲ ኣብየት ሓንጎል ገለ ዘይተበርበረ ፍልጠት ኣለካ ክቡር ኣቦና ወዲ ጀበሊ ተዋዛያይ ጥራይ ዘይኮንካ ወላ ናይ ስነ ልቦና ኣማኻሪ ኣፍልጦ ብጸጋ ተዓዲልካ ኢኻ ባይታ ኣይረኸበን እንበር ፍሉይ የእምሮ ኣለካ ቀጽሎ ንመሃር ኣለና ብልቢ

  • @salihosmansom1827
    @salihosmansom18272 жыл бұрын

    ዮናስ ካብቶሞ ማራ ዝሙስጡን ጋዝጥኛ ጽን ኢሉ ምስማዑ ንውዲ ጅብሊ ናብ ነጥቢ ናቱ ክሳብ ዝምልስ ጽን ኢሉ ምስሙዑ ማር ኣድንቅዮ

  • @nardostekle945

    @nardostekle945

    2 жыл бұрын

    Btami

  • @weldaynegash649
    @weldaynegash6492 жыл бұрын

    Eritrea Media Network des ybil tgbrwo zelkum ezi fiezo Trapp eyu Viva Eritrean people 🇪🇷💖🆗

  • @007dc7
    @007dc72 жыл бұрын

    ወዲ ጀበሊ ዓርከይ.2022 .. አብ አምላክ ኣሚንካ.. ሓንቲ ተመርዖ.. ሐንቲ ወለድ.. እነተከጽሉ ጽቡቅ እንተ ዘይከጸለ . ንስኻን ሰበይትኻን ቆልዑዓ.. ንገድፍ ኢልኩም ሓዳር ትገብረልካ ጽቡቅ.. ብሕልፊ 40 ዝሓለፈት.. ሕራይ ትብል ኣይትስንን ኢኻ.. ብሕልፊ ብ ገንዘብ ሕጂ.. ዱካን ትገብረላ ንህግዘካ.. ብዙሕ ሰብ ምተሓጎሰ...

  • @hareguadhanom7319
    @hareguadhanom73192 жыл бұрын

    ብጣሚ ጽቡቅ ኣጋላልጻ 👍👌💞🇪🇷🌹🌹

  • @danielweldesilase8313
    @danielweldesilase83132 жыл бұрын

    Yonas is a great Journalist! He is well disciplined, and with great ethics. I remembered you with Aboy Niway for kids. I wish you all the best and your success in your life.

  • @temesgenasrat3266

    @temesgenasrat3266

    2 жыл бұрын

    Welcome back

  • @neemrodgaim

    @neemrodgaim

    2 жыл бұрын

    Aboy nway yonas dyu?

  • @danielweldesilase8313

    @danielweldesilase8313

    2 жыл бұрын

    @@neemrodgaim yes … ewe Aboy nway eu!

  • @helenkidane763
    @helenkidane7632 жыл бұрын

    ዮናስ አነ ብጣዕሚ እየ ዘድንቐካ አቓራርባኻ ዘረባኻ ንፉዕ ጋዘጠኛ እኻ ንወዲ ጀበሊ ድማ ብጣዕሚ ማሃርን አዛናጋዕን እዪ ቐጽልዎ🙏🤝😘✅✅✅🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @eritreanme3415
    @eritreanme34152 жыл бұрын

    ብሓቂ ስማርት በሊሕ ሰብ ወዲ ጀበሊ 🥰

  • @fithawitzenagebriel1953
    @fithawitzenagebriel19532 жыл бұрын

    ኤህ ምስኪናይ ወዲ ጀበሊ ብዙሕ ጸቕጢ ኢኻ የሕሊፍካ ብሓቂ ግን ደሓን ኣይትዘክሮ ሂወት ኮምኡ ያ ኩርካሕ

  • @michaelkeleta5016
    @michaelkeleta50162 жыл бұрын

    ናይ በሓቂ ናይ ወዲ ጀበሊስ ቃላቱ ኣዛናይን መሃሪን ኩሉ ኮታ እንታይ ክወጾ ኣብ ባህሪ ናይ ወድሰብ ጋሕጊሑ ዘዘንቱ ሓቀኛ ምስሊ ወዲ ሰብ ክማኻስ ይብዛሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እዚ ናትካ ተረካቢ ዘረባ ዘይመውት ቅርሲ እዩ ንዘንቲ እለት ንውልድ ወለዶ ዝመሃር ታሪኽ ኢኻ ተዘንትወልና ዘለኻ ክብሪ ንዓኻ ይኹን፡

  • @yirgaberhane203
    @yirgaberhane2032 жыл бұрын

    ወድ ጀበሊ ሽኮር bless you more 🙏

  • @yoditsahle2046
    @yoditsahle20462 жыл бұрын

    መርሐባ ደቂ ኤረይ ሰላምኩም ይብዛህ ወዲ ጀበሊ ፈጣሪ እድመ ይሐብካ በሊኽ ሰብ ኢኻ ካባኻ ብዙህ ኢና ንማሐር 🇪🇷🇪🇷

  • @belayneschbegazion3286
    @belayneschbegazion32862 жыл бұрын

    ኣንታ ዮናስ ከመይ ኣለኹም ብሓባር ወዲ ጀበሊ ውን ሰላም አዚ መደብኩም አና ሰማአኩ ኣብ ስደት ኣላህ ክብል ኣብ መስጊድ ሰመዕ ኣብ ዓደይ ዘለኹ ተሰሚዑኒ ደስ አሉኒ የቀንየለይ ደቂ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @macmac1932
    @macmac19322 жыл бұрын

    Wede Jebeli i said it before i will say it again he is a professor of life. Yonas good journalist pls keep on doing the good work. Yonas Arkey does Jebeli Speak Amharic. Because i heard him in some interview using some words. Proud to be an Eritrean

  • @freedomfreedom447
    @freedomfreedom4472 жыл бұрын

    I love the show very much it's give in me confidence special this kind of story and programme thanks EMN.

  • @zielundaufgabe210
    @zielundaufgabe2102 жыл бұрын

    እቲ ኣብ ጥቅሚ ዘይወዓለ ፕሮፈሰር ወዲ ጀበሊ ፡ ብሉእ ትሕትና ፡ፍቅሪ እምነት ፡ ኩሉ ዘካተተ ብሉጽ ባይታ ኣይረከብካን ። ልብና ከባቢና ክንርኢ ኣብ ዘይንክእለሉ ደርጃ በጺሕና ምዕራባውያን እንታይ በሉ ክንብል

  • @solomonhabtetsion9522
    @solomonhabtetsion95222 жыл бұрын

    ሰላም ኩቡር ሓውና ጋዜጠኛ ዮናስ ፡ወዲ ከረንን፡ወዲ ጀበልን በበይኖም እንተትመጹና ይሓይሽ ይብል፡ምኽንያቱ ተጸገብቲ ኣይኮኑን።

  • @fshamehari3214
    @fshamehari32142 жыл бұрын

    ኣሜን🙏 ኣሜን🙏 ኣሜን 🙏

  • @habtomkahsay9949
    @habtomkahsay9949 Жыл бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ክቡር ኣቦና ብጣዕሚ ሃናጺ ምኽርን ትምህርትን እዩ ቀጽልዎ

  • @meletweldehawariat4719
    @meletweldehawariat47192 жыл бұрын

    Wede Geble Amlke edme yhbkum nkulom sedra 💯💯💯🌹Azena ena Nfetewka ❤❤❤❤🌹🙏🏾

  • @nobelgomida5488
    @nobelgomida54882 жыл бұрын

    I proud of you

  • @awetzemuy8685
    @awetzemuy86852 жыл бұрын

    ኣምላኽ ዓድመን ጥዓናን ይሃብኩም ከምዚ ዓይንት ልቦና ዘለዎ ዓሙቕ ሙቕሉል ኣቦና ሓወና ብኽብሪ ንክታትልኩም ኣለና ዮናስ ደማ ጽቡቅ ሰርሕ ኣብ ኹሉ ትግብሮ ብፍሉይ ደማ ወዲ ጅብሊ. ኣብ ናይ ሓዳር ናይ ቀድመን ሎመን ዘሎ ኩንታት ኣዙይ ኣግዳሲ አዩ አሞ ብፍላይ ኣብ ደገ ንዝሎ ሕብረትሰብ ከም ሓገዝ ብዝይዳ ኣብርህልና 🙏🙏🙏

  • @YONADAB2010
    @YONADAB20102 жыл бұрын

    ወዲ ጀበሊ ምኽርኻ ሓቂ፤ ምዕዶኻ በርቂ. ገለ በለና ብዛዕባ መስተ

  • @abrahamghebreseasie9640
    @abrahamghebreseasie96402 жыл бұрын

    ወዲ ጀበሊ ብጣዕሚ ኣድኒቐ ንኣድናቓይ የ ዝህበካ። እዚ እትገብሮ ዘለኻ ዕላል ምኽሪ ማዕዳ ኣስተምህሮ ሓያልን ምስ ሰባት ብኸመይ ከም እትዋሃሃድ ዝመክር ተራኚ ዝዓይነቱ ክሳብ ክንደይ ሰባት ከም እትምህርን እትመክርን ብምህላወካ ተሓበን ኩራዕ ኣሽሓት ቤተ-ሰብ መስሪትካ ኣለኻ። 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @habtetareke9215
    @habtetareke92152 жыл бұрын

    እንኳዕ ብዳሓን መጻኹም ርሑስ ሓድሽ ዓመትን ቅንያት ልደትን። ናይ ብሓቂ ነታ ጓል ዝሃባ ምኽሪ ምስ ታሪኽ ሂወትካ ብምትእስሳር ን ንዓና ብሓፈሻ ኣብ መንጎ ስድራቤታት ዘሎ ፍልልያትን ምቅርራባትን መበገሲታቶምን ዝሃብካዮ ኣረኣእያን ብጣዕሚ ዝናኣድ ትምህርቲ ቀጽልዎ።

  • @tasfutewolde6516
    @tasfutewolde65162 жыл бұрын

    ጽቡቅ አሎኻ ወዲ ጀበሊ። ቡዙሕ ነገር አሎ ግን ገና ካባኻ ንጽበዮን ናማሃረሉን ክብርብረካ አለዎ ዮናስ ሰላም ቅኔ ሓቢቢይ።

  • @asmoromminasie8457
    @asmoromminasie84572 жыл бұрын

    Merhaba dkey halal mrat ♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💚💚💚

  • @merhawiberhe4462
    @merhawiberhe44622 жыл бұрын

    I don't have words wede jebeli I am happy with you guys

  • @meseretmessi6141
    @meseretmessi61412 жыл бұрын

    Edmen tenan yhabkum fetari deki ereyyy mareyyy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤💖💖💖🦅🦅🐅🐅🐅🐪🐪🐪👍👍👍🌹🌹🌹🙏🙏🙏

  • @birhanetekleab9907
    @birhanetekleab99072 жыл бұрын

    ወዲ ጀበሊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @ghenetghebremicael7226
    @ghenetghebremicael72262 жыл бұрын

    ወድ ጀበሊ ብሩኽ ♥️♥️♥️♥️🌹🌹🌹🌹

  • @neenee6244
    @neenee62442 жыл бұрын

    Very smart men 100%

  • @peaceundlove3045
    @peaceundlove30452 жыл бұрын

    ዮናስ ነብሲ ወዲ ጀበሊ ነብሲ እዚ ትሰርሕዎ ዘለኹም ስራሕ ብዙሕ ሰብ ዝምህር ዘንቅሕ ቅዱስ ተግባር እዩ ። ወዲ ጀበሊ ዓቢ ሰብ ብዛዕባ ሓብትና ዝሃባ ምኽሪ ዓቢ ናይ ሕልና ዕረፍቲ ዝህብ እዩ ። በዚ ኣጋጣሚ ብዙሓት ኣብ ስደት ዘለና የሕዋትና መንእሰያት ባህሪኦም ቀይሮም ክሳብ ካብ ዝነብርሉ ገዛ ወጼም ደገ ምንባር ዝመርጹ ኣለዉ ካብ ምንሻዉ ጸገሞም ተረዲእና ናብ ንቡር ክምለሱ ንሓግዞም ዋላ ምኽሪ ዓባይ ትምህርቲ ከም ወዲ ጀበሊ።

  • @fatmaabdulkader4215
    @fatmaabdulkader42152 жыл бұрын

    Yonas hawey 18 kfal aytdongyena🇪🇷❤

  • @salihsalih4586
    @salihsalih45862 жыл бұрын

    Bitami Xubukti qaal xeliyumni ko aykonuun🤩🤩💯

  • @Annn496
    @Annn4962 жыл бұрын

    ዓድመ ጥዕና የሃብካ

  • @khairioibrahim4586
    @khairioibrahim45862 жыл бұрын

    Ynas hwena ykenalna.kab wede jebel. Bozeh ina nemahar edemen tenane Hedblom Amen

  • @fisehayegeorgis271
    @fisehayegeorgis2712 жыл бұрын

    well come you guys. we love you and always follow you.

  • @fatmaabdulkader4215

    @fatmaabdulkader4215

    2 жыл бұрын

    Hi

  • @tsigeredaocubamiceal1671
    @tsigeredaocubamiceal16712 жыл бұрын

    Great thanks 👍🎉♥️🇪🇷

  • @eritrea6227
    @eritrea62272 жыл бұрын

    Welcome deki erey 🇪🇷❤️🇪🇷🙏🇪🇷

  • @smerwedihagerezuz1081
    @smerwedihagerezuz10812 жыл бұрын

    ወዲ ጀበሊ ውርዙይ ሰብ

  • @xxcxd880
    @xxcxd8802 жыл бұрын

    መርሓባ ዩንስ መስ ወዲ ጅበሊ ኣነ መስ ወዲ ጅበሊ ዳርጋ5 ገዜ ይኹውን ጉፍ ኢለ ኣሎኹ ሓንቲ ማዓልቲ ናዓይ ዩኹን ውይ ነ ኣዓሩኽተይ ገንዘብ ሓቲቱና ኣይፍለጥን ፡ ዋላ እታ ነጋብዙ በስክፍታ እዩ ዘጥለባ ፡ ውላ ኣብ መገዲ ርኺብካዩ ስላም ኢሎካ እዩ ዘሓልፍ ሻሂ ኣስቲየኒ ክብል ስሚዕዩ ኣይፍልጥን ብሓቂ ባዕለና ለሚና ኢና ነውስዱ ብሓቂ؛؛

  • @danielkidane1258
    @danielkidane12582 жыл бұрын

    Wed jebeli zerebaka mehari eu kexlo, seb keybleni aytbel 👍

  • @mhrettesfagergish9248
    @mhrettesfagergish92482 жыл бұрын

    Welkome deki Erey we love you

  • @Eri2626eritra
    @Eri2626eritra2 жыл бұрын

    ❤️🇪🇷❤️

  • @Asmrey291
    @Asmrey2912 жыл бұрын

    Yoni Hadsh amet bsehaq girka kebday aksilkayo So thank u edmen tenann yehabkum fetari

  • @yygentertainment4290
    @yygentertainment42902 жыл бұрын

    ነዛ ኮመንት ተንብብ ዘለካ ኣብዛ ሓዳስ ዓመት ገጽ ስድራካ የርእየካ ኣምላክ ብሩካት ኣሕዋት ሳብስክራይብ ባ ግበሩለይ በጃኩም

  • @Mennetey34

    @Mennetey34

    2 жыл бұрын

    ቻነልካ ፈትየያ subscribe ጌረያ 👍

  • @gidonhagos6151
    @gidonhagos615111 ай бұрын

    Zeymeno mehari ❤❤❤

  • @newyear1949
    @newyear19492 жыл бұрын

    ወድ ጀበል የቀንየለይ ንቁሕ ሰብ ቐጽሎ ካባኻ ብዙሕ ተማህረ።

  • @ghenetghebremicael7226
    @ghenetghebremicael72262 жыл бұрын

    ወድ ጀበሊ ሽኮር ማይ ጭሎት እዮም ዝወዱካ ኢልካያ 🤣🤣🤣🤣🤣🤣♥️♥️🌹🌹🌹

  • @earlybird4298
    @earlybird42982 жыл бұрын

    ❤🤝🇪🇷

  • @salihsalih4586
    @salihsalih45862 жыл бұрын

    Naybahaki muhur kab muhurat nilaliy😍😍😍

  • @wedigoitom5364
    @wedigoitom53642 жыл бұрын

    He is very brilliant

  • @meronkflom4198
    @meronkflom41982 жыл бұрын

    Zey mno seb 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙌🙌🙌

  • @filmontsehaye
    @filmontsehaye2 жыл бұрын

    ወዲ ጀበሊ ኣስለይ ብሉጽ ናይ ብሉጻት ኣብ ዝመጽእ ክፋል ብሃንቀውታ ን ጽበየካ ኣለና

  • @kbrikbri7956
    @kbrikbri79562 жыл бұрын

    ♥️♥️♥️♥️🔥🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @redseacamels2819
    @redseacamels28192 жыл бұрын

    ዝውዳእ ኣይኮነንወዲ ጀበሊ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ

  • @tekila1high836
    @tekila1high8362 жыл бұрын

    Today's program is very especial.

  • @tasfutewolde6516
    @tasfutewolde65162 жыл бұрын

    ንበረልና ወዲ ጀበሊ ዓቢይ ሰብ

  • @semerebrhane1978
    @semerebrhane19782 жыл бұрын

    ዮናስ ብተቅርቦ ኩሉ ብጣዕሚ ጽቡቕ እዩ ወዲ ጀበሊ ዋዛ ምስ ቁምነገር ብዙሕ እዩ ዘለዎ ሐደ ግዜ ኣብ ሱዳን ዝበለኒ.እዞም ሰባት ተመርዖ ተመርዖ ይብሉኒ እንካ ተመርዖ ግን ዝብል ረኺበ ኣይፈልጥን.አነ ጽውጽዋይ እየ ዝኽእል ቆልዓ ወሊደ ጽውጽዋይ ዘይሰምዕ እንታይ ከብልዖ.ኢልኒ ኔሩ እም ሕተቶ። 2.ምስ ሓደ ሰፋይ ክዳን ተጻሊኦም አነ ክዓርቀኩም ምስ በልክዎ ዳሓን ኢልኒ መኽንያቱ ንሱ ክዳን እዩ ዝሰፊ ኣነ ድማ ስፉይ እየ ዝኽደን ስለዚ ይትረፈኒ ኢልኒ.ሕተቶ

  • @embayetewelde4336
    @embayetewelde43362 жыл бұрын

    ወዲ ጀበሊ ብዘይ ቀልዓለም ዓቢ መጽሓፍ ኢኻ

  • @tesfaywelde1581
    @tesfaywelde15812 жыл бұрын

    Philosophy " God bless you all time.

  • @lettyabrha9491
    @lettyabrha94912 жыл бұрын

    WOW !

  • @habtemariamdebesay2559
    @habtemariamdebesay25592 жыл бұрын

    Nice

  • @yonastsehaye4397
    @yonastsehaye43972 жыл бұрын

    ፕረስደንት ሃገረ ኤረትራ ወዲ ጀበል

  • @aboodi2068
    @aboodi20682 жыл бұрын

    ዉደ ጀበሊ ዓቢ ሰበ ከማኻ መ ምህር የለና

  • @beyenhagos1490
    @beyenhagos14902 жыл бұрын

    ወዲጀበሊ እድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @hiwettiakabo2751
    @hiwettiakabo27512 жыл бұрын

    Merhaba deki Erei aytsaanu dahaikum taanbb lki Asmera kem zelena tesemiuna brukat

  • @okubaytekeste5946
    @okubaytekeste59462 жыл бұрын

    Wel come wedijebeli &bro yoni

  • @missfreedom2143
    @missfreedom21432 жыл бұрын

    Love ❤❤❤❤

  • @zebibaahmed8045
    @zebibaahmed80452 жыл бұрын

    Betame abie temrte well done

  • @blasattmesgan4100
    @blasattmesgan41002 жыл бұрын

    👍😍😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏

  • @yowhanayowhanies8831
    @yowhanayowhanies88312 жыл бұрын

    🐪💖🇪🇷✊✊✊✊

  • @menalnur7038
    @menalnur70382 жыл бұрын

    Merhab

  • @moukurelal678
    @moukurelal6782 жыл бұрын

    مساء النور والسرور والورد المنثور لناس الوجهم زي النور مرحبا مليون بيكم ❤💛💙💚👏👏👏👏👏👏👏👍👍👍👍👍we love 💘you welcome back 🙏😀😄♥مسلسل ودي جبلي مع يوناس أحبكم جميعا ❤💛💙💚👏👏👏👏

  • @awetfessehaye4224
    @awetfessehaye42242 жыл бұрын

    ወዲ ጀበሊ ተባዕታይ ዓቢ መልእኽቲ እዩ ዘለኻ ኣስሊ ።

  • @isaiasmender1468
    @isaiasmender14682 жыл бұрын

    Wendi jebeli, Anoka ketslo tray, abkikana.

  • @banawelday1032
    @banawelday1032 Жыл бұрын

    አዋይይይይይይይይይይይይይ ወዲ ጀበሊስ ትሕትናካ ፡ለውሃትካ፡ ቅንዕናካ፡ምቕሉልነትካን ይገርመኒ በቃ።!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!1000ዓመት ይሃብካ ።

  • @berket190
    @berket1902 жыл бұрын

    ጽቡቕ ፕሮግራም እዩ የቀንየልና ስለቲ እትሁቡና ትምህርቲ!! ቀጽልዎ ድማ"

  • @salahh3618
    @salahh36182 жыл бұрын

    ወዲ ጀበሊ ሃብታም ዘይተበርበረ ቆፎ ታሪኽ እንተበልኩኻ ብጣዕሚ ደስ ይብለኒ

  • @yorsiweldu5578
    @yorsiweldu55782 жыл бұрын

    Eway btaemi motivational zereba . Amlak edmen tenan yhbka fetari …

  • @xxcxd880
    @xxcxd8802 жыл бұрын

    🎙✔👍🤚👏👏👏👏

  • @Kellytelly10
    @Kellytelly102 жыл бұрын

    Kkkkkkk hatare sereee sebe Regime waweee wede gebelii edemene tenane yemenielka😍😍

  • @abutawfikmualim7888
    @abutawfikmualim78882 жыл бұрын

    مرحبا ودي جبلي الله يطول في عمرك

  • @selamawitkidana3554
    @selamawitkidana35542 жыл бұрын

    💕❤💕

  • @samimami5698
    @samimami56982 жыл бұрын

    😍✊👏🙏

  • @bitsumalakasgedom2898
    @bitsumalakasgedom28982 жыл бұрын

    Edmen tenanen yehabkum kuburat abotate. Seb dess yebelo. AMLAK ESRAL YEHEGOSE

  • @selamawitberhe4283
    @selamawitberhe42832 жыл бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @aboodi2068
    @aboodi20682 жыл бұрын

    ዉዲ ጀበሊ ሸከር አነቀዐ በሰላም መጸአካ

  • @mahmudtaha1362
    @mahmudtaha13622 жыл бұрын

    መርሓባ ዳሃይካ ኣይታሓባእ

  • @gzsenay9184
    @gzsenay91842 жыл бұрын

    ❤️

  • @abebaderar8298
    @abebaderar82982 жыл бұрын

    🌺🌺🌺🌺❤️❤️❤️❤️

  • @mhreteabbrhanetesfay4296
    @mhreteabbrhanetesfay42962 жыл бұрын

    Btaemi mesati

  • @meharikebede980
    @meharikebede9802 жыл бұрын

    Tenafkti well come

  • @frewoiniakalu7757
    @frewoiniakalu77572 жыл бұрын

    🇪🇷 wow

  • @ahmedosman1556
    @ahmedosman15562 жыл бұрын

    Can we do gofudding for jabali

Келесі