EmbassyMedia - 'ቋንቋ ግብሪ' - ሃገራዊ ክብርታት ናጻ ኤርትራ!
Ойын-сауық
ሃገራዊ ስኒት እምበኣር፡ ሓደ ካብ መለለዪ ክብርታት ናጻ ኤርትራ እዩ። ዓለማዊን ዞባዊን ክውንነት ዘዘኻኽረና ሓደ ዓቢይ ቁም ነገር እንተሎ ከኣ፡ ነቲ ከም ውጽኢት ቃልስናን መስዋእትናን ከነረጋግጾ ዝኸኣልና ሃገራዊ ሓድነትን ውህደትን፡ ሰላምን ርግኣትን ከነድንቖ ጥራይ ዘይኮነ፡ ክንዕቅቦን ዝያዳ ከነሐይሎን ከምዘለና እዩ።
#Eritrea #EPLF #DERG #AFRICA #Eritreaprevails #Embassymedia
Пікірлер: 34
Proud to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Eritreas for ever
❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💒🌹🕌🦾🐪Thanks so much sleti tgebrwo zelekum medeb.
@wbeyene8504
8 ай бұрын
Eritrea 🇪🇷 prevails and will never kneel down to any disrispectful nation Zelalemawi Kibrin zikhrin NiSemaitatna 🇪🇷 Wetru Awet Nehafash 🇪🇷 Eritrea belongs to Eritreans. God bless our precious country 🇪🇷 and its people Amen!
ኤርትራውነት ክብር መንነት🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌼🌼🌼🌺🌺❤❤❤❤
One of from the best leaders of the world
ኤረይ ዓዲ ኣናብስ❤👋🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Eerey xbqtey ❤🙏🇪🇷😘
❤❤❤eritrea 🇪🇷 ♥️ ❤️ 💖
🌹🇪🇷🌹♥️♥️🇪🇷🇪🇷🌹🌹
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯💯💐💐💐
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዓይኒ ኣባይኪ ይደፈን ዓደይ ዓዲ ጀጋኑ ::
♥️♥️♥️
❤❤❤❤❤ Sabia Sabia Nizehleme Eritrea 🇪🇷
Aeiratra kebare manenat ❤❤❤kebare mogasin n helatat mekalkal aeiratra ❤❤❤❤
Awar heroes of the world
ወዲ አፎም አድመ ምስላ ይሀብካ 1000 እመት ❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
❤ ኣየወ ጅግንነት ስኒ ምንካስ
Thanks so much for the info 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🐪🐪🐪💪🏿✊🏿✊🏿✊🏿
❤❤❤
#Shaebia #PiaPrincipledLeader 🫡🇪🇷🐪
🇪🇷👑👑👑👑👑👑🌍🌍🌍🌍🌍🌍
👏🏼👏🏼👏🏼👏🏼🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🕊
ትም ክነብል ስለዝደለና..........."
ክብርን ሞጎስን ን ጅጋኑ ሓይልታት መኽልኻል ኤርትራ
ኤርትራ ሃገረ ታኣምራት፣ ኤርትራ ውጻእ ማዓት፣ ኤርትራ ኤርትራ ኤርትራ ስማ እንክጽዋዕ ንብዓት ዝመጸካ። ኤርትራ ኣደ ሰማእታት። ኤርትራ ምድሪ ጀጋኑ ምድሪ ቅንዕና። ኤርትራ ጎዳኢኺ ይጎዳእ ሓሳድኪ ድማ ቁልቁል ኣፉ ይደፋእ። ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ናትና ኣይንህብን: ዘይናትና ኣይንደልን በሃሊ ናይቲ ግዜቲ ወጻኢ ጉዳይ ሚኒስቴር ጴጥሮስ ሰለሞን ግዜ: 1995 ኩነታት: ኲናት ሓኒሽ
Wedi afom dhreka men kfter eyu? Fetirka eka, edme naka.
ተኣለዩ ጥራይ ግዘይኩም ኣብቂዑ እዩ እርምእ ድኽነት
ትም ዝበልና ትም ክንብል ስለዝደለና ኢና ። ገላጺት ዝኾነት መልሲ ሻዕቢያ ተተዃሲ ጥራሕ ኣይኮነን ዝቑጥብ እንከላይ ቓላት ይቑጥብ ኢዮ ። 💪 |🇪🇷 |🇪🇷 |🇪🇷
The sinner leader of eritrea