EmbassyMedia - File - ነጸብራቕ ጽምብል ናጽነት 1999
EmbassyMedia - File
Independence Celebration 1999 Asmara Stadium.
Speech by President Isaias Afwerki
On the occasion of Eritrea 30th Anniversary, Embassy Media will be covering a wide range of programmes starting on the 18th of May - 24th of May under the theme 'Resilient as Ever' Embassy Media takes this opportunity to salute all those who have fought for Eritrea’s independence and those who continue to pay great sacrifices to maintain the hard won sovereignty of Eritrea.
#EritreaShinesAt30, #EritreaPrevails, #EritreaNews, #PresidentIsaiasAfwerki
Пікірлер: 72
Long live president Issay Afowerk and hero people God bless you
@weldenegodguad4974
3 жыл бұрын
ንስኻ ኣብ ዓለም ዘለኻ እዩ ዝመስለካ እንበር ፈጺምካ የለኻን:: እቲ ትብሎ ዘለኻ ኸኣ ውጽኢት ፋብሪካ ድንቁርና ልጅ ኢሱ ምኳንካ ትገልጸልና ኢኻ ዘለኻ:: ኣብዛ ፋብሪካ ድንቁርና ናይ ልጅ ኢሱ ዝተመስረሐ ሰብ ካብታ ኢሱ ዝበላ ፈልከት ከምዘይትብል ገይራ እያ ንሓንጎልካን ንሕልናኻን ትጋሰሰካ:: ሰብ ናብ ምኳን መሰልካ ነዚ ኢትዮጵያዊ ጎይታኻ ልጅ ኢሳያስ ኣረኪብካያ ኢኻ:: ከም ገለ ተባራቢርካ ብሓንጎልካ ክትሓስብ ምስ ጀመርካ ወይ ለምቅነ ንልጅ ኢሱ ኣብ Asmara Zoo ምስ ኣእተናዮን ኣብ ኩሉ ከባቢና ሰላም ምሰ ሰፈነን እንታይ ከም ትብል እንድዒ.......
@bekhitamerke2938
3 жыл бұрын
@@weldenegodguad4974 sick
@asmeretsolomon4694
3 жыл бұрын
@@weldenegodguad4974 game is over Esayas emo abey kemdelka ayifeltekan mid jigna abdey botaka atika sorry emo yelen atifakum junta game is ove akayida gobiye game is over I hope u get it 🇪🇷👍❤️🇪🇷👍❤️🇪🇷
@weldenegodguad4974
3 жыл бұрын
@@asmeretsolomon4694 እንኳዕ ካብ ዘበነ game over ናብ ዘበነ ክተትን ጁንታን ኣብቃዓኩም እንዳ ባራዩ ልጅ ኢሳያስ 🤾♀️🥳እዚ ሕልኩስ ልጅ ኢሳያስ መን እዩ ከምዚ ዓይነት ሃገር ናይ ምሻጥን ምልዋጥን መሰል ሂቡዎ? እስከ ካብ ምቑዛም ሓሊፍና ኩሉና "መን ብዝሃበካ ስልጣን ኢኻ ንስኻ ነዚ ኩሉ ህዝቢ ተሳራጥይ ዘለኻ?" ምባል ንጀምርን ንሕተትን:: ልጅ ኢሳያስ ኳ ሓደ ጦርቋሽ ጭራ ፍጥረት እዩ: ዘለዎ የብሉን ጃጃዊ እዩ: ከመይ ገይሩ እዩ ኣብዚ ደረጃ በጺሑ? ኣብ ዉሽጢ ታሪኽ ጅግንነት ኤርትራ ተሓቢኡ ከም ተጋዳላይ ኮይኑ እንዳ ተጋደለ ዘይኮነ እንዳ ተዋሰአ ዝነበረን ዘሎን ጠላም ሕልና ኣልቦ ዝኾነ ፍጥረት እዩ:: ንምኳኑኸ ስለምንታይ ኢና ክሳብ ክንድዚ ነኽብሮን ንፈርሖን ጸኒሕና? ተዋሳኣይ ኢሳያስ ብስስዐ ስልጣንን ዕብለላን ሰኺሩ ብታህዋኽ ኣብ ዉሽጢ ኢትዮጵያ ወተሃደራዊ ዕንደራ ምስ ጀመረ ኩነታት ካብ ቁጽጽሩ ወጺኡ ይርከብ:: ግን ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ኣሉታዊ ምዕባለታት ንኣስመራ ገጹ ይቐርብ ስለዘሎ ልጅ ኢሱ ስልጣኑ ንምዕቃብን ምስ'ዞም ሰብ ደምና ዝኾኑ ኣምሓራ ኮሸምሸም ክብል ግድነት ኮይኑዎ ኣሎ:: ብኻልእ ወገን ከኣ ተጋሩ ካብ ምክልኻል ሓሊፎም ናብ ፍጹም መጥቃዕቲ ይሻባሸቡ ኣለዉ:: ብልጽግና ከኣ ዝነበሮ ሓይሊ ጸንቂቑ ናብ ተጸባይ ሰራዊት ክልል ኣምሓራ ኮይኑን ሓድሽ ሰራዊት ኣብ ምስልጣን እዩ ዝርከብ ኣሎ:: ንግዚኡ ምስ ብልጽግና ደዉ ክብል ዝኽእል ሓይሊ እቲ ገለ ክፋል ናይ ኣምሓራ ጥራሕ እዩ። እንተኾነ ግን ኢሱ መድሓን ገጽ እንተኾነቶ ኢሉ ቅድሚ እቲ ክወርዶ ዝኽእል ወተሃደራዊ ዉርደት ሰራዊቱ ምስ ክብረቱ ከሎ ካብ ኢትዮጵያ ክስሕብ ወይ ካልእ ናዕና መዐሸዊ ዝኸዉን ተዋስኦታት ከም ዝጅምር ኣየጣራጥርን:: ልጅ ኢሱ ዘይተረደኦ ግን ሰራዊት ህዝቢ ትግራይ ኣብ ዝኣተዎ ኣትዩ ክሳብ መጨረሽታ ጥፍኣቱ ክፋለሞ ቆሪጹ ከምዘሎን ነዚ ንምትግባር ከኣ ኩሉ ሕጋዊ መሰል ከም ዘለዎን እዩ። ምሽክናይ ልጅ ኢሱ ኣረጊት ዝብኢ ስስዐን ፍቕሪን ስልጣን መጥፊኡኡ ኮይኑ ኣሎ...
God bless you my President . God bless Eritrean Leders . God bless Eritrean Army. God bless Eritrean people. God bless us successors . ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ን ጀጋኑ ሰማእታትና። ዓወት ንሓፋሽ።
@weldenegodguad4974
3 жыл бұрын
ንልጅ ኢሳያስ ህይወት ማለት ኣብ ስልጣን ምጽናሕ ማለት እዩ ብፍላይ ከምዚ ከማኻ ዓይነት ሕልና ኣልቦ ጉዙእ ሒዙ:: እዚ ብኽእለቱ ዘይተኣማመን ኢትዮጵያዊ ኢሳያስ ኣብ ስልጣን ምቕጻሉ ንኸረጋግጽ ኢሉ ኣብ ሞንጎ ህዝብታት ዕግርግር ምፍጣር እቲ ቀንዲ መሳርሒኡ እዩ ብፍላይ ከኣ ከምዚ ከማኻ ዓይነተ መሃይም ዜጋ ክረክብ ከሎ ብዙሕ ሓጎስ እዩ ዝስምዖ ግን ንዕቕ እዩ ዘብለካ ኸኣ:: ስለዚ ንሕና ካብዚ ኢሱ ዝፈጠረልና ጓይላ ናይ ምምንጫት ወጺእና ነዚ ኣረጊት ዝብኢ ኢትዮጵያዊ ልጅ ኢሱ ካብቲ ስእሊ መንዚዕና ነዉጽኣዮ::
Wed afe jigna zitezarebo midri zeywedik amlak misakan mis hizbka eu mo ayni abaykum ydefen i miss you wed erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🙏🙏🙏🙏🙏
@weldenegodguad4974
3 жыл бұрын
ከመይከ ቁልቁል ኣፍኪ ተደፍኢ ኣንቲ ጓልዛ ፍንፍንቲ ዓጣሪት
@peterdavid9636
3 жыл бұрын
@@weldenegodguad4974 ሕራይ፣ገበርካያ።
@furtunamebrahtu3337
3 жыл бұрын
President eritrea eseyas afewerk the king of afrika i am proud 2b eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍👍👍👍
@furtunamebrahtu3337
3 жыл бұрын
Etom meninet kuluwulaw zelekum ekum seb trbishu zelekum edlkum eu tekebeluwo tiray wehatiwo
@weldenegodguad4974
3 жыл бұрын
@@furtunamebrahtu3337 ልጅ ኢሳያስ ኣንጭዋ ናይ ኣፍሪቃ እዩ ክትብል ኢልካ ዲኻ ኣንበሳ ናይ ኣፍሪቃ ዝበልካ? ቅልዉላዉ መንነትከ ልጅ ኢሳያስ ነታ ልጅ ኢሳያስ ዘርኢ ሃጸይ ዮዉሃንስ ወዲ ተምቤን ምኳኑ ንምዝካር ኢልካ ዲኻ? ኣንታ ዘርኢ መሃይም ዋሕድ
Welcome wedi Afe Jigna💪💪💪💪💪💪🙏🙏🙏🌹🌹🌹💕💕💕💕💕💕💕💕
@weldenegodguad4974
3 жыл бұрын
ቁልቁል ኣፍኪ ተደፍኢ ያ ድቓላ ዋሕድ
@rimey8334
3 жыл бұрын
@@weldenegodguad4974 welde Nskan Abotatkan kulkul Afom Tekilwom Alo Tetekilka Smayo kkkkkkk😈😈😈😈😈😈😈
@weldenegodguad4974
3 жыл бұрын
@@rimey8334 ተተኺላ ትጥፋእ ኣዴኻ ድቓላ ወዲ ድቓላ:: ኤርትራ ካባኻ ኣብ ዳስ ኣሕዋቱ ዝድብል ፉንፉን ፍጥረት ነቶም ጭዋታት ደቂ ትግራይ ትቐርብ:: ተጋሩ ብዉሑዱ ብነጻነት ኤርትራ ይኣምኑ እዮም ዘይ ከማኻ ብባርነት ኤርትራዉያን ዝኣምን ጨናዊ ሓርኢ ነገር::
@rimey8334
3 жыл бұрын
@@weldenegodguad4974 Tegeximka Eka JUNTA Atehusasbaka Nay tgray BNatsenet ERITREA Slezamunu 20 ,Amet Ab badme Sefirom Aynwetsen Elom 😈😈😈
@rimey8334
3 жыл бұрын
@@weldenegodguad4974 Sle Zfetwna Eyom Hbri aynukum elom leli 80 Shih ERITREAN Abarirom Slezfetwna 20 Egeda Geromlna Slezfetwna 12 Roket Sedidomlna kkk😈😈😈😈😈 GAME OVER
Our hero Mr president Isaias Afewerki he is one of the greatest heroes African leader close to his people may god bless you 🙏
Merhaba Merhaba Merhaba Ebassey Media Eritrea wetru dhan mtsuna beti hayalin fluyn maharin nay kulu medayat zkene medebkul wetru agbat ena.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@weldenegodguad4974
3 жыл бұрын
ንስኻ ኣብ ዓለም ዘለኻ እዩ ዝመስለካ እንበር ፈጺምካ የለኻን:: እቲ ትብሎ ዘለኻ ኸኣ ውጽኢት ፋብሪካ ድንቁርና ልጅ ኢሱ ምኳንካ ትገልጸልና ኢኻ ዘለኻ:: ኣብዛ ፋብሪካ ድንቁርና ናይ ልጅ ኢሱ ዝተመስረሐ ሰብ ካብታ ኢሱ ዝበላ ፈልከት ከምዘይትብል ገይራ እያ ንሓንጎልካን ንሕልናኻን ትጋሰሰካ:: ሰብ ናብ ምኳን መሰልካ ነዚ ኢትዮጵያዊ ጎይታኻ ልጅ ኢሳያስ ኣረኪብካያ ኢኻ:: ከም ገለ ተባራቢርካ ብሓንጎልካ ክትሓስብ ምስ ጀመርካ ወይ ለምቅነ ንልጅ ኢሱ ኣብ Asmara Zoo ምስ ኣእተናዮን ኣብ ኩሉ ከባቢና ሰላም ምሰ ሰፈነን እንታይ ከም ትብል እንድዒ.......
Our hero my president Isaias Afewerki,🇪🇷♥🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷God bless Eritrena people
May God bless you my hero and bless Eritrea 🇪🇷 ❤️🙏🙏🙏❤️
Love your country 👍He loves his country as a good President 🇪🇷 He has EARNED my respect 🙏🙏God bless you more and more deki Erei 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
Long live ISAYAS AFEWERKI presdent Eritrea Eretriyan people never neel down
Anbesa Korats Tsnue Ab Metkelu men kem Kubur president Hagere Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍
@weldenegodguad4974
3 жыл бұрын
ብሓደ ዉዱቕ ሰብ ቆልዑ ኤርትራ እንዳተሓረዱ ከለዉ ከተጣቕን ዘየለ ጸላኢ ከም ዘሎ ገይርካ ምስባኽን ብምንም ዓይነት ተቐባልነት የብሉን:: እንተ እቲ ጸርፍን ጽልእን ካባኹም ተማሂርናዮስ መምሃራንኩም ኮይንና ኣለናሞ ጉሰሞ ኢኻ:: ኤርትራ ብጀካ ብደቃ ዝመጽእ ሰላምን ቅሳነትን ሃገር ኮይና ምቕጻል ካልእ ምርጫ የብላን::
@sabatekle1992
3 жыл бұрын
@@weldenegodguad4974 ናትካ ናይትግራዋይ ምኽሪ አይንቅበልን ኢና።
@gabrielamicaelcahsai8650
3 жыл бұрын
Hozb Atalilkaiomast Hantmalti Gin Ala Avola A
@rigatgirmay2958
3 жыл бұрын
@@weldenegodguad4974 ኣብዝን ናብትን ክትብል ዶ ዓሪብካ
@weldenegodguad4974
3 жыл бұрын
@@rigatgirmay2958 ርግኣት ድኣ ይኽልኣኺ እንበር ኣንቲ በላዒት ወሎዶታት:: ከማኺ ዓይነት መጣቓዕቲ እዮም ንህዝብና ካንሰር ኮይኖማ ዘለዉ::
I love you Mr president ❤Eseyas. You love 💘your country and your people. Mr president eseyas you are an excellent outstanding president from the all the world. Keep up the outstanding excellent work you do. We love 💘❤you Mr president. We love 💘❤ for ever. May the road you walk will be smooth. God bless you my dear president and God bless 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 my Eritrea.
Long life for our beloved PRESIDENT ESSAYS. our PRIDE and HERO. 🙏🇪🇷 PROGRASS ,SUCCESS AND PEACE TO ERITREA. ❤🙏🇪🇷 AWET NEHAFASH. 👍💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪👍
Our hero ❤
Thank you GOD Mot Nay WEYANE ZerAkana Thanks Thanks Thanks GOD
እዚ ኹሉ ሓሊፉስ ጥፍኣት ጃንዳኴ ንምርኣይ በቒዕና ፤ ዕድመን ጥዕናን ንዓኻ ኣምበሳ ናቕፋ
@peterdavid9636
3 жыл бұрын
በል፣ኣበየናይ፣ኩናት፣ውዒሉ፣ኢዩ።ከይሓፈርካ፣ከምዚ፣ትዛረብ፣የሕዋትና፣ምስ፣ጸላኢ፣ክዋደቑ፣ ንሱ፣ኣብ፣ዓዲ፣ዓረብ፣ውስኪ፣ክሰቲ፣ከሕልፎ፣ከሎ፣ብዓይንና፣ዝረኣናዮ፣እኮ፣ኣለና፣ሃተፍተፍ፣ ኣይትበሉ።
👍👏 This a touching and a responsible /responses speech then or after tells we were not interested in a conflicts or war . 👍👏 Now May 2021 Weyane evaporated in ugly and shameful ways and many others who trying any orchestration or hawkish will no last long . Peace ,stability and progress for our people and our country.
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️⛪️🇪🇷
🇪🇷💪🇪🇷💪👏🇪🇷👏🇪🇷❤
Proud ena president Iseas. Nisika intelligent, belih, akayda hasadat gena kdimi ametat tfelitom. Lbika kem felifalit ela may eyu jigna💪💪🇪🇷🇪🇷♥️♥️
🙏🙏🙏
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪♥️♥️♥️♥️
God bless you my leader! God bless EPLF 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Tesawtulina eba ezi wedi Temben
@bianko6541
3 жыл бұрын
Kondaf agame
I see cross sign on his forehead. He is protected by the most High.
Is this before the imprisonments of the members of G-15 OR after?
@kiduberye8648
3 жыл бұрын
Before
Nay behaki hasad weyane resah kedami nay western countries
Thanks our president.
Kab hezbi eritrean hezbna zeybel
ኤርትራ መሪርን ነዊሕን መገዲ ሓሊፋ ንፉዓት መርሕቲ ማኪና ድማ ኣጥሪያ።
ነዞም ሓውላላት ሲ ኣቀዲሙ እዪ ፈሊትዎም ጸኒሑ
ንበር ወዲ ኣፎም ምስ ጽኑዕ ህዝብኻ
መጣቅኢ ኅኾነ ህዝቢ!! ደቁ እንዳጠፍኡ ምጥቃእ?? ዘራጊ ሰላም,, ሃገር ዘጥፍእ ዘሎ ባዕሉ
ፍልስፍና ናይ ኤስያስ፡ንህዝቢ አጥሚኻን ጨኪንካን ብኩፖን ውሑዳት
ፍልስፍና ኢሰያስ ንህዝቢ ኤርትራ አጥሚኻን ጨኺንካን ብክፖን ውሑዳት ክሎታት ኢናሃብካ፡ ብሒም ዝበለ ንዓመታት እስሪ ቤት ብ ዘስካሕክሕ ጭካነ , አሲርካ ፡ንካልኦት ሰጥ ለጥ ኢሉ ከም ዝነብር ኢናገበርካ፡ ህዝቢ ይሙት ይሕመም ይጥመ ይሰደድ ብጀካ ስልጣኑ ካልእ ዘይግድሾ ወዲ ቴንቤን፡ ሃገር ባዶ ተሪፋ ከላ፡ንመንእሰይ አብ ውግእ እናጠበስካ፡ 30 ዓመት ደም ገሲዑ ህዝቢ፡ ገለ ውሑዳት ደነቕርን እኽብካብን ከአ ሃገርን ህዝብን ጽቡቕ አሎ ክብሉ, ሂወትካን ምንባርካን ዘጽልእ፡ሕማቕ ዕድል ኤርትራውያንዩ፡ ኢዚ ኩሉ መዘዝ ከአ ብሰንኪ ጅብሃ ዝመጸዩ።ጀብሃ ጃሱስ ኢሰያስ ንሜዳ ክመጾም ከሎ ፈሊጦምዎ ኢንተ ዝኸኑ ኢዚ ኹሉ አደራዕ ወሪድዎ ዘሎ ህዝቢ ኤርትራ ሕጂ አይመሃለወን።30 ዓመት ባርነት ብኢሰያስ, ብሓደ ሰብ፡ ይአኽለናባ ሕጅስ ፡ህዝበይ ተለዓል፡ክሳብ መዓስ ደም ኢናገሳዕና ክነብር።ተልዓል ህዝቢ፡ሞት ንኢሰያስ ዓወት ንጭኩን ህዝቢ ኤርትራ።