Ella TV - Tedros Ermias - Das Hawya - New Eritrean Music 2018 - ( Official Music Video ) Historical

Ойын-сауық

" New Eritrean Music 2018 " - Tedros Ermias - Das Hawuya - Historical music video you must watch !!!
Subscribe today: goo.gl/7936J7
This song is not a reflection on an Eritrean legend that is told to have happened some 800 years ago. This is a story of vengeance, whose setting is controversial. But this song mainly focuses on its import. There once was a chief from the tribe of Belew. Díbul was his name and Degyat was his title. Kdstihana, the chief’s only daughter, fell in love with Ambesajr, a handsome and burly man from the clan of Mera. Kdstihana gave birth to a son, who would later inherit his grandfather’s throne. As it was a royal disgrace for a daughter of noble birth to have a child out of wedlock, she raised him carefully and hidden out of view. Kept in shape, her son conquered the toughest challenges in the village. His name was fast growing a legend. Díbul, the chief, was very impressed by the prowess of this young man while watching him once pitching his tough challengers. When the chief asked the elders around him who the unbeatable hero was, they had him first enter into a covenant not to do any harm. After the chief learned that Ambesajr was the father of his grandson, he flew into a rage and nixed his covenant and had him killed. But he regretted his decision as soon as he gained composure. The chief named his grandson Jr Gedela. He then appointed his grandson to govern a vast territory. When the chief set out to pay tribute to other feudal lords, he died of malaria and nobody knows his last resting place. Jr Gedela succeeded him and it was time for him to settle an old score with his kinsfolk on his mother’s side.
Tedros Markos
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳዉሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉዳት ሲለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ነዚ ቪዲዮ ዳዉሎድ ምግባር ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
℗ © Copyright: Ella Entertainment Records. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
Facebook : goo.gl/Xf2BNl
Instagram -goo.gl/2Ek4Jb
Twitter @ goo.gl/p46zo
Snapchat @ Ella_records
Best Music KZread Playlist - goo.gl/X9vGA5L
Helen Meles - Yiakeleni - Wegahta Berhane - Kulu Nata

Пікірлер: 917

  • @ykawediselie5260
    @ykawediselie52603 ай бұрын

    Who is still watching this in the 2024

  • @samkeyz6934
    @samkeyz69346 жыл бұрын

    I don’t understand why this clip has not hit 2-3 Million views yet...👍👍🎷🥁🎶

  • @user-oz1wt7xv9k

    @user-oz1wt7xv9k

    2 жыл бұрын

    እዚ ብሉጽ ስራሕ 400,000 ሰባት ጥራይ ርእዮሞ ብጣዕሚ ዘጉሁይ እዩ ።እዛ ቪድዮ ግዜ ሂቡ ንዝረኣያ ሰብ ዓቢ ትምህርቲ ኣለዋ ብ ውሕሉል ጥበብ ኣዝዩ ብሉጽ ቪድዮ ክሊፕን ተሰሪሓ እያ ቐሪባ ዘላ ።እስከ ሎሚ ኩልና ሸር ንበላ ታሪኽ በርቢርኩም ብሉጽ ስራሕ ንዘቕረብኩም ኩልኹም ኣብዛ ስራሕ ዝተሳተፍኩም ካብ ልቢ የመስግን ።

  • @milkiasbirhane5942

    @milkiasbirhane5942

    Жыл бұрын

    Sam here

  • @sayronkbrom4444

    @sayronkbrom4444

    Жыл бұрын

    Ya U are right why

  • @maharitadesse8839

    @maharitadesse8839

    Жыл бұрын

    ሎሚ ደኣ ማዓኮር ዝሓዘለ ክሊብ እምበር ቁምነገር ታሪኽ ሓዘል ዶ ይረአ ኢልካዮ ሰብና ተበላሽይዎ ዘሎ ኢዩ ዘርእየካ እምበር እዝስ ኣስታት 2 ሚሊዮን ክረአ ኢዩ ኔሩዎ

  • @gualerey5482

    @gualerey5482

    Жыл бұрын

    You are right

  • @Mesobna
    @Mesobna6 жыл бұрын

    "ዳስ ሓውያ" ገዚፍ ታሪኽ ኣብ 6 ደቒቕ። ብዙሕ ጻዕሪ ዝፈሰሶ ብሉጽ ስራሕ። ክብሪ ይሰምዓኩም ነዚ ዘዳለኹም።

  • @eseyaswelday8493

    @eseyaswelday8493

    6 жыл бұрын

    Mesobna ዓንጋሊት das hawey entay malit eyu bro

  • @adhanethagos8291

    @adhanethagos8291

    6 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ጥበብን ጻዕርን ከም ዝፈሰሶስ ኣብ ውጺኢቲ ይፍለጥ።

  • @milifache2924

    @milifache2924

    6 жыл бұрын

    Mesobna ዓንጋሊት ata anes natom weledo eye kibeki ywiel aleku

  • @futsumguesh9461

    @futsumguesh9461

    3 жыл бұрын

    Yeah nmanm zetfo ayokonen bezhu xari kem zefeseso betmi abey zenta zhazel eyu zemsl gn wela aytredanan nay men tarike eyu zentu zelo Merci d'avance

  • @hagoshabte2420

    @hagoshabte2420

    Жыл бұрын

    እንታይ 'ሞ ሰብ ኣብ ዘይጠቅም ኮለል ክብል ነዚ ብዙሕ ጻዕሪ ዝሓለፎ ፡ታሪኻውን መሃርን ዛንታ ምርካብ ስኢንሉ።

  • @bizubuzy
    @bizubuzy6 жыл бұрын

    ዋውውውው *ፍሉይ ዓይነት ገጸ ባህሪ! አዚ ብመልኽዕ ዓቢ film እንተ ዝስራሕ ርግጸኛ እየ ዓለም ላኻዊ ተወዳዳርነት ከም ዝረኽብ*

  • @meronbeyenewedifortosawa6117

    @meronbeyenewedifortosawa6117

    6 жыл бұрын

    Bizu Buzy nay bahex ayetgegkin

  • @meselsebaytenkef2073

    @meselsebaytenkef2073

    6 жыл бұрын

    Bizu Buzy nay bhaki xbuk hasab bmelke flim ente zsrah xbuk neru.

  • @binitewe2036

    @binitewe2036

    6 жыл бұрын

    Bizu Buzy ysemamae ye misaka ane keman.

  • @Merana10632

    @Merana10632

    6 жыл бұрын

    Bizu Buzy you are right

  • @robelkesete3184

    @robelkesete3184

    6 жыл бұрын

    👍

  • @piratebc-ge1iq
    @piratebc-ge1iq6 жыл бұрын

    in my opinion i think this is the best Eritrean video clip ever so far.

  • @jaredkidane5247
    @jaredkidane52476 жыл бұрын

    Perfect clip ኣብ ታሪኽ ሙዚቃ ኤርትራ እታ ዝበለጸት ክሊፕ ምበልክዋ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሎ🙋👍👌

  • @hagoshabte2420
    @hagoshabte2420 Жыл бұрын

    Who is still watching this in the mid of 2023?

  • @zaraisak6584

    @zaraisak6584

    10 ай бұрын

    Me

  • @user-et1ls7pk8k

    @user-et1ls7pk8k

    4 ай бұрын

    Me 2024

  • @ykawediselie5260

    @ykawediselie5260

    3 ай бұрын

    Me 2024

  • @legenddesigning7111

    @legenddesigning7111

    3 ай бұрын

    In the half of 2024

  • @MussieSelemun-om6dh
    @MussieSelemun-om6dh2 ай бұрын

    Who is still watching this in the mid of 2024

  • @temesgenbf8511
    @temesgenbf85116 жыл бұрын

    ዛንታ ዳስ ሓውያ “... ዝኣቱ’ምበር ዝወጽእ ነይርአና” “ዳስ ሓውያስ ዝኣቱ’ምበር ዝወጽእ ነይርአና” ዝብል ምስላ፣ ብሂል እናሰምዐ ዚዓበየ፣ ኣበይ ዝነበረ፣ ዳስ ሓውያ? እንታዋይ እዩ’ኸ ሓውያ…? ኢሉ ኪሓትትን ኪመራመርን ግድን’ዩ። እቲ ነዚ ምስላ ዝወለደ ፍጻሜ ኣማኢት ዓመታት ስለዝገበረ’ሞ ኣብ እዋኑ ድማ ብጽሑፍ ስለዘይተሰንደ፣ ዛንታ ሓውያ ኣፈ ታርኽ፣ ያታ ኮይኑ’ እዩ ጸኒሑ። ኣብ መስረት’ዚ ታሪኽ’ኳ ዳርጋ ዝሰማምዑ እንተኾኑ፣ ዚተፈላለዩ ተረኽቲ ዝውስኽዎን ዝንክይዎን ፍጻሜታት ኣሎ። እዚ ኸኣ ናይ ኣፈ ታሪኽ ኣበር ክሳብ ዝኾነ፣ ብዛዕባ ሓውያ ከነንብብ እንከሎና ያታነቱ ከይዘንጓዕና ኪኸውን ይግባእ። ቅድሚ ዛንታ ሓውያ ምጽዋይና፣ ታርኻዊ መንጸፍ’ዚ ያታ’ዚ ቁርብ ትንክፍ ከነብል። ኣብ 8-9ይ ክፍለዘመን ድሕሪ ልደተ ክርስቶስ፣ ንግሰነት ኣኹሱም ብጉዲት ምስ ተወረረ: ኣብ ትሕት ቁጽጽራ ምስ ኣእተወቶ ነቶም ስድራቤት እቲ ንግስነት (royal family) ዝነበሩ ተሳጉግ ነበረት; በቲ ብዙሕ ዕግርግር ዝካየድ ዝነበረ ድማ ብዙሓት ዓሌታት ወይ ኣህዛብ ካብ ደቡብ ንሰሜን ይስደዱ ነበሩ. ንጉስ ምራራ ተክለሃይማኖት ዝበሃል ብዓል ስልጣን ኣብ ምራራ ኮይኑ ይገዝእ ነበረ ሞ, ኣንጻራ ንኽገጥም ሰራዊቱን ዕጥቅታቱን ኣዳልዩ ካብኡ ተበገሰ; ንዓኣ ሲዒሩ ኽኣ ኣብ ላስታ ኣገው ብ "ዛጌ" ዝፍለጥ ሓድሽ ስርወ መንግስት ኣቖመ; ን ልዕሊ 350 ዓመታት ድማ ዘርኡ ይገዝኡ ነበሩ; ድሓር ግን እቲ ንግስነት በቶም ሰሎሞናውያን ዓሌት ኢና ንዓና እዩ ዝምልከት ንግስነት ዝብሉ ዝነበሩ; ብበዓል ይኩኖኣምላኽ ተሳዕረ እሞ; ደቁ ነቲ ናይ መወዳእታ ንጉስ ተባሂሉ ዝግመተሉ ምራራ ገብረማርያም; ኣምበሳጀርን ጀራተቅጭንን ኣዲኦም ዓደቦኹም ንዑናይ ኢላ ሒዛቶም ንሰሜን ከበሳ መጸት.

  • @temesgenbf8511

    @temesgenbf8511

    6 жыл бұрын

    ዝኾነ ኮይኑ፣ ዛንታ ሓውያ ኣብዚ እዩ ዝጅምር። ዓመቱ ብልክዕ ንምሃብ ኣይከኣልን’ዩ፣ ግን ኣብ መበል ዓሰርተው ሰለስተ ዘመን ድሕሪ ልደተ ክርስቶስ ሙዃኑ ይግመት። “ባሕሪ ነጋሲ ድዕቡል” ተባሂሎም ዝጽውዑ መስፍን በለው ንምድረ ባሕሪ ይገዝኡ ነበሩ። ምቕማጦም ዓዲ ጋውል፣ ሰራየ፣ ከይነበረ ኣይተርፍን ዝብል ግምት ኣሎ። ክሳብ ሎሚ ኸኣ ኣብ ዓድ ጋውል፣ ኣብ ወሰን’ቲ ዓዲ፣ “ዓዲ በለው” ዝብሃል፣ ቀዳሞት በለው ከም ዝነበሩ ዝእምት ኣሰራት ኣሎ። (ዝያዳ ተመራመርቲ ፣ የጉልሕዎ) ባሕሪ ነጋሲ ድዕቡል፣ ቅድስቲ ሃና እተባህለት ወይ ብ መልዓሊት እትፍለጥ ፣ ሓንቲ ውላድ ነበረቶም። “ወዲ ጓልኩም ክወርሰኹም’ዩ….” ተባሂሉ ይዝረበሎም ስለ ዝነበረ፣ ብወዲ ጓሎም ንኸይውረሱ፣ ንቅድስት ሃና ጓሎም ኣይ ንመርዓ ኣይ ንውላድ ምስ ወዲ ተባዕታይ ከም ዘይትራኸብ ጌሮም “ወሺቦማ” ይነብሩ ነበሩ ይብሃል። ባሕሪ ነጋሲ ድዕቡል፣ ሓደ ካብ ላስታ መጹኡ ዝብሃል ከም ኣገልጋሊ ኣሕደሩ። ስሙ ብኽልተ መልክዕ እዩ ዝንገር። ገለ ጽሓፍቲ ኣምበሳጀር ክብልዎ ከለዉ ገሊኣቶም ክኣ ኣሞተጀር ብዝብል ስም ይጠቕስዎ. ቅድስቲ ሃና ን ኣምበሳጀር ብማዕዶ ተፍቕሮ፣ ኣገልገልታ ብልዑል ጥንቃቐ ብሳዕሪ ገኒዞም ናብ መንበሪ ቤታ ከምጹኡላ ድማ ትእዝዞም። ወዮ ዝፈተወቶ ጎበዝ ከም ባህጋ ይመጽኣላ’ሞ ብስጋ ትራኸቦ። ድሕሪ ድላያ ምፍጻማ ከኣ፣ ኣገልገልታ፣ ብኸምታ ዝእተዉዎ ብቕጽበት የውጽእዎ። ኣዲኣ፣ ብዕድል ጓለን ይሓዝና ስለዝነበራ ነዚ ስጉምቲ’ዚ ክትወስድ ከላ ኣተባቢዐንኣ እየን ይብሃል። ቅድስቲ ሃና ጥንሲ ትሕዝ። ዒራ ተወሺባ’ላ ኢሎም ስለዝቐሰኑ ኣቦኣ ጥንሳ ከይፈለጡ ኣብ ሕርሲ ትበጽሕ’ሞ ወዲ ትገላገል። እቲ ነገር ስለዝተሰትረ ጓሎም ምውላዳ ከይፈለጡ ቆልዓ ይዓቢ። ኣብቲ ከባቢ ዝተፈልጠ ተጻዋታይ “ጥምቢ፣ ቃርሳ፣ ሻኹ”…..ድማ ይኸውን። ባሕሪ ነጋሲ ድዕቡል ቆልዑ ክጻውቱ ከለዉ ምርኣይ ይፈትዉ ነይሮም ይብሃል። ሓደ መዓልቲ ከም ልማዶም ዝጻወቱ ቆልዑ ክርእዩ ይመጹ’ሞ፣ እዚ ኩሉ ግዜ ክስዕር ዝርእዮ ቆልዓስ ወዲ መን’ዩ በጃኹም? ኣየ’ዚ’ስ ወድ ወድኻ ወይ ወዲ ጓልካ እንተዝኸውን፣ ኢሎም ተገረሙሉ። ዓጀብቶም ከኣ ብሓደ ቃል፣” ጎይታይ፣ ዝበልናኩም ክትገብሩ መብጽዓ እተዉልና'ምበር ወድ መን ምዃኑ’ስ ምነገርናኩም” በልዎም። “ባሕሪ ነጋሲ ድዕቡል፣ ሕራይ በሉ’ሞ ፣ ዓጀብቶም፣ ገለ ነገር ከይገብሩ ቃል ኣእትዮም፣ እቲ ቆልዓ ካብ ኣገልጋሊኦም “ኣምበሳጀር” ‘ዝተወልደ ወድ ቅድስቲ ሃና ጓሎም ምዃኑ ገለጽሎም። ድግያት ነገራቱ ደንጽይዎም፣ ማንም ዓሰባ እሞ ኸኣ ዘይዓሌትና ንጓለይ ክእትዋ ኢሎም ካብ ዓቐን ንላዕል ሓረቑን ጎሃዩን።” እቲ ኹሉ ጓሎም ንኸይትወልድ ዝገበርዎ ጥንቓቐታት ብላሽ ምትራፉ ኣዕበድበዶም። በዚ ዝኣክል ድማ፣ መብጽዕኦም ጠሊሞም ኣምበሳጀር ክቕተል ኣዘዙ። እቲ ኣቀታትላ ብብዙሕ ዓይነት’ዩ ዝዝንቶ፣ ማዕረ ቁመቱ ኣብ ዘኹዓትዎ ጉድጓድ ኣእትዮም ብጠቕጣቕ (ኣራግጽ) ኣፍራስ ከም ዘቕተሉዎ ይግለጽ። እዚ ምስ ኮነ፣ ድግያት፣ ብዝገበርዎ ብዙሕ ተጠዓሱ’ሞ “ኣነ’ስ ጅረይ እንካ እየ ዝቐተልኩ” ኢሎም ንወዮ ወድ ጓሎም፣ ዝጽውዓሉ ዝነበረ ስም ኣትሪፎም ‘ጅር ገደላ” ክብሉ ስመይዎ። “ባሕሪ ነጋሲ፣ ንነዊሕ መገሻ ነቐሉ። ክሳብ ዝምለሱ ንሓደ ዓመት ስልጣኖም ‘ጅር ገደላ ከጽንሖ ይሓስቡ’ሞ ነጋሪት ኣዋጅ ኣጸዊዖም ኣወጅ ይብሉዎ። ንሱ ግን፣ ነጋሪት ጋው ጋው ኣቢሉ ዝተባህሎ ገዲፉ፣ “ኣለም ንዘልኣለም ንጅር ገደላ” ኢሉ ኣወጀ ይብሃል። ንዓመት ይብልዎ፣ “ንዘልኣለም’ ይብል፣ መልስ ‘ንዓመት በል” ይብሉዎ “ንዘልኣለም” ኢሉ ይቅጽል….. ብኸምዚ ጎቦ ልቦም ይብገሱ፣ ከይተመልሱ ካብ መገሻኦም ብእኡ ጌሮም ከይተመልሱ ይተርፉ። ጅር ገድላ ስልጣን ኣቦሓጎኡ ወሪሱ ገዛኢ ከበሳ ወይ መረብ ምላሽ ኮነ። ስልጣን ምስ ሓዘ ግን ኣይደቀሰን። ኣብ ኣቦኡ ዝተፈጸመ ግፍዐኛ ኣቀታትላ ኣብ ኩርምቱ ነኺስዎ እዩ ዓብዩ። ኣብ ልዕሊኡ፣ ወዲ ጓል ብወዲ ጓሉ ኸኣ ብሕጋዊ ኣገባብ ካብ ውሽጥ’ቲ ዓሌትን ማሕበራዊ ቦታን ዘይተወልደ ምዃኑ ንነብሱ ከም ምሉእ ወራሲ’ቲ ስልጣን ጌሩ ክወስዳ ውሕስነት ከልኦ። በለው፣ ስልጣኖም “ንማንም ወዲ ጓል” ተታሒዙ ነዊሕ ከምዘይዕገሱ ገምገመ። ሓሲቡ ሓሲቡ ድማ ነባሪ መደቀስ ዝኾኖ ምህዞ ኣምጸአ። ሓደ ግዜ እዚ ዘይብሃል እኽለ ማይ ዝፈሰሶ ዓቢ ውራይ ኣዳለወ’ሞ ንኹሎም ዓሌት ኣዲኡ ክበልዑን ክሰትዩን ዓደሞም። እንዳ'ዲኡ ዘበለ፣ ሰብኣይ፣ ሰበይት፣ ቆልዓ ሓደ ከይተርፍ ተባሂሉ ብምንባሩ ብዓሌቶም እንዳ ባሕሪ ነጋሲ ድዕቡል ብምሉኦም ግምጥል በሉ። እቲ ዳስ ዝተመርጸሉ ቦታ፣ ካብ ዓድ ጋውል ንምዕራብ ርሕቕ ኢሉ ኣብ መሬት ዓዲ ጉረቶ ነበረ። ካብ መንደፈራ ንዓረዛ ኣብ ዝወስድ ጽርግያ ኣብ መበል ዕስራን ሓደን ኪሎ ሜተር፣ ካብ ጽርግያ ኣስታት 400 ሜትሮ ንጸጋም ርሒቑ ዝርከብ ቦታ እዩ። እቲ ዳስ ጥቓ” ምድንባር ሩባ ማይ ጎሮንጓሕን፣ ሩባ ማይ መንጉዳን ተተኺሉ ነበረ። ብምብራቕ ብዓዲ ጋውል መጽእካ ክትርእዮ ከሎኻ ጎልጎል እዩ ። መእተዊኡ ድማ ብእኡ ነበረ። ምዕራባዊ ወገኑ ግን ደንደስ ሩባ ማይ መንጉዳ ህልም ዝበለ ገደል እዩ። እቲ ካልኣይ ኣፍደገ ናይቲ ዳስ ድማ፣ ልክዕ ኣብቲ ገምገም ገደል ነበረ። እቲ ስግር ደንደስ ናይ ሩባ መንጉዳ ብብራኸ ማዕረ’ቲ ዳስ ዝተሰርሓሉ ገምገም ስለዝኾነ፣ ብወገን ምብራቕ ክትርእዮ እንከሎኻ፣ ክልቲኡ ዝተላገብ ጎልጎል ‘ምበር ብማእከሉ ሩባ ሰንጢቕዎ ዝሓልፍ ኣይመስልን።

  • @temesgenbf8511

    @temesgenbf8511

    6 жыл бұрын

    እቲ ንምርጫ ናይቲ ቦታ ብጣዕሚ ኣደናቒ ይገብሮ። እቲ ጅር ገደላ ዘዳለዋ ሽሻይ መዓናጡ ዝቖራርጽ ሓሞት ሓርማዝ ኣትይዎ ኔሩ ይብሃል። በዝ ዘኣክል፣ እንዳኖኡ ብቕርጸት ለለው ክብሉ ኸለዉ በቶም ቀርቡዎም ዝጸንሐ ቀጥቀጥቲ እናኣጨፍጨፈ ናብት ኣስታት ሓምሳ ሜትሮ ዝምንውሑ ጸድፊ ሸለው ኣበሎም። ንርበቶም- ኣየናይ ህይውት በቲ ገደል’ቲ ጸዲፉ ክሰርር። ካብ’ቶም ዕዱማት፣ ገብርሂወት ዕውር ዝብሃል፣ ብጎርዞ ጓሉ ተመሪሑ ድንጉዩ ዝመጸ ሰብ ነበረ። ገብርሂወት ዕዉር፣ ናብቲ ዳስ፣ ዝመርሕ ኣንፊ ቅልቕል ምስ በሉ፣” እንታይ ደኣሉ’ዚ ዳስ ሕልምልም ዝብል ዝመስል፣ ወጃዕጃዕ ኣይስምዕን ኣለኹ። እስኪ ርኣዩ” በላ ንጓሉ። ለተገርግስ እዩ ስማ ነይሩ ይብሃል ጓሉ። ነገራት ከስተውዕሉ ድማ ኮፍ በሉ። “ናብዛ ዳስ ዝኣቱ ‘ምበር ዝወጽእ ኣይርኣኹን ኣቦየ” ክትብል መለሽትሉ።” ኣሕ! ኣጥፊኡና’ዶ’ዚ ድቓላ፣ ንኺድ በሊ ሓፍተላይ!” ኢልዋ ካብቲ መቕዘፍቲ ክሃድሙ ተበገሱ። ክሳብ ሎሚ እታ ቦታ ሓፍተላይ ትብሃል ኣላ። ጅር ገደላ ካብ ዓሌት ኣዲኡ “ገብርሂወት ዕውርን ጓሉን ከምዝተረፉ ይፈልጥ’ሞ ቶሎ ካብ ዘለዎ ደሊኹም ኣምጹኡለይ” ኢሉ ብዙሓት ፈረሰኛታት ይልእኽ። ለተገርግስ ናብኣቶም ገጾም እናዳሮኑ ክመጹ ብርሑቕ ትርእዮም’ሞ ነቦኣ ትነግሮ። ካብ መንገዲ ኣላጊሶም ኣብ ሓደ ስንጭሮ “ውሓጥና መሬት” ኢሎም ይሕብኡ ። በዚ ምኽንያት’ዚ እታ ስንጭሮ “ማይ መሓጥ” ተባሂላ ትጽዋዕ ኣላ። እቶም ኣቦ ነታ ጓሎም ነቶም ሰብ ኣፍራስ እናጋለቡ ዝሓልፉ ዝነበሩ ንነፍስ- ወከፍ ጋላቢ ፈረስ ጸጸር እናኣቐመጥኪ ወይ እናቋጸርኪ ቁጸርዮም በልዋ እሞ ከምኡ ድማ ገበረት። ኣርብዓ ኔሮም ድማ ይብሃል። ነዊሕ ከይዶም ስኢኖሞም ምስ ተገምጠሉ ከኣ ብፍቕዲ’ተን ጸጸር ኩሎም ከም ዝተመልሱ ኣረጋገጹ። ድሕሪ’ዚ ገብርሂወትን ጓሉን ካብ ግዝኣት ጅር ገደላ ወጺኦም ዝነብርሉ ዓዲ ንምርካብ ብእግረይ ኣውጽእኒ ገስገሱ። ኣብ ተራእምኒ ክበጽሑ ኸለዉ መስይዎም ዝተደረሩላ ቦታ “ደሪረ” ዝብል ስም ሒዛ ተርፋ ኣላ። ማዕረባ’ውን ምድር ዓሪብዎም ምስ ሓደሩ ዝወጸ ስም’ዩ ይብሃል። ኣብ መወዳእታ፣ ሰገነይቲ በጽሑ’ሞ ኣብዝ ሕጂ ዓሰርወ ዝብሃል ዘሎ በሪኽ ቦታ ሰፊሮም ከማዕድዉ ከለዉ ለተገርግስ ነቦኣ ዝባን ሰራየ ይርኣየኒ ኣሎ በለቶ፣ እዚ “ዓሰርወ” ንጽውዖ ዘለና በረኻ ከኣ ካብታ ዝባን ስራየ ትብል ዘረባ ዝወጸ እዩ። ይብሉ። ዓበይት ገዛ ሓውያ “ኣብሓጎና ገብርህየት፣ ካብ ጅር ገደላ ዝኣኽለና ርሕቕና ኢና ኢሎም ኣብ ዓሰርወ ምስ ኣዕረፉ፣ ኣንበሳ ምስ ጓሎም ክውሕጦም ይደሊ። ካብ መዓት ጅር ገደላ ወጺእና እንተበሉ’ስ መዓት ኣንበሳ ከኣ ጸኒሕዎም። ብዝኾነ፣ ሓንካሾኦም ሰዲዶም እንተገደፉ፣ ብዕድል ኣምላኽ፣ ኣብ ጎሮሮኡ ሸኺሎምሉ፣ ኣንበሳ ጋሕ ይብል ኣሎ። ቅሻረቱ( ፈረኡ) ከኣ ቅልጥ ቅልጥ ኣቢሎም ይሕዙዎ። ሽዑ ሰገነይቲ ከም ዓዲ ኣይተጣየሰን ዚነበረ። ዓሰርው ከኣ ምድር ድግራ ( ደግራ ልብአ) እዩ ዝነበረ።ጓሶት ደግራ ንወዮ ኣቦሓጎና ገብርሀየት ዝቐተልዎ ኣንበሳ ምስ ረኸቡ፣ ይርኣየሎም፣ ቆርበቱ ቀሊጦም “ኣንበሳ ቀትልና ‘ኢሎም ንደግራ ጓይላን ጨፈራን ይገብርዋ። ንሶም ከኣ ነዚ ምስ ሰምዑ ማንም ለማን ተመሲሎም ንደግራ ይኸዱ።’ እንታይ ዝገበሩ እዮም እዞም ሆ እናበሉ ጓይላ ዝጻወቱ ዘለዉ”ኢሎም ይሓቱ’ሞ ‘ኣንበሳ ዝቐተሉ እዮም” ዝብል ምላሽ ይወሃቦም።”ፈረኡ’ስኪ ኣርእዩና ‘በልዎም’ ኣቦሓጎይ ገብርህየት። ‘ፍረ እንተበልካ ፍረ ትመስክር። ከምዛ ‘ቲ ኣንበሳ ፍረ ዘይነበሮ ዕንይንይ ዕንይንይ ኮነ። በሉ ኣንበሳስ ባዕለይ እየ፣ ቐቲለዮ ፣ እንሆ ከኣ ፈረኡ’ ኢሎም ካብ ለቖታኦም መሰስ ኣቢሎም ነታ ፍረ ኣርኣዮዎም ንደግራ። ደግራ፣ “ ናይ ኣንበሳ ዝቐተልካ በል ጓልን መሬትን ተቀበል’ ኢሎም ። እዚ ክሳብ ሎሚ “ ዓዲ ሓውያ” ዝጽዋዕ ዘሎ መረት ሰገነይቲ ሽዑ ነቦሓጎይ ገብርህየት ከም ዝተዋህቦም እዩ ዝዝንቶ። እታ ጓል ግን ዕውር ኮይኖምኒ ኢላ ኣብያ “ይብሃል። “ኣቦሓጎይ ገብርህየት፣ ካብ ምሉእ ዓሌቶም ንሶምን ጓሎምን ጥራይ ምትራፎም ድቓስ ከልኦም። ትውልዶም ከይጸንት ፈርሁ። ድሕሪ ብዙሕ ሓሳብ ከኣ ጓለይ መዓረይ፣ ጅርና ጸኒቱ ከይተርፍሲ ንዋሰብ’ በልዋ። ብጣዕሚ ሰንበደት። “ ኣቦን ጓልን’ዶ ይዋሰቡ፣ ሰብ’ከ እንታይ ይብለና?”” ከኣ በለቶም።…….ቆርበት ዝብኢ ተኸዲና ዕዳጋ ከም እትውዕል ገበሩ’ሞ ፣” እሂ እንታይ በለ ሰብ?” በሉዋ። ቆርበት ዝብኢ ምኽዳና ኣገሪምዎም ምሉእ ዕዳጋ ዋኒኑ ገዲፉ ንዕኣ ክርእን ብኣ ክዛረብን ከም ዝውዓለ ገለጸትሎም። ካልኣይ መዓልቲ ዕዳጋ ከኣ ሰደድዋ። ዝበዝሐ ሰብ ወያ ናይ ብ ኣምሆይ እንዲያ ደኣ’ዚኣ ‘ኢሉ ሸለል ከም ዝበላ፣ ዝግደሱላ ከም ዝውሓዱ ነገረቶም። ሳልሳይ መዓልቲ ከኣ ከምኡ ዕዳጋ ኣውረድዋ። “ሎምስ ኣቦየ ዘቃልበለይ’ኳ ኣይረኸብኩን፣ ሰብ ውራይ ስርሑ ክገብር ውዒሉ” ከኣ በለቶም።” በሊ ካባይ ምስ ወለድኪ’ውን ከምኣ እያ፣ መጀመርታ፣ ካብ ኣቦኣ ወሊዳ ካብ ኣቦኣ ወሊዳ ‘ይብሃል፣ ድሓር ግን ሰብ ምስ ለመዶ ዝዛረበሉ’ኳ ኣይርከብን፣” ቢሎም፣ ኣረድእዋ ኣቦሓጎይ ገብርህየት፣ ረደየት’ሞ ሸውዓተ ወዲ ከኣ ወለዱ። ገለ ካብኣቶም ንሰራየ ተመልሶም ኣብ ጥሻ ኣቦሓጎታቶም ሰፈሩ። እዞም ሸውዓተ ደቒ ገብርህየት ዝፈረዩዎም ኣብ ሰራየ፣ ኣኮለጉዛይ ፣ ሓማሴን፣ መታሕት ከምኡ’ወን ትግራይ ፋሕ ኢሎም ኣለዉ።….እዞም ዘይሓውያ ‘ካብ ጓልኩም እንዳኣልኩም ትውለዱ” ኢሎም ይዋዘዩልና’ሞ፣”ዋላ ካብ ኣደና ንወለድ ኣታ ሳላ ከምኣ ዝገበረና’ስ እባ ከምኹም ንረግጻ ኣለና’ዛ መሬት’ ኢልና ስቕ ነብሎም። ይብሉ።

  • @Lealti_2

    @Lealti_2

    6 жыл бұрын

    Temesgen Bereket tankyou for sharing this amazing history👏👏

  • @abitii

    @abitii

    6 жыл бұрын

    Temesgen Bereket Amazing history 10x zarkey mara eye zemesgneka

  • @robieriboy5443

    @robieriboy5443

    6 жыл бұрын

    Temesgen Bereket btaemi msgana zgbeaka seb eka! Thank u bro.

  • @Erekeyz
    @Erekeyz6 жыл бұрын

    We need more of this type of music. Great work to the artist and production team!!

  • @ermilove685
    @ermilove6856 жыл бұрын

    ዋውውውውውውው ዳስ ሓውያ ከምዚኣ ስራሕ ክሳብ ሕጂ ኣይተሰረሐትን ኔራ ጎበዝ የኔ ሞክሲ ኣጆኩም ኤላ ቲቪ ክኣ ሎምዓንቲ ክልቲአን ዝዘርጋሕኩመን ፉልያት የን ኣጆኮም ከምዚ እንዳዘርጋሕኩም ኣዛናጉዕና ንሕና ድኣ ትንቡር ኣይከልኣኩምን ኢና

  • @tigrinyatube3156
    @tigrinyatube31563 ай бұрын

    That's why I am proud to be from this tigrinya people

  • @Semere94
    @Semere946 жыл бұрын

    " Merahi bzey Genahi ".... History repeating itself in my beloved Eritrea. Splendid work Tedros

  • @quantum5210

    @quantum5210

    5 жыл бұрын

    ??? how so? my Eritrea is lovely and prospering and defeating its enemies everyday.

  • @Lealti_2

    @Lealti_2

    2 жыл бұрын

    Yes Exactly N zestebhale tiray iyu!!!

  • @selamselam7545
    @selamselam75456 жыл бұрын

    ብጣዕሚ መሳጢ ዛንታ ብሉጽ ሰራሕ ከምዚ ዩ ናይ በሓቂ ጥበብ ጊን አቲኦም ኣፍራስ ገለ ዝጎይዎ ነቲኦም ሰባኣይ ኣየትኩማን

  • @mikefitz6829
    @mikefitz68296 жыл бұрын

    Tedy Tedy Tedy... you're the nicest thing to happen to the Eritrean music industry. What a historic revelation. You deserve so much respect.

  • @pastorfred2048
    @pastorfred20486 жыл бұрын

    ዋው ግርምቲ ስራሕ'ያ ናይ ብሓቂ ብልጽቲ: ን ታሪኽና ተዘንቱ ስራሕ ብምስራሕኩም ዕጉባት ኢና ብ ፊልም እንተትስራሕ ከኣ ጽቡቕ ኔሩ: ብዝኾነ thanks ነዞም ኩልኹም ኣብዛ ስራሕ ዝተሳተፍኩም::

  • @sisssoll3792

    @sisssoll3792

    6 жыл бұрын

    Ata kab ezgis felite eilka ika wedi farea semika tmm zeitbll

  • @abelabrham1274

    @abelabrham1274

    6 жыл бұрын

    Aya xebuk alkum

  • @selamasfeha2929

    @selamasfeha2929

    6 жыл бұрын

    siss soll c

  • @pastorfred2048

    @pastorfred2048

    6 жыл бұрын

    Life IS a Dream ok ሕጂ ዘኪረያ እዛ ታሪኽ:: ታንክስ ስለ ዘዘከርካኒ

  • @filiberhane2749

    @filiberhane2749

    6 жыл бұрын

    nahom abrham sorry hawety Anety malet eu ?

  • @mussiegh5870
    @mussiegh58706 жыл бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ነዛ ብልጽቲ ስራሕ ዘበርከትኩም ። ኣቦይ ዝነገረኒ ዛንታ ናይ ቀደም፡ ሓደ ሰብኣይ ንጓሉ ከምዚ ኢሉ ሓተታ፣ ዛጓለይ ኣብዛ ማዕዶ ዘላ ዳስ'ሲ ዕዱማት ይኣትዉ ይወጹ'ኣለው፥ ዝኣትዉ እምበር ዝወጹስ የለዉን ኢላ መለሰትሉ። ነዋሕ ኢያ ታዛንታ ፡ እዛ ናይ ቴዲ ብልጽቲ ስራሕ ንሳ ሙኻና ርግጸኛ ኢየ ። Thank you so much TEDROS Dear

  • @onelove6069

    @onelove6069

    6 жыл бұрын

    melaya eba ?

  • @dawitgoitom.h1745
    @dawitgoitom.h17456 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ኢኻ ሓያል ቴድሮስ፣ ሓይልኻ ኣብ ስርሓካ ይረአ ኣሎ። ኣጆኻ ካብዚ ንላዕሊ ክጽበ እየ ካባኻ። ቁሩብ ዘገረመኒ ነገር እንተሃልዩ ነቲ ክትሰምዖ ዘይስሕበካ ደርፍታት፣ ጻዕሪ ዘይፈሰሶ፣ ቁምነገር ዘይሕፈሶ ኣብ ሓጺር ግዜ 500,000 ወይ ልዕሊኡ ተሰሚዑ ትርእዮ። ነቲ ብብዙሕ ጥበብ ዝተሰርሐ ስራሕ ግን ሰብ ዘየቅልበሉ። ዘይተፈትሓትለይ ግድል እያ። ደጊመ ኣጆካ በርትዕ ተዲ ሓወይ

  • @yontcesc

    @yontcesc

    6 жыл бұрын

    i share your thought...It's a shame to c this this incredible music getting less than a quarter of million...

  • @dawitgoitom.h1745

    @dawitgoitom.h1745

    5 жыл бұрын

    ብጣዕሚ አዩ ዘገርም ዮኒ።

  • @user-et1ls7pk8k
    @user-et1ls7pk8k4 ай бұрын

    ብጣዕሚ ኣብ ታሪኽ ስነጥበብ ኤርትራ ኣብ ቕድሚት ትስራዕ፡ ብዙሕ ጻዕሪ ዝፈሰሳ፡ ጥበብ እያ፡ ዳስ ሓውያ ዝኣቱ ምበር ዝወጽእ ነይረአና!

  • @meraasli3772
    @meraasli37724 жыл бұрын

    ዋውውው ኣድንቀካ ቴዲ ሓወይ ገን ፊሊም ተትሰርሖ ምበልኩ ኣነ ስለ እቲ ተገዳስነትካ ናይ ታሪክና ካ ብሰም ኤርትራዋን ንመስግነካ

  • @hbbigshow1552
    @hbbigshow15524 жыл бұрын

    መዓልታዊ እየ ዝስምዓ 2020 /04/13

  • @robielmahary5948
    @robielmahary59485 жыл бұрын

    ኤርትራውያን መቸም ከም ሕጉሳት 'ሲ ናይ ጋይላ music እና ንፈቱ እዚ ደሪፊ እንታይ ይብል ኣሎ ዝብል የለን ንከምዚኦም ዘየተባባዕኩም 'ሲ ንመን እኹም ከተድንቁ

  • @user-tx7ou2ws1t
    @user-tx7ou2ws1t6 жыл бұрын

    ቴዲ ኣፍሮ ስታይል ጥበብ ኣብዚ ኣሎ 100% በጃኹም እዚ ታሪኽ ብ ፍሊም ኣቅርቡልና ጥበብ ግን ከምዚ ክኸውን ኣለዉ ሓቀኡ መን ኣሎ ምሳይ ዝሰማማዕ

  • @TesTewelde

    @TesTewelde

    6 жыл бұрын

    Asmera bira l agree with bro Absolutely true

  • @iameritreanmilitary6655

    @iameritreanmilitary6655

    5 жыл бұрын

    Nay behaqi belxti derfi zeykem nay heji derfi🇪🇹🇪🇷❤🤞

  • @mewaelkahsay8518

    @mewaelkahsay8518

    4 жыл бұрын

    Men hibwo ntedi afro kemzi aynet style?aymeslenn natu! Ezi tsbuq srah ms kaleot zlemednayom knewedaro gdn aykonen kulu nenatu tsbuq ekua entelewo nay qedem tarik bnay qedem style ksrah nay gdn eyu.

  • @Meronzed

    @Meronzed

    4 жыл бұрын

    @@TesTewelde@s3(³

  • @yonalove1573

    @yonalove1573

    4 жыл бұрын

    Who is tedy afro you bastard

  • @Eritreanp
    @Eritreanp6 жыл бұрын

    Omg temesgen amlak dihri newih ametat Eritrea hade derafi bimrkaba Thanks god❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯💯💯💝💝💝💝💝💝 ajoka bejaka kemzelekayo qetsil

  • @hermonghebremichael7635
    @hermonghebremichael76356 жыл бұрын

    famous stories of vengeance" very nice, very hardworking to put it all together in 6mints.Thank you. All who maid this historical video distinguishes generation.

  • @meronfikribedilkani1106
    @meronfikribedilkani11066 жыл бұрын

    Ata Seb wahade bebi hade Ata Seb wahade bebi hade Ata Seb wahade 😍😍 Ziwexei ember ziatu zeyele You are Smart und Amazing bro 😍😍😍😍😍😍😍😍

  • @matitesfaldet7740
    @matitesfaldet7740 Жыл бұрын

    ምስ እዚ ወዲ ጥባብ ዘሎ ይገርም እዩ❤❤❤

  • @GANNERS1
    @GANNERS15 жыл бұрын

    ኣዝያ ፍልይትን ብልጽትቲ ስራሕ 2019👍🇪🇷🇪🇷

  • @EmbeytoFredrikstad3340
    @EmbeytoFredrikstad33406 жыл бұрын

    This is everlasting history which narretes ancient DasHawya `^Afe-Tarik^* we should be proud of this give him reward. Wake up Young generation.

  • @dahlakmedia3716
    @dahlakmedia37166 жыл бұрын

    እዚ ዳይረክተር ኤዲተርን ሲነማቶግራፊ ዝገበሮ ኤርትራዊ ድዩ ኣነ ኣብ ዝኮነ ርእየዮ ኣይፈልጥን እዩ ፡ ብጣዕሚ ንፉዕ ፕሮፎሽናል መልክዕ ዘለዋ ክሊፕ ብሓቂ ብዙሕ ጻዕሪ ፈሲስዋ እዩ ዝመስል፡

  • @yonasandbosslove8325

    @yonasandbosslove8325

    6 жыл бұрын

    Eri top ዜና አንዳ ኩሉ ናትና ኣይኮነን ኤቶጲያዊ እዩ

  • @jonmichael8595

    @jonmichael8595

    6 жыл бұрын

    ብሓቂ ሓያል ዳይረክተር, ኤዲተር, ሲነማቶግራፈር! ከምዚ እዩ ስራሕ ዝብሃልሲ!

  • @piratebc-ge1iq

    @piratebc-ge1iq

    6 жыл бұрын

    ዕንጋለ ፍቁራት ቆማል ዓጋመ ኢትዮጵያ ከማን ስፐል ክትገብራ ኣይክኣካል ወዲ ነቃዕ ጢዙ።

  • @yonasandbosslove8325

    @yonasandbosslove8325

    6 жыл бұрын

    pirate 1034bc ዓርኩ ኣብ ሚንታይካ ዳ ዊዒለ ወደይ ኢቶጲያዊ እዩ ኢለ ኢልካስ ዝይግብራዊ ጸርፊ ትጸርፈኒ ፡ ከየሕዘንካኒ ኣይተረፍካን ሶ የቀንየለ ፡ ኢቶዮጲያ ፡ ኤቶዮጲያ ኢትዮፒያ እየነይቲ እያ አታ ትኪክለና እስከ

  • @piratebc-ge1iq

    @piratebc-ge1iq

    6 жыл бұрын

    ዕንጋለ ፍቁራት ናይ'ቲ ዝሓተተ ሰብ ሕቶ ንጽርትን ብቅንዕናን'ያ ነይሩ ነቲ ንዛ ክሊፕ ኣዲትን ዳይረክተርሲ ኤርትራዊ ድዩ ኢሉ ምሕታቱ ዋላ ሓንቲ ጌጋ ኣይነበሮን ንስኻ/ንስኺ ግን "እንዳ ኩሉ ናትና" ኢቶጵያዊ'ዩ ኢልካ ወይ ኢልኪ። እቲ ሓታታይ ዋላ ሓቲ ናይ ዋንነት ኣምር ክሳብ ዘይቀረበ ከም'ቲ ናትካ መልሲ ኣይግብኦን ነይሩ ነዚ ብመርዳእ እየ ድማ ቆማል ዓጋመ ወዲ ነቃዕ እግሪ ዝበልኩኻ ምኽንያቱ እዚ ዓይነት ባህሪ ናይ ቆማላት ዓጋመ ደቂ ነቃዕ እግዲ ስለዝኾነ።

  • @sbahtuhagos1145
    @sbahtuhagos11456 жыл бұрын

    Thank u for amazing hard workand effort.That is one best videos we ever had.

  • @erilove4639
    @erilove46394 жыл бұрын

    ብሩኽ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልና 💐🌹 ከመይ ዘይንውሕድ 🌹እግዚአብሔር💐 ምሕረቱ የውርደልና ኣሜን ንበል🌹

  • @user-sz6qd2uo7i
    @user-sz6qd2uo7i6 жыл бұрын

    ተስፋ ኣለኒ ልዕሊ 2 ሚልዮን በጻሕቲ ክትረክብ እዛ ክሊፕ ።

  • @samimoha2027

    @samimoha2027

    6 жыл бұрын

    Ema Candy 5m yibl aloku

  • @user-sz6qd2uo7i

    @user-sz6qd2uo7i

    6 жыл бұрын

    Sami Moha ይግበኦ እዩ ሰበይ ።

  • @yonas978

    @yonas978

    6 жыл бұрын

    ልዕሊኡ ከማን ክትርአ ትኽአል አያ ግን ሰብ ሎሚ ናብ ዲዝ ዲዝ አያ ተምርሕ ናብ ዘብለጭልጭ

  • @wolodoyproduction9023

    @wolodoyproduction9023

    6 жыл бұрын

    ema camdy ሎሚ ሰብ ቅምነገር ምስማዕ ገዲፍዎ ኢዩ። ናይ ብዓል ቀፋጽ ምለኑ፡ሰምሃር ምስማዕ ኢዩ ዘፍትወሉ። ስለዝስ ትጽብተይ ናይዛ ደርፊ ሚልዮናት ዝበጽሕ ኣይመስለኒ። እንተ በጺሓ ግን ጹቡቅ

  • @user-nh6km7og3m

    @user-nh6km7og3m

    6 жыл бұрын

    Ema Candy xubuk tarik zey fetu hade torkash derfi xubuk gorom yriwo nabnet ente astebahalika ayzom abeyti derefti xubuk ayren eyu

  • @seareg3443
    @seareg34436 жыл бұрын

    *ዋውውውውውው* ኣታሰብ ወሓደ ቀደም እንድዩ ሰብ ምውሓድ ጀሚሩ። እንቓዕ ዓይንካ እግዛብሄር ከፈተልካ። ንመጀመርታ ግዜ ኣብ ህሉ ኩነታት ዝደርፍ ደራፋይ። ብጣዕሚ ጹፉፍ ስራሕ።

  • @user-yc1sf9nf4x

    @user-yc1sf9nf4x

    6 жыл бұрын

    hakuna matata Seare stop ploiticizing!!! You dont need to be a rocket scientist to work out? people leaving doesnt equate to people hitting maturity! l am not in what so ever showing endorsement to what has happeening!

  • @filmonaron841

    @filmonaron841

    6 жыл бұрын

    *ሓቂ*

  • @loveghe
    @loveghe6 жыл бұрын

    Great Music, I don't even know the History behind it, it is very touching. History is still repeating in Some of East African Countries.

  • @wolfpack7861
    @wolfpack78614 ай бұрын

    ናይ ብሓቂ በብሓደ ሰብ ዋሓደ 😢 We all need to go back to OUR LOVELY HOME one day 🇪🇷

  • @abelarefine2949
    @abelarefine29496 жыл бұрын

    Respect # best Eritrean videoclip so-far 👍🏿

  • @Drar18
    @Drar186 жыл бұрын

    ☺️🇪🇷 lots of love 💖 my people!!!!

  • @ichhabemichichhabeauch9619
    @ichhabemichichhabeauch96194 жыл бұрын

    Kab hiwetay zerakua derfi yekun kelib deram ete zeblexe serh Thank you ❤️ Abezi serh zetstfkum ✨

  • @danflexy6398
    @danflexy63986 жыл бұрын

    Tedros Ermias OMG Your such a super star Men I cant wait to listen more of your music ; you are the future of the eritrean music You are such an inspiration You rock the music GLAMOUROUS

  • @user-kk3gy4ep8p
    @user-kk3gy4ep8p6 жыл бұрын

    This guy is great. He is trying different by respecting his culture

  • @eritreagreatgezavideos7683
    @eritreagreatgezavideos76836 жыл бұрын

    ☆☆☆☆☆Hands down, Hats off to you 🖐🖐it is beautiful & deep. ..... You are amazing & best eritrean artist, you make the fascinating long story to 7m music, that is real art ,I love your work keep up 👌❤❤❤

  • @debesaygebray5292
    @debesaygebray52925 ай бұрын

    ዋዉዉዉ ብሉጽ ስራሓ ጥበብ ክብሃል ከምዚ እዩ ጸማም ክርድኦ ዝክእል ❤❤❤

  • @fitsumghebrewoldi4172
    @fitsumghebrewoldi41726 жыл бұрын

    Excellent! That’s the best presentation i've ever heard and seen. Thanks

  • @temenow
    @temenow6 жыл бұрын

    Tedros, you are such a beauty to art. What a talent you got my brother. I can see the efforts and hard work you have put into this project, welldone! I like your trend of style, keep shining my dear. Your voice is soothing to the ear and calming to the heart!

  • @Santos-cv7xo
    @Santos-cv7xo6 жыл бұрын

    Wow እታ ዝፈትዋ ዛንታ ምስ ብሉጽ videoclip and melody keep going bro great job 👏🏾👏🏾👏🏾

  • @advancedcomputersolution2147
    @advancedcomputersolution21476 жыл бұрын

    So much appreciation Teddy...Excellent Job..so much i wish you add subtitle...keep it up bro

  • @liyaasghedom3127
    @liyaasghedom31274 жыл бұрын

    For the first time I am watching amazing historical music no words 👏🏽👏🏽👏🏽👍🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @filimonmerhawi7732
    @filimonmerhawi77326 жыл бұрын

    ዋውውው ናይ ብሓቂ ደም ዝፈሰሶ ስራሕ ።ኣድኒቐካ ኩልኻ ኣብዛ ስራሕ ዝተሳተፍካ።

  • @samkeyz6934
    @samkeyz69346 жыл бұрын

    What great production Teddy. We are proud of you... can’t wait what you’re going to produce next.... can’t stop watching this video

  • @selamawit7917

    @selamawit7917

    4 жыл бұрын

    Me

  • @dirarasfaha1849
    @dirarasfaha18496 жыл бұрын

    He’s so nice this video made me cry 😢 it’s very good music✌️

  • @sarahaile7620
    @sarahaile76206 жыл бұрын

    OMG it make make me cry 😢 Congr you have done a good job 👏🏼 and one thing that touches you inside.Well done ✅ and thank you for this!!

  • @user-qn4bw8tu5v
    @user-qn4bw8tu5v6 жыл бұрын

    ናይ በሓቂ ጽቡቅ ስራሕ እዚ ታሪክ ከም ዘለዎ ዘቅረብኩም ክትምስገኑ ይግባእ እዚ ድማ ጽቡቅ ትህርቲ ክህብ ይክእል ኢዩ ወዲ ሓፍቶም ነኮታቱ ኣብሓጎ ንወዲ ጋሉ ዝተበዳደልዎ

  • @somaer792
    @somaer7926 жыл бұрын

    nay bhaki bltsti srah.keep it up.visual effects artist daniel tamrat.and semehin ysma, i like it

  • @themillion4617
    @themillion46172 жыл бұрын

    Ella TV ጽቡቕ። ድምጻዊ ቴድሮስን ካልእ ኵልኹም አብዚ ስራሕ ዝተሳተፍኩምን ጽቡቕ ስራሕ ካብ ልቢ የድንቐኩምን ካብ ልቢ የመስግነኩምን። ግን ኣብዚ ግዜ እዚ Ella TV ልዕሊ 500 000 ተኻታተልቲ ኣለዉዋ እቶም ነዛ ደርፊ ዝረኣዩዋ ግና 4,5 ሚእቲ ሽሕ ኢዮም ማልት ይትረፍዶ ካልእስ እቶም ተኻታተልቲ ናይዛ ቻነል ከማን ኵላቶም ኣይረኣይዋን እቲ ጸገም እንታይ ይኸውን፧ ኣነ ዝመስለኒ እዚ ታሪኽ ዛንታ ሓውያ ብጥንታውነቱ ኣስታት ሓደ ሚሊዮኒም ማለት 1000 ዓመት ዘለዎ ኢዩ፡ ብቕዓት ታሪኹ ብ ናይ ታሪኽ መስፈር ተወዳዲሩ ከዐውቶ ዝኽእል ብቕዓት ኣለዎ፡ ነዊሕ ክፍተሽ ወይ ሰፊሕ ዛዕባ ከልዕል ዝኽእል ስፍሓት ኣለዎ። እዚ ኵሉ እንዳ ኾነ ግና እዚ ዛንታ ህዝብና ብግቡእ ይትረፍ ብሓርፋፍ ዕላል ከማን ዝፈልጦ ውሑድ ኢዩ። 2018 ኣብ ሰገነይቲ ኮይነ እዛ ደርፊ ምስ ሰማዕክዋ ንኣስታት ክልተወርሒ ዝኸውን ደጋጊመ ሰሚዐያ ክትርድኣኒ ኣይከኣለትን ደሓር ግና ብዛዕባ እዚ ዛንታ ዝፈልጡ ዓበይቲ ከዕልሉ ሰሚዐ ሓቲተዮም ብኸፊል ኣረዲኦምኒ ኣብዚ ግዚ እዚ ከኣ መምህር መኮነን ኣብ መደብ ሞዛይክ ባህሊ ኣቕሪብዋ ሰሚዐያ ናይዛ ስራሕ ጽባቐ ጐድና ከኣ ጐሊሑ ተራእዩኒ ማለት ዩ። ብዙሓት ግና ከምቲ ቀዲመ ዝበልክዎ ነቲ ዛንታ ስለ ዘይፈልጥዎ ኣይሰምዑዋን። ስለዚ ጸሓፍቲ ሰብ ሞያ ነዚ ዛንታ ምርኩስ ብምግባር ዓቢይ ልብወለዳዊ ሓቀኛ ዛንታ መጽሓፍ ክጸሓፍ ከም ዝኽእል ተገንዚበ እሞ ኣድህቦ ክትገብሩሉ ይጽወዕ። ኣብዚ ቀረባ እዋና ፍቅር እስከ መቃብር ትብል ዓባይ ናይ ኣማረኛ መጽሓፍ ኣብ KZread ክሰምዕ ድሕሪ ምቕናይ ኣብታ መጽሓፍ ተመርኲሳ ዝተሰርሕት ናይ ቴዲ ኣፍሮ ደርፊ ሰሚዐያ ካብኡ ነዛ ዛንታን እዛ ደርፍን ዘኪረ ብሰፊሕ ተሰሪሓ መጽሓፍ ተሓቲማ ክርእያ ከኣ ተመንየ።

  • @ereytesfaalewafithi46
    @ereytesfaalewafithi464 жыл бұрын

    Antum deqi Erey seb wuhade, " haqi ziatu ember ziwexie neyele"

  • @user-bo8cp9zx7v
    @user-bo8cp9zx7v6 жыл бұрын

    እንታይ ኢለ ከምዝጽሕፍ ከይተረደኣኒ ኢየ ዝጽሕፍ ዘለኹ ግን ከኣ ነብሰይ ግፍፍ ክብለኒ ይርደኣኒ ኣሎ,,,,ብሉጽ ስራሕ ማለት ኣድኒቅካ ዘይትዉደኦ ከምዝኮነ ሎሚ ብግብሪ ርእየዮ እሞ ከኣ ስነጥበብ ሃገርና ሞይቱ ኣብ ንብለሉ ደረጃ ከምዚ ዓይነት ስራሕ ክትርኢ ከለኻ ፈጣሪ ዕድመ ን ጥዕናን ሃበኒ ካልኣይ ናይ ቴዲ ስራሕ ክርኢ ኢልካ ምልማን ጥራይ ኢያ።

  • @HelloEritrea
    @HelloEritrea6 жыл бұрын

    ዝብሎ የብለይን ቃልት ሓጺሩኒ ግርማ'ዛ ደርፊ ከየጉድሎ። ኣብዚ ግዜ እዚ ከምዚ ዓይነት ስራሕ ክትሪኢ መን ይሓሰቦ። ብምስላ ጥራይ ንፈልጦ ዳስ ሓውያ ከምዚ ጌርኩም ምስራሕኩም ሞጎስ ዝግኣኩም ንፉዓት ሰባት ኢኹም። ብመልክዕ ፊልም ክስራሕ ካኣ ተስፋ ንገብር።

  • @HanibalDawit-xi6wq
    @HanibalDawit-xi6wq6 ай бұрын

    I guess befor i watch 20 .30 million views .but with out this video cant work this is the most amaizing video clip

  • @sam-cn1wd
    @sam-cn1wd6 жыл бұрын

    This is uniquely arranged music and video and yet it has only few hits than the other tigrgna guyala music. If it was guyala I bet it would get thousands of hits regardless how good the music is. This music is well arranged and the lyrics is meaningful as well. I like this music and as I musician I know how long it takes to produce such song. Keep it up guys. Love from the Netherlands !!

  • @ghenettewelde4596
    @ghenettewelde45966 жыл бұрын

    ስራሕ ማለት እዚ እዩ ንስነ ጥበብ ጋዕጺጽካ ጨፍሊቅካ ገንዘብ ሚርካብ ዘይኮነ ብሉጽ ስራሕ ሰሪሕካ ባህልካን ዓቅምካን ሚፍታሽ ካን ኡ ሓሊፉውን ፈተውትካን ኣፍቀርቲ ስነጥበብ ተህጉስ ማለት እዩ ስለ እዚ ተዲ ብጣዕሚ ነመስግን ስለ ብሉጽ ስራህካ፡

  • @yosiefabraha6560
    @yosiefabraha65606 жыл бұрын

    እዝነይ ምሳይ እንተሃልዩስ እዛ ደርፊ ብቋንቋ ትግርኛያ መስለኒ። ኣብ መዛዘሚ እዛ ትረኻዊት ደርፊ ብእንግሊዝኛ ሓጺር መግለጺ ብቴዎድሮስ ማርቆስ ተጻሒፉ ንረክብ። ሽሕኳ ብእንግሊዝ መገለጺ ምግባር ብገዛርእሱ እንተዘይተቃወምክዎ፡ ብትግርኛ መግለጺ ከይሃብካ ናብ እንግሊዝ ምንጣር ግን ምስ ምንታይ ይቁጸር። ከምዚ ዓይነት ተርእዮ ብዙሕ ጊዜ ኣብ ቀለም ቀመሳት ይረአዩ። ካባና ንላዕሊ ዘገድስ ሰብ ኣሎ ድዩ ድኣ ብዘይንመልኮ ቋንቋ መግለጺ ዝግበረላ? ወይሲ ጻዕርና ምዕራባውያን ክባርኹልናን ካባ ኣድናቆት ከልብሱናን ኢዩ? ጽዓዱ እንተዘይ መርቕዎን ኣጽደቕዎን ብቊዕ ሥነ ጥባባዊ ስራህ ኣይኮነን ናብ ዝብል መደምደምታ ዝከድና ይመስለኒ። ንህና እንተኮነ ካብ እንግሊዝኛ ተርጕምኩም መፍለጥኩምና፡ ካቡኡ ዝተረፈስ ነቲ ናትና ዛንታን ፍልጠትንዶ ብመጋረጃ እንግሊዝኛ ክትስውሩልና ኢኩም! "ናብ ቋንቋና ተርጕሙ ፍልጠት ዘየመሓላልፈልና ኤርትራዊ ካብ ሃገር እንተወጸ ይሓይሽ!" ብምባል ተኪኤ ተስፋይ ብነድሪ እተዛረብዎ ኣዘኪርኩምና። ቅድም ብቋንቋና ጽሓፉልና፡። እንግሊዝኛ ክንርድኦ ዓቅሚ የብልናን። ብዙሓት ሽግር ኤርትራዊ ክንፈትሕ ዝብሉ ጽጉባነ ቀለም ኮነ ቀለም ቀመሳት እውን፡ ነቲ ሓፋሽ ብዝጎሲ ኣገባብ እዮም ብእንግሊዝኛ ፖለቲካውያን ደናጉላ ክስንድዉ ዝረኣዩ ዘለዉ። ሓፋሽ ወሰኑ ክሳብ ዝሕዝ ናይ በይኖም ዓለመ ክትዕ ይፈጥሩሞ፡ ንኤርትራዊ ሽግር ምዕራባዊ መፍትሒ ከናድዩሉ ይርከቡ። ነቲ ምስኪን ሕዝቢ ድማ ሒደት ፖለቲካውያን ኣምራት ቋጺረን ኣለዋ ብዝብልወን ካብ ኣፎም ጸረር ዝበላ ደናጉላ እንግሊዝ ጌሮም መንበስበስታኡ ክወቕዕዎ ይረኣዪ።

  • @metkelzion3987

    @metkelzion3987

    6 жыл бұрын

    yosief abraha ይገርመካ ዩ ንዕቐት ቋንቋ ተግርኛ እዩ ከምኡ ዝገብሮም እዞም ቀለም ቀመስ እንብሎም ብፅልኣት ትግርኛ ዝሳቐዩ መጣቓዕቲ ባዕዳዊ መንነት እዮም ፣ እቲ ፀገም ታሪኽና ከይተረፈ ፀዓዱ ክገልፁልና ዘሕፍር እዩ ፀዓዱ ንታሪኽና የዕንዮሞ እምበር ኣይየዐረይዎን ።እዞም ፀዓዱ ዝበሃሉ ወላሓንቲ ስልጣነ ዘይነበሮም ክንሶም በዘን ኣብዚ ቁሩብ እዋን ካብ ፅሑፋትና ሰሪቖም ዘፍረይወን ስልጣነ ናይ 300 ዓመት ነቲ ንዘበናት ዘቑፀረ ሕግናን ስርዓተ ኣነባብራናን ስልጣነናን እንዳደምሰሱ ይርከቡ ።እቲ ዘጉህየካ እዞም ናትና ቀለም ፀገብ እንብሎም ምዕራባዊ ካሪክለም ኣብ ርእሶም ተሓንጊጦም ንህዝብና ብንዕቐት እዚ ደንቆሮ እዚ ፋራ እዚ ዓሻ እዚ ዘይተማህረ እንዳበሉ ብፅልኣት ትግርኛዊ መንነት ዝሳቐዩ ውሑዳት ኣይኮኑን ።

  • @baruk1875

    @baruk1875

    6 жыл бұрын

    Kem delayu yegeber hagezeni do eleka yeu neseka zegedeseka getemen zeman eyu nesu asetemaqer

  • @Afrostudio2

    @Afrostudio2

    6 жыл бұрын

    Baruk 187 Sorry!!! Xibuk rieto eu hibu ezi hawuna. Silezi kab semaety nayzi derfi wexae kalie zegedsena anbabi kem tewesaki eu. Nay ezi derfi semaety kea nihna ena. Kabana ke kindey mietawit eu english zimelik? Silezi neza derfi zelewa kibry ab botiu kelo nety siebu zimexie meglexi nayta derfi ziada dirie eu ziwuskela. Bflay bety qanqa nayta derfi meglexi teyewahibuwa nimbal eu hawuna rietiu zefsese.

  • @yosiefabraha6560

    @yosiefabraha6560

    6 жыл бұрын

    Fkadu Gebreab ኢንጅነር ፍቃዱ ዲካ(civil,eng)

  • @Afrostudio2

    @Afrostudio2

    6 жыл бұрын

    ewe ane eye. hahahhahah who yosief you are?

  • @redaihaile3443
    @redaihaile34432 жыл бұрын

    It is the current village,Adi Goroto. it is located 20km southwest of Mendefera.

  • @erifirst6132
    @erifirst61326 жыл бұрын

    Teawet tedros hawna blux srah eu ktmsgen dgbeaka seb eka mo may God bless you bro

  • @user-fn4hs5vk9c
    @user-fn4hs5vk9c6 жыл бұрын

    ዳስ ሓውይ ዘኣቶ ኣንበር ዘውጸእ ኣርኣናን ።በልቢ የመስገንካ ቴዲ።

  • @brenzobg1146
    @brenzobg11464 жыл бұрын

    I have never seen this video today is my frist time speach less......

  • @dannynini1832
    @dannynini18324 жыл бұрын

    Who's lesson now in 2020 guys 😍🙏 😘tedrose ermias 🙏 !!

  • @redaihaile3443
    @redaihaile34432 жыл бұрын

    It is the current village, it is located 20km southwest of Mendefera.

  • @yonatanyhannes2535
    @yonatanyhannes25356 жыл бұрын

    መራሒ ብዘይ ገናሒ ኣብራኽ ኣጓብዝ ብዘይ ገራሒ ። ታሪኽ ደይ ኮነስ ህልው ኩነታት እዩ ዝደርፍ ዘሎ እቶም ዝርድኣና ተርዲእና ኣሎ እቲ መራሒ ክኣ ገናሒ ኣግበረሉ እዩ።

  • @4smarahalal112

    @4smarahalal112

    6 жыл бұрын

    Yonatan Yhannes briliant

  • @haba37

    @haba37

    6 жыл бұрын

    Thank God I’m not the only one! Like Yonatan’s message if you agree Truthfully the evil leaders of this age will be history hope it will happen so soon tho

  • @TesTewelde

    @TesTewelde

    5 жыл бұрын

    ይቕሬታ ገራሒ እንታይ ማለት ኢዩ?

  • @Lealti_2
    @Lealti_26 жыл бұрын

    Nice tedros👏👏🎼🎼 tarik iyu zidegem zelo zigerim iyu

  • @zigdihriwancha8188
    @zigdihriwancha81886 жыл бұрын

    Pow gele aynet sirah....ezi eyu perfection malet!!!!!! Nezi zegeberkayo tsaeri ab moyaka kibri yegibeaka.

  • @bashatube8986
    @bashatube8986 Жыл бұрын

    Omg, I almost found it magically, I have been looking for this song for years.

  • @meronmebrahtu4976
    @meronmebrahtu49766 жыл бұрын

    Omg eza hakegna zanta eya 😭😭

  • @samikeren8635
    @samikeren86356 жыл бұрын

    Omg misli .......... Gelixikayo super 100% ya minibar tekilikilu Ella kexilo

  • @user-hw4ft4mg7u
    @user-hw4ft4mg7u6 жыл бұрын

    Wawwwww eza zanta bhkya tray nfelta neyrna hji gn tedi xbuq srah serihkaln thanks

  • @harertamengs6336
    @harertamengs63365 жыл бұрын

    The best ever clip and true story song.!Thanks Teddy

  • @user-or2ul8fg7y
    @user-or2ul8fg7y6 жыл бұрын

    ኡፍ አንታይ ዓይነት ስራሕ አዩ አዚ ናይ ባሓቂ ብዓይነይ ዘይኮነ ብልበይ አየ ሪኤያ ተደኒቀ ልዕሊ አዚ ዝብሎ የብለይን ናይ ባሓቂ ጅግና

  • @danielkesete9192

    @danielkesete9192

    4 жыл бұрын

    Abey eyu ezey tegru mengrkani do sorry

  • @Mussie979

    @Mussie979

    3 ай бұрын

    @@danielkesete9192ኣብ ከባቢ መንደፈራ ዓዲ ጉሮቶ፥ ቅድሚ 700 ዓመት ኣብ 13 ክፍለ ዘመን።

  • @efremsolomon1555
    @efremsolomon15556 жыл бұрын

    Best song & video clip ever...

  • @ethio_eri_music5030
    @ethio_eri_music50306 жыл бұрын

    no words brother u r the best as always. Every time u come with different ideas ketslo teddy wedi

  • @Kapital-Araya
    @Kapital-Araya4 жыл бұрын

    Nay 2020 alkum do!. Ezi tekal hemam zetfelna yegbro!!!!🙏🙏🙏❤️

  • @adhanethagos8291
    @adhanethagos82916 жыл бұрын

    Just i can say wawwww. good job.

  • @paul_eagle
    @paul_eagle5 жыл бұрын

    ጋና ህዝብና ትርጉም ጥበብ ተረዲእዎ ብሕጂ ከስተማቅራ ይጽበ ኣለኩ እቲ *ቪው ክርእዪ ከመይ ከምዝጉሂ ባዕለይ ይፈጦ ቴዲ ተዘካሪ ስራሕ ሰሪሕካ ክብሪ ይሃብካ ብስም ኩሉ ኤርትራውን ታሪኩን*

  • @embayezale5645

    @embayezale5645

    3 жыл бұрын

    ተረዋኢ

  • @AmaMedia92
    @AmaMedia926 жыл бұрын

    Wonder full history. Thanks tedi and kulukum abza serah zetesatefkum 🖒

  • @natnaelgebru9204
    @natnaelgebru92046 жыл бұрын

    I love this song please keep it. Thanks brother.

  • @samihabeshawi1592
    @samihabeshawi15926 жыл бұрын

    What a video clip What a story line What a screenplay What a directing What a sound What a performance Nay mewidata perfect Teddy hawey amazing Jobe I hope eza Video Ab hatsir gzie top viewers kitrekib Wela odions keman kenestemakiruwo jemirom eti Art zibehal srah btami ab mibale ab clipatna Keep going Teddy!

  • @Sami_2929
    @Sami_29295 жыл бұрын

    Anyone 2019 watching this historical music 🇪🇷✔

  • @kiserizerezghi8901
    @kiserizerezghi8901 Жыл бұрын

    it's really amazing song but I've never seen before ❤️❤️❤️🙏🙏ILI God BY bro

  • @user-xp9hh3kr7i
    @user-xp9hh3kr7i6 жыл бұрын

    ስራሕ ማለት አዚዩ ማአረ ክንደይ ድካም ከምዝፈሰሳ ይረኣየካ።ዘልኣለማዊ ዘይሃስስ ብሉጽ ስራሕ ዩ ሞ ደስ ይበልኩም።

  • @cinemaeri7730
    @cinemaeri77306 жыл бұрын

    Pls Interview gebarlu nazi Artist bezaba eza derfi ezi history mara agadasi koynu yemani nab hzbi ብጣዕሚ ብሉጽ ስራሕ Tedi

  • @tomloginlife3106
    @tomloginlife31066 жыл бұрын

    Love IT

  • @keplerglance9637
    @keplerglance96376 жыл бұрын

    creative cinematography so beautiful

  • @desetbiniam5882
    @desetbiniam58826 жыл бұрын

    Yassss I love this, so unique ❤️😍

  • @most5793
    @most57936 жыл бұрын

    Wooooowwwwwww adniqka zeywdae srah please kulatkum snetbenatat hagerna teberaberu kabakum kemzi srah ezi nxbe ale so good job

  • @berakikidane5815
    @berakikidane58156 жыл бұрын

    ኡይይይይይ ጥበብ ማለት ኣብዚ እነሀለ ንመጀመርያ ግዜ ከምዚ ዓይነት ይርይ ኣለኩ ተዲ ንፉዕ

  • @yonatansolomon4231
    @yonatansolomon42316 жыл бұрын

    Super quality work! Respekt Tedros 👍👍👏

  • @berekettekleab6972
    @berekettekleab69726 жыл бұрын

    Amazing job and great clips

  • @user-gh1ck9zy8w
    @user-gh1ck9zy8w6 жыл бұрын

    Bingo ተዲ ኑፉዕ ግጥሚ 100% ክሊብ 100% ዘይማ 99% ድምጺ 86% ክሊ

  • @laetitiamalkoun108
    @laetitiamalkoun1086 жыл бұрын

    Wow iam ferst comemet ብጣዕማ ኬፍ ዘለዎ ስራሕ ዋዉዉዉ like💓💓💓💓 ሰብ ዋሓደ በብሓደ 😢😢 nice muziq kexlo♥♥ ረሲዐዮ ቡሩክ ቀዳምን ሰንበትን ይግበረልና guys👏👏👏

  • @yoni8787

    @yoni8787

    6 жыл бұрын

    ksanet ksnti abzqedqwo ksnt tray ayezdeli mskulu gumama ane qdimaki😂

  • @laetitiamalkoun108

    @laetitiamalkoun108

    6 жыл бұрын

    Yoni Eti fikar Adam kkkkkkkkk ተቀዲምካ ዋእ ሰከንድ

  • @wedimazu9855

    @wedimazu9855

    6 жыл бұрын

    ksanet ksnti abzqedqwo ksnt tray ayezdeli mskulu Amen Amen Amen

  • @saliemhaile5112
    @saliemhaile51126 жыл бұрын

    Incredible!!! please continue the good job, we expect much more from you!!!

  • @abelgrmasion8630
    @abelgrmasion86305 жыл бұрын

    Omg I have no any idea, but I see my body and fill emotional, I appreciate our history and artists

Келесі