Efra Entertainment _- ጽንብል ዓወት ቢኒ 12 መድረክ. ኣስመራ ኣብ ጎደና ሓርነት Eritrean #

Пікірлер: 60

  • @gideyalem6475
    @gideyalem647520 күн бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏ሰለማዊ ህዝቢ ኣብ ሰለማዊት ሃገርና ኤርትራ ዓወት ቢኒ ንምጽባል እንቃዕ ሓጎሰና ሓጎሰካ ህዝበይይ።

  • @Azeb4Eritrea
    @Azeb4Eritrea20 күн бұрын

    ኣሰይ ሓላል ህዝበይ እንቋዕ ታሓጎስኩም በዞም ሓሳዳት ጎረቤትና ፍርቂ ኢና ንስሕቕ ኔርና ሕጂግን ሳላ ቢኒ ንሙሉእ ህዝብና ሓጎስ ምልእ ኣቢሉዎ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ🙏🇪🇷👍❤🎉🚴🎊💯

  • @saraasmerom9050
    @saraasmerom905020 күн бұрын

    Waw my peaceful people congratulations 🇪🇷❤️

  • @user-zb1wt9xc7w
    @user-zb1wt9xc7w20 күн бұрын

    ህዝበይ ተሓጊሱ ካብ ምርኣይ ዝዓቢ ሓጎስ የብለይን።❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mhaymanot1290
    @mhaymanot129020 күн бұрын

    EnquE hagosena, thanjs to Bini for bringing Eritrea to glory of the cycling world 🌎 ❤🇪🇷

  • @TmgGuale.mengis
    @TmgGuale.mengis20 күн бұрын

    Shikorat Deqi Erey ❤❤❤❤🎉🎉Bini Anbesa Jegna kings 🤴💎💎💎💎🙏🏿🇪🇷🏆🎖🏅🌎🦁🦁🦁🦁🙏🏿🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @abdalkarimhazot1254
    @abdalkarimhazot125420 күн бұрын

    🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷

  • @rezenegerezgiher9396
    @rezenegerezgiher939620 күн бұрын

    ሰላላም ሰላም ህዝበይ አንካ የህጎሰካ ቢኒ

  • @abieyu5322
    @abieyu532220 күн бұрын

    የውሃና ደቂ ኤረይ

  • @user-hb4gl4uu3v
    @user-hb4gl4uu3v20 күн бұрын

    አስይ ህዝበይ ተሓጊሱ ቢኒ ዕደመ ይሃብካ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤እልልልልል🎉🎉🎉🎉

  • @DannyAbraham-cn4mc
    @DannyAbraham-cn4mc20 күн бұрын

    God bless my precious Eri🇪🇷❤️💪💯

  • @elsat792
    @elsat79220 күн бұрын

    Viva Beni! Viva Eritrea 🇪🇷 and Eritrean’s! 🎈🎈🎈🎈🎈🎈🎈🎈💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🍾🍾🍾🍾🍾🍾🍾🍾🍾🍾🍾🍾🍾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊✊

  • @Sabah-bq6eh
    @Sabah-bq6eh20 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @samueltesfay1513
    @samueltesfay151320 күн бұрын

    Yewhana deki Eri xaeda!

  • @helenaki18
    @helenaki1820 күн бұрын

    Yohanaaaaa Deki Erey🎉🎉🎉🎉🙏🇪🇷❤️

  • @rezenegerezgiher9396
    @rezenegerezgiher939620 күн бұрын

  • @gideyghebre187
    @gideyghebre18720 күн бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 Leeeeeeeeeel ❤❤❤❤❤

  • @robelzerabruk267
    @robelzerabruk26720 күн бұрын

    Congra All of the African people

  • @yuel8254
    @yuel825420 күн бұрын

    Amlak. Muluh. Hagos. Ygberelna. Amen 🙏🏾🇪🇷🙏🏾🇪🇷🙏🏾🇪🇷🙏🏾🇪🇷🙏🏾🇪🇷🙏🏾🇪🇷🙏🏾🇪🇷🙏🏾🇪🇷🙏🏾🇪🇷🙏🏾🇪🇷🙏🏾

  • @filmonhaile6487
    @filmonhaile648720 күн бұрын

    Yowuhana deki ereyyy xaeoda enkaeo hagosena

  • @luwamtesfay3287
    @luwamtesfay328720 күн бұрын

    The beast

  • @Phillyphilll
    @Phillyphilll20 күн бұрын

    Enemies said ,there are not youths on the streets of Asmara ,where did these youths came from then?may be grew over night

  • @furtunaghirmy8829
    @furtunaghirmy882920 күн бұрын

    Eritrana bkulu ewiti enqae erutrawyan kone esyyyyyy❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @liasium9571
    @liasium957120 күн бұрын

    asey aesy ellllllll diq aeryyy heleal shkornitet ❤❤❤❤❤diq heleal maret 🎉🎉🎉🎉congratulations ❤❤❤

  • @furtunaghirmy8829
    @furtunaghirmy882920 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉 Eseyyyyyy Bini goyta bdemue yshefnka❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @mibrakgebresilassie1090
    @mibrakgebresilassie109020 күн бұрын

    Ellllllllllll🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️♥️

  • @merhawitpetros355
    @merhawitpetros35520 күн бұрын

    እስስይ ኩሉ ግዜ ሓጎስ ❤❤

  • @almazg4749
    @almazg474920 күн бұрын

    Asmera wkbti debesta deka jgna wedi Ereyyyyyyyy Bini 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉💪💪💪💪💪💪💪👏👏👏👏👏👏👏❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏❤️🙏

  • @rigatmekonnen2551
    @rigatmekonnen255120 күн бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤

  • @Amelonhaile
    @Amelonhaile20 күн бұрын

    ደቂ ኤረይ ጀጋኑ ኣናብስ ዕጡቃት ስረ ቢኒ ሓወይ ሓየት ኣንበሳ ናይ ኣናብስ ኣብ ዝከድካዮ ኣምላክ ምስኻ ይኹን እንኳዕ ሓጎሰና

  • @selamawitelias5990
    @selamawitelias599020 күн бұрын

    ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @erishekor
    @erishekor20 күн бұрын

    ዮሃና ቢኒ🎉 ዮሃና ህዝቢ ኤርትራ🎉 ❤🇪🇷❤️

  • @woldetewolde9193
    @woldetewolde919310 күн бұрын

    Decipher the letter "B" to invent Eritrea ! ቢኒያም አሐጉሽካያ ሕዝበይ ! Creating Organic Country

  • @yoditsahle2046
    @yoditsahle204620 күн бұрын

    ደቂ ኤረይ እንቋዕ ሐጎሰና ቢኒ ሮኬት ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪

  • @user-mh6hh1fq1p
    @user-mh6hh1fq1p21 күн бұрын

    Yowihan yowihan deqi ereyyy halalat bini jigna hayet viva kabakum muwiladey hubun eye selamika ybizah Eritreawenet kubur meninet 🙏🐅💪🐅💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Amelonhaile
    @Amelonhaile20 күн бұрын

    ኣነ ደንጺኒ ዘሎ ግን ገና ውድድር ከይተወድአ ከምዚ ኢሉ ሓጎሱ ዝገለጸ ውድድር ተዛዛሙ እቲ ኣብ ዓለም ሃቢቡ ዘሎ ኣንበሳ ሓውና ናብታ ክብርቲ ሃገሩ ምስ ተመልሰ ህዝቢ ብኸመይ ከም ዝቅበሎ ክሪኢ ተሃንጢየ

  • @eritrea63
    @eritrea6320 күн бұрын

    ኣሰይ ኣሰይ እንቋዕ ሓጎሰና ህዝቢ ኤርትራ ካባኻ ምውላደይ የኽርዓኒ የሐብነኒ ህዝቢ ኤርትራ ናይ ጀጋኑ ኣውራ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @NegasiAndebrhan-rs7hv
    @NegasiAndebrhan-rs7hv20 күн бұрын

    ምስጥር ዓውት ሓፋሽ ህዚብ ኤርትራን ሓይልታት ምኽልካልን !! ውዳበ ጥርኑፍ ዕጡቕ ቕልጡፍ ።

  • @user-wi9wv7lb1l
    @user-wi9wv7lb1l20 күн бұрын

    🫶🏿🇪🇷

  • @michaelentertainment7824
    @michaelentertainment782420 күн бұрын

    congratulation Binya and Hgdfe denakur gdefu.

  • @hernanhernandez3861
    @hernanhernandez386120 күн бұрын

    We cyclists are living in the wrong country. Eritrea!!!

  • @weynalem6166
    @weynalem616620 күн бұрын

    ንሃገሩ ወኪሉ አንተዝጻወት ዝበለጸ ምኾነ ተዘይኮነ zteawetet ሃገር ካልእ celebrate ዝገበር ኣብ ኤርትራ ብዝኾነ ንብንያምን sdrabietun እንቃዕ ሓጎሶም

  • @elizabethelilta2663

    @elizabethelilta2663

    20 күн бұрын

    ዋላ ኣብ ክለብ ቤልጁም ይጻወት እቲ ዓወት ግን ኮላይ ዓወት ኤርትራ እዩ ባንዴርኡን ሃገሩን እዩ ኮ ኣብ ቅድሚት ተሰሪዑ ዘሎ ድሕሪ ሽሙ ባንዴርኡ እዩ ዘሎ እምበር ባንዴራ ናይ ቤልጁም ኣይኮነን ከምኡውን ጋዜጠኛታት ኮመንታተራት ምስ ተዓወተ ኤርትራ ናይ መድረኽ ዓወት ተዓዊታ ኤርትራ ቀዳመይቲ ተዓዊታ ክብሉ ኣይሰማዕካን ኬድካ ቅድም ሜድያታት ናይ ዓለም ጋዜጠኛታት ዝብልዎን ዝግረምዎን ዘለዉ ሃሰስ በል ወይ ንዝፈልጡ ሕተት ቅድሚ ዘይከውን ምዝራብ ምርዳእ ይቅድም ዓወት ኤርትራን ዓወት ኢንተርማርሸን ኢሎም ዝደጋግምዎ ዝነበሩ ደኣ ዓወት ኤርትራ ስለዝኮነዩ ። ጸወታን ትርጉሙን ዝተረደኣካ ኣይመስልን ብዝኮነ ዓለም ብዓለሙ ናይ ኩሉ ዓለም ሚድያታት ጋዜጣታት ሬድዮታት ኩለን ብኤርትራ ዋጭዋጭ ክብላ ቀንየን ይቅጽልኦ ኣለዋ በዓል ኣርምስትሮንግን ብጾቱን ድማ ኤርትራ ክንከይድ ኣለና ይብሉ ኣለዉ ንምንታይ ? ምክንያቱ ናይዚ ዓወት ምንጪ ኤርትራ ስለዝኮነት ስለዚ ካብዚ ዝዓቢ ዓወት የለን ። ዓለም ኩላ ብኤርትራ ክትግረምን ብዛዕባኣ ክትመራመርን ድቃስ ስኢና ዘላስ ከመይ ፌስታ ዘይግበር ንድላዮም ሃገር ይጻወቱ እቲ ዓወት ግን ዓወት ኤርትራ ዩ !! ካብቶም ብሓጎስ ኤርትራ ዝተደወኑ እንተኮንካ ድማ ምንም ዝግበር የለን ሕኑቅ እንታይ የውጽእ ዓፍራ ጥራይ ዓወትን ሓጎስን ታሪኽ ምስራሕን ይቅጽል ኣሎ ዓለም ድማ ኤርትራ ይብል ኣሎ ታሪኽ ኤርትራ ይስነድ ኣሎ ንኩሉ ኤርትራዊ ን ኤርትራን ድማ ኮንግራ ይብሉ ኣለዉ ኤረና ሽማ ሰማይ ዓሪጉ ደኣ ገና ገና ካብዚ ዝበልጽ ፌስታ ክግበርዩ ገና

  • @ebenezerabrehaley2636

    @ebenezerabrehaley2636

    20 күн бұрын

    Eway dnqurna nmn wekilu du zxawet zelo hijis😂

  • @elizabethelilta2663

    @elizabethelilta2663

    20 күн бұрын

    ብዓቢኡ ንቢኒ ኮንግራ ከምኡውን ንሰበይቱን ስድራቤቱን ኩሎም ተቀዳደምቲ ኣሰልጠንቲን ኩሉኩም ኮንግራ ብዓቢኡ ድማ ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ሕቡን ህዝቢ እንቋዕ ሓጎሰኩም ሓጎስኩምን ደስታኩምን ምርኣይ ከመይ ውሽጥካ ከምዘረስርስ ገና ገና !ሕጅውን ገና !ድግም ድግም ነዚ ዓወት ድግም እዩ ዘሎ ነገሩ ።

  • @elizabethelilta2663

    @elizabethelilta2663

    20 күн бұрын

    ድንቁርና ጥራይ ኮላይ ሕስድና እምበር ጸወታ ዘይምፍላጥ ድንቁርና ከኣ እምበር​@@ebenezerabrehaley2636

  • @shemahdurgham4222

    @shemahdurgham4222

    20 күн бұрын

    He represents his country only ……..sponsored by others. Some time it’s how world sports work.

  • @Niaentertainment1
    @Niaentertainment117 күн бұрын

    🔥🔥🔥

  • @mengisteabbelay639
    @mengisteabbelay63920 күн бұрын

    Donkey

Келесі