Eden Kesete - Kizirifeka (Official Video) | Eritrean Music
Музыка
Eritrean Music : Eden Kesete - Kizirifeka (Official Video) | Tigrigna Music.
Composed by: Bereket Woldu
Lyrics by: Haile Gezu (Wedi Gezu)
Music Video directed by: Yonas Mihreteab (Yonas Maynas)
© 2019 Admas Entertainment / Dixiom Inc. All Rights Reserved.
Subscribe: smarturl.it/AdmasMusicYT
Instagram: / admasmusic
Facebook: www. AdmasMusic/
Twitter: / admasmusic
Website: admasmusic.com/
#AdmasMusic #AdmasTigrigna #AdmasEritrea #EritreanMusic #TigrignaMusic #EdenKesete
Пікірлер: 1 100
ኩሉ ትደልይዋን ትሓስብዋን ኣብ 2020 ኣምላክ ይሕፊሱ ይሃብኩም። ምስ ትፈትዋም ስድራኩም የራክበኩም።
@kchnhafteybselamadamlesele8122
4 жыл бұрын
Amen amen amen amen ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@loveiseveryday8416
4 жыл бұрын
Amen amen amen
@bekitafisshaye8422
4 жыл бұрын
Amen (333)
@user-dt6yj7bb7q
4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@pubgfun2610
4 жыл бұрын
Amen amen amen 😘😘😘😘
ነዛ ኮመንት ተንብብ ደለካ ኣምላክ ኣብ 2020 ሓሳብ ልብካ የስምረካ ዕድመን ጥዕናን ናዓካ። እስኪንዓይን ንኤዱን like ሃቡና
@danieldrar3653
4 жыл бұрын
Amen🙏🙏🙏 (3)like kea hibeka aleku Chek it
@mebrhitmebrhit2295
4 жыл бұрын
Amen amen.amen
@luamzeresenay5980
4 жыл бұрын
Amen amen amen yehbiru hawey
@zebibitewelde5536
4 жыл бұрын
Amen (3) 🙏
@semharmichael3421
4 жыл бұрын
amen amen
ን ኤደን ዝፈቱ ላይክ ሃብለይ
ኤዱ ምጭውቲ ናይ ኤዱ ፈተውትን ኣድነቅትን መፂኢ 2020 ናይ ሰላምን ፍቅርን ዘመን ይግበረልኩም!!!
አሰይ ጅብዕተይ ክንደይ ቃሕ ትብሊ ባህልናስ መን እዮ ንዋዳደሮ ኩሉ ግዜ ባህላዊ ከም ደረፍኪ ህያበይይይይ 💕❤💞💞
*ብባህሉ ዝሕበን ላይክ ይግበር።* *ኤዱ/ጥይት ኣጆኺ ጎል ኤረይ ንፍዕቲ* *Who is love this darfi?i😜* *Fqri teum*
@robeltesfahans8123
4 жыл бұрын
Entay kemi tibli zela tifelito dika weyis alibasi tirayi melisa elika eka bahli tibli zeleka???
@yoniwedihagereseb7951
4 жыл бұрын
ህድእ በል ዓርኩ ነቲ ዝኣኸለት ጓልካ ንዝብኢ፣ ሃባ ዝብል እንዳ‘ባ ክቅይሮ‘የ ስለ ዝበለት ዲኻ? ወላስ ካልእ ተቋውሞ ኣለካ ኣብዛ ደርፊ ሮቢ ሓወይ
@berihkifle4326
4 жыл бұрын
Yoni wedi hagere seb me like your
@yoniwedihagereseb7951
4 жыл бұрын
@@berihkifle4326 love you bro❤
@koki-show
4 жыл бұрын
@@yoniwedihagereseb7951 enber ke eti husum bahli bentiseyo eye eya ko tebil zela so getmi sakit eya hawey xibuk gierka astemakra okay.
ማይናስ ዝሰርሖ ኩሉ ግዜ 100%ደቂ ኤርና 🇪🇷❤️
ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ደቂ ኤረይ ሓውኩም ካብ ትግራይ
ለንቅነስ ሓቀይ እዚ ፍቅርና እንዳ ተመለሰ ዶ ይኸይድ ኣሎ ሓቀይ ደቂ ኤረይ ሰላም ፍቅሪ የውርደልና ኣምላኽ
@elsajefter5596
4 жыл бұрын
Filmon Zerzghi amen 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏
@mendelay6645
4 жыл бұрын
ክብላ እንዳበልኩ እየ ቀዲምካኒ ድኣ ስኣን ዋይፋይ እምበርክክክክ 🇪🇷🇪🇷
ናይ መጀመርታ ጽሓፊ እየ ሞ like ሃቡኒ ሩሕስ ቅንያት ሓድሽ ዓመት ከኣ ደቂ ኤረይ
@user-le9qy1ni3f
4 жыл бұрын
ኣማን
@OmanOman-eh8dp
4 жыл бұрын
Amen(3)
@samientertement4239
4 жыл бұрын
ወዲ ኣስመራ ሓላ R.K.A please comment about the music.
@user-nq3pm5bg1h
4 жыл бұрын
amen amen amen
@user-nq3pm5bg1h
4 жыл бұрын
amen amen amen
aseyy ezi bahlna ktem wela ktrio aynka yeagb akedima Semhar yohanns hjii kea Eden Kesete xbuk nay bhali srah dfetewo nay bahlna srah Like 👍🏾
ይኣኽል ዓበድበድ ደቂ ሓላል ምድሪ ኣነ ካብ ሕጂ ኩሉ ነገር ቶባእ ኢለዮ የ፡ 2020 ክጥቀመላ ክከስበላ መዲበ ኣለኹ ንስኹም ከ ከማይ ዲኩም ይኣኽል ንእስነት፡ ባዕላ ማሪያም ኣስሚረይ ጻዕዳ ትሓልወና፡
@samiyemane6912
4 жыл бұрын
Hasab lbka yesmrelka
@weldishjhon4326
4 жыл бұрын
Nahom Nahom bravo
@wegahtagebrehiwet9751
4 жыл бұрын
ሓሳብ ልብኻ የስምረልካ
@rahelmicheale8543
4 жыл бұрын
Amen neaka kea hasab lebka yefexmlka
@jeenathkhan7726
4 жыл бұрын
ኣምላክ ይሓግዚካ
ይበል ደርፊ ኣብ ባህልና ነብስና ክንምለስ ናይ ዘላለም ክንሕጎስ ምዕቡላትን ፣ሑፉራትን ኮይና ክነብር ኢና ፡ደቂ ሰግር መረብ ደቂ ሓንቲ ልሳነ ትግርኛ like ሃቡኒ ሓአንኩም ካብ ትግራይ ሰሱኑ ሽሕን ዋልታ ኩኑ ማእገር ትግርኛ።
ዝአኸለት ጋልካ ንዝብኢ ሃባ ቀይረዮ የ ሕጊ እንዳ ባ። Love it 😍 🙏🇪🇷❤️🙏🇪🇷❤️🙏🇪🇷❤️
@eyobbrhana8077
4 жыл бұрын
Me too..
@siumh
4 жыл бұрын
welolo
@merhawitgebremeskel6667
4 жыл бұрын
The best one❤️
@user-rd7tv2qs3q
4 жыл бұрын
Waw
@desietogbamichael9251
4 жыл бұрын
Me toooooooo
የ90ዎቹ ልጆች በያላችሁበት ፍቅር ጤና ይስጣችሁ አሜን !
ኤዱ ሽኮር ማራ አየ ዘድንቀኪ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና ስደትና የሕጽረልና ሓሳብ ልብና የስምረና ብሩክ ቐዳመ ሰምበት ይግበረልና።
ኤዱ ሓጻር በራኽ👌👍😘😘😘 ከም ኩሉ ጊዜ ብሉጽ ስራሕ ጓል ኤረይ ቅጭን🥰🥰⭐⭐💎💎🇪🇷🇪🇷
@robi-gu3gu
4 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ሓጻር በራክ ክክክክ
@wedierey6060
4 жыл бұрын
😃😃😃
ርሑስ ሓድሽ ዓመት 2020 ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ like nedu🇪🇷
ሕጂ ነዴታትኪ መሲልኪ ኤዱ ሽኮር፣ ዓቃቢት ባህላን መንነታን😍😍😍😍
Ende shikor ajoki kexilo bhahlna ni keabi ztgbryo zelki xaeri keydnku ayhlfin kab hawki wedi tigray ❤❤❤❤💋💋💋💋❤❤❤
ርሑስ ሓዲሽ ዓመት 2020 ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ፥ ብፍላይ ንሓይልታት ምክልኻል ሰራዊት ኤርትራ።
ኤዱ ሽኾር መኽበሪት ባህላ❤💘💘❤❤❤ like ሃብዋ ነዛ ዋዕሮ ትግርኛና💪💘
ካብ ዘበነ ስደትን ዉርደትን ! ናብ ዘብነ ክብረትተን ፍትወትን ይግበረልና ! ካብ ዘበነ ምስዳድ ዘበነ ምምላስ !
@user-vr4rh7sw3p
2 жыл бұрын
እንሻላህ,ንኹልና,ንምነያ,ዩ🙏🙏🙏🙏❤❤❤💟
የአስመራ፡ ልጆች፡ ኑሩልን፡ ቆንጂዬዋች...!
Edu shukorr välkommen buruk qedamesenbet ygberelna fuquratey like kea
Timeti Derfi. Higi Grem Deki Eriea marey, so keep it up the good work👏👏👏👏👏 🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹
Where are my Eritrea 🇪🇷 people happy Christmas 🎄 to everyone watching and reading 📖 comments.🇬🇧🦅
@sweetkidane6016
4 жыл бұрын
Edu shkorr xubuk srah
@sweetkidane6016
4 жыл бұрын
Edu shkorr xubuk srah
Ata kndey ktiem eyu ezi bahlna...kemzi kemay bebhlna thbenu eske like gberu
@Ibrahimwedisaho
4 жыл бұрын
O♥️♥️🎤🎤👍
@Ibrahimwedisaho
4 жыл бұрын
OK 🎧🎧👍👍👌♥️🎤
@merrydray9961
4 жыл бұрын
.
@merhawitesfahiwet1846
4 жыл бұрын
@@merrydray9961 .
Yessss .. Girl power!!! Ati Jigna shikor!!! Ezia kab nay Beyoncé who run the world felika zerie yeblan .. behaki des zibil filuy hasab .. Thank you ❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ኣዱ ምቅርቲ ኣጆኩም ደቂ ኤሬይ ኣብ ባህሊ ርገፁ ትግርኛ ግጥሚ 100% ክሊፕ100% ዜማ 100%
@meley1952.
4 жыл бұрын
መን ዩ ሽማግለ ክሰድድ ኮር ተገምጠል ንሕና ንፈልጥ እንዳ ወዲ ጋልኩም ሃቡና ይብሉ መረዳእታ ይደሊ ኣለኩ ብኽብረት ብጾት ዜማ ግን ጥዕምቲ ዋላ ዳሪክተር ንፉዕ እንተ እታ ግጥሚ ግን ቂር ኢላትኒ ካብ ናተይ ዘይምርዳእ ኽኮን ይኽእል ዩ (ከመይ ትመስለኩም ናኩም ከ?
ኢርትራ ውስጤ ናችው በተለይ ኤድንን እውዳት አለሁ መኩሽ ናት 🇪🇷🇪🇹🇪🇷🇪🇹🇪🇷🇪🇹🇪🇷🇪🇹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇹🇪🇹🇪🇹
N edu zhbi Like 16/6/2020
ኤዱ ምቅርቲ nice music ኣጆኩም ርገጹ ኣብ ባህሊ ትግርኛ ግጥሚ 100% ዜማ 100% ክሊፕ 100% ብሩኽ ቀዳመ ሰንበት &happy new year 🍷🎂💗
@temesgensegalet3750
4 жыл бұрын
ኦቭጅጅህኦኦፕፕፐውቃኡኦጅይልል
@BIGBOSS-tt1if
3 жыл бұрын
ጓል ዓደይ ሸኮር ዓድዋ
ማይናስ ዝብሃል ሰብ ዳሪክተር ናይ ብሓቂ ብሉጽ ሰብ ኢዪ ናይብሓቂ
እዚ በረኸት ወልዱ ዝብሃል ሰብ ክንደይ ይነፍዕ ነዛ ዜማ ዝሃበ ሰብ
@luckytube6387
4 жыл бұрын
👍👍👍👍
ኤዱ ጋል ኤሬ ደስ ትብል ደርፊ ርሑስ በዓል ይግበረልና
ውይይይ እዚ ባህላዊ ክዳን ና ደርፊ ከጥዕመልኪ ካብ ኩሉ ደስስ ክብል ኩሉ ደርፍታትኪ ይሪኦን የሰምዖን እየ እዚኣ ባህላዊ ደርፊ ምስ አካዳድናኡ ደስ ትብል ብጣዕሚ ሰለዝኮነት ግን ሎሚ ኮሚኒት ሂበኪ አለኩ ።
i am from tigray edu i love u it is good music,clip,and our culture all ur musics are very good and ur so beauty full
I am from Ethiopia love Eritreans People
ኣታ ኣነስ ነታ ኤዱየ ክፈትዋ ማዓት ኤዱየ የኔ ማር ስወድሽ ኮ ፅቡቕ ስራሓ ቀጽልሉ ን ኤዱየ ዝፈቱ ባ like ግጨው
ነዚ ናተይ ኮሞንት ትንብቡ ዘለኩም ደቂ ትግሪኛ ኣምላክ ሕውስውስ የብልኩም ከም ማይን ጸባን ፍረዩለይ ጽገዩለይ ። ኣብ ሙሉእ ዓለም ዘለካ ህዝቢ ትግሪና ቅድሚ ብወረዳ ብብሄርነትካ ተጠርኒፍካ ህዝብካን ሃገርካን ተድሕነሉ ዓመት ቱኩነልካ 2020፤።
@hermonberhe1889
4 жыл бұрын
ተባላሽኩም ኩሉ ተጋሩ ኣብ ሃተፍተፍ ይእትይኩም ደርፊ ኤርትራ ኮይኑ ናይ ሓንቲ ካብተን ትሽዓተ ብሄራት እዩ:: ኤርትራዊ ሙዚቃ እዩ በቃ ኣኸለ::
@maitemenai7307
4 жыл бұрын
አዚ ናይ አርትራውያን ደርፊ ኢዩ። ምስ ኣትማን ተጋሩ ኣይንሕወስን።
@hossain9257
4 жыл бұрын
Amen amen amen konjo
ጹቡቅ ጣዓሚ ዜማ በርትዒ ቀጽሊዮ ኤዱ መረዋሕ
ድምጺ 100% ክሊብ 100% ሰኒ ብክሻ ጛል ኤረይ 2020 ዓድና ንምለሰሉ ህዝብና ዝፋቀረሉ ጸላኢና ዝጠፍኣሉ ዓመት ይግበራ
Wowww betam yemarl yene konjooo barca airf sra naw
Yes Ethiopians Love Eritreans !
እንቃዕ ብሰላም መፃኪ ኤዱ ሩሕስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና
ከመይ ድየ ዝፈትወኪ ኤዱ ሽኮር😍😍😍 ኣቤት 'ዚ ባህልና ምጽባቑ😍
ኤዱ ቅጭን ንባርና እስገ ገአለ ንበላ ዕድን ጥዕናን ይፍጠረልም ድኢ ኤረይ
Edu good job 😍😍😍 Kab TIGREAY WERKI
ሰላም ነዛ ኮሞንት ተንብብ ዘለካ/ኪ ኣምላክ ሓሳብ ልብካ የስምረልካ/ኪ ኣብ ሂወትካ ጥዕና ኣብስራሕካ ኣሳላጦ ይግብረልካ ሩሓስ ሓድሽ ዓመት ደቂ ኢረይ
Yebel sene Tibeb. Nay minas id kemzelata telele. Edu Bravooo🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
Edu Shikor Zerifeni ba ..ab kebabe Gegeret😍
ርሑስ ሓዲሽ ዓመት ይግበረልና፡ ዓመተ ሰላም ዓመተ ፍቕሪ ዓመተ ራህዋ ዓመተ ስኒትን ፍትሒ ዝነግሰሉ፡ዓመጽና ዝጸንቱሉ፡ እሱራትና ዝፍትሕሉ፡ፍቕሪ ሂብና ፍቕሪ ንቕበለሉ፡ምስ ስድራና ፍቕሪ ነውሕዘሉ፡ ምስ መተዓብትና ንራከበሉ፡ ሰናይ ርጉእን ዝኮነ ሂወት ንመርሓሉ ዓመት 2020 ይግበረልና፡So ምቁራት የሕዋት ኣኣኣብ ዘለኩሞ ሰላም ሰላም ሰላም።
@yorsalemmulgeta783
4 жыл бұрын
Amen amen amen
@tomasmehegoseyyy659
4 жыл бұрын
@@yorsalemmulgeta783 💕💕💕🙏
Eden wusteh nat endeh eneh metwodut like aregungeh
ኣወዳት ድኣ ከይተዘረፉ እንዶ ባዕሎም ድጎዩ ዋላ እንዘረፍናዮምስ እንታይ ኢና ክንረክበሎም ሃሃሃሃ
@loveyores9499
4 жыл бұрын
Kkkkkkkkkk
Welcome ኤዱ ምቅርቲ💯
ዋው. ትግሬዎች ሥወዳችሑ አቦ ይመቻችሑ. ❤❤❤💋💋💋💋💋😘😘😘😘😍😍😍👍👍👍👍👍👌👌👌
@esromesrom325
3 жыл бұрын
Å
@user-vv9kq5rs7l
Жыл бұрын
ኤርትሪን ናት ግን ሁሉም ትግርኛ ነው
ነዛ ኮመን ተንብእብ ዘለካ ገጽ ትፈትዎም ወለድካ የርእየካ ርሑስ 2020 ሓዱሽ ዓመት ኣብ ሽግ ዘለዉ ዝሕጎስሉ ኣብ ማእሰርቲ ዘለዉ ዝፍትሕሉ ዝሓመሙ ዝሓውይሉ ይግበረልና🙏🙏🙏
@samiyemane6912
4 жыл бұрын
Amen amen amen you too
@merhawitberhe7096
4 жыл бұрын
Amen amen amen Dani hawey
@meadigezana8111
4 жыл бұрын
Amen Dani
best tgrigna from tgray ethiopia to all eritreans ... one day we will unite back
የስስስ ሎሚ ቀዳማይ ረኺበያ ኤዱ ሽኮር ጥዕምቲ ደርፊ ..ርሑስ ሓድሽ ዓመት 🇪🇷❤
*Bkiat nay Director ms temesetku Yonas (Minas) wow! production manager Michael (Shetu) - 2 blutsat directorat. Habarawi msrah wxietu zkurie srah eyu.. Great video clip of 2020! Good Job Edu*
*ኤዱ ሚልሚል ስየ😂🤫* -ካብ ናይ ቀደም ዝፈትዋ ደራፊት ታንኪ- ካብዘን ውልዶታት ክኣ ኤዱ ንስኪ ባዕልኪ ኢኪ ኣጆኪ ቀጽልዮ ma sweet
Eden is #1 kab zebenawi derefti ena bhalti...awald ehhh zbele ytahagom
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ልዕሊ ኩሉ ከኣ ብባህላዊ ኣገባብ እቶም ተላሃይቲ ወኖም ከውጹ ከለዉ እዚ ባልልና ጥዑም ኢዩ ዘብል.
እዋይ ጉድይ መዓቱይ ሕጂስ ከዓ ክንዝርፎም ጀሚርና ተመስገን ቅቅቅቅ ቸላ ግን ድማ በየናይ ጉልበት እዮም ክዝረፉ
@user-ur4zk9tk8j
4 жыл бұрын
kkkk kkkk
@Kidane13
4 жыл бұрын
ክክክክክ ኣጆኺ ሎሚ እንታይ ጉብዝና ኣሎ ቀደም ነይሩ ጉብዝና
@Peace-zf1br
4 жыл бұрын
Temskin dea neskin ka tehyal
አዱ ሽኮር ኣጅኪ በርትእ ማራ እየ ዘድንቀክ ኣነ።
ኤዱየ ምቅርቲ ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ኣጆኺ ቀጽልዮ። ንኹላትኩ ሕዝቢ ኤርትራ ድማ ሩሑስ ሓዲሽ ዓመትን በዓል ልደትን ይግበረልና 2020 እቶም ካብ ትፈትውዎም ስድራኹም ተፈሊኹም ትነብሩ ደለኹም ኣብ ሕቅፎ ስድራኹም ተሑቁም ዓመት ትግበረልኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰✌✌
እንኳዕ ብሰላም መጻኽና ኤዱየ ኣስሊ ፍልይ ዝበልኪ ኢኪ ኮ.......! ኣግርጭው እስከ ንኤዱየ ብሩኽ ቅንያት ሓዱሽ ዓመትን ብዓል ልደትን ይግበረልና !ደቂ ኤረይ ኣሕዋተይ !
Nay bahaki bahlna tuaum kulu kdawinti bahlawi koto kulu zeabeyena kemzi kmleslen btesfa nxbe ab nay kalot yehwat ka
2020 𝐀𝐦𝐞𝐭𝐞 𝐁𝐞𝐥𝐭𝐬𝐠𝐧𝐚😍 𝐀𝐦𝐞𝐭𝐞 𝐇𝐚𝐠𝐨𝐬𝐧𝐚 🤗 𝐚𝐦𝐞𝐭 𝐓𝐞𝐧𝐚 😄 𝐑𝐞𝐡𝐬𝐭𝐧𝐚 𝐭𝐞𝐤𝐮𝐧 𝐀𝐦𝐞𝐧 🎉
ባህልና ጡዑም ዘይምና 🙏እዱ ምቅሪቲ😍❤️❤️❤️👍🏽👍🏽😘
ኤዱ ሓፍተና ብታሚ ብልጽቲ ንባህልታትና ንውክል ኩሉ ምሉ ውሕሉል ቀጽልዮ happy new year 2020 all of my eritrean pepple.
ኣድነቅቲ ኤዱ ላይክ ጽቀጡለይ
ኤዱ መቅርቲ እንካዕ ዳሓን መፀእኺ ከም ወትሮ ፅቡቅ ስራሕ ዝፎትወኪ ካብ ትግራይ ሶ ሰሰናዩ ።
Edeu shikor wawww mara xbkti derfi kemzi kemay zmexeto like aytresu nkulatkum Happy's new yera yrkum ygbera
ኣቤት አዚ ባህልና ክጥዕም ክጽብቅ ኤደን ሽኮር
Happy New Year everyone ❤❤🇪🇷🇪🇷
i like thise amazing music,ooooo i love here so muchhhhhhh,i from amhara,ethiopia
ዋው ኤዱ ጽቡቅ ሰራሕ ኩሉኩም ኣብ ሂወትኩም ምሉእ ጥዕና ይምነየልኩም 2020 ከኣ ዘመን ሰላም ዘመን ፍቅሪ ዘመን ምትሕቁቃፍ ትኩነልና።
እንቃዕ ብ ሰላም መጻኪ ኤዱ ሓብትና,
Edue shikorrrr nay behaki tsbuk serah
Enqwae nab behelkum temleskum😁👍🏽❤️
ርሑስ ሓዲሽ ዓመት ይግበረልና፡ ዓመተ ሰላም ! ዓመተ ፍቕሪ! ዓመተ ራህዋ!
Good Memory.
Edu shikor❤🔥🔥🔥
በዚ ስራሕ ዕጉብን ፈረቃን ኢየ ኣነ ምክንያቱ ብዝሑ ዘይተበርበረ ባህሊ ካምዘለና ኣብዚ ክሊብ ክንማሃር ንክእል ኢና ኤዱ መቕሰን ንፍዕቲ ማራ ኢየ ሕቡን በዛ ስራሕ በዚ ስራሕ ሕጉስ ዕጉብን ዝኮንካ ኣብዚ ታሕቲ ኣጻብዕትካ ኣቀሚጥካ ሕለፍ ። ብዝተረፈ ሩሑስ ብዓል ሓድሽ ዓመት ንኩሉኩም ኣብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም ፋሕ ጨንገራሕ ኢልካ ዘለካ ከም ወዲ ዛግራ ሓወይን ሓፍተይን ሰላም ንዓካ ውላድ እዛ ለዋህ መሬት ኤርትራ ዝኮንካ ሰላም ንዓኩም ካም መሬት ካሳብ ሰማይ ሰላም ሰላም
ግጥሚ ዜማ ክሊፕ( ባህሊ) ኣረንጅመንት 100%✅✅
Rihus hadsh amet ygberelkum deki erey xaeda 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
I'm come from Yugoslavia I love eritrean song specially edu nay himamey ✌🏼❤
*ኦኦኦ ኣዋዳት ክንዝርፍ ጀሚርና ምካን ደቂ ኣንስትዮ አንታይ ኣቅሚ ኣለክን ዶርሆ ኣዉድቕክን ዘይ ትኽላ ብሩኽ ቅዳመ ሰንበት*
@hiyabelkessete3496
4 жыл бұрын
ክክክክክክክክ ሓያላት ኢና ናይ ሎሚ አዋዳትስ ሰብኡት ተባሂልኩም ዘይከም አቦታትኩም ማዓንጣ ይብልኩም
@robeltsegai2821
4 жыл бұрын
Ata adgi tegadelti kem mikuanen resiekhado
Oh amilak hasbey asmrley mista zeftwa lemlem das tekle temriqe kewtsie eski yemserlka beluni bejakum deki erey 🇪🇷❤
Welcome TYIT. Rhus hadush amet ygberelna FETARI.
Wooow marrr ❤🇪🇹🇸🇦
Good job 🇪🇹
ጽብቕቲ ባህላዊት ደርፊ ኤዱ ጓል ኤረይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌
ኤዱተይ ከም ልበይ መሖጎሰይ ቃል የብለይን ቀፅልዮ ሰላምኪ ይብዛሕ መቀረተይ❤️
Edu shkorina mekberit bahla kbrit yhabelna
@abrahamebayhigen4984
4 жыл бұрын
Kkkk ነቲ ባህልን ሕጊ አንዳባን ክቅይሮ አየ ኣንዳበለትካስ፡መኽበሪት ባህላ አንታይ ባህሊ ብኽዳን ጥራሕ ድዩ ዝርድኣካ፧
Zenad serha yonas (maynas) gen hati gega altka nay bahli kab kona edan artifshal xaguri ketgabr aynbran
Eti zebelse abza clip etom tewasati nay bhaki nfuat fshktom ,aseaseom kab kulu dma hadeshti gexh mukanom des ybl mknyatu ab zbzh clipat bzuh gexh ydgagem yu best (mynas)100
ኣንቲ. ቆልዓ ኩሉ ደርፍኺ ዝወጾ የብሉን ኣጆኹ. ብጣዕሚ ዝናኣድ እዩ