አዱድ ዘመተ ምዕራፍ 3: Chapter 3

CHAPTER THREE
In this chapter, Tewolde (her Akberet’s husband) was told by his superior that he had been allowed to see his wife from the Halhal front, one of the war fronts. He told him that his wife was waiting patiently for him. And all his companions were glad when they heard this. But the women who loved him are not happy that he is going to his wife.

Пікірлер: 23

  • @gdeamanuel8065
    @gdeamanuel8065Ай бұрын

    ክብረት ይሃበልና ክቡር ኣቦና ሊንጎ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ እግዚአብሔር ጥዑም እዩ ከማኹም ጀጋኑ ኣቦታት ዝፈጠረልና ። እስከ በል እንኳዕ ናብ'ዚ ክቡር መዓልቲ ናጽነትና ኣብቅዓካ ኣብቅዕና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Erena-bl8pf
    @Erena-bl8pfАй бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ርሑስ ቅንያት ብአዓል ናጽነት። ሊንጎ ናይ በሓቂ ሊንጎ። ፊልም ዝርኢ ዘሎኹ እንበር፡ ዛንታ ዝሰምዕ ዘሎኹ ኣይመሰለንን። ብሓቂ ጽቡቕ ኣቀራርባ።

  • @hagerawitekkali4209
    @hagerawitekkali4209Ай бұрын

    ርሕይስ በዓል ነጻነት ኤርትራ ንኹላትና። የቐንየልና ሊንጎ። ናይ ብሓቒ ሰሓቢ ኣቐራርባ። ደጊመ የቐንየልና። ❤

  • @yohahmichael1442
    @yohahmichael1442Ай бұрын

    ርሑስ በዓል ናጽነት ኤርትራ መበል 33 ምጽምባል ክቡር ሓርበኛ አያና ሊንጎ ፈጣሪ አብዚሑ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ! ክብርን ዝኽርን ንሰማእታት ዓወት ✌️ ንሓፋሽ !!! 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤ . . . 🌷🌹💐🌾👍

  • @bisratghoitom7155
    @bisratghoitom7155Ай бұрын

    ኩሉ ትዝ ይብለካ ከምዚ ብኣካል ዝርኢ ዘለኹ እምበር ዝሰምዕ ዘለኹ ኣይመሰለንን። ሊንጎ ዕድመ ይሃብካ!!!!

  • @user-nb2rt5ci9c
    @user-nb2rt5ci9cАй бұрын

    መርሓባ ሊንጐ ከመይ ኣለካ አያተሐዘለይ ንመጀመራ እየ ኮመንቲ ዝህብ ዘለኩ ገለሰባት ምግዳሊ ዘምለጦም ሰብ ስለዘለው ገዲልን ተጋደልትን ስለዚህምሞም አይቲገደሶሎም ጀግና ተጋዳላይ አጆካ ጀግና

  • @asmeromehari
    @asmeromehariАй бұрын

    ጅግና ። ርሑስ ናጽነትና።❤

  • @evenezer8433
    @evenezer843328 күн бұрын

    Lingo Bitaemi bilux sirah !! You are blessed!!

  • @user-rj7kb5kv3m
    @user-rj7kb5kv3mАй бұрын

    Thank u we have ayana lingo edmen thnan yhabka ❤❤ happy independent Day eritrea ❤❤❤❤❤

  • @binyamdebesay167
    @binyamdebesay167Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤Wawww

  • @brktieyasu1667
    @brktieyasu1667Ай бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤

  • @mhretseare8357
    @mhretseare835722 күн бұрын

    🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️

  • @tsehaineshtekle6154
    @tsehaineshtekle615416 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @AmanuelTewedemedhn-gz5vz
    @AmanuelTewedemedhn-gz5vz25 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @user-jm5ne8di3d
    @user-jm5ne8di3dАй бұрын

    ሊንጎ ምስናይ ይቅሪትኡ ፣ ሓንቲ ሓሳብ ብህበካ፣ ከም መመላእታ እያ ፣ ግን ይቅሪታ ድፍረት አይትቆጸራ፣ ክብ ሓንቲ ምዕራፍ ናብታ ትቅጽል ምዕራም ክትሰግር ካላ ገለ መትሓዚ ዝከውን ናይታ ዝሓለፈት ምዕራፍ፣ ብሓፍሻ (ንምሳሊ ዝከዉን አብ ቀዳማይ ምዕራፍ ወለዲ እንዳ ተወልደ ንፍትሕ ድላይ ከምዘይነበሮም ወላዲ መርዓት ድማ ንፍትሕ ይደሊ ከምዝነበረ.....ክሳብ አብዚ በጺሒና ነሪና ዝቅጽል ድማ ካልአይ ተከታተሉ...) ንሓፈሻዊ መረዳእታ ዝሕግዝ ይመስለኒ፣ ይቅሪታ ግን ፣ እንበር መጽሓፍ ኡዱዱ ዘመተ ካብተን ምንባብ ምስ ጀመርካ ከተቋርጽ ዘትክእል ሓንቲ ዮ፣ ስለ ዘንበክዋየ ፣

  • @goayogbaslase2385
    @goayogbaslase2385Ай бұрын

    Happy independence,linga jigna, very happy to educate us about the journey of our heroes including you.

  • @medhaniebaire7840
    @medhaniebaire7840Ай бұрын

    Welcome lingo

  • @user-rj2uk3wv7d
    @user-rj2uk3wv7dАй бұрын

    መርሓባ ሊንጎ ኣብ መደባትካ ብፍላይ ብጽሑፍ ኣሪምካ ኣቅርቦ እዛ 3 ክፋል ኣርእስታ ጌጋ እያ።

  • @mussietsegay6478
    @mussietsegay6478Ай бұрын

    ኣያና ሊንጎ ከመይ ትኸውን ኣብ ስራሕካ ሙሉእ አሳልጦ ይምነየልካ !!! አብ ኡዱድ ዘመተ ትረኻ ብጣዕሚ ዝካታተለካ እየ አብቲ classical music ናይ ገድሊ እንትጥከም ክንደይ ምመቀረ ግን ርኢቶ እዩ ምስ ናይ ይቕረታ !!! ጠጥዕሙ ናዓኻ ሰላምን ጥዕናን ይምነየልካ ሙሴ ካብ New York 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-jm5ne8di3d

    @user-jm5ne8di3d

    Ай бұрын

    እንታ ሓወይ ጽብቅ አሎ ፣ እኳድኣ ጡዕም አሎ

  • @dana.j9062
    @dana.j9062Ай бұрын

    እንቋዕ ንመላእ ኤርትራውያን መበል 33 መዓልቲ ናጽነት ኤርትራና ኣብጽሓኩም::🙏💫🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪💫🙏

  • @user-xg7mu8nq1s
    @user-xg7mu8nq1sАй бұрын

    መርሓባ ሊንጎ ብሃንቀውታ እንጽበያ ዛንታ

Келесі