DSQMU፣ ተማሃሮ በገና - በገና ክትክእሊ ክንደይ ግዜ ወሲድልኪ???

Пікірлер: 255

  • @user-wt4hp3ln5m
    @user-wt4hp3ln5m2 жыл бұрын

    ረዲኡክን ኣብዙ ነፃነት ዘለዎ ዓዲ ዘለክን ናይና ደኣ ገደደ ክንደይ ድልየት ልሃለየና ዓዲ ኣህዛብ ሰፊርና ዘለና ፀልዮልና ልዓድና ከይድና ልግዚአብሔር ክነመስግና ብነፃነት

  • @selamselam4055
    @selamselam40552 жыл бұрын

    አሰይይይ ፍቁራተይ ፀጉኡ የብዘሐልክን ቅዱስ እግዚአብሔር አነ እውን ድሌየት አለኒ በገና ክላመድ አብስደት ዘለና ብከመይ ንረክብንክእል በገና

  • @user-oj2zs7if8k
    @user-oj2zs7if8k2 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን በርትዓ ምቁራተይ ፀግኡ የብዘሐልክን 👏👏👏ደቂ እመብርሃነይ

  • @user-rw2ho7nl6s
    @user-rw2ho7nl6s2 жыл бұрын

    አሰይይይይይይ ሙቃረተይ ፀጉኡ የብዘሐልክን እግዚአብሔር አምላክ 👭👭👭👭❤ አነ ዉን አምላክ ክሕግዝነ ካማክን ክከዉን ንዓይ ንድክምቲ ሓፍትክን ብፆሎትክን ዘክራኒ ሙቁራተይ😥👏

  • @eseyasokubazghi3299
    @eseyasokubazghi32992 жыл бұрын

    ኣሰይይይይይይይይይ ዘንሓዋተይ እቶም ወለድክንሲ ተዓዲሎም ነዓክን ከኣ እግዚኣቢህር ኣምላክ ናይ ኣጎልጉለትክን ዘበን ይባርከልክን

  • @bereketabrham8495
    @bereketabrham84952 жыл бұрын

    bhaki egzabhier amlak tsega yhabkin nfuat ketslo zmare melakti yesmaelna egzabhier amlak edmen tsenan yhabkin.

  • @dngelmariam2369
    @dngelmariam23692 жыл бұрын

    ካል ሂወት የስማልና ኢዘን ይህዋተይ ኢግዛብሃር ኣምላክ ጸጋ የብዝሃልኩም ስብሃት ለኢግዛብሃር ወለ ወላዲቱ ደንግል ማርያም ክብረን መስጋናን ይብጽሃያ ኣሜን(3)

  • @thewayofjustice9466
    @thewayofjustice94662 жыл бұрын

    ቅዱስ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ኣብ ቤቱ የንብርክን ክቡራት የሕዋተይ

  • @adulismedia8530
    @adulismedia85302 жыл бұрын

    እምብዛ ንፉዓትን በላሕትን ኢኽን። እግዚአብሔር ጸጋኡን ኃይሉን ይሃብክን!

  • @eyerusalemgaltewahdo3938
    @eyerusalemgaltewahdo39382 жыл бұрын

    ኣነዉን በገና ክላመድ ብጣዕሚ ድልየት ኣለኒ ኣምላኽ ተፈቂድዎ ዓድና ምስተመልስና ክመሃር እየ🙏♥️

  • @teklomhaben746

    @teklomhaben746

    Жыл бұрын

    Aleki ko abzi wela

  • @user-wb6sg3bc8c

    @user-wb6sg3bc8c

    Жыл бұрын

    እግዚአብሔር አምላክ ይሓግዘና ድሌትና ንሱዩ ካብ ፈተና ድያብሎስ ካብ ፀር ናይ እቲ መንገድና ይከልለና እግዚአብሔር አምላክ

  • @tsigehabte1744
    @tsigehabte17442 жыл бұрын

    Amen qale hiwet yesmalna fuqurat ahwatey Amlak nay agelglot zemankn ybar berta ajokn

  • @ksanetkflehaile7259
    @ksanetkflehaile7259 Жыл бұрын

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmalena yhwatey Egizabheri Amlak Teguue yebzhalukom betami dese zebel eye

  • @user-fc7gj9su7q
    @user-fc7gj9su7q2 жыл бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ፍቁራተይ ጸጋ በረከቱ የብዝሓልክን መድሃኔ ኣለም ብጣዕሚ ንፉዓት ቀጽልኦ በርትዓ

  • @user-gu8zj6xt6u
    @user-gu8zj6xt6u2 жыл бұрын

    Amen amen zmare melakt yesmealnea qal hiwet yesmealna ahwatey

  • @embebaberhe5118
    @embebaberhe51182 жыл бұрын

    Asey mkrat zmare melaekti yesmalna tsegun bereketun ybzalki edmen tenan yhabkn

  • @fama7407
    @fama74072 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መልኣክት የስምዐልና ኣምላክ ጸግኡ የብዛሓልክን

  • @user-pf9hi1so4f
    @user-pf9hi1so4f2 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኪን ብጣዓም ንፍዓት ኣጀኪን በርትዓ

  • @sanabelmhereg3895
    @sanabelmhereg38952 жыл бұрын

    Amen Amen Amen qiule hewate yesmalna

  • @helenbrhane12212
    @helenbrhane122122 жыл бұрын

    ኣሜን ዝማሬ መላእክት ቃል ሕይወት የስምዓልና ምቁራተይ እግዚአብሔር ኣምላክ ጸጋኡ የብዘሓልክን ዘልኣለም ኣብ ቤቱ ኣጽኒዑ የንብርክን 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤

  • @sosomsoso7176
    @sosomsoso71762 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡራት አሕዋትና ፀጉኡ የስዛሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ

  • @yordanosbeyene4504
    @yordanosbeyene45042 жыл бұрын

    Amen Amen Amen zmarie melakti yesmalna igziabhier amlak xegu yebzhalkum yhwateyy ✝️🙏❤️💒❤️🤲🤲🤲

  • @Snit-Intertaiment
    @Snit-Intertaiment2 жыл бұрын

    Amen qale hiwet yesmealna Egziabhier amlak xegeu yebzhalkn ⛪👈❤🌹🙏

  • @henoktesfalen5966
    @henoktesfalen59662 жыл бұрын

    Amen Amen Amen

  • @kisanettesfay5428
    @kisanettesfay54282 жыл бұрын

    ዝማሪ መላእክቲ የስመኣልና ቡሩኻት ኣሓተይ ኣምላክ ኣብ ሪእሺ ጸጋ ጸጋ ይሃብክን እዘን ኣሓተይ ኣጀኽን

  • @metkeltesfagergsh5312
    @metkeltesfagergsh53122 жыл бұрын

    ኣምላክ ጸጉኡ የብዛሓልክን ኣነ ክሓተክን ደልየ ዘለኩ ቅኒት መዓረ ክንደይ ኣገዳስነት ኣለዎ ኣብ ምልምማድ

  • @hyahhyah9429
    @hyahhyah94292 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን

  • @kidusanabew12
    @kidusanabew122 жыл бұрын

    ኣሰይይይይ ምቁራተይይ እንክቅዕ ሓጎሰክን ንእግዚኣቢሄር ኣምላክ ክተመስግና ንበራለይ ንዓይ ድማ ከማክን የማስለኒ 🙏🙏🙏🤗🤗

  • @user-ro6qz5tk3x
    @user-ro6qz5tk3x2 жыл бұрын

    የኔ ሙቁራት እግዚኣብሔር ፀግኡ የብዘሐልክን ተዕድልቲ ደቂ መዳመይ ናብዚ የብቀዐና ኣጀና🥺❤❤✝️✝️✝️

  • @zemikielasmerom9496
    @zemikielasmerom94962 жыл бұрын

    Aseyyyyyy Aseyyyyyy Aseyyyyyy egzabhar amlak edmen xenan yhablay fxari ❤️🙏

  • @abitube3115
    @abitube31152 жыл бұрын

    ኣሰይይይ ጹቡቃት የሕዋተይ ዝማሬ መላኢክቲ የስምዓልና ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን።

  • @hadnetkinfe8976
    @hadnetkinfe89762 жыл бұрын

    Amen Amen Amen qal hiwot yesmaln kobrat

  • @user-bs8mh6em4x
    @user-bs8mh6em4x2 жыл бұрын

    ኣሰይ ፉቁራተይ ጸጉኡ የብዘሐልክን ብጣዕሚ እየ መንፈሳዊ ቅንኢ ዝቀንእብኣኽን በየገና ክላመድ ውን ድሌት ብጣዕሚ ኣለኒ ኣብ ስደት እየ ዘለኹ ከም ፍቃድ ኣምላከይ ናብ ዓደይ ምስ ተመለስኩ

  • @user-uq1lc4pp8m
    @user-uq1lc4pp8m2 жыл бұрын

    Qale hiwet yesmaelna xegu yebzh brukatey embrhan msakum tkun Mefexemta kudsan ygberelkn des zbl ab betu nzelalem yenbrkn amen🙏🙏🙏

  • @korkosbrhane2351
    @korkosbrhane23512 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መለኣክቲ የስመዓልና ጸጉኡ የብዝሓልክን ፈታሪ ኣሕዋተይ ብጠዓሚ ንፉዓት ኣነ ከኣ ከምዚ ናትክን ገረ ክኽእላ ዓቅሚ የሃበኒ

  • @rhfdhgj696
    @rhfdhgj6962 жыл бұрын

    amen amen amen zemre yesnean kbrat ahwatey amlak tsegu yebezehlkn

  • @Samrawi_hiwetey27
    @Samrawi_hiwetey272 жыл бұрын

    Aseyy enqa abzi abxahkn mquratey amlak nay agolgulot zemenkin ybargelkin eme brhan wetru msakin tkun 🙏🥰

  • @user-gy9nz7fo2o
    @user-gy9nz7fo2o2 жыл бұрын

    ኣሰይይይይ ሙቁራተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን እግዚኣብሔር ኣምላክ 😘😘😘😘😘💕💕💕💕💕💕🥀🥀🥀🥀👏👏👏

  • @atakltifutsum6531
    @atakltifutsum65312 жыл бұрын

    ኣሜን ዝማሬ መላእክት የሰዓልና እግዚአብሔር ኣምላክ ጸጋኡ ኣዕዚዙ የብዝሓልክን ኣሕዋተይ። ናይ ብሓቂ ካብቲ ብመዝሙር ተመስግንኦ ንላዕሊ ብበገና ጌርክን ከተመስግና ክለክን ከኣ ብዙሕ በረከት ኣለዎ እሞ፣ ኣጆክን በርትዓ እግዚአብሔር ኣምላክ ዝተረፈ ዕድሜክን ይባርከልክን።

  • @kisanettesfu1043
    @kisanettesfu10432 жыл бұрын

    Amen zemarie melakti yesmalna amlak xegu yebzhalkin mukratey 🙏❤️🙏

  • @user-hs6mf9ge2z
    @user-hs6mf9ge2z2 жыл бұрын

    እሰይይይይይ መታደል አቤት አነ በገና ክመኃር ብጣዕሚ ባህጊ ኣለኒ ኣላምዱኒ ባ🤲

  • @_Rahwa_

    @_Rahwa_

    2 жыл бұрын

    Ajoki ktkelya iki haftey. Dlyet eyu wesani. Begena emo gzie shu ab youtube zmhru search gerki tlamamedi

  • @user-hs6mf9ge2z

    @user-hs6mf9ge2z

    2 жыл бұрын

    @@_Rahwa_ እሹኒ❤️

  • @samsonyakob8637
    @samsonyakob86372 жыл бұрын

    እሰይይይይይይይይይ ዕልልልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልልልልልልል ብጣዕሚ ንፉዓት እዘን ኣሕዋተይ ኣምላኽ ጸግኡ የብዘሓልክን ናይ ኣገልግሎት ዘመንክን ይባርኽ ብጣዕሚ ደስ ዝብል።💯💯💯💯💯💯⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪✝✝✝✝✝✝✝✝✝✝✝✝✝✝✝✝🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🤲🏽🤲🏽🤲🏽🤲🏽🤲🏽

  • @user-qn4rm3ue7x
    @user-qn4rm3ue7x2 жыл бұрын

    አሰይይይ ጸጉኡ የብዘሐልክን ዘን ኣሕዋተይ ብሓቂ ከመይ ተዕድልቲ እዩ❤

  • @dontlovetheworld.8016
    @dontlovetheworld.80162 жыл бұрын

    ኩልክን ቃል ሂወት የስማዓልና። ንመምህርክን ድማ ምስጋና ይግበኦ በርትዕ ብሩኽ ሓው!

  • @user-fh6wj8ln3c
    @user-fh6wj8ln3c2 жыл бұрын

    ፀጉእ ይብዘሕለኩን ኣሕዋትይ

  • @eritreanorthodxmezmur2190
    @eritreanorthodxmezmur21902 жыл бұрын

    ኣምላክ ኣዕዚዙ ይባርክን የሕዋተይ ብጣዕሚ ንፉዓት ኣብዚ ብሓጥያት ኣእምሮና ደንዚዝሉ ዘሎ ግዜ ንስክን ግን ተስፋ ከይቆረጽክን በገና ኪኢልክን ንእግዚኣብሄር ተመስግንኦ ዘለክን ንዓና ዓብዪ ትምህርቲ ኢኺን፡ ኣጆክን ዕርፊ ዝሓዘ ንድሕሪት ኣይምለስን እዩ ኣሰእር ቅዱሳን ኣዴታትክን እንዳተከተልክን ኣብ መንፈሳዊ ጽንዓ፡ ንዓና ከኣ ኣብ ጸሎትክን ኣብ በገና ትሃርማሉ ዘክራና መታን ኣሲሩ ሒዝና ዘሉ ሰይጣን ክግሰጽ ከም ናይ ቅዱስ ዳዊት ንናይ ኣብ ሳኦል ዝነበረ ርኹስ መንፈስ። መፈጻምታክን መፈጸምታ ቅዱሳን ይግበረልክን።

  • @user-kr4gs5hb5w
    @user-kr4gs5hb5w2 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልክን እግዚኣብሄርኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ያሃብክን ኣጆክን በርታዓ ቀፅላሉ ኣስይ ክንደይ ደስ ትብላ መንፈሳዊ ቅንኢ ተቅና ብእነት ስደትክን ይሕፀረልክ ፍቅራተይ

  • @user-jn9xu8us5j
    @user-jn9xu8us5j2 жыл бұрын

    በገና እባ ኣምህርና ኣበይ ከ ንረክብ ትሓባበርና

  • @issakhabtom2384
    @issakhabtom23842 жыл бұрын

    ንፉዓት ዘነሕዋተይ ኣምላክ ምሳክን ይኩን ኣጆክን በርትዓ ❤❤💒

  • @_Rahwa_
    @_Rahwa_2 жыл бұрын

    Amen zmarie melaekt , qal hiwet yesmealna brukat xegu yebzhalkn🙏🏽💞💞💒

  • @helenaraya4302
    @helenaraya43022 жыл бұрын

    Aseyyyyyyyyyy muquratey Ahwateyyy Edmen Tenan Yhabeley. Neay kea kemakn yemasleni ab xelotkn zekrani ❤️❤️❤️🙏🙏🙏

  • @user-yr7mo4zc4q
    @user-yr7mo4zc4q2 жыл бұрын

    ኣሰይ ምቁራተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን እግዚኣብሄር ኣምላኬ

  • @robielgebrehiwet8712
    @robielgebrehiwet87122 жыл бұрын

    Amlak ybarkn nufuat yehwat

  • @teklittes5682
    @teklittes56822 жыл бұрын

    ኣሰይይይ ዘን የሕዋተይ ዝማሬ መሌኣኽቲ የስመዓልና ጸግኡ የብዘሓልክ ብጣዕሚ ንፉዓት ከተቅንኣ ቀኒአ መንፈሳዊ ቅንኢ🙏🙏🙏

  • @user-lg9so7ei4p
    @user-lg9so7ei4p2 ай бұрын

    Amen Amen Amen qal hiwet yesmealna yehwatay Mariya ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @user-jx8rz4nd5y
    @user-jx8rz4nd5y2 жыл бұрын

    አሰይይይ ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጉአ የብዘሐልክን እግዚኣብሔር ኣምላክ ክብራት ኣሕዋተይ

  • @user-vb3ud3tl2e
    @user-vb3ud3tl2e2 жыл бұрын

    ፀጋኡ ያብዘሐልኽን በረከትኽን ይሕደረን

  • @shishaytekle7837
    @shishaytekle78372 жыл бұрын

    ዝማረ መላክቲ የስመዕልና ዘን የሕዋተይ

  • @abalibanostube
    @abalibanostube2 жыл бұрын

    "እግዚኣብሔር ልዑል ይባርክን ወያርኢ ገፆ ላዕሌክን" ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ የብዝሓልክን ዘን ደቀይ!!! ➕⛪️. ልዕሊ ኹሉ መምህር ናይዘን ናይ ሎሚ ዕንባባ ዚኾና ተማሃሮ እንቋዕ ፍሬኻ ኣርኣየካ፡ እንቋዕ ሓጎሰካ,ቀጽሎ!!!➕➕➕

  • @user-tm5ux6rb1w
    @user-tm5ux6rb1w2 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜንን ዝማሬ መላአክት የሰመዐልና ክቡራት አሕዋተይ ክንደይ ደሰ ዝብል ቀፅላሉ ኣቤቱ የንብርክን አግዚአብሔር ኣምላክ

  • @smeraakrbt4682
    @smeraakrbt46822 жыл бұрын

    አሰይይይይ ብሓቂ ክንደይ ደስ ትብላ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና የስመዐልና ጸጉኡ በረከቱ የብዘሐልክን እግዚአብሔር አምላክ ክቡራት አሕዋተይ አሜንአሜንአሜን

  • @gedamaxqku1451
    @gedamaxqku14515 ай бұрын

    ብሓ ቃል ሂወት የስመዓልና ክቡራት የሕዋተይ ኢደመን ጥዕና የህብኪንብ

  • @teklittes5682
    @teklittes56822 жыл бұрын

    ክቡራት የሕዋት በገና ትምህርቲ ክንመሃር ንደሊ ኢና እሞ እቲ መምህር ተተቅርቡልና ጽቡቅ ነይሩ ምስናይ ይቅሬታ🙏🙏🙏

  • @asmeretberaki300

    @asmeretberaki300

    2 жыл бұрын

    Wala ane kmhar ydeli eye

  • @taumelsan3468
    @taumelsan34682 жыл бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን

  • @saminguze2156
    @saminguze21562 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ንፍዓት ካብዚ ዘለኽንኦ ንላዕሊ ክንፅበ ኢና!! ኣምላኽ ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ይሃብክን

  • @ksanetkflehaile7259
    @ksanetkflehaile7259 Жыл бұрын

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmalena yhwatey Egizabheri Amlak Teguue yebzhalukom

  • @yacobhaile7915
    @yacobhaile79152 жыл бұрын

    wawwwwwww ብጣዕሚ ጽቡቅ ደቂ ተዋህዶ

  • @Gebrihiwot
    @Gebrihiwot2 жыл бұрын

    You are beautiful and amazing may god bless you ❤

  • @abrhamdaniel9712
    @abrhamdaniel97122 жыл бұрын

    Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna naybhaqi nfuati egzabher amlak xegu yebzhalkn💖❤

  • @fiyorigilay1522
    @fiyorigilay15222 жыл бұрын

    Egziabhier Amlak xegau yebzhalkn yehwatey

  • @muluemehari6914
    @muluemehari69142 жыл бұрын

    ዝማርየ መላእክት የስምዓልና ጽብቕ ስራሕ ቀጽልዎ እግዚኣብሄር ጸጋኡ የብዝሃልክን ስለምንታይ ግን ደቂ ኣንስትዮ ጥራይ

  • @sk4858
    @sk48582 жыл бұрын

    ንእግዚአብሔር ኣመስግንዎ! ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና እግዚአብሔር ኣምላክ ጸጋ የብዝሓልክን ንፍዓት ከይተሰልከኽን ዝጸዓረክን ካብ'ዚ ንዓዕሊ ክትነፍዓ ናይ እግዚአብሔር ሓገዝ ኣይፈለክን።

  • @michaelmehari1053
    @michaelmehari10532 жыл бұрын

    እግዚአብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኪን

  • @user-nx2lt4st8m
    @user-nx2lt4st8m2 жыл бұрын

    ፀግኡ የብዝሐልክን ኹቡራት ኣሕዋተይ ብጣዕም ደስ ዝብል ክቡራተይ በገና ኣበይ ክረክብ ይኽእል ኣብ ስዕድ ዓረብ እየ ዘለኹ

  • @brzafabreha1618

    @brzafabreha1618

    2 жыл бұрын

    ኣነ ከማን ኣለኩ ከማኪ ኣብ ስዑድያ ብጣዕሚ ከኣ ድልየት ኣለኒ ግን ክረክብ ኣይከኣልኩን እንተ ረኪብኪ እባ ንገረኒ ክብረተይ

  • @user-nx2lt4st8m

    @user-nx2lt4st8m

    2 жыл бұрын

    @@brzafabreha1618 ሰላም ኣምላኽ የብዝሐልኽ ክብርተይ እና ዝኾነ ስልኪ ቁፅር ኣብ ናይ ዩትብ ቻናል ኣውፅአስ ፅሕፈሉ ክሰደልክ ይክእል እየ እሉኑ እና ምስደደልና ሞ ኣነን ንስኪን ብምንታይ ክንራከበ ዩትብኸ ብዙሕ ትኣትውዶ ፅሕፈልኪ ነይረ ኣይመለስኪለን እንደግና እየ ፅሕፈልኪ ኣነ ብቡዙሕ እየ ዝኣትይ ዩትብ

  • @hermelanazreth3701

    @hermelanazreth3701

    2 жыл бұрын

    ጽገኡ የብዘሕለክን ኩቡራት ኣሕዋት ክቡራትይ በገና ኣበይ ክረክብ ይኽእል ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ኣለኹ

  • @user-nx8zx1sj5p

    @user-nx8zx1sj5p

    2 жыл бұрын

    @@user-nx2lt4st8m ሰላም እግዚአብሔር ምሳኪ ይኩን ክብርተይ አነ ዉን በገና ይደሊ እየ እናብፌሰቡክ ንራከብ አነ አብ ሰዕዲ እየ ዘለኩ👏🥰

  • @Firegirmay

    @Firegirmay

    6 ай бұрын

    ፍረ ግርማይ እልኪ ንዕ ብመሰንጀር ዝሓፍተይ❤​@@user-nx8zx1sj5p

  • @user-nv5tj3jq1k
    @user-nv5tj3jq1k Жыл бұрын

    አስይይይይ ዕድመና ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ ህያበተይ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና

  • @bsratbs6688
    @bsratbs66882 жыл бұрын

    ኣስይይይ ፍቅራት ኣሕዋትይ ዝማሬ መላእክት የስመአልና ፅጉኡ የብዝሕልክን እግዚአብሔር አምላክ ክቡራት ኣሕዋትይ ኣስይይይ

  • @user-df5fw6zt7h
    @user-df5fw6zt7h2 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ ይብዝሐዮ ክብርት አሕዋትይ ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ቅጻላሉ ❤❤❤😘😘😘😘👏👏👏👏

  • @forutnakahase8996
    @forutnakahase89962 жыл бұрын

    Aseyyy mrurateyyy egziabher abeytu ybrkun azizu dma ybarkn mefexemtakun yexebqelkin bhaki des zbl

  • @titigaltigray7118
    @titigaltigray71182 жыл бұрын

    ኣሰይይይይ ሙቁራተይ እግዚኣብሔር ናይ ኣገልግሎት ዘመንክን ይባርክ ተዕድልቲ❤✝️ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡራተይ ❤️🥰🥰

  • @TesfitMihretaeb-oy4ti
    @TesfitMihretaeb-oy4ti9 ай бұрын

    ብሓ ቃል ሂወት የስመዓልና ክቡራት የሕውስተይ አንደዕ መግልጽ ሲኢነሊኪ❤❤❤

  • @user-fv9id3fe9s
    @user-fv9id3fe9s Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @brihinhabtu3938
    @brihinhabtu39382 жыл бұрын

    Kali hweti ysemalna xegu yebzhalkin kemakin yemaslina

  • @2Corinthians.10-17
    @2Corinthians.10-172 жыл бұрын

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡራት ኣሕዋትና ብጣዕም ጠንካራትት እኽን ቓፅላሉ

  • @piterosamare3058
    @piterosamare30582 жыл бұрын

    Amen Amen Amen zmare Melakti yesmalna xeguu ybzhlkin egzabiher Amlak

  • @merimeri1930
    @merimeri19302 жыл бұрын

    ብሓቂ እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ ይብዘሐልክን

  • @kokobweldat384
    @kokobweldat3842 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ብሓቂ ቃል ስናይ የስማዓልና ጸግኡ በረኸቱ ይብዝሓልኪን እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸጋ ኣብ ላዕሊ ጸጋ የዓድልኪን ንሓቂ ደስ እሊኒ ብዝ መንፈሳዊ ቅናኣት ብናትኪን ተበግሶ ክላማዲ እዩ በገነ መንፈሳዊ ቅናኣትቲ ብናቲኪን ሓባ በርቲዕ ኣጆኪን

  • @robeltewelde5753
    @robeltewelde5753 Жыл бұрын

    Amen amen amne 🙏🙏🙏

  • @user-yo5pp2gs6s
    @user-yo5pp2gs6s2 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ንፉዓት ኣጆክን ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ክትበርሓ ከኣ ትምኒተይ እዩ።ቀልጽለኦ

  • @zfan2170
    @zfan2170 Жыл бұрын

    ስለ ኩሉ ነገር ስም እግዚአብሔር ይመስገን አሰይ ፅሩያት አሕዋተይ ንኩልኽን ዝማሬ መላእክት የስምዐልና ፀጋኡን በረከቱን የብዘሐልክን እናዘመርክን እናወደስኽን የንብርክን 🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊 ንደካማ ሓፍትኽን አብፀሎትክን ዘክራኒ ተሓባበራኒ ድማ ክላመድ ባህጊ አለኒ

  • @user-so4cm1fu7t
    @user-so4cm1fu7t2 жыл бұрын

    ዝማሬ መላእክት ያሰማልን

  • @teklemaryamabrha5813
    @teklemaryamabrha58132 жыл бұрын

    Mukratey fxameken yexbkelken egziabher🥰❤💒

  • @user-ys1cg9dv8g
    @user-ys1cg9dv8g2 жыл бұрын

    እንኻዕ ብሰላም መፃክን ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን እግዚአብሔር ኣምላክ ኣቤቱ የንብርክን ናዘመርክን ናወደስክን ክቡራት ኣሕዋተይ ኣነ እውን ድልየት ኣለኒ እግዚአብሔር ኣምላክ ሰደትና የሕፅረልና ዓደይ ምስ ከድኩ ንክላመድ 💖

  • @user-xu9tl4dv6r
    @user-xu9tl4dv6r2 жыл бұрын

    ውይ ትዕድልቲ እዩ ብሓቂ ኣብ ቤቱ የንብርክን ክንደይ ደስ ይብል ኣንደበተን ጀመርቲ ዘይኮነስ መፀምቲ ይግበርክን ካብ ስደት ተመሊስና ምስ ደቂ ማሕበረይ ከምዚ ዓይነት መንፈሳዊ ሂወት ተስፋ ኣለኒ ኣምላኽ ቅዱሳን ይፍቀደና ነፃነት ዘይብሉ ዓዲ ኣህዛብ ኮይንካ ብኦንላይን ኮይኑ ኣብነፃነት ዘሎዎ ቦታ ፅቡቅ መን ምካንካ ከማን ትፈልጥ

  • @user-wt4hp3ln5m
    @user-wt4hp3ln5m2 жыл бұрын

    እንኳዕ ደሓን መፃክን ፍቅራተይ ንፈትወክን ኣሕዋት

  • @YOS_YOH
    @YOS_YOH2 жыл бұрын

    Xegeu yebzhalken mukuratey

  • @user-wb6sg3bc8c
    @user-wb6sg3bc8c Жыл бұрын

    እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ስለ ኹሉ ነገር ብሓቂ እግዚአብሔር አምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንክን ይባርኸልክን መድኃኔ አለም ኦ አምላከይ ምስትውዓሉን ጥበብን ዓድለኒ ዝወጠንክዎ ዝጀመርክዎ ጀሚረ ክፍፅም ሓንቲ ንሳ በገና ከክእል ካብ ውዳሴ ከንቱ ከሊልካ

  • @user-qh8ol4vo3u
    @user-qh8ol4vo3u2 жыл бұрын

    ብሓቂ ደስ ትብላ ቆልዑ ፀጉኡ የብዘሐልክን

  • @muluemehari6914
    @muluemehari6914 Жыл бұрын

    ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዝሓልክን መድሃኒኣለም ብሩኻት በርትዓ

  • @user-lz5yy1wy8y
    @user-lz5yy1wy8y2 жыл бұрын

    🌹🌹🌹

  • @saroniyob7722
    @saroniyob77222 жыл бұрын

    Amen Zemarie Melakti Yesmalna

Келесі