ዶክተራት ኣብ ስቱድዮ ዛዕባ ማህሰይቲ ሓንጎል ኣብ ህጻናት | doctors in studio

Ойын-сауық

ዶክተራት ኣብ ስቱድዮ ዛዕባ ማህሰይቲ ሓንጎል (ሰረብራል ፖልሲ ) ኣብ ህጻናት | doctors in studio
Unauthorized distribution of ERi-TV content is strictly prohibited.

Пікірлер: 5

  • @brhanalem5387
    @brhanalem5387 Жыл бұрын

    AMLAK N HZBI ERITREAN MERETAN YBARK YBEL 👏👏👏👏❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷😘

  • @alemyohannes2084
    @alemyohannes2084 Жыл бұрын

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ዓቢ መደብ እዩ ግን ስንበት ኣብ ግዜ ዕረፍቲ እንተዝኸውን 2 ወለዲ ምተማህሩ ነይሮም ብፍላይ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ❤❤ ኣብ ሂወትኩም ጥዕናን ኣብ 🇪🇷ስራሕኩም ኣሳልጦ 🌹ይምነየልኩም❤

  • @gebrengustesfmichael557
    @gebrengustesfmichael557 Жыл бұрын

    ብጣአሚ ጽቡቕ የቀንየልና ዶክቶር ዘምካኤል እዞም ህጻናት ዘረባ ክዛረቡ ዘይክእሉ ካብ ማህሰይቲ ሓንጎል ዶ ይኸውን ወይስ ካለእ ጠንቂ እዩ? እዚኣ ክትምለሰልይ ምደለኹ ነረ።ይቀንየለይ

  • @dl4055
    @dl4055 Жыл бұрын

    Selam kbur doctor, Ab dege zteweledu bzuhat qolut zereba ydnguyu,newih amet ygebru,nezi eba htetelna gazethena peteros bejaka, kilatat doctor ,teshegirna alena abzi eroup bbzhi kea ab qolut habesha yre

  • @rahwatesfasion1777
    @rahwatesfasion1777 Жыл бұрын

    ኣዝዮ ኣገዳሲ ሓበሬታታት ግን ኣዚኹም ኣሕጺርክምዎን ሃታሃታ ኣቢልክምዎን። እዛ ዋሕዲ ኣሕረስት ኣሎ ዝበላ ወይ ጥሪ ኣይትጥነሳ በልወይ ወይ ብሰንኪ ዋሕዲ ሓካይም ክመጽእ ዝኽእል ጸገም ይተዓረ ወይ ብሰንኪ ዋሕዲ ሓካይም ዝኽሰት ስንክልና ካሕሳ ንወለዲ ክከሓስሉ ዝኽእሉ ሕጊ ይሃሉ።

Келесі