ዳያኑ ዘንበዐ ጅግና ተጋዳላይ

© Copyright: Laza Tigrigna Media And Communications
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Пікірлер: 283

  • @hfef8074
    @hfef8074 Жыл бұрын

    ንእግዛብሔር ዝሳኣኖ የለን ሞ ዘይሓሰቦ ብርሃን የርእዮ ጎይታዋኒ😢😢

  • @tsgiegalhageretigrey1192
    @tsgiegalhageretigrey1192 Жыл бұрын

    ኣሕሕሕሕ እዚ ዘየንብዐ ታይ የንብዕ ደቅነይ ጎዮም ዘይ ፀገቡ ማሬት ብብርሃኑ ፀልሚትዎ ህፃነይ 😢😢😢 ኣንጀትና ሓሪሩ ኣብ ዓዲ ስደት ኬና ግን ደማ ግቡኦም ስኢኖም😢

  • @user-mc2jm1bl8i
    @user-mc2jm1bl8i Жыл бұрын

    እፍፍፍ😢😢መእንተ ህዝብኻ ብርሃን ዓይንኻ ስእንኻ ሓቦኛ እኻ ሓወይ ናተይ ኩሉ ትኽእል እኻ ጅግና❤❤

  • @user-bd3ee3qk6z
    @user-bd3ee3qk6z Жыл бұрын

    ጅግና ሓወይ መእንተና ብርሃንኻ ስእንኻ ክብር ምስጋናን ንጀጋኑኑና ንሰማእታትና 😢😢😢😢

  • @senigaltigray2656
    @senigaltigray265610 ай бұрын

    ዋይ ቐደማካ ጎታዋይ 💔💔💔😢😢😢

  • @merigaltgray211
    @merigaltgray211 Жыл бұрын

    በቃ ድዩ እዚ ኮይኑ ዕጨኦም የሕዋትና 😢😢 ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና😢

  • @user-fh1nb6ym7e
    @user-fh1nb6ym7e4 ай бұрын

    😢😢😢😢😢😢❤❤❤❤❤የኔ ማርርርር

  • @kalayuhadgu3374
    @kalayuhadgu3374 Жыл бұрын

    ❤❤❤❤ ጀጋኑና ቅንዕ ክንብል ጌሮምና ንሕበነሎም ንኮርኦሎም

  • @YordaGerye-mt2js
    @YordaGerye-mt2js Жыл бұрын

    ሓወይ ማዓረይ ብርሃን ዓይንካ የብረሀልኪ ፈጣሪ👏👏😢💖💚

  • @user-vj1zh8bb9b
    @user-vj1zh8bb9b Жыл бұрын

    ኣሕሕ ዝኩሉ ምእንተና እለካ ብርሃንካ ስእንካ ወድነይ😭💔😭

  • @jdhdgifjdc

    @jdhdgifjdc

    Жыл бұрын

    😢😢😢😢

  • @birtukan1145
    @birtukan1145 Жыл бұрын

    ጅግና ወድ ትግራይ😢❤❤❤❤

  • @user-cy4ex7yn6e
    @user-cy4ex7yn6e Жыл бұрын

    ክቆፃፀሮ ኣይከኣልኩን ወዲ 16 ዓመት ዓይኑ ክስእን ተሎ ብጣዕሚ እዩ ከቢድ ሓወይ መዓረይ😢💔

  • @GhGh-hr8hy
    @GhGh-hr8hy4 ай бұрын

    ጀግና ሓወና ምአታና ብራሃን ይዒትካ ዝስአንካ ክብሪ ናዓካ ይኩን 🥺🥺

  • @user-gy8qr4cp7z
    @user-gy8qr4cp7z4 ай бұрын

    ኣሕሕሕሕሕ ህዝበይ

  • @tesfaytesfay7134
    @tesfaytesfay7134 Жыл бұрын

    ጀላዕ

  • @user-hr5ms5jm2n
    @user-hr5ms5jm2n7 ай бұрын

    ጎይተዋይ😢😢

  • @AaaSss-tt8ym
    @AaaSss-tt8ym Жыл бұрын

    ክብሪ ይግበአኩም ደያኑ 👏ኩሉ ህዝቢ ትግራይ ነዞም ጀጋኑ አዝኣቶም ኣብ ዝኸድዎ ከክብሮም ኣለዎ ህፃውንቲ ቆልዑ ንምኤንተ ህዝቦም ክብሉ ገልኦም ዝይትትካ ሂወቶም ከፍሎም ገለ ካዓ ኣካሎም ሂቦም ግብኡ ንዝገበረ ተጋደላይ ግብኡ ይርከብ 👌❤👌

  • @AsterAbraha-xv8gx
    @AsterAbraha-xv8gx Жыл бұрын

    አሕ አባይካ ሓወይ ማዓረይ😭😭😭💔💔💔ፈጣሪ እታይ ይሳአኖ ብርሀንካ ይመልስልካ ሓላለይ 🙏🙏🙏

  • @zufan476
    @zufan476 Жыл бұрын

    ሓወይ መዓረይ😥

  • @user-bk8kp4bp7o
    @user-bk8kp4bp7o3 ай бұрын

    ajoka btsay dyanu ewun egziabher ybarkukum

  • @user-tn1gj9pc2q
    @user-tn1gj9pc2q Жыл бұрын

    ወድነይ💔😢😢😢

  • @almemu1214
    @almemu1214 Жыл бұрын

    ኡፍፍፍ ክንደይ መላምል ኢና ስኢና😢 ሓወይ መዓረይ ጅግና ኢካ ሓበና አይዞካ በርትዕ ዓብይ ደረጃ ከም ትበፅሕ አይንጠራጠርን!!

  • @hagabr2717
    @hagabr2717 Жыл бұрын

    ኣይ መራሕቲ ህወሓት ኣብ እግሪ ብልፅግና ምእታውኩም ዘይተርፍ ክንደይ ዕሸላት ሙሁራት ተጋሩ ሂወት ጠፍአ ኣካሎም ጎዲሉ ሃፍትን ንብረትን ትግራይ ጠፊኡ ኣብ ህዝብና በፂሑ ዝኒአ ሽግር እንትትርኢ ልብካ ይሰብር እዞም ዕሸላት ንህዝቦምን መራሕትና ኢሎም ሂወቶም ከፊሎም አካሎም ጎዲሉ ኣብ ክንዲ ብፍትሕን ርትዕን ምድባስን እግሪ ምትካልን ንመገዛ ወገንኩም ንዓኩም ኢሉ ኩሉ ነገሩ ዝሰአነ ህዝብን መንእሰይን ምንም ዘይፈልጠና ፈረንጂ ዘምፀኦ ዝተቀለወ ስርናይ ክትሰርቁን ክተስርቁን ምውዓልኩም ብጣዕሚ የሕዝን ቀደሙ ውን ንባዕልኩም ከይትእሰሩ ዝወላዕኩምዎ ኩናት እምበር ንህዝቢ ሐሊኩም ከምዘይነበረ መርተዖ እዩ

  • @user-fj2of7tc3u
    @user-fj2of7tc3u4 ай бұрын

    ልውጥ ያብለኒ ዕሽላይ 😢😢😢

  • @Azmera-cc6vy
    @Azmera-cc6vy9 ай бұрын

    ብርሃን ዓይንኻ ይመልስልካ ፈጣሪ ጅግና ሓወይ❤❤❤❤❤

  • @user-lk3jo3uv6k
    @user-lk3jo3uv6k Жыл бұрын

    ኣሕሕ ሓወይ ምዓረይ 😢ክብሪ ንዓኹም ጀጋኑና ♥️

  • @binyam1578
    @binyam1578 Жыл бұрын

    አጆካ ጅግና ወደይ 😢💔👏🕊✌🏻🥰

  • @abrhaamaha9094
    @abrhaamaha90944 ай бұрын

    😢😢😢😢😢😢ጀግናዋይ ኣሕ

  • @user-th1jn4rf2y
    @user-th1jn4rf2y11 ай бұрын

    ላዛ አይደል ብዛኻትኽም ስልክ ተሓባበርኒይ ደቅኖዋ በረክት ሓዋይ ናይዚ ጅግና ሓውና ስልክይ በዛኽም ብማርያም

  • @user-ol4yw5sx6l
    @user-ol4yw5sx6l Жыл бұрын

    ቤዛ ትግራይ እፍፍፍ ምእንታና ኢልካ ብራሃንካ ሲእናካ ናዓና ክተብርህ 😢😢😢😢ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና ♥️♥️

  • @salmasalma-en2ef
    @salmasalma-en2ef Жыл бұрын

    😢😢😢ሓወይ ማዓረይ😢

  • @HdegeleyMawucha
    @HdegeleyMawuchaАй бұрын

    ሓወይ ናተይ እዉይይይይይይይይ

  • @user-cy4ex7yn6e
    @user-cy4ex7yn6e Жыл бұрын

    ዉይይይ ንዓና ንትግራይ ክብሉ ዓይኖም ብርኮም ስኢኖም ኣሕዋተይ ብጣዕማ እዩ ተሰሚዑኒ😢😢😢

  • @user-rn7kr5qe8x
    @user-rn7kr5qe8x Жыл бұрын

    ቅድመካ ይስደደኒ ጎይታዋይ😢😢🙏💔

  • @artrfde8094
    @artrfde8094 Жыл бұрын

    ሓወኒ😢😢😢😢😢

  • @lemlemgebretsadik5929
    @lemlemgebretsadik592911 ай бұрын

    Ajekum dayanu!!!

  • @zaharazahara502
    @zaharazahara50211 ай бұрын

    ኣይይይይ ጎይታዋይይ😢😢

  • @tsionbaheran468
    @tsionbaheran468 Жыл бұрын

    💔😭💔😭💔😭Hawey Meareye Nehezebka elka Abyi Ahemde Nayserheka rekebe🙏

  • @user-ud3pc3zc4v
    @user-ud3pc3zc4v7 ай бұрын

    jegna mearey edme njeganna

  • @hiwetkidane4266
    @hiwetkidane4266 Жыл бұрын

    እዋይ ወድነይ መዓረይ ብርሃን ትግራይ ንክበርህ ብርሃን ዓይንካ ስኢንካ የሕምም😥😥

  • @beana3912
    @beana3912 Жыл бұрын

    ምእንተና ብርሀንካ ሲኢንካ ብርሀን ስለዝኾንካልና ክብሪ ንዕኻ🙏🙏🙏🙏🙏💊💊💊💊

  • @WegeneMekonen-dr6ss
    @WegeneMekonen-dr6ss Жыл бұрын

    Jeganuna ❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @shewit505
    @shewit5054 ай бұрын

    ተክልሸይ ማዓረይ ኣጆካ ዛሓወይ😢😢😢

  • @user-hl3fz3dx9h
    @user-hl3fz3dx9h11 ай бұрын

    ዋይ ሓወይ ማዓረይ❤❤❤❤

  • @salamaaa6592
    @salamaaa659211 ай бұрын

    ሓወይ ናተይ😭😭💔

  • @WTWM1234
    @WTWM1234 Жыл бұрын

    Akkk... 😭.. Ahwatey le hamaka berhan aynom siailom wala tezmetsuna ayyyy.. Abey kon tehlew.. 😘😘😘😭😭🙏🙏....

  • @fhhh5498
    @fhhh5498 Жыл бұрын

    የኔ ጅግና💪💪💪😭😭😭

  • @Mihretab.MORO-ENTE1994
    @Mihretab.MORO-ENTE19944 ай бұрын

    ብፃይና ጅግና ኣጆኻ

  • @kedantaher1847
    @kedantaher1847 Жыл бұрын

    አይይይ ሓወይ 😭😭😭😭

  • @magitigraweyti579
    @magitigraweyti579 Жыл бұрын

    😢ጅግና ሓወይ

  • @sarar9370
    @sarar9370 Жыл бұрын

    ጎይታዋኒ😭

  • @user-mv7dz4yg4f
    @user-mv7dz4yg4f Жыл бұрын

    _በዛኻ ዳኣነ ወድነይ ፀልእኻ ግብ ይበል ኻሕሳኹሙስ ብምታይ ትካሓሱ ዩኡ መንእሰይ ትግራይ😭😭_

  • @user-sy8hs2zj9y
    @user-sy8hs2zj9y11 ай бұрын

    መዓረይ😭

  • @tfjgghhhghhhjhg5770
    @tfjgghhhghhhjhg5770 Жыл бұрын

    ጅግና ወዲ ህዝቢ

  • @fesehayegirmay
    @fesehayegirmay Жыл бұрын

    I Think the female judge, is intelligent with a big Heart. I believe she is can be good role- model for the little girls of Tigray.she is also plays good instrument. I have a lot of respect for you sister. God bless you even more!!!!!

  • @ngstiyemkaellij2424
    @ngstiyemkaellij2424 Жыл бұрын

    ኣሕሕሕሕሕ ሓወይ ናተይ ኣንቲ ዓደይ ክንደይ መላምል ደቅኪ ስኢንኪ ኣካሎም ጎዲሎምን እህህህህ ኣጆካ ጅግና ሓውና ምእንቲ ዓድካን ህዝብካን ብርሃን ዓይንካ ስኢንካ ቃላት የብልናን ንኣካ ዝገልፅ ብቻ ክብሪን ሞጎስን ንጀጋኑና

  • @abrahakahsay-gx4st
    @abrahakahsay-gx4st6 ай бұрын

    ትግራይ አፈክትሓዊ እንተኮና መጀመርታ ምንተ ትግራይን ህዝቢ ትግራይን ክብሉ ክቡር ኣካሎም ንዝሀቡ ኣባት TDFን ሰድራ ስዋኣትን ቆብኣግባቡ ቆላሕታ ተገይርሎም ህውየቶም እንተዘይተራጋጊፅ ትግራይ ክትሓዊ ኣይትክእልን እያ።

  • @user-gl9bh9ly1m
    @user-gl9bh9ly1m Жыл бұрын

    አይዘኻ አታ ጀግና ሓውና ምእንታና አብ ዕሸል ዕድመኻ ብርሃንኻ ሲኢንኻ ያው አብ ኹልና ገዛ አትዩ እዩ አይዘና😢😢

  • @QsAs-qe2zi
    @QsAs-qe2zi Жыл бұрын

    ጅግና ሓወይ😢

  • @milihabesawit8861
    @milihabesawit88614 ай бұрын

    ማዓረይ😢😢

  • @Bana_media
    @Bana_media Жыл бұрын

    ትግራይ ዓደይን ኣደይን እዞም መላምል ደቅኺ ክርግፉ ከለው ከመይ ኢልኪ ግን ካኣልክዮ?😢😢😢

  • @emugalsele4920

    @emugalsele4920

    Жыл бұрын

    😢😢❤❤❤❤❤

  • @merigalmarye7051

    @merigalmarye7051

    Жыл бұрын

    ​@@emugalsele4920 ሰብ,ክራይብ ግበርለይ መኣረይ

  • @RaKi-ri2ks

    @RaKi-ri2ks

    Жыл бұрын

    ​@@merigalmarye7051አብዚ ዘላ ለማኒት ካዓ 😤

  • @merigalmarye7051

    @merigalmarye7051

    Жыл бұрын

    @@RaKi-ri2ks ዋይ ማለት ይሰርቅለኩ ኣይኮንኩን ናይ ቅንኣት መንፈስኪ ይጥፋእ😁😂

  • @user-ox7hd8kh9y
    @user-ox7hd8kh9y Жыл бұрын

    Kbri nakum ahwatey 😢

  • @tsegay-nr5dt
    @tsegay-nr5dt Жыл бұрын

    ክብርን ምስጋና ን ነጀጋኑና ካብ ጽንተት ዘትረፉና

  • @daxdfsd6443
    @daxdfsd6443 Жыл бұрын

    ኣሕ ምእንተና ኢልካ ኣብ ዕሸል ዕድመካ ብርሃን ዓይንካ ስኢንካ 😢😢😢😢😢

  • @AaAa-df3mx
    @AaAa-df3mx Жыл бұрын

    ሓወኒ😢❤

  • @DdxffGgfhy
    @DdxffGgfhy11 ай бұрын

    ጅግና ወዲ ሪመይ ኣብ ጎኒኻ ኢና ወዲ እነይ❤💛😢😢😢

  • @merigaltgray7771
    @merigaltgray7771 Жыл бұрын

    ንዓካ ዝኮን ቃላት የለን ጎይታዋይ እመብርሃን ምሳካ ትኩን😢😢😢

  • @frekahassai1809
    @frekahassai1809 Жыл бұрын

    Brave and strong with the big hearts, he fought for our people.heartbroken 😢😢…. Keep up your strength and May God bless ❤❤❤

  • @user-nm9cr8kc4q
    @user-nm9cr8kc4q Жыл бұрын

    ክንደይ መንእሰይ ዩ ጠፊኡ ክንደይ መንእሰይ ዩ ኣካሉ ጎዲሉ ትርጉም ንዘይብሉ ኩናት ኣሕሕሕ ህዝቢ ትግራይ ዝረኽብካዮ ፈጣሪ ይሓግዝካ ለዋህ ህዝበይ😢😢😢

  • @freweynigslassie2039

    @freweynigslassie2039

    Жыл бұрын

    ልምንታኡ ትርጉም ለይብሉ ትግረዋይ ኻብ ዓለም ኻብ ምፋሓቅ ቀረዩበ

  • @user-hy3op6yx3t
    @user-hy3op6yx3t11 ай бұрын

    ቅድመኻ ይስደደን ወድኖዋ እግዝኣብሔር ኣምላከ ባዕሉ ብርሃን ዓይኑ ይፈጠረልኻ 🙏😢🙏💔😢

  • @swsw3157
    @swsw3157 Жыл бұрын

    Efffff haway marayy😭😭😭💔💔💔🙏🙏🙏🙏🙏

  • @user-qh2of8kd2u
    @user-qh2of8kd2u2 ай бұрын

    Ajoka Teklitey,,, N hzbka birhanka hibkayo eka... egziabher kea birhanka Yimeliselka.

  • @berhanehailu3847
    @berhanehailu38473 ай бұрын

    እቲ ብጣዕሚ ዝገርም እህህህህ እንዳበልና እንዳበኸና እንዳተከዝና ክንነብር እዩ ድሌት ፀላእትና ንሕና ድማ ንትብዓትን ድልውነትን ኣንፃር ናይ ክፍኣት ትልሚ ፀላእትና ንጠቐመሉ::ኩሉሻብ በደላቶም ንኸይንርስዕን ብጊዝያዊ ሆይሆያት ከይንዘሓሓልን ከይንግራህን ንጠቐመሉ::

  • @user-ul3th3gc7e
    @user-ul3th3gc7e Жыл бұрын

    ኣሕ ሓወይ😢 ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ማዓረይ😢

  • @filimondestalem
    @filimondestalem Жыл бұрын

    ዓክ ሓወይ በጃ ህዝብኻ ብርሃን ዓይንኻ ሲኢንኻ ተበዲልና ግን ኣካለ ጉድእ ዘይከብረላ ከዓ ትግራይ ግን ሂወት ገብሮም ብክብሪ ክነብሩ ይግብኦም😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @Yonaswoldo1330
    @Yonaswoldo133011 ай бұрын

    ሓወይ ምቃለይ ዕሸለይ። ንዓኻ ዶ ኣብዚ ዕድመ ጸልማት።ብርሃንካ ዝመንጠሉስ ኣየብርሃሎም መዋእሎም፡ኣብ ጸልማትን ደልሃመትን ይንበሩ። ኣጆኻ በርትዕ። ደያኑ ድማ ንፉዓት ዝግባእ ሞራልን ምትብባዕን ስለዝገበርኩምሉ ምስጋና ይብጻሕኩም።

  • @askalutsegay9498
    @askalutsegay949810 ай бұрын

    ❤❤❤ኣጆኻ ጅግና ኩሉ ኣንትናኻ ንህዝበይ ዝበልካ ማዓረይ❤❤❤❤❤

  • @merimeri762
    @merimeri762 Жыл бұрын

    😭😭😭😭

  • @ህዝበይ
    @ህዝበይ Жыл бұрын

    ሓወይ ናተይ ዓሕ 🥺አንታይ ኢና አሞ ክንብል 😥😥😥💔👏🖤

  • @brkti_tube
    @brkti_tube Жыл бұрын

    😭😭😭😭😭😭

  • @gidaytemesgen7574
    @gidaytemesgen7574 Жыл бұрын

    Df herò😢😢😢😢😢😢❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @aexum1597
    @aexum1597 Жыл бұрын

    Ahhhh 😭😭💔🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @alefumekele3184
    @alefumekele3184 Жыл бұрын

    አሕሕሕሕ በክዮም አብክዮምና😢😢😢

  • @merigalmarye7051

    @merigalmarye7051

    Жыл бұрын

    @Alefu mekele ሰብ,ክራይብ ግበርለይ መኣረይ

  • @alefumekele3184

    @alefumekele3184

    Жыл бұрын

    @@merigalmarye7051 ጨለ👍

  • @luwamhadgu9783
    @luwamhadgu9783 Жыл бұрын

    Hawey mearey jigna eka 😢😢😢😢😢

  • @jxfdadvvcvhsdvff549
    @jxfdadvvcvhsdvff549 Жыл бұрын

    Hawey mary😢😢😢😢

  • @mafigdey21
    @mafigdey21 Жыл бұрын

    ኣይከኣልኩን ውሽጠይ ሕንቅንቅ ኢሉኒ ሓወይ ዕድመ ይሃብካ

  • @hvrdb3877
    @hvrdb3877 Жыл бұрын

    እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እመብርሃን አደይ ብርሃን ዓይንካ ትተክአልካ ጅግናና እስመ አልቦ ነገር ዘይስኣኖ ለእግዚአብሔር እመብርሃነይ ርህርህተ ህሊና ምሳካ ትኩን😢😢💔❤💊

  • @user-ff7hv6yh3v
    @user-ff7hv6yh3v4 ай бұрын

    ተጋሩዋይ ንሓግዞ😢

  • @wrshkdyekj3456
    @wrshkdyekj3456 Жыл бұрын

    hawey😢❤

  • @ghmn-eq9vi
    @ghmn-eq9vi Жыл бұрын

    ኣጀኻ ጂግና ሓወይ❤❤❤❤❤❤

  • @meareg59
    @meareg59 Жыл бұрын

    ትጋሩ 😢 ናብራና እዚ ኮይኑ ዋይ ክብርን ሞጎስን ንስውኣትና

  • @gdeyfkr8926
    @gdeyfkr8926 Жыл бұрын

    አነውን እየ በክየ 😢😢😢😢😢ዝሓወይ ምዓረይ አምላክ ምሳካ ይኩን ለለ ጀግና ኢካ😢

  • @missyoujhon4781
    @missyoujhon4781 Жыл бұрын

    በይዛኻ ዳኣነ ወድነይ💔😥

  • @ggcf1371
    @ggcf1371Ай бұрын

    ሕምምምም😢😢😭

  • @abebachanal1036
    @abebachanal1036 Жыл бұрын

    ኡፍፍፍፍፍ 😢😢😢 ሓወይ መዓረይ ኣጆካ ሰማእታት ክብሪ ንዓኩም

  • @user-to9oi2hj5e
    @user-to9oi2hj5e Жыл бұрын

    ክቡር ንጀጋኑና ኣጆካ ሓወይ😢😢😢

  • @user-gl7my4cm9v
    @user-gl7my4cm9v11 ай бұрын

    ሓወይ ማዓረይ ዓይንኻ ይብራህ

  • @genetsamuel8518
    @genetsamuel8518 Жыл бұрын

    Well done ❤️ ❤❤.

  • @nuratbintali2755
    @nuratbintali2755 Жыл бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @HdegeleyMawucha
    @HdegeleyMawuchaАй бұрын

    አሒሒሒሒሒሒ

Келесі