ድምፃዊት መኣዛ [ ዓይኒ ፋሮ ] ዝበኸየትሉ ፕራንክ ቪዲዮ : ኣብ ኣዲስ ኣበባ

Пікірлер: 267

  • @yadaprank
    @yadaprank2 ай бұрын

    ፉቱዋተይ ፕራንክ ቪዲዮ ጥራሕ ዝዝርግሐሉ YADA PRANK ዝብል 2ይ ቻነል ከፊተ ኣለኹ ፕራንክ ዝምችወኩም ጥራሕ ኣብዚኣ ጠዊኩም 👇youtube.com/@yadaprank-1?si=QAnaWSvDdAjFlzI3 subscribe ግበሩለይ 😍የቀንየለይ

  • @TomasGmichael

    @TomasGmichael

    2 ай бұрын

    ገይርናያ እኒአና ያዳ በርትዕ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @samsamsun367

    @samsamsun367

    2 ай бұрын

    ያዳ ከኩዌት ምከታተልህ ❤❤❤

  • @user-wu3my9fz4f

    @user-wu3my9fz4f

    2 ай бұрын

    Yada ayzoka kexlelu 😂😂😂

  • @gerezgiherhailemicael2459

    @gerezgiherhailemicael2459

    Ай бұрын

    Ayney Rayo

  • @BreFekr
    @BreFekr2 ай бұрын

    ዋይ ያዳ መሕረር አድነቅቲ እስኪ🔔🔔👍👍👍

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd2 ай бұрын

    ዋይ ያዳ መሕረር ወዲእዎም እዞም ድምፃዉያን 🤣♥️

  • @AaZz-yb3oq
    @AaZz-yb3oq2 ай бұрын

    ጅግና ኢካ ያዳ ናይ ትግራይና ዘይኮነስ ናይ አፍሪካን ፕራክ ቀደማይ ኮይንካ ❤ከምትስራሕ አይጣራጠሪ❤

  • @SmretSmret-in4ot

    @SmretSmret-in4ot

    2 ай бұрын

    ደምረኒ ማ ዝያዳይ❤

  • @wediweyinking
    @wediweyinking2 ай бұрын

    ኣታ ሰሓቅ ሞይተ 😂😂😂🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣 ያዳ መሕረርርርርርርርርርርርርርርርርርር😂😂😂😂🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣 ብሓቂ እብለኻ ኣለኩ ናትካ ፕራንክ ኩሉ ግዜ እየ ዝከታተሎ ማራ ኢካ ጎቦዝ ካብ ኩሎም ፕራንክ ካብ ዝሰርሑ ኣነ ብወገነይ ብናተይ ዓይኒ ፉሉይ ኢካ ቀፅሎ ብሮ 🤞🤞🤞

  • @yadaprank

    @yadaprank

    2 ай бұрын

  • @amam5408
    @amam54082 ай бұрын

    ዋይ ድምፃውያ ትረክብዎ 😂ዛ ደራፊት ክፈትዋ ታይ ኮይና ጠፊኣ ቭሊስ ምፂ🙏♥️

  • @tseganettube5698
    @tseganettube56982 ай бұрын

    ያዳ መሕረር😂 መኣዚየ ንምንታይ ጠፊእኺ ምፅና ባ❤

  • @yes6292
    @yes62922 ай бұрын

    ዓዝዝ ሓጎዝ ክበርልና እካ ያዲ መሕረርር 😂😂😂❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @herilove7188
    @herilove71882 ай бұрын

    እዋይ ያዳ መሕረር 🤣🤣🤣 ከመይ ኢሉ ብክያት ይመፀካ 🤣

  • @hgf6568
    @hgf65682 ай бұрын

    ያዳዋይ የኔ ቆንጆ 😁😁😁

  • @solomentsegay4788
    @solomentsegay47882 ай бұрын

    Bro tetefe aleka bselam du bro bezkone des behali ✌️

  • @zamzammohammed9789
    @zamzammohammed97892 ай бұрын

    ናይ ንባሃቂ ጀግና እኻ ያዳዋይ❤😂😂😂😂😂

  • @birhankidanu5493
    @birhankidanu54932 ай бұрын

    ኤእ ያዳዋይ መሕረር 😂😂😂😂 ምንጪ ሓጎስ 😂😂😂

  • @SmretSmret-in4ot

    @SmretSmret-in4ot

    2 ай бұрын

    ብሬየ ደምረኒ ኽብረተይ❤❤

  • @malataregawe8730
    @malataregawe87302 ай бұрын

    ማኣዛዋይ ፅሪቲ❤❤❤❤

  • @wuwjusdjdjdhh7176
    @wuwjusdjdjdhh71762 ай бұрын

    ኣነስ ዝገርመን እት ኘራንክ ክኽእለሉ መዓት እዩ ሰሓቅ የመፅኦይ ብስሩ😂

  • @UjJh-yw9hi
    @UjJh-yw9hi2 ай бұрын

    ዋይ ያዳ ወድእኻዮምኮ ንኹሎም ዘግነይዎ😂❤❤❤

  • @user-ik7or4wd3t
    @user-ik7or4wd3t2 ай бұрын

    ዋይ ያዳ 😂😂ሮሚጠይ ውን መሻርክትካ ኮይኑ😂😂

  • @Samriye10-10
    @Samriye10-102 ай бұрын

    ማዕዛዋይ ዓይኒ ፋሮ ክፈትዋ መዓት❤

  • @edeneshtu1825
    @edeneshtu18252 ай бұрын

    Wa wa adiss dea ferisan dya tay le prank yegeber nebaelena prank koyenna eina eko😂😂😂 enkua dehan mexaka gene

  • @Lele-dk1pi
    @Lele-dk1pi2 ай бұрын

    ዋይ ክክክክክክክ ኣታ ቶም ደርፍትኮ ኣሳቅይዎም😂😂😂

  • @Samriye10-10
    @Samriye10-102 ай бұрын

    ኣየ ያዳ መሕረር ኣንታ ወዲእዎም እምበር እዞም ደረፍቲ😂😂😂😂

  • @HiwetBerhe-gg3lb
    @HiwetBerhe-gg3lb2 ай бұрын

    መሕረር ዝኮንካ ወዲ😂😂❤

  • @user-kr8yk7sf8m
    @user-kr8yk7sf8m2 ай бұрын

    ይመቸካ,ያዳዋይ.ሸካርና

  • @user-lw8hw3fc7j
    @user-lw8hw3fc7j2 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ያዳ ሽኮር🙏❤❤❤ከመይ ዴ ናፊቐካ ቀኔ😁😁😁

  • @user-lh4hw3qw4r
    @user-lh4hw3qw4r2 ай бұрын

    You are the star of tigray

  • @ህዝበይ
    @ህዝበይ2 ай бұрын

    አረ ይሞቸኻ broye ናተይ 🤣🤣🤣🤣🥰🥰🥰

  • @ZzZz-di2dt
    @ZzZz-di2dt2 ай бұрын

    😂😂😂🥰🥰🥰 ያዳዋይ ሽኮር 🥰

  • @user-xq7ii3qg6r
    @user-xq7ii3qg6rАй бұрын

    ማኣዚተይ ጥዕምቲ ድምፂ ትጠፍእ ኣላ ምጽና ባ❤❤

  • @Tigrayadey123
    @Tigrayadey1232 ай бұрын

    Ane gin zeywehaxeley etom prank zigiberu ni yada ayfelxwon diyom media ayrieun diyom weys nafelexu eyom prank zigberu

  • @ElsaFisseha-ww5kb
    @ElsaFisseha-ww5kb2 ай бұрын

    😂😂😂😂😂 Wedi Romete betami demket yehbeka alo tsebuk serah eyu ketselelu

  • @user-bn3om9pl4b
    @user-bn3om9pl4b2 ай бұрын

    ወደእካየም ኮ😄😄💛♥️❤❤

  • @FerFerFe
    @FerFerFeАй бұрын

    ኦንኳዕ በስላም መፅእኩም❤❤❤❤

  • @edeneshtu1825
    @edeneshtu18252 ай бұрын

    Yadaaa😢😢 bekayyyy hhhhh gobz😂

  • @mamaayaalemey1112
    @mamaayaalemey11122 ай бұрын

    ያዳ መሕረር ይመችካ😂😂❤

  • @user-kn8yy7wy9d
    @user-kn8yy7wy9d2 ай бұрын

    ያዳዋይ መሕረር ተፃዊትኩምላ😂

  • @user-jz1fm5zv2l
    @user-jz1fm5zv2l2 ай бұрын

    Ane kab mejemerta tekatatali natkaye yada bro second channelka wn subscribe gierelka aleku ab prank gele trah aytitehaxer comedy srah fluy zgebro natka respect full hawka eritrawiye selam n 2 hzbtat eri&tig even whole world❤🫶🥰🙏

  • @yadaprank

    @yadaprank

    2 ай бұрын

    Eshini brother 👍

  • @user-en6ro8nz9f
    @user-en6ro8nz9f2 ай бұрын

    ኣይ ደረፍቲ ድቃስ ከሊእዎም😅😅😊😊❤❤

  • @MiriMiri-fb8fx

    @MiriMiri-fb8fx

    2 ай бұрын

    😂😂😂😂

  • @HadishDesta
    @HadishDesta2 ай бұрын

    Ewaw wedi romit gobez

  • @hiwet4932
    @hiwet49322 ай бұрын

    አድናቂትኻ እየ ጎበዝ

  • @abadiabadi7016
    @abadiabadi7016Ай бұрын

    ኣድናቂትካ እየ👌❤❤

  • @galbeyene3328
    @galbeyene33282 ай бұрын

    ዋይ ናደጎካስ ንምንታይ ተፀብየና😮

  • @SmretSmret-in4ot

    @SmretSmret-in4ot

    2 ай бұрын

    ደምርኒ ዝያዳይ❤

  • @Betelihem33-lz4jf
    @Betelihem33-lz4jf2 ай бұрын

    ያዳዋይ❤❤😂😂

  • @FreHailu-dz8vh
    @FreHailu-dz8vh2 ай бұрын

    መሕረር🙊😂😂😂😂

  • @hughabesha
    @hughabesha2 ай бұрын

    ኣታ ሞይትና ናይዚ ዓመት እዚ ዘስሓቐትኒ ቪድዮ😅😅😅😅😅😅

  • @SamiAsgodom-rv4le
    @SamiAsgodom-rv4le2 ай бұрын

    እረ ዝወዲ ስሓቅ ቐቲልኒ😂😂

  • @freweynidesta

    @freweynidesta

    2 ай бұрын

    😂😂😂😂😂😂

  • @habtomhaile6016
    @habtomhaile60162 ай бұрын

    Yada asli😂😂😂😂

  • @okbazgiherhaile8174
    @okbazgiherhaile81742 ай бұрын

    Bejaka ena Yada Eta nay mulugeta maluda hiji sideda wela firqi hisab baeley kihibeka 😅😅😅😅❤❤❤

  • @yadaprank

    @yadaprank

    2 ай бұрын

    Nikedem bi television khalf gdn slezkone eyu brother ☺ thank you

  • @okbazgiherhaile8174

    @okbazgiherhaile8174

    2 ай бұрын

    ​@@yadaprankእዋይ ዋዒ ! ተሃዊኸ ምሽ? 😅😅😅😅ምስ ወዲ ሮሚጥ ደኣ መን ዓሪቕኩም? ጥንሲ ስደድዮ ኢልካ ጓል ከተጋፍዕ ምሽ ተባኢሱካ!😅😅

  • @brhaneye9521

    @brhaneye9521

    2 ай бұрын

    ​@@okbazgiherhaile8174 ሀዝማ መሳርሕቱኮ ኮይኑ 😂

  • @z1zz954
    @z1zz9542 ай бұрын

    ንጉስ ናይ prank😂 ኢለካ ኣለኹ ኬፍ ኣለኻ

  • @yonyidcartoon7210
    @yonyidcartoon72102 ай бұрын

    ሓሪፍ ምእተዊት እዛ ኣርቲስት ግና ጠፊኣትና

  • @tsegagaltgray
    @tsegagaltgray2 ай бұрын

    ክክክክ😂😂😂❤❤

  • @user-nq8hd3ms5j
    @user-nq8hd3ms5j2 ай бұрын

    🤣🤣🤣🤣🤣🤣❤❤❤❤❤

  • @Slamh-qv4gm
    @Slamh-qv4gm2 ай бұрын

    ኣታ ወዲ 😂😂

  • @user-mp2vj1vv4g
    @user-mp2vj1vv4g2 ай бұрын

    ገቦዝ 😂 ከምዚ እዮ ዘዛነገዐና

  • @SmretSmret-in4ot

    @SmretSmret-in4ot

    2 ай бұрын

    ደምረኒ ማዓረይ

  • @FikaduBezabeh
    @FikaduBezabehАй бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤ተጋሩ

  • @TekesteWeldeabrha
    @TekesteWeldeabrha2 ай бұрын

    ኧረ Yada ይመችኻ ❤❤❤

  • @user-qv5qn9pi9w
    @user-qv5qn9pi9w2 ай бұрын

    ኣላ ያዳ መሕረርር😂😂😂😂

  • @maregutesfay2080
    @maregutesfay20802 ай бұрын

    Wow that sounds like

  • @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
    @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv2 ай бұрын

    ያዳ መሕርር❤❤❤❤❤❤❤

  • @kebroncr7
    @kebroncr72 ай бұрын

    Yada bro

  • @user-vn3oh1zc4i
    @user-vn3oh1zc4i2 ай бұрын

    አታ ላዘረ እምበይ ወድእዎም🤣🤣

  • @user-mb6cr9cb8z
    @user-mb6cr9cb8z2 ай бұрын

    😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-ek3bt1ow1n
    @user-ek3bt1ow1n2 ай бұрын

    ያዳ መሕረር😂😂😂

  • @user-qz6kq7in2p
    @user-qz6kq7in2p2 ай бұрын

    ሸረ ግበርሎም ክበፅሖምሰ እቶም ዝተረፉ

  • @beyenekebede4726
    @beyenekebede47262 ай бұрын

    ዎየየየየየየየ እዙ prank ዝበሃል ካብዝወርድ ፀኒሑኮ ከም ፋራ ከረሜላ

  • @yani730
    @yani7302 ай бұрын

    ያዳ መሕረር😂😂

  • @user-rb4yc7hc1q
    @user-rb4yc7hc1q2 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @alexanderalexander7126
    @alexanderalexander71262 ай бұрын

    ግን ያዳ ሓወይ ከማኽረካ ኮምድያን ዘይትኸዉን ናይ ብሓቂ ንተዋሳኣይ ክትከዉን ብቁዕ ኢኻ

  • @rfduv1457
    @rfduv14572 ай бұрын

    ኣይ ፈልጥኻስ ያዳ ግደፍ🤣🤣

  • @yodahie2114
    @yodahie21142 ай бұрын

    Yada ❤❤❤

  • @user-eu1wf7pp6n
    @user-eu1wf7pp6n2 ай бұрын

    😁😁

  • @TesfayWeldu-xg6td
    @TesfayWeldu-xg6td2 ай бұрын

    😅😅😅

  • @Vcinlv23
    @Vcinlv232 ай бұрын

    ❤❤❤❤😂😂😂😂😂😂😂

  • @maratalosow1741
    @maratalosow17412 ай бұрын

    😂😂😂 ግን ቭራንክ ዝብል ዩቱባት እይረአዩን ድዮም ።

  • @user-fk4ng7eb2r
    @user-fk4ng7eb2r2 ай бұрын

    😂😂😂❤❤❤❤Eir

  • @Asa-dv3gv
    @Asa-dv3gv2 ай бұрын

    😂😂😂😂❤❤❤❤❤

  • @rozar227
    @rozar227Ай бұрын

    ጠፍእክና ማኀዛይ

  • @user-lw8hw3fc7j
    @user-lw8hw3fc7j2 ай бұрын

    ኣብ ቀፃሊ ንሕሉፍ ኣለሙ ኣብ ቀፃሊ ኣቅርበልና በጃኻ🙏❤❤❤

  • @Almaz916
    @Almaz9162 ай бұрын

    😂😂😂😂

  • @TesakalgBerihu
    @TesakalgBerihu2 ай бұрын

    ወይ ያዳ ምንጪ ፍሽክታይ የኣክ ናዘርካ ዞም ስነጠበባውያናትና ወዲእካዮም ይመቸካ በቃ😂😂😂😂

  • @user-fr7py9tf5w
    @user-fr7py9tf5w2 ай бұрын

    🎉❤

  • @sarasarha7302
    @sarasarha73022 ай бұрын

    😂😂😂😂❤❤❤

  • @user-ox7zc8ey2c
    @user-ox7zc8ey2c2 ай бұрын

    ❤❤😂😂😂

  • @muleredagahmus1518
    @muleredagahmus15182 ай бұрын

    😂😂😂😂😂❤😂😂🎉❤❤❤

  • @Sadeeq-qs1md
    @Sadeeq-qs1md2 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @user-xm7qg5hf8y
    @user-xm7qg5hf8y2 ай бұрын

    😂😂😂😂😂❤

  • @user-jg4cx5nt1z
    @user-jg4cx5nt1z2 ай бұрын

    ያዳ መሕረር😂😂😂😢

  • @user-vd2mh5jo9y
    @user-vd2mh5jo9y2 ай бұрын

    😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤

  • @weyni12tube
    @weyni12tube2 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @tegamre3227
    @tegamre32272 ай бұрын

    😂😂😂❤

  • @mesijfgjvjcfzf6426
    @mesijfgjvjcfzf64262 ай бұрын

    😂😂😂😂😂😂❤

  • @user-qv5qn9pi9w
    @user-qv5qn9pi9w2 ай бұрын

    😂😂😂😂😂❤❤❤

  • @MikihailuhagosMiki
    @MikihailuhagosMikiАй бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @user-bn3om9pl4b
    @user-bn3om9pl4b2 ай бұрын

    😂😂🎉

  • @znawuhagoss9176
    @znawuhagoss91762 ай бұрын

    ❤❤🎉🎉🎉

  • @wawwww5364
    @wawwww53642 ай бұрын

    ❤❤😂

  • @user-pu8go6yl6f
    @user-pu8go6yl6f2 ай бұрын

    😅😅😅😅❤🎉

  • @user-lo8zt6db4m
    @user-lo8zt6db4m2 ай бұрын

    ❤️🥰😂

  • @user-jk1ys1xi2m
    @user-jk1ys1xi2m2 ай бұрын

    ❤❤😂😂😂😂

  • @user-sq9ve2eh3d
    @user-sq9ve2eh3d2 ай бұрын

    😅😅😅😅😅😅😅😅😊😊😊

  • @user-tz6nl3hu8u
    @user-tz6nl3hu8u2 ай бұрын

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

Келесі